Definitely true story We work hard day and night. We help our families every time when they asked for help. We sent them what they needed. They didn’t appreciate you. They think money is growing on the street. They never thinking how you sacrificed to bring money working hard day and night . Very interesting. Thank you I hope people understood . Very good drama ❤️❤️❤️🙏🏽🇪🇷
ኣዝያ ረዛን መልእኽቲ እያ ኣብ ስደት ዘለና ብሕልፊ ነዊሕ ዓመታት ዝገበርና ዕድሜና ዶሞዝና ርሃጽና ዓጽምና ከይተረፈ መጼሙና ቆርጢሞምና እዮም ቤተሰብና ትደክምን ትሓምምን ከማን ኣይመስሎምን እዩ ስለዚ ኣብ ኤሪ ቲቢ ኩሉ ሰብ እንተዝሪኣ ጽቡቅ ኔሩ ሓላላተይ
Nay Behaki ane wn asmirela aleku bro 👊
Brother etiy zebelexe neger seab krese xebuk zegeberkayo god gen zeyrese mekanu eiyou ❤
I'm so proud of you our culture is very great Eritrean people have special respect ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Ezom nay wexai ke dea yhamu diyom 😂😂😂😂. Ayerieki ewe nhamm. Bi hawela lbna nhamm deki riemey 😂😂
Definitely true story
We work hard day and night. We help our families every time when they asked for help. We sent them what they needed. They didn’t appreciate you. They think money is growing on the street. They never thinking how you sacrificed to bring money working hard day and night .
Very interesting. Thank you I hope people understood .
Very good drama ❤️❤️❤️🙏🏽🇪🇷
ጽቡክ ስራሕ ግን ኣነ ትገርመኒ ነገር ኣላ ዝኮነ ፍልም ብመጽናዕቲ ኣይትገብርዊን ኢኹም ምኽንያቱ ኣብ ደገ ዘለና ኩሉ ዘልና እዩ ዝመስለኩም ኣብ ደገ ዝነብር ኣብ ዓዱ ገዛ ይገዝእ ብዙሕ ገንዘብ ንስድራ ብዙሕ ይሰድድ ኣብ ጽብቕ ዝነብር ገርኩም ኢኹም ተምጽእዎ እቲ ሓቂ ግን ንሱ ኣይኮነንን በንጻሩ እይ ስለዚ በጃኹም ሰብ ኣይተጋግዩ ስድራና በቱ ትሰርሕዎ ፊልም እየም ዝኸደዎ እቲ ሓቂ ግን ንሱ ኣይኮነን
Nay Bahaqi Hasab
እዚእስ ንዓይ ኣጋጢማትኒ ኣነ ሂወት ከድሕን ካብዘይብለይ ራሻይዳ ሒዞማ 450 000 ( ሽሕ ) ከፍለ ኣውጽእየያ ሕጂ ሽወደን ኣላ ጎል ሓወይ እያ ዝገርመኩም ሰላም ናይ እዝጋቢሂር የብለይን ብሓቂ ተንኪፋትኒ
Ajoka xbuk gierkala nsa wn ktlbm beta zgeberka xbuk kabaka nlaeli thasb ya ngieze gdefo
Ajoki egziaebiher khgzeki eu 🙏🙏❤
ደሓን ብኣምላኽ ክትፍደዮኻ ኣጀኻ
ብጣዕሚ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ደስ ትበል ድራማ ኣምላኽ እድመን ጥዕናን ይሃሞ
በጃኹም ኣብ ኤሪ ቲቪ ኣቅርብዎ ዝርድኣና እንተረከብና
Nay behake meharetn ewanaweten serahi eya kulu serahekum betame eye zeftewo kemzea guru gen autenkfenen emo nekulatkum Amelak edemen tenann yehabkum we love you deki Ereyy 🙏♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷
ብሓቂ ፍቅራተይ ፅብቅ ትምህርቲ ጽብቅ ወስድና ኣብ ስደት ዘለና ብኣሕዋተና እና ንድሕርት ንምለስ ዘለና ብሓቂ ምብራተ ብርሃን ገዛ ንኩሉ ኣብ ሓዲሩ ከማኪ ለባም ስበይቲ ይሃቦም ንኩሉ ስብ ፍኑስ ገዛ ደማ ብሓቂ ሓሳብኪ ፅብቅ ስናይ እዩ ናበይከ ኪዶም ንንባዓል ኣቤል ወታከ ንማርካዶ ከይዳ 😅
❤❤❤❤ bakum tekahisna ember. Ewe bado terifna neqetom ygedd.
Mebraty 😁woereja ngesit 👸🏽👩👧👦sedera 💐💐💐💐🇪🇷hakukum msatena selam anbulomn ielena
Very interesting.. good culture😀😎 and good manner.well done.keep it up!!!!
ሓቂ ሓዘል መምሃሪ ነዞም ስሱዓት ኢያ፣ ክበሩ ንበሩ ደረስቲ ኣዳለውቲ ስነጥበባውያን ደቂ ኤረይ❤❤❤❤❤😂
My favorite show
ወዛ ምስ ቁምነገር ዳ ዶቦጭ ኩሉኹም ብሙሉኹም ተዋሳእትና 💯💯💯👍👍👍
you should show this in ERI-TV PLEASE
ናይ ልበይ
👍
Wellcome fanus geza 🇪🇷❤❤🥰🥰
ብምቅዳም ሰላም አንቃዕ ዳሓን መጻኹም ብምቅጻል ብጣዕሚ ማሃሪትን ኣዛናጊዕትን ናይ ባሓቂ ሰብ ኢሎሞ ኣጆኹም ቀጽልዎ
ኣነን መሰልተይን ፊልም ናይ ሃገርና ንርኢ ንኽልተ ዕላማ እዩ።
1: ክንመሃረሉን ክንዛናጋዓሉን
2: ብምስሊ ነታ ንናፍቓ ሃገርና ክንርኢ።
እንታይ እሞ ዋጋ ኣለዎ: ነቲ ክንርእዮ ዝግበኣና ኣከባቢ ብፍላጥ እንዳ ኣደብዘዝኩም መከራና ኢኹም ተብልዑና። ንነገሩ ናይ ሎሚ ቁሩብ ይሓይሽ: እቲ መብራትን ዓንዳይን ዘዕልሉሉ ዝነበረ ቦታ (ገዛ ባንዳ ጥልያን) ኩዕሶ ክንላፋዓሉ ንውዕል ዝነበርና: ዘዕበየና ገዛውትና እዩ። ንዕኡ ምስ ረኣኹ ከመይ ተደናፊቐ መስለኩም። ኤፐ!
ውውውው ብልጽቲ & ማሃሪትን ❤❤❤❤ቀጽልዋ❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
Nayzi Kelbei Shmu Bobii❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉
ነዞም ዝበልዑሉ ጻሕሊ ዝሰብሩ ጽብቅቲ መምሃሪት እያ ቀጽልዎ ስድራና
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
ናይ ብሐቂ መሀሪ
እንቃዕ ብደዝሐን ነጻኩም ብሩካት❤❤
🇪🇷🇪🇷✊✊♥️♥️
Waww nay bahakie mehariet
Yes❤
እስከ ኣረድኡልና ከምኡ ጌርኩም።ካብ ገረብ ቀንጢብና ንሰደሎም ዩ ዝመስሎም።
Wow edmen tiena yhabkum Shikorinatat family ❤❤❤❤❤❤
Nay behaki meharit
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
This is our life
ልክዕ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
Ingera izgie ❤ meret zeywedk zerba
True
ብሓቂ ምሃሪት ብፍላይ ኣብ እስራኤል
❤❤❤👌👌👌
Right
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
👍👍🥰🥰🤙🤙
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🌹👍
Ab er TV akrbwo xbuk. Melktie eu kulu kmeharelu bthterfe thanks
ጽብቅ መልእክቲ እዩ። ነዞም ዕዳና ዝረሳዕና መዛካከሪ ኮይነና ኣሎ
Eza frdi nayza shikorinan hlnawitn xbqhti frdi eya
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
10:03 😂
Eri TV please 😮
Senay melekti eu❤❤
Wawwww❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Good job 👍
Winta nabey keyda and Helu wellcome
Merhaba 💯♥️💯🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷
Nay bhaki mharit
merhaba deki erey ikna dahaki metsakumi 🥰🥰🥰❤💚💙💛 👍🐫🐫🐫🐪🐪🐪🍀🍀🍀🍀🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌼🌼🌼🌼🌼🌺🌺🌺🌺🌺💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌴🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌿🌿🌿🌿☘☘☘☘🍀🍀🍀🍀🍀🍀🌻🌻🌻🌻🌼🌼🌼🌼🌺🌺🌺⭐⭐⭐⭐⭐⭐
Behake hakena zekonet meharit felm edmen teenan yehabekum
❤😂🇪🇷
😊😊😊😊😊❤❤❤😂😂😂😂
ናትና ኢልካዶ ሄር ይበሃል ፅግዕተኛታት
😂😂😂😂
Entya Yemktki
Nay behaki .
ሰላም ብመጀመርያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ብምቕጻል ናይ በሓቒይ ብሉጽን ንጹሩን መሃሪ መልእኽቲ'ያ ቀጽልዎ ኣጀኹም
ወይ ጉድ !!! ኢሱ ተንበነታይን እቶም ሓሙሽተ አባላት ቤት ጽሕፈት ፕረሲደንት ፣ከምኡ ውን መብዛሕትኦም ህግደፋውያን መበቆሎም ካብ ትግራይ ክነሶም ፣ ነቲ ወደባት ዓጋመ ኪብልዎ ይውዕሉ። ንአዳም ገረሞ። 😊
Fanus geza neyew belya aza xelam Mendile reasi.
Welcome ❤❤❤🎉
Nay. Behkey. Efffff. 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔Ane. Kabeze. Deram. Eye. Beteseb. Mehegaze. ✔️✔️✔️✔️✔️✔️✔️💯💯💯💯💯💯💯💯👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍Tesbek. Serah. Tesbekeye. Naybehakey. 😭😭😭😭😭😭😭
Wellcome ❤❤❤❤❤❤
ኩሉ እተቕርብዎ ምደብ ንኡድ።መሃርን ኣዛናይን።ባባ ዓንዳይ እታ መናፈሻ ትብል ቃል ግን መናፈሲ ቦታ ክትብላ ምሓሸ።መናፈሻ ኣምሓርኛ ስለዝኾነ።
Belih Ab Hgerna ayften eyu kyeser kem zteasru km bal tweded
እንቃዕ ብድሓን መጻእኩም ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🙏❤❤😍👌👍🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ኢዝኣስ ገይጋ መልእክቲ ኢያ ኢዞም ሕጂ ዝተሰደድና ኢባ ከፍእና ብፍላይ ኢዞም ናይ እስራእየል
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍😍👍👍👍👍👍👍
Eri tvi please
ኣይትሓዙለይ ኣነ ንግርማይን ንጆንሜራ ኽርእይ ኢለ ብጣዕሚ እየ ዝኻታተላ እሞ ንፉዓት ኢኹም ግን ኹሉኹም።
Agedasitn ewanawitn kifal bitami des tebel melakti
Xubuk film ❤❤❤❤Wenta ke dea ❤❤❤❤❤❤
ሎሚ ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ ሰሪሕኩም አብ ኤርትራ ከመይ ዘበለ ገዛ ዘለዎ ሐውካ ነቲ ወላሐደ ዘይብሉ ካብ ደገ ዝመጸ ሐዉ ነቲ ዓቅሙ ዘፍቀዶ ዝሃቦ ከቃልሎን ከናሽዎን ኢካ ትሰምዕ ክንዲ ንዓካ ኩን መእተዊካ ግበር ንሕና አለና ዝብል ሐዘን ይኩን መርዓ ትሕግዞም ግን ፍጺም ዘየመስግኑ
Zeymhab telamed amlak bkemzi hatyat aykoxrelkan u teleka bhlna dkatatt ab da maryam Asmara dyom ab kalaot aedtatna alewu habom wala 1 nakfa tkun txedkela zemedey hawey hatney zbl dhrit u zterff
እዛ ፊልም፡ብ ኤሪ ትቪ ክትማሓላለፍ ኔርዋ፡ ቡዙሓት ሰባት ብሰንኪ ከምዚ ዝመሰለ ነገር ኣብ ሽግር ኣትዮም ኣለዎ። ብፍላይ ብ ኤርትራ ዘሎ ህዝብና ተ። ኣዝያ ማሃሪት ስራሕ።
ከምዚ ናይ ሎሚ ምሃርን ኣዘናጋዕን መደብ ኣቅሩብልና please
ኔው በልዎ እዚ ሓንሳእ ጉጥያ ተቅርብዎ መደብ 😮
Kulu gize buluxi srahi eikum tekebu nay lomi kea zbelexi nebsna kinftishi geruna
Mehferat Abon wedn kmatelu Ezi Ab Erey eyu hkukum nska warsay ento konka Abka ykalo khdgeka ykel eyu
*Izi qal Amlak abzey botiu ayeteitiwiwo zeytexahife aytemixiu.
* xibuq sim kab burur werqi zibil qal yelen alo inte koyinu kea mirafin tiqisin abza comment xihafelna derasi.
እቲ ከልቢ እንታይ ኢልኩሞ ኢኩም ኣምጺእኩሞ ሕማም
Ewae ehi enty mo shger alewo
ኩሑሰይ ፉሉጥ ከልቢ የፉርሓካ'ዩ 😂😂
Abay temherti eya miherkum zelekum nkedem atewe kebri yxuro mealkum haderkum keman ayblukan kem selaetom yreyuka ::
ዶቦጭ ዝባሃል ሰብኣይ ኣማሓይሽዊ
።
btaemi agedasit topic ab hbretesebna bbzhi zegatm zelo mkh'had ab xegemka temberkika tlmn ms rehaweka dma kulu ztegeberelka mrsae trah zeykone axmi zsebr zereba mzrab btaemi zreayelu zelo ewan eyu mo i hope ezi'a comedy hagazit ktkewn
Wts to much AD
ህዝበይ ኣይትተሃመል እዚ ህግደፋዊ ሕንሒ ወይ መርዛም ፈላላይ ቅዲ ነቲ ሕማም ርእሲ ኮይንዎም ዘሎ ንኡስ ወለዶ ብርጌድ ንሓመድ ንምውቃዕ ዝኣለምዎ ተንኮል እዩ ብዓቢኡ ነቲ ብዘይ ሕጋዊ ምሕደረኦም ዝማስን ዘሎ ህዝብና ድኣ ገለ ዘይገብሩ
ወይ ጉድ !!! ኢሱ ተንበነታይን እቶም ሓሙሽተ አባላት ቤት ጽሕፈት ፕሩሲደንት ፣ከምኡ ውን መብዛሕትኦም ህግደፋውያን መበቆሎም ካብ ትግራይ ክነሶም ፣ ነቲ ወደባት ዓጋመ ኪብልዎ ይውዕሉ። ንአዳም ገረሞ።
Eway dnqurna,nsom si bhager eyom zhasbu
ኣርእስቲ ካልእ ዩ ዘሎ።ደጊምካ ስምዓዮ።
@@ግዜፈራዲ አንታዞም ህግደፋውያን ፣ ብሓቂ እባ ምህሮን አእምሮን ሕልናን የብሎምን። አውራጃ ዓጋመ አብ ማፕ ተሳኢላ ክነሳ ፣ዓጋመ ዝጽዋዕ ኩሩዕ ህዝቢ እናሃለወ ፣ዓጋመ አብ ስነ ጽሑፍን ፣ደርፍታት ፣ቲሸርት እናተረኽበት ፣ዓጋመ ከም ጸርፊ ክትጥቀምሉ? ድንቑርና ምስ ዓሰተ አእጋራ ዝብሉኻ ከምዚዩ።
Too much
ሓወልቲ ሺዳ ኣበይ ኣትያ ? እቲዝገርመኩም ደገፍቲ ህግደፍ ዲማ ኣብ ኣብ ደገ ኮንጎ ( ሺዳ ) የዘዉትሩ ንምንታይ ዲኣ ጌርካዮ ኣብ ዓድና ማዳን ካሎን ገድኢፍልና ሒጂ ዲኣ ንምንታይ ኣሰኪሑና ኔሩ እዩ ተበልካዮም ወዮ ኣዉደልደልቲ ንሲካ ሃገራዊ ኣይኮንካን ይብሉካ ኣፎም መሊኦም ። ሓቒ ተሊዎም ነቲ ዝድግፍዎ ህግደፍ ኣበይ ኣላ እታ ሓወልቲ ሽዳ ሓቲቶሙላ ኣይፈልጡን ።
ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሉሉ ግን አዚ ናይ ደገ ነገር ብጣዕሚ ኣጋኒንኩሞ እዛ ዘለናያ ዘይ ኮነትን ወይስ ካልእ ደገ ኣሎ እዩ
Sbuk medeb ajokum🙏hanti khatekum ykreta eza drama nay mias diya mkniyatu sahay gnbote sene sle zdemakula
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️