👉 ንወላዲተይ ፀሪፋታ 😢ዘዕበክዋ ቆልዓ ከምዚ ክትኮን የተፀበኩይ 😡 ኣብክያትኒ 😭

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 28 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 509

  • @MediMed-v1
    @MediMed-v1 2 місяці тому +10

    ተጋሩዋይ ኑዑባ 20k ነእትዋ ልዛ ጅግና ሓፍትና

  • @TsgeAlem
    @TsgeAlem 2 місяці тому +5

    ማርያምን ሰሪሓትልኪ ኣርያመይ ሽኮር ከመይ ድየ ዝፈትወኪ ጎቢዝኺ ከዓ ምቅርተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ
    @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ 2 місяці тому +10

    ዋይ ሰርሐምልኪ ግን አነለ ምሳኺ ነብዐ😢😢

  • @NechiLove
    @NechiLove Місяць тому +6

    አቢየ እዛ ቆለዓ ደስ ኽትብል ኹሉ ግዜ ሕስኽያ ምፂ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @qahv5965
    @qahv5965 2 місяці тому +6

    ዊዒላትልኪ ኣቤዋይ 😂😂😂ግን ዛቆልዓ ደስስስስስ ክትብል ፅሪቲ ዓለም❤❤❤🎉

  • @Ddaert
    @Ddaert 8 днів тому +1

    ኣዲኣ ንዛቆልዓ ግን ዓድና ትምህር ነራ እና ኣቡሸይ ኣጆኪ ዛበተይ

  • @ፀባየ
    @ፀባየ 2 місяці тому +12

    ጎበዝ አያ ግን በኡነት ኣርያመይ

  • @زاا-ص4ق
    @زاا-ص4ق Місяць тому +6

    ናይባዕላ.ዪቲቭ.ክፈትላ.ይመችያ😂😂😂😂😂😂

  • @ሽምኪጥዑምእዩማርያመ-ኀ1ነ

    ኣቡሸይ ሰሪሐምልኪ ኣለያ ምስኣምንባዓ😢😢😢😢💔

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ 2 місяці тому

      @@ሽምኪጥዑምእዩማርያመ-ኀ1ነ ደምርኒ♥️

  • @MoreGoku-r7i
    @MoreGoku-r7i 6 днів тому +1

    ዋየየ ኣቡሽ ኣበኻኽያኺ ማራ መሕዘኒ በቃ ንውሽጢ ሕማቅ እዩ ኩሉ ንውሽጢ ከብድኻ ትበልዒ❤

  • @ሃዋክያንያስታግስልን
    @ሃዋክያንያስታግስልን 2 місяці тому +6

    ፅቡቅ ገይሮም አብየይ ክንደይ ማዓልቲ ማ

  • @AbiAbiHadgu
    @AbiAbiHadgu 2 місяці тому +10

    ኩሉ ግዜ ትምፃእ ትብሉ ❤🎉

    • @ኣሉሓበሻዊት1921
      @ኣሉሓበሻዊት1921 2 місяці тому

      @@AbiAbiHadgu ደምርኒ ክብረተይ

    • @AbiAbiHadgu
      @AbiAbiHadgu 2 місяці тому

      @ኣሉሓበሻዊት1921 እሽኒ ከመንቶ ኣቅምጥለይ

  • @Lemi-channel1
    @Lemi-channel1 2 місяці тому +13

    ተጋሩዋይ ፅሩያት ጥንስት እየዋ ሳብስክራይባ በሉለይ ደቅነይ ❤❤

    • @ሩታtubeቻናልሩታtubeቻናል
      @ሩታtubeቻናልሩታtubeቻናል 2 місяці тому

      ኡሺ. ሑቡየ. ንሰኪ ለ ደምርኒ❤

    • @TitiTube-o9r
      @TitiTube-o9r 2 місяці тому

      ገይረልኪ መልሲ እነ ማርያም ብሰላም ይምፃኣኺ ናተይ

    • @Lemi-channel1
      @Lemi-channel1 2 місяці тому

      @TitiTube-o9r ኣሜን ጋልነይ

    • @Lemi-channel1
      @Lemi-channel1 2 місяці тому +1

      @@ሩታtubeቻናልሩታtubeቻናል እሽ

    • @TselalomGere
      @TselalomGere 2 місяці тому

      ​@@Lemi-channel1ለሚ❤❤

  • @GhDh-x9x
    @GhDh-x9x 2 місяці тому +7

    ኣነ እዉን ምሳኪ በክየ ኣብዋይ😢😢 ኣርያመይ ምቅርቲ ብዘን ክዳንኪ ሃይስኩል ት/ቲ ኣዘኪርክኒ😢😢 እና ኣርያም ኩሉ ጊዜ ትምፃእ❤❤🎉🎉

  • @SaMeera-e1e
    @SaMeera-e1e 2 місяці тому +9

    ኣድያም ቆንጆኩሉ ግዜ ትምፃእ

  • @Frutgalagame
    @Frutgalagame 2 місяці тому +5

    😂😂😂አቤ ዋዕሮ ዓባይ ሰብ ለባም ፣ዓቃል ፣ አይዞኪ😢😢😢ልአኪ ካሕሳ እምበር ንብዓት አይግበአክን ነቢዕኪ አንብዕክኒ😢😢😢

  • @AaAs-ns7sx
    @AaAs-ns7sx 2 місяці тому +7

    አረ ኣርያም ኣይትድገምይ👌
    ኣቢዋይ ምሳኪ በክየ😢

  • @NestanetSelmon
    @NestanetSelmon 2 місяці тому +5

    አረ አሩ አየትደገሚ😍😍😍😍

  • @Tsega-ent-27
    @Tsega-ent-27 2 місяці тому +7

    ገና ከሕርረኪ እየ 😢😢በካይት

  • @ጓልሃገረትግራይ
    @ጓልሃገረትግራይ 2 місяці тому +5

    አብየይ ምቅርተይ አንብዒክኒ ክብረተይ ብሓቂ ምስ አነእምበይተካ ምዕባይ ሕንቅቅ ኢልካ ኢካ ትባፅሕ እነዊተይ 😢

    • @TitiTube-o9r
      @TitiTube-o9r 2 місяці тому

      ​@@FutsumTube4236ደምርኒ ደሚረኪ እየዋ ውዴ

  • @azmeratesfay6675
    @azmeratesfay6675 Місяць тому +1

    Ewuy aneles bkyat ya besemam❤❤❤❤❤❤ ymochikum

  • @GooklGookl-gg3fb
    @GooklGookl-gg3fb 2 місяці тому +3

    ዊይ አዶ በደካ zmexkagn ❤️❤️❤️❤️

  • @Slamh-qv4gm
    @Slamh-qv4gm 2 місяці тому +7

    ሽኮር ዝኮነት ቆልዓ ኹሉ ግዜ ንዒ❤♥️❤💝

  • @sarayan525
    @sarayan525 2 місяці тому +4

    ዊይ አቢየይ ፀላኢኺ ይንባዕ 😢😢

  • @ቲቲጋልትግራይARየኔምርጦች

    ማርያምን ሰሪሓትላ 😢😢😂😂😂❤❤❤

  • @ህርምላ
    @ህርምላ 2 місяці тому +7

    20Kንብፅሕየ አሕወተይ🎉ወይ

  • @delinad568
    @delinad568 Місяць тому +4

    ማራያምን ምሳአ ነቢዐ😢😢😢😢😢😢😢

  • @wxaz2839
    @wxaz2839 2 місяці тому +7

    ወይ ጉድ😂😂 ኣቢተይ ሓንቲ ሕቶ ክሓተኪ ተገድስኪ ክትምልሰለይ ብትሕትና ይሓተኪ ሀፍተሽ tdf ጋደኛሽ ይትብ ተቀላቂሉ ኣሎ ሪአየሞ ፕረክ ገርኪ ኣምፅእልና በዛለይ ሊንኩን ኣብታሕቲ ኣቅምጥሉ ምትብባር ናታቱኩም አይፈለየና 🙏🙏🙏

  • @FanaYBRah-hq8cw
    @FanaYBRah-hq8cw 2 місяці тому +5

    ኣብየ ለዋህ ቃደማኪ😔❤️ ግን ፅብቅ ገወርኪይ😁

  • @ነኝየተዋህዶፍሬ
    @ነኝየተዋህዶፍሬ 2 місяці тому +7

    ምስ እነበይትካ ምዕባይ ኮ ሕንቃቀ መልኡ እዩ ምቅርተይ❤❤

  • @ዊንታና
    @ዊንታና 9 днів тому +1

    ተግልቢጣ ጉድ ጌራታ 😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @KusuTasefy
    @KusuTasefy 2 місяці тому +5

    ሰሪሐምልኪ😂😂😂

  • @KmKm-ut4ec
    @KmKm-ut4ec 2 місяці тому +4

    ኣነውን ምሳኣ በክየ ኣብዋይ ትዕግስትኪ ግን ከይኣድነቅክዎ የሓልፍን ኣነ ተዝኮን ግስም ከብላ ነይረ❤

    • @ኣሉሓበሻዊት1921
      @ኣሉሓበሻዊት1921 2 місяці тому

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

    • @TitiTube-o9r
      @TitiTube-o9r 2 місяці тому

      ደምርኒ እምበይተይ​@@ኣሉሓበሻዊት1921

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh 2 місяці тому +4

    ኣብየይ ናዙዕ❤😂😂😂ሰሪሐምልኪ😂😂

  • @ethiopiaislovelove9620
    @ethiopiaislovelove9620 2 місяці тому +6

    ክትሽኩር ኣድያመይ❤❤❤❤

  • @tsigedesta-qz3ph
    @tsigedesta-qz3ph 2 місяці тому +6

    20k ነብፀሓያ ን ኣቤ

  • @Weldhse-h3s
    @Weldhse-h3s 2 місяці тому +3

    አቤሽይ ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @NestanetSelmon
    @NestanetSelmon 2 місяці тому +4

    አርያምየ እበይተይ❤❤❤❤❤❤

  • @سلامهالسلامه-غ9ب
    @سلامهالسلامه-غ9ب 2 місяці тому +7

    ክክክ ሰሪሓትላ😂😂😂😂😂

    • @ኣሉሓበሻዊት1921
      @ኣሉሓበሻዊት1921 2 місяці тому

      @@سلامهالسلامه-غ9ب ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ

  • @LEMLEMTSEGAY-x9l
    @LEMLEMTSEGAY-x9l 2 місяці тому +4

    ተጋሩዋይ ፅርያት ደምርኒ ❤

  • @TrhasDad
    @TrhasDad 2 місяці тому +1

    Prankom 😂😂😂😂😂ay abiy Shikorr abkikeni Neay Ewen euffff yena Marr kexebek Galki eya temesel zekone zemesasel melke enaken temoceyeki habibiti ane

  • @AbiHh-k6t
    @AbiHh-k6t 2 місяці тому +2

    ዋይ እረ ይመችያ❤🎉🎉🎉

  • @ፅልልቲእየBTDF
    @ፅልልቲእየBTDF 2 місяці тому +1

    አረ ዛቆልዓ ይመቸያ ኽትሽኩር ኣቤዋይ ሰሪሐምልኺ ልቃሕኺ ምለሲ❤❤❤❤❤

  • @desta-hu5gz
    @desta-hu5gz 19 днів тому +1

    ሰሪሓትላ ሽኳር ልኳነት ቆልዓ❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ያሃብክን❤❤

  • @YordanosMahari-gr9gg
    @YordanosMahari-gr9gg 2 місяці тому +2

    Maryamn msaki neba😢
    skorat❤🎉

  • @ZenebeshLema
    @ZenebeshLema 2 місяці тому +5

    ሰሪሓትልኪ ኣቤ ሽኮር 😁❤❤❤

  • @SndayoHagos-r6e
    @SndayoHagos-r6e 2 місяці тому +5

    Dmrani ahwat ❤

  • @Akezaabrha
    @Akezaabrha 2 місяці тому +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣብሸይ ቆንጆ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @hgfgghgvjggf9916
    @hgfgghgvjggf9916 2 місяці тому +4

    ክትሽኩር❤❤❤

  • @መሪኣዶእየሩስ
    @መሪኣዶእየሩስ 2 місяці тому +7

    ደሙሩኒ ተጋሩዋይ❤

  • @AbiAbiHadgu
    @AbiAbiHadgu 2 місяці тому +4

    ብሓባር ደምርኒ ተካታተልቲ ኣቢ🎉

  • @MebrhitTeklay-z1z
    @MebrhitTeklay-z1z 2 місяці тому +4

    ኣቤዋይ ማዓረይ ኣሕዚነትኒ😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ليلى-ص9و
    @ليلى-ص9و 2 місяці тому +3

    ሰሪሐምልኪ ኣብየዋይ😂😂😂

  • @Hayat-n7k
    @Hayat-n7k 2 місяці тому +3

    ከምዚ ኣጋጢሙኒ ኣነ😢ብሓቂ ብክይ ይዉዕል ኣቤዋይ ከርተት ኢልካ ተዐብሞ😢

  • @Jayed-he3bf
    @Jayed-he3bf Місяць тому +1

    ኣቤየይ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @jfsf4802
    @jfsf4802 2 місяці тому +2

    ክትሽኩሪ ዛቆልዓ 🎉❤

  • @تلله-ش5ص
    @تلله-ش5ص 2 місяці тому +5

    ዋይ አብየይ ብራክ እየ ሓስበዮያ😂😂😥

  • @muneraalmeri
    @muneraalmeri 2 місяці тому +1

    ውይ ኣቢየይ ከማየይ ኢኪባ ለዋህ ግን ዓይኒኪ ቀዲሙኪ ወለላይ😢ኤህ❤

  • @HdKb-b7c
    @HdKb-b7c 2 місяці тому +3

    ጉድ ገይሮምኪ ንባዓልኪ❤🎉😅

    • @TitiTube-o9r
      @TitiTube-o9r 2 місяці тому +1

      ደምርኒ ደሚረኪ

  • @MariChannel-h5o
    @MariChannel-h5o 2 місяці тому +4

    ኣቡሽ መሕረር 😢😂❤

  • @አርሞምወርቅውእቱ
    @አርሞምወርቅውእቱ Місяць тому +1

    ደሙርኒ ፍቅራተይ❤❤

  • @TtYy-pi6wk
    @TtYy-pi6wk 2 місяці тому +2

    ሙቁራተይ❤❤❤

  • @AbiAbiHadgu
    @AbiAbiHadgu 2 місяці тому +4

    ኣቤዋይ ኣሕዝናትኒ እፍ ምዓረይ😢🎉

  • @Aridkaridk
    @Aridkaridk 2 місяці тому +2

    ውይማዓረይ🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ግዘ
    @ግዘ 2 місяці тому +3

    ምሳኺ በክየ ዉይ😢😢🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z 2 місяці тому +4

    ኣብየ የነ የዋህ ሰሪሕኹምላ😢 ቀልዓኣባ ምግባዛ❤🎉

  • @ፋኒጓልትግራይ
    @ፋኒጓልትግራይ 2 місяці тому +2

    ውይ ማርያምን ዛቆልዓ ግን ምልባማ🥺💖ሽኮራተይ😘😍😘

  • @عليعبده-ش9ر
    @عليعبده-ش9ر 2 місяці тому +2

    አቢየ የዋህ❤❤❤

  • @aaaabbbb3894
    @aaaabbbb3894 2 місяці тому +2

    ሰራሓትላ ዛሽኮሪና ቆልዓ
    ኣቤ በኺኺ ኣብኪኽና ኡፍ

  • @HdhdhHshdh-hg3hc
    @HdhdhHshdh-hg3hc 2 місяці тому +5

    ኣቡሸይ ብጣዕሚ ኣሕዚኽኒ በስምኣም

  • @bryEthup
    @bryEthup Місяць тому +2

    ማዕረይ😂😂❤❤

  • @ጓልኣሉላyoutube-r7u
    @ጓልኣሉላyoutube-r7u 2 місяці тому +3

    ኣብየይ ፃላኢኪ ይንባዕ እፍ እስቲ 20 ነብፀሐያ ታጋሩ🎉🎉

  • @MeriGeretsadik
    @MeriGeretsadik 2 місяці тому +3

    ❤❤❤❤yene marr

  • @AbiAbiHadgu
    @AbiAbiHadgu 2 місяці тому +3

    ሰሪሕካላ😂😂❤

  • @daxdfsd6443
    @daxdfsd6443 2 місяці тому +1

    ኣብየዋይ ሰሪሐምልኪ ግን በክያ ኣሕዝነሰትኒ❤😢

  • @AKI-o5t1e
    @AKI-o5t1e 2 місяці тому +1

    Omg 🙆‍♀️🙆‍♀️🙆‍♀️
    ኣቤ ትበልዕኺ 😂😂😂😂😂
    ወጨፎ ልኾነት ቆልዓ 😂😂😂

  • @SenaytNahu
    @SenaytNahu 2 місяці тому +2

    ውይ ኣቤ መዓረይ ናይበሓቂ ኣሕዚንኽኒ

  • @ZFANMEKONEN
    @ZFANMEKONEN 2 місяці тому +1

    አብየዋይ የጋጥም እዮ ይገርመኪ እዮ.ነገረስ ብክያት ያ

  • @jfsf4802
    @jfsf4802 2 місяці тому +2

    ሰርሓትኪ ኣቢዋይ😂❤❤

  • @ShewitTesfay-i9g
    @ShewitTesfay-i9g 2 місяці тому +2

    ፅቡቅ ገበርኺ ዝያዳይ

  • @Abi-bj8qv
    @Abi-bj8qv 2 місяці тому +3

    ንቅሕቲ❤❤❤❤❤😂 ንፍዕቲ

  • @R00bii-u1n
    @R00bii-u1n 2 місяці тому +1

    ሰሪሓትልኽ ባ😂😂😂😂❤❤❤

  • @GgG-zr5db
    @GgG-zr5db 2 місяці тому +3

    ኣብዋይ ኣሕዝናትኒ ዋይ 🥹🥰

  • @HadasTedros
    @HadasTedros 2 місяці тому +3

    ሓዚ በሊ ኣብየ 😂😂😂

  • @محمدالحديدي-ه3ف
    @محمدالحديدي-ه3ف 2 місяці тому +2

    ሰሪሓትልኪ😂😂😂😂

  • @ቲቲቲቲ-ሐ5ጠ
    @ቲቲቲቲ-ሐ5ጠ 2 місяці тому +2

    ወይ አበዋይ አሕዝንትን😢

  • @bsrathadera3381
    @bsrathadera3381 2 місяці тому +1

    ፅቡቕ አቤ 😅😅😅 ሕዚ ተገኒኪ ❤🎉

  • @AmanuelGebrenegus
    @AmanuelGebrenegus Місяць тому +2

    ማዝራ ክ ❤❤❤🎉🎉

  • @danielWeday
    @danielWeday Місяць тому +1

    ኣብይ ተገምጥላትክይ ፍቕርይ ከኣ ርእና በትይ ሓደ ወገን

  • @KsaKsa-cm8lq
    @KsaKsa-cm8lq 2 місяці тому +3

    ሰራሓትልኪ😂😂😂😂😂

  • @MiliMili-k6z
    @MiliMili-k6z 2 місяці тому +2

    ዋሕጥያ ኣብዋይ❤

  • @SalomonTesfay
    @SalomonTesfay 2 місяці тому +3

    Nfieti

  • @Hayim8970
    @Hayim8970 2 місяці тому

    እፍፍ ሰርሓትልኪ እባ ኣብክያትኒ 😢😂❤❤የኔ ቆንጆ ❤️🥰❤️

  • @Temeseganamelak
    @Temeseganamelak 11 днів тому

    ማራያምን ምሳኣ ነቡዐ❤❤❤❤

  • @HdFgy-m4v
    @HdFgy-m4v 2 місяці тому +1

    ኣርያመይ ፍቅር

  • @LiliMobileshop
    @LiliMobileshop Місяць тому +1

    ኣቢየዋይ😢😢

  • @SurprisedJellyFish-bp5cf
    @SurprisedJellyFish-bp5cf 2 місяці тому +2

    ኣብየዋይ ኣሕዝንኽኒ😢😢😢❤❤❤❤❤

  • @ራየተይት
    @ራየተይት 2 місяці тому +2

    ምስክን

  • @HdKb-b7c
    @HdKb-b7c 2 місяці тому +3

    ሰሪሓትልኪ ኢያ ለማዓንቲ😂😅😁

  • @ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ
    @ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ 2 місяці тому +2

    ካምዚኣ የላይ😂😂😂