መልሲ ንሓውና ሞጌ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 15 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 159

  • @yohanaembaye9040
    @yohanaembaye9040 3 дні тому +10

    ዋውው ቢኒ ሓወይ ብሩኽ ቅኑዕን ብሱልን ኣዘራርባ ኣምላኽ ይባርኽካ,,,ንስኻ ብሩኽን በረኸትናን ኢኻ,,,,ከይተኸልከልካ ኣብቲ ዘለኻዮ ዕዮ ጽናዕ ንጎይታ የሱስ ጥራይ ሕዋስ ብዘይብሉ መመሊስካ ስበኮ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @EducationalAl
    @EducationalAl 2 дні тому +5

    ቢኒየ ሐወይ ናይ ልበይ ❤❤❤❤❤❤ ቀጽሎ እዚ ሞጎስ ዓጆዉጀዉ አብዚሑ አሎ ሕጂዉን እቲ ሎኀ ጌሮሞ ዘለዉ ንቃወሞ ኢና 1000000000%%%%%%%%%

    • @yordieyasu187
      @yordieyasu187 2 дні тому

      Really

    • @merrytsegay8121
      @merrytsegay8121 16 годин тому

      @@EducationalAl ati logo ako neana netom deleyti fthi anber netom degfti nayti xere Eritrea zkone srat aywklekomn aye slezi eina kea logona zfelena

  • @amanuelhabtezghi3470
    @amanuelhabtezghi3470 3 дні тому +7

    ቢኒ ሓወይ ኣጆኻ፡ ስምካ ምስ ተላዕለ ሓዚነ፡ ኣጆኻ ንእሽተይ ኢኻ ብዙሕ ትሰርሖ ኣሎካ

  • @kalkidanteklehaymanot4828
    @kalkidanteklehaymanot4828 3 дні тому +4

    😂😂ኣብኡ ኣምሓራይ ኣዲኡ ትግራወቲ ምትክ ቢኒ ሓወይ ፅቡቅ ታይ ችግር ኣለዎ ትግራዋይ ተኮንካ ❤❤❤ብዝኮነ ሽኮራት ኣሕዋትና ንሕና ፓለቲካ ንዓና ኣይፈላልየናን ኣሕዋት ኢና❤❤ዝኮና ንኩን

  • @weynits571
    @weynits571 10 годин тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤🎉❤🎉❤❤🎉❤ ዘበንካ ይባረክ ይለምሊም ብሓጎስ አንዳገልገልካዮ ንጎይታ

  • @Merii25
    @Merii25 3 дні тому +5

    ህድእ ኢልካ ምዝራብካ ጥራይ ን ክሰምዓካ ዓዲሙኒ ❤🙏🏼 ተባረኽ

  • @TsedalGhebrehiwet
    @TsedalGhebrehiwet 3 дні тому +2

    ሓቒ ጎይታ የሱስ ይባርካ ከም ዕድሜኻ ዘይኮንካ ለባም መመሊሱ ጸጋ ኣምላክ ይብዝሓልካ ንዓኻን ነዴኻን ንዓሌትክን ቤእሰብካን ይባርኽ ምእታውካን ምውጽእካን ይባረክ ኣሻሕ አእላፍት ኩን ደገ ጸላእትኻ ውረስ

  • @weynits571
    @weynits571 10 годин тому

    በጃኻ ጽፍፍትን ብትሕትና ዝተመልኤ ቃል ስለዝመልስካሉን ቢኒ ሓወይ ዝመኸርካዮን አኹልዩ ወንገልካ ጥራሕ ስበኽ ብጸሎት ንበርትዕ ድያብሎስ ግዚኡ ፈሊጡ ከምዝጉዝም ኣንበሳ ከምዝብልና ቃል ኣምላክ ንሕና ዊን ግዜና ነላሊ ጎኢታ የሱስ ኪፈርድ ክመጽአ ኣብ ኣፍደግዩ ንህዝብናን ከባቢናን ንወንጌል ንጓየይ ካብ ናይ ዘልኣለም ሲኦል ኣምሊጥና ከነምልጥ ንስኻ ናይ ብሓቂ በርኸትና ኢኻ❤🎉❤🎉❤🎉 ኣምላኽ ጸግኡ ኣብ ልዕሌኻ የንጀርብብ

  • @temesgenisaak5308
    @temesgenisaak5308 3 дні тому +10

    ቢኒ ኣብዚኣ ግና ነቶም ዓመጽቲ ን ሕና ኢና መንግስትና ዓማጺ ኣይኮነን ዝብሉ ፖስተራትን ሃዋርያትን ሓንቲ መዓልቲ ብዛዕቦም ትጋገዩ ኣለኩም ኢልካ ኣይትፈለጥን ነዛም ኣመንቲ ን ፍትሒ ዝቓለሱ ብዛዕቦም ግና ፖስት ጌርካ ክትዛረብ ኢና ርይናካ ነቲ ብርሃን ብ ብርሃን ነቲ ጸልማት ዘይትብል

  • @LucasGidewon
    @LucasGidewon 3 дні тому +3

    Bini hawey man of God ajoka nisika jigna eka ❤. Good response!

  • @weinigilagaber8977
    @weinigilagaber8977 19 годин тому

    ቢኒ እዛ ጉዳይ ርሓቀላ ብድምድምታ፣ አብቲ ወንጌልካ አየድህብ።

  • @RahbotNhzbey
    @RahbotNhzbey 2 дні тому +2

    አየ ቢኒ ሐወይ አብቲ ዝወረድዎ ወሪድካ። ጥዑያት እንተዝኮኑ ክርስቲያን ሑውካን ሐፍትካ ይዓቢ ካብ ምድራዊ ማንነት እዚ ከኣ ዝደሐነ ሰብ ጥራሕ እዩ ዝፈልጦ። ኩልና ስለ ህብናን ወገናን ንሐምም ንቃወም ኢና ግና መንፈሳውነትና ዓቂብና ኢና ንገብሮ ሂወትካ ክሲርካ ትገብሮ ትርጉም የብሉን። ቅድሚ ምቅዋም ምጅማሮም ሂወቶም ስለ ንፈልጦ ጸገም የለን። ንደምበ ፍትሒጉልባብ ምጥቃሞም ነቶም ቅኑዓት ክየጋግይዎም ብቅኑዕ መንፈስ ናብ አምላክ ከይመጹ ይገብርዎም አለው😢አምላክ ምሕረት የውርድ።

  • @misgana9908
    @misgana9908 3 дні тому +1

    ጎይታ ይባርከኻ ብሱል ዘረባ ካብ ወርዶም ክውርዱ ዝጽዕሩ የድሕነና 🙏🏽

  • @weynits571
    @weynits571 10 годин тому

    ሐንበርከ ዋላ ሓደ ሰብ ንሕና ወንጌላውያን ካብ ዘርኢ ዓሌት ሓራ ኣውጺኡናዩ ብንያም ሓወይ ኣጆካ ዓለት ክትምርምር ኣይትሕሰቦ ሰይጣን ፈሊጡ ክበታትነና ነስተውዕል😂❤🎉❤🎉❤

  • @weynits571
    @weynits571 10 годин тому

    ሰላም ኣምላኽ ንኣኻ ቢኒ ሓወይ ጎይታ ጸግኡ የብዝሓልካ አቲ ህዳትካ ትሕትናኻ የብዝሓልካ በጃኻ ኣይትመልሰሉ ከይጠፍአ ንጸልየሉ ጥራሕ😂❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @nyatmehari7044
    @nyatmehari7044 2 дні тому

    You are right brother God bless you.

  • @Semu-y6k
    @Semu-y6k 3 дні тому +1

    God bless you bini brother.

  • @selamawitabrha4877
    @selamawitabrha4877 3 дні тому +1

    God bless you my brother!

  • @asghedeshtekle2304
    @asghedeshtekle2304 3 дні тому +1

    Yes you right bruke eka

  • @philiposyonas744
    @philiposyonas744 3 дні тому +1

    ቢኒ ሓወይ ኣምላክ ኣብዚሑ ይባርካ ሞጎስ ምስ እዞም ጦንቆልቲ ናይ ኢትዮጵያ ምድውዋል ካብ ዝጅምር ኣይጠዓየን ኣጆካ ኣብቲ ናቱ ኣትውረድ

  • @waero8653
    @waero8653 13 годин тому

    Mama Shiwa abay seb memhir nay academy tirah deykonet memhir nay hiwet win eya Amlak edmen tinan yihaba🙏🏾

  • @ariamtesfay289
    @ariamtesfay289 12 годин тому

    God Bless you Bini❤

  • @ruthtesfasilasie8835
    @ruthtesfasilasie8835 День тому

    ቢኒ ሐወይ ብሩኽ ዕዮ ወንጌል ሒዝካ ስለ ዘለኻ ጸላኢ ግድን እዩ ከዕገርግር ታሕቲ ምስ ዝወረዱ አይትመልሰሎም፥ ሞጎስ ከአ ነዊሕ ኮይኑ ንሰባት ክወቅስ እዩ ዝውዕል ምሕረት የዉርደሉ ። ነህምያ 6:3፤ ኣነ ድማ፡ ኣነስ ዓብዩ ዕዩ እዐዩ አሎኹ እሞ ክወርድ ኣይከአለንን፡ ሰለምንታይ፡ ነቲ ዕዮ ሓዲገ ናባኻትኩም እንተ ወረድኩ፡ ንሱ ኺበኩር እዩ፡ ኢለ ለአኽኩሎም።

  • @bahri5530
    @bahri5530 2 дні тому

    ቢኒ ሓወይ ብሩኽ ሞጌ ሓወይ ብሩኽ ንሕና የሕዋት ኢና ኩሉ ንገብሮ ብ ፍቅርን ሕውነትን ብ ፍቃድ ናይ ጎይታ ይኹን ❤

  • @nanna9497
    @nanna9497 3 дні тому +1

    God bless you more brother

  • @elsatekle9529
    @elsatekle9529 2 дні тому

    God bless you brother ❤
    Atsaluniy eyu zibel zelo bisnku ni bizhat menqefiy wengel koynu alo goyta nay nisha gizye yhabo

  • @martasimret8673
    @martasimret8673 День тому

    Bini blessed we love you!!!💗💗💗💓💞💕

  • @zowdi810
    @zowdi810 2 дні тому

    You are amazing thanks it is right wow god bless to you 🇪🇷 🙏 yes you are right thanks

  • @selamtewelde4864
    @selamtewelde4864 3 дні тому +1

    God bless you brother!

  • @RedSeaAndAsebforeritrean
    @RedSeaAndAsebforeritrean 3 дні тому +1

    Wawwwwwww tebarek bruk hawey biniam 🌺🙏

  • @zowdi810
    @zowdi810 2 дні тому

    Wow you are so sweet and you are god bless you he is laiy and tegray hasawet

  • @Go_play_video_games_1234
    @Go_play_video_games_1234 2 дні тому

    God bless you brother❤, mogos is going the wrong way may the Lord forgive him.

  • @mhriesolomon1434
    @mhriesolomon1434 3 дні тому +2

    ቢኒ እዛ ሞጌ ኣብ ልዕሌካ ዝገበሮ ጌጋ እዩ ፡ግን እቲ ኣብ ልዕሊ ህግደፍ ዝገብሮ ዘሎ ግን ትክክል እዩ ምክንያቱ ኣይትርገሞ ማለት ጌጉኡ ኣይትንገሮ ማለት ኣይኮነን ፡ጸላእትኩም ኣፍቅሩም ማለት ንሓደ ቀታሊ ዓማጺ እቲ ዝገብሮ ዘሎ ጌጋ እዩ ተመለስ ስለዝበልካዮ ኣይተፍቅሮም ማለት ኣይኮነን ፡እዞም ክርስትያናት እዚ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝወርድ ዘሎ ኣደራዕ ምዝራብ ሓጥያት ኣይኮነን 😢😢😢 እቲ ትብሎ ዘሎካ ትክክል እዩ ወንጌል ቀዳማይ ክስራዕ ኣሎዎ ቀጺልና ግን ንህዝብና ዝወርዶ ዘሎ ኣደራዕ ብሕልና ክሕመና ይግባእ 😢😢😢

  • @YobitZegai-Tekie
    @YobitZegai-Tekie 2 дні тому

    Igziabiher abzihu abzihu ybarka tebarek ❤❤❤❤❤

  • @HenokTedros
    @HenokTedros 14 годин тому

    Biney blessed ❤❤❤

  • @MuzaHabtino
    @MuzaHabtino 2 дні тому

    ሓቒ ኣምላኽ ይባርኽካ ቢኒ ሓወይ በረኸትና።

  • @MrGezai
    @MrGezai 16 годин тому

    ድምጺ ንኹን ዚብሉ ድምጾም ካብ መንፈሳውነት ናብ ዓለማውነት ክቕየር ርኢናዮ ኢና ስለዚ ጸሎት እያ ተዋጽኣና እምበር ዓለማዊ ዚገብረካ እንተኾይኑ ካብ ፖለቲካ ምርሓቕ

  • @berekettesfai6874
    @berekettesfai6874 3 дні тому +2

    Ok Xebuk Bel nay behaki menfesawi entekoyeneka Xegie wuxuat koyeneka nsele haqen fetehen dew bel!

  • @yordieyasu187
    @yordieyasu187 2 дні тому

    Ohh sooo Amazing brilliant answer i wish if there was possibility to make 10000000000000 like.

  • @elsatekle9529
    @elsatekle9529 2 дні тому

    God bless you biniy❤

  • @mussieshow7840
    @mussieshow7840 3 дні тому +3

    ኣታ ቢኒ ሓወይ ብዛዕዋ ቅዋም ኤርትራ እናበልካ ትደጋግመልና ዘለኻስ ኣበይ ቅዋም ኣሎ ኢዩ ኣብ ኤርትራ ?
    እቲ Article ትብሎ ዘለኻ ኣይተረደኣንን ኣብ ኤርትራ ውን ስለ ዘይሰርሕ።
    እቲ ሓፈሻዊ ዝበልካዮ ሓሳብ ግን ኣይጸላክዎን ።
    ተባረኽ ቢኒ

  • @Maranata224
    @Maranata224 День тому

    ኣጆኻ ብንያም ሓውና ንስኻ ቑኑዕ ምኻንካ ካብ ትምህርትኻን የሕዋት ክምስክሩልካን ሰምዐ ሞ ኣብቲ ናቱ ወሪድካ ተቓወም ሱቕ ኣይትበል ዩ ዝብለካ ዘሎ እዚ ድማ እቶም ፖለቲካውያን ዝጥቐምሉ ሜላ ዩ ::
    ሱቕ ኢልካ አገልግሎትካ መልእ ይብልካ 🙏

  • @salemmesfun6207
    @salemmesfun6207 2 дні тому

    God blees you ❤❤

  • @sabrinaghebzeselasie9267
    @sabrinaghebzeselasie9267 3 дні тому

    Hawey Goyta yibareka mogye dea neqih geru nikuluseb bedraad gen
    Dahar dema goytana Yesus tigrawet eritrwayan europwyan Americawyan do kibel weilu eyu
    Ezi hawena tsebuk yelen Mogos betaam temeles ..indegena mesel yebilkan bzaiba nay seb ethnism miimishaw zigerm eyu
    Hawey Gen tebarek a share giberena qal Amlak video serah pls Zebenka yibarek❤

  • @dawitteweldeberhan7520
    @dawitteweldeberhan7520 2 дні тому

    bini your blessed,

  • @mhretweldemichael1159
    @mhretweldemichael1159 3 дні тому +1

    Goyta yesus abzhu yebrka beruk hawey 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ajjb9552
    @ajjb9552 2 дні тому

    Tebareke haweye ❤❤❤ 👉 Moges ❌️❌️❌️

  • @helendirar1368
    @helendirar1368 День тому +1

    Bini hawey etom nefeltka nfletka mes bal ezi ketzareb yblkan

  • @nahomkibrom3858
    @nahomkibrom3858 3 дні тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @arontesfatesfamicael1822
    @arontesfatesfamicael1822 2 дні тому

    ኣብ ጎንካ ኣለና ብትምህርትካ ብዙህ ኢና ንባረክ ቤኒ ሃወይ

  • @DawitGoitom
    @DawitGoitom 2 дні тому

    Bruk nay amlak seb naybhaki bruk ika❤❤❤❤❤❤

  • @AsmaitAsmaityesuf
    @AsmaitAsmaityesuf 2 дні тому

    God bessyou dear bor

  • @nahinahi7468
    @nahinahi7468 2 дні тому +1

    Mature

  • @fretaA-v6c
    @fretaA-v6c 2 дні тому

    Bini Bruk Goyta Ybarkika 👍

  • @SemharSemere-cb4hm
    @SemharSemere-cb4hm 3 дні тому +3

    mis haki dew bell n amaxi amaxi bel be real becouse christ is truth.

  • @mikealkibreab3723
    @mikealkibreab3723 3 дні тому +2

    ጽሪቲ መልሲ እታ ሕትኡ እንተተረዲኤያ .... ንሰኻ ደአ ሞ ብሐሳብ ምሳና አሎኻ .... አነ ደአ ካብ ዞም ሻዕብያ መሲልካ እንተዘይ ተቃዊምክና ምሳና ኢኻ.... ሎጉ ወይ ድባብ ጸገም አይኮነን...... እንተ ቋዋም ግን አይሰርሕንዮ ... ሕጂ ካብ መን ተወሊድካ ዘይ ኮነ እንታይ ትሐሰብ ዮ ዘገድሰ ....🩵💙🩵💙🩵✝️✝️

  • @helenheli410
    @helenheli410 3 дні тому

    Jigna ❤❤❤

  • @teclehimanotgebremeskel2974
    @teclehimanotgebremeskel2974 2 дні тому +1

    አምላኽ ይባርኻ ኻብ ብሱል ሰብ ዝወጽእ ሓሳብ ክሰምዕ ከለኹ ከምዚገሩ ዘሕጉሰኒ የብለይን ነቲ አብ ልዕሌኻን አብ ወላዲትኻን ዝተዘርበ ቃላት ነቲ ሐሳብ ብፍቅረ ጌርኻ ሜምላስኻ ክብረ ንአምላኽ ይኹን አነ ፍረ ኸናፍር ኽፈጥር እየ ሰላም ሰላም ነቲ አብ ቀረባን አብ ርሑቁን ይኹን አነ ኸአ ኸሕውዬ እየ ይብል ቃል እ/ ብሔር ኸናፍር ሰብ ንቀትል ብኸናፍር ሰብ ንዝንን ኢና እሞ ግይታ ይባርኽኻ ዝሐወይ ሰለቲ ትሕትናኻ

  • @Maranata570
    @Maranata570 8 годин тому

    Bini gdefo ab halewlew eyu zelo, sirahka gber gzieka aytetfie

  • @fkriyesuswdiamlaklebeyzema8701

    Beni ajoka bini begoyta jegna
    Kab goyta kab zewored newih geru fethi zeghs zelo nesu eyou yekre yeblelu amlak

  • @misganagidey9400
    @misganagidey9400 2 дні тому +1

    no binam do not bring mom please

  • @ማሚ-ቘ8ፈ
    @ማሚ-ቘ8ፈ 2 дні тому

    Bini hawey bruk ❤❤❤

  • @berekettesfamkael6952
    @berekettesfamkael6952 2 дні тому

    ቢኒ ሓወይ ዶ ወደይ ክብለካ ከመይከ ነዚ ሞጎስ ዝባሃል ኣብ ደረጁኡ ወሪድካ ብትሕትና ምምላስካ ብጣዕሚ እየ ዘድንቕካ ድሕሪ ሕጂ ግን ሸለል በሎ ጊዜኻ ክበልዓልካ እዩ እዚ ሃላው ዓጃው

  • @FevenAfeworqi-p7p
    @FevenAfeworqi-p7p 2 дні тому

    The enemy what he can't destroy he try to distract...
    But no wonder as usual God is using their foolishness for manifestation the Glory his servants have❤❤❤❤

  • @yohanamisgina
    @yohanamisgina 2 дні тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @edennegash7035
    @edennegash7035 2 дні тому

    GBU Bro

  • @AmanSolomun-c8b
    @AmanSolomun-c8b 2 дні тому

    Bini❤❤❤❤❤

  • @philiposyonas744
    @philiposyonas744 3 дні тому

    1 Samuel 10 ትግ - 1ይ ሳሙኤል
    27: እቶም ደቂ ብልያል ግና፡ እዚ ደኣ ኸመይ ገይሩ ኼድሕነና እዩ፡ ኢሎም ነዐቕዎ እሞ፡ ገጽ በረኸት ኣይሀብዎን። ንሱ ግና ከም ዘይሰምዔ ዀነ።

  • @dawitesey758
    @dawitesey758 2 дні тому +1

    እናተጻረፍካ ክጸርፈካ አይመጸኩን

  • @temesgentekle3826
    @temesgentekle3826 2 дні тому

  • @dawitesey758
    @dawitesey758 2 дні тому +1

    አቦካ ግን ኢትዮጵያዊ እዬ

    • @yasminebelay2353
      @yasminebelay2353 2 дні тому

      Ente kone emo ke??

    • @ERILINKS
      @ERILINKS 2 дні тому

      Yeah nay dergi wetehader eyu neru abu

    • @ደላዩሰን
      @ደላዩሰን 2 дні тому

      እንተ ኾነ ኸ ሞ ኢሂ?

    • @ደላዩሰን
      @ደላዩሰን 2 дні тому +1

      ኤርትራዊ ኣይኮንካ ዲኻ ክትብሎ ዋይ ናይ ሎሚ ዘበን ኣተዓዳድላ ዜግነት። ንሱ ከማን ኤርትራዊየ እና በለስ ንስካ ከተጻርየሉ። ትዕደሉ ዲኹም Dollar እዞም ኤርትራዊያን ከይፈለጥና ትወስዱ ከይትህልዉ ። ክላ ግዳ ኤርትራ ተወሊዱ ዓብዩ ኤርትራዊ እዩ መዳሕንቱ ምስክሩ። ወሸለ በዚሕናሲ ክትጋንዩ ድማ ጀሚርኩም። ኣጆኻ እዛ ዓርከይ ስኽፍ ኣይበልካ ኤርትራዊ ንኩልና ይኣኽለና እዩ።

  • @thomashailu4161
    @thomashailu4161 3 дні тому

    Selam neaeka ykun bro xubuku tezaribka gun henti genger tegagika ymesleni beta nsu ztezareba zkone coment ketekemt Aeyneberkan euzi kulu zereba Aeymumexen any way bleees u

  • @josmerh7
    @josmerh7 3 дні тому

    Dhri bayta abola abrhaya

  • @ednageb3224
    @ednageb3224 3 дні тому +3

    Megos he’s not discipline person cheater liar Steeler, this kind person he is

  • @ssd2867
    @ssd2867 День тому

    Mogos abeymo kab medya n kurub gize tealiu n nebsu entezftsh kemey xbuk neru.

  • @tsheytakley5757
    @tsheytakley5757 3 дні тому

    ጐይታ ይባርክካ

  • @semeharmengsteab5646
    @semeharmengsteab5646 2 дні тому

    N mogos ente tebalashewe nska ka dedihrieu sle nebska xelot gber

  • @BetelhemHintsa-g2k
    @BetelhemHintsa-g2k 2 дні тому

    Kem amentiii ab kndakum nhafr alena specially mogos zbluka nay kndey amenttii shm enda alalka ktzareb twieel aleka

  • @asmaitasfaha8129
    @asmaitasfaha8129 3 дні тому

    That’s he’s problem he’s very emotion, he doesn’t know what he do .

  • @a.b8120
    @a.b8120 2 дні тому

    Ajoka zehawey Amilak eko eze segan raen alon enida belu emo niseke ziedimu kefue nay seb zimineu eziom kab menifes telike zitelaeku euom Amilak eko netom hemak zigeberiwi eka seliom yesile nebere seleze ajoka eziom amenite

  • @dawitesey758
    @dawitesey758 3 дні тому

    ሃለውለው ዝብል ቃል ክትጥቀም አይነበረካን

  • @AbrahamGoytomNazrawi
    @AbrahamGoytomNazrawi 2 дні тому

    Blux Wedi Amlak Ezi melisika zegib Amlakwi zekone Melsi ika hibika As Christian Gina Lili kulu Maletyu Semayawi Zega iyu Zeleka Agoka Seytan dema hasawi Neti zeleka kubur neger riyu iyu kezareb zefetin ... Silezi Mimlasika Senay iyu Lili kulu Gina Eti live metaw mis Mogos Xebuk aymeslenin ezi Hasabey iyu Mikniyatu Esika guzoka kexil Elamkan Raikan Tiray concentrate giver Ezi hibkayo zeleka Melsi ekul iyu Adetatina kia kuburat iyen kulen maletyu Bezeygedis Eritreawian yekuna Kaleot kulen adetat iyen ab mewedaeta Gina Goyta Yesus Kirstos Bezuh tebahilu iyu afeu Gina Aykefeten ..... Blessed One keep up into ur vision only

  • @loveelroi4453
    @loveelroi4453 2 дні тому +2

    መንግስትና ሽሕ ዓመት ንገስ.. እወ ጸንጠ እየ ስለ ሀገረይን መንግስተይን ዝጽልን ደዉ ዝብልን

    • @berekettesfamkael6952
      @berekettesfamkael6952 2 дні тому +1

      ኣሜን ከም ቃል ኣምላኽ ኢና ንኸይድ ጎይታ ሃገር 8:37 ና ይባርኽ መንግስትናን ህዝብናን ይባርኽ ❤🎉❤🎉❤

    • @merrytsegay8121
      @merrytsegay8121 16 годин тому

      @@loveelroi4453 awe kem mengstkom belexnatatn amextn xntet hzbi Eritrea zdestekom berayu nay hgdef

    • @loveelroi4453
      @loveelroi4453 10 годин тому

      @@merrytsegay8121 አነስ ባራዩ ሕግደፍ ክትቡሉ ከለኹም ደስ ዩ ዝብለኒ,yes we are እንቃዕ ባራዪ ማለሊት አይኮና, እንቃዕ ደቂ ትግራይ ትስዕር አይኮናን, ሕጂ ኸአ ደቂ ሲሪያ ኮይንኩም አለኹም 😂 you lot are comedians

    • @merrytsegay8121
      @merrytsegay8121 6 годин тому

      @@loveelroi4453 ንሕና ካኣ ባርያ ምዃን ኢና ንጸልኣ እንበር ትግራዋይ ምዃን ደኣ ኣበይ ክንረክቦ ተጋሩ ደኣ ባሮት ዘይኾኑ ስለ መሰሉም ዝሓቱን ዝዛረቡን እዬም ከማካ ባርያ ናይ ሓደ ቀታልን ዓማጽን ስብ ኣይኮኑን ነብሱም ዝወነኑ ሰባት እዬም

    • @merrytsegay8121
      @merrytsegay8121 6 годин тому

      @@berekettesfamkael6952 ቃል ኣምላክ ን ሓሶትኩም መሽፈን ኣይትግበርዎ ኣምላክ እኮ ን ዓመጽቲ ዓመጽቲ ንቀተልቲ ቀተልቲ እዩ ዝብል ከማኹም ንማጽን ንቀታልን ኣየታባብዕን

  • @muzittekle6309
    @muzittekle6309 3 дні тому

    Eway xeweta wengel koynu

  • @AmanuelAraya-so5ce
    @AmanuelAraya-so5ce 3 дні тому +3

    ስለምንታይ እታ ሃለውለው ትብል ቃል መሪጽካያ፡ ንሰባት ተጸልም ነንሕድሕዶም ከምዝባኣሱ ትገብር ትብሎ ዘለኻ ብጭብጢ ኣቕርብ።

  • @mhretweldemichael1159
    @mhretweldemichael1159 3 дні тому

    Kamka labamet yebzhu beruk hawey

  • @semeharmengsteab5646
    @semeharmengsteab5646 2 дні тому

    Smae buruk hawey wala nska hade mtefafie eka please kal amlak aytfelton eka
    Kal amlak tshimdido eka ab nabraka gna bahaki Bahaki metaleli
    Please sle hiwetka xeli xelot xelot yhsheka please xelot gber sle nebska

  • @TARIK-KALSI
    @TARIK-KALSI 3 дні тому

    eti shiger ezom amenti mergexi yebilomin ni iseyas xelot nigberelu ziblu endiyom .

  • @frepaulos5064
    @frepaulos5064 3 дні тому +5

    ስቕ በል እሞ ንምንታይ ጽግዒ ውጹዓት ዘይትከውን ሰነፍ።

  • @BereBeraray
    @BereBeraray 8 годин тому

    Bini blesed neyo beleo reseayo dekom eu

  • @peacefullife7520
    @peacefullife7520 3 дні тому +3

    Bini ሓውና ካብ ቀዳማዩ ዳሕራዩ ገዲዱ ናትካ : ብዛዕባ ኣይናይ ቅዋም ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ :እቲ ተጻሒፉ ኣብ ጉሓፍ ዝተደርበየ ቅዋም ድዩ :ሕጂ ሓፋር ደጋፊ ምኻንካ ብ ግልጺ ትነግረና ኣሎኻ :ወላ እቲ መራሕሐይ ትብሎ ኢሰያስ እኮ, ቅዋም ሞይታ እያ ኢሉ ነግርና እዩ : ብዛዕባ ትዉልድካ ድማ ሞጎስ ሓቁ እዩ :ኣቦኻ ሻምበል ተስፋይ ኣምሓራይ ናይ ደርግ ወተሃደር እዩ ኔሩ :ካብኡ ንዓኻ ወሊዳ ናጽነት ምስ ኮነ ድማ ኣቦኻ ዓዱ ምስ ከደ ምስ መምህር የውሃንስ ተመርዕያ ካብኡ ድማ ክልተ ወሊዳ ሕጂ ኣብ vanvover ትነብር ኣላ ወይዘሮ ሽዋ ድማ ትበሃል : ኣዴኻ ግና ኤረትራዊት ያ :ሞጎስ ኣይፈለጣን ትግራወይቲ ኢልዋ :ተጋግዩ
    ንስኻ ግና ሕጂ ጥቅስታት ደርድርካ መንፈሳዊ ቃላት ጌርካ ክትሽፍኖ ኮሎል: ኣይትበል ሞጎስ ን ፍትሒ ይቃለስ ኣሎ :ዕላምኡ ንጹር እዩ :ሕጂ ክትሕሱ እንተፈቲንካ ግና ስእሊ ናይ ኣቦኻን ናትካን ኣብዚ share ክገብረልካ እየ

    • @thomashailu4161
      @thomashailu4161 3 дні тому

      @@peacefullife7520 Aentm sebat entay eina nkewun zelena Please 🙏 kabu hulk nwuxae nsamamae Shumnas Aementi eina nbhel pl

    • @merrytsegay8121
      @merrytsegay8121 3 дні тому +2

      እዞም ደገፍቲ ናይዚ ዓማጺ ስርዓት መፅሓፍ ቁዱስ ተሽፊኖም የዳናጉርና ጸኒሖም

    • @SemharSemere-cb4hm
      @SemharSemere-cb4hm 3 дні тому

      good job

    • @berekettesfamkael6952
      @berekettesfamkael6952 2 дні тому

      ካብ ዝተወለደ ይወለድ ነጊርኩም ኣሎ ኩሩዕዩ ንቢኒ ኩልና ነፍቅሮ ኢና ልዕሊ ኹሉውን ጎይታ ኣፍቂርዎ እዩ

  • @merrytsegay8121
    @merrytsegay8121 3 дні тому +1

    Biniyam hawna n mogos huto zykonka hatitkayo texarifkayo eika hateftef aytbel eilkayos huto aye hatiteyo tbl

  • @misganagidey9400
    @misganagidey9400 2 дні тому

    I am sorry for this bad comment and please do not feel it

  • @yordanosabraham1829
    @yordanosabraham1829 День тому

    ደላይ ፍትሒ እየ እንዳበልካስ ብዛዕባ ፍትሒ ቪድዮ ዘይሰራሕካስ ብዛዕባ መልሲ ብኮመንት ዝተጻሓሓፍኩሞ ቪድዮ ምስራሕ እንታይ ኣድለየ: ደሓር ከአ ሰብ ብዝመስሎ ይቃለስ እንድሕር ዘይኣመንካሉ ለጎ ናትካ መገዲ ትቃለስ ንምንታይ እዮም ነዓኻ ሕቶይ ዘይመለሱ ትብል መንግስቲ ኣይኮኑን:: እዚ ቃልሲ ናይ ምንባርን ዘይምንባርን ሕቶ እዩ ናይ ኣየናይ መራሒ ይሕሸና ኣይኮነን ስለዚ ወጽዓ ህዝቢ ብዝመስለካ ጌርካ አፍ ኩን ምክንያቱ መን ንመን እዩ ክሓቶ ሰብ ዓቕሙ እዩ ዝገብር ደሎ ናትካ ግበር እንድሕር ሕቶ ኣለካ ተባረከለይ

  • @TARIK-KALSI
    @TARIK-KALSI 3 дні тому

    eti shiger ezom amenti mergexi yebilomin ni iseyas xelot nigberelu ziblu endiyom . iseyas netom amenti asirun asagigun kelo . adey eretrawit eya kea yibel.

  • @nebiathaile6262
    @nebiathaile6262 2 дні тому +4

    Ata memhr men tbehal shima zeytnegrena felege ena temahirna aboka ke men ybehal

    • @loveelroi4453
      @loveelroi4453 2 дні тому

      😂😂😂😂 እንዳጸትታ በየን መጺኺ ጋለይ

    • @ደላዩሰን
      @ደላዩሰን День тому

      ኣታ ንዓኻ ከ ኣቦኻ መን እዩ ዝበሃል በጃኻ ባ ንገረና ኢልና ዶ ከነሸግረኻ ባእ ኣታ እንታይ ኢኹም ወደይ ንስኹም ናይ ኣቦኡ ንዕኡ ይምልከት ንስኻ ሕጂ ከተሸማቕቖ ገለ መለ ኢልካ ሓሲብኻ ማለት እዩ ምሽ ሓቐይ። ንሱ ከማን ዘለዋ ኣቡኡ ኣብ ንኡስ ዕድሜኡ ከየስተማቖሮ ዓሪፍዎ። ኣታ ሕልና ዘይትገብሩ እዋይ ጭካነ ናትካ።

  • @RahelAsfaha-i1b
    @RahelAsfaha-i1b 3 дні тому

    Binaim aboka emo adika tgraweyti koyna ktserh tkel Eya abey ada nger aboka motu eko ertraern zeyertrawi dika .gn emo me oqol adka gn aynegerka

  • @ERILINKS
    @ERILINKS 2 дні тому

    Aboy moytu eyu mewut aykesesen eyu zebel eko yebelkan Adeka aytefeleten deya kabey kemzeweledetka xebuk gera eya tefelet neska ewen xebuk gerka ika tefelet abola nay dergi wetahader neru why kolel tebel 😂😂😂 eway anta hawey kale melsi teleka amxealna Moge is pure Eritrean 🇪🇷❤️ bezi agatami xebah gere eye zefelto👌

  • @ደላዩሰን
    @ደላዩሰን 2 дні тому +2

    ቢኒ ካብ ዝኮነ ተወለድ ፍርቂ ጎንኻ ኣይኮነን ወላ ርብዒ ጎንኻ ኤርትራዊ እንተ ኮንካ ኤርትራዊ ንሙኻን፡ድማ እንተ መሪጽካ ኤርትራዉነትካ ዝህበካን ዘሕድገካን ሰብ የለን። ስኽፍ ኣይበልካ ክንደይ ደቂ የመን፡ ደቂ ጥልያን ከማን ኤርትራዉያን ንብሎም ኢና ስለዚ ኣይትሰከፍፍ ኣይትሰኻኸፍ።፡ሙጉሻ ከኣ ይቕሬታ ኢሉኻ ኣሎ።፡ብዓቢኡ ሰመያዊ ሰብ ኢካ ናይ ምድሪ ደኣ ደይ ግዝያዊ እዩ። መምህር ሽዋ ማማኻ ንፍዕቲ ኣደ ሙኻና ኩሉ ሰብ ዝምስክሮ ሓቒ እዩ።

  • @genettekle7242
    @genettekle7242 3 дні тому +3

    ኣታ ብሩክ ምስዚ ዝዓበደ ኣመሪካ መጽዮ መነባብሮ ከቢድዎ ተወሳኪ ኣታዊ ንምርካብ ዘይብሎምን ዘይገበሮን የብሉን ኮፍ ኢልካ ኣብ Ethiopia ገንዘብ ናይ መሳኪን ለሚዱ።ሕጂ ከኣ ቀቀሊሉ ኢዩ ንዕኡ ብናትካ ኣርእስቲ ንእሽቶ ኣታዊ ምርካቡ ኢዩ ዝርኣዮ እንበር ናይ ሓቂ ተዝከውን ኣብቲ ዝጸሓፍካዮ ምመለሰልካ ኔሩ።ኣምላኽ መወዳእታ የጸብቀሉ

    • @temesgenisaak5308
      @temesgenisaak5308 3 дні тому

      @@genettekle7242 ሓሶት እባ ኣይትዛረቢ ክንድቲ ሞጌ ዝሰረሖ ዘይሰራሕኪ ጸለመ ትገብሪ ኣይትሓስዊ ወይዘሪት ገነት

    • @sabrinaghebzeselasie9267
      @sabrinaghebzeselasie9267 3 дні тому

      Tiray ilki tebareki