ዕላል ምስ ደራስን ጋዜጠኛን ዘካርያስ ገሪማ ብዛዕባ መጽሓፍ "እቲ ነብዪ"ን መስርሕ ምትርጓም መጽሃፍትን

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 4 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 25

  • @bisratgebreamlak4651
    @bisratgebreamlak4651 Рік тому +3

    ብጠዓሚ መሳጢ ዕላል። መጻሕፍትና ብኽንድዚ ዝኣኽል መጽናዕቲ፡ ጥንቃቐን ስነ-ምግባርን ንኽስርሑ ዓቢ መልእኽቲ'ዩ! ክብረት ይሃበልና ዘካርያስ ገሪማ። ብርዕኻ ትሰስን!!! ዕምቆት ሓሳባትካ፡ ናይ ኣዘራርባኻ/ቋንቋኻ ስነ-ምግባር፡ ኣበርክቶኻ (መጽሓፍካ)...ኩሉ ኣዝዩ ዝድነቕ'ዩ። ኣብ ዝቕጽል ኣበርቲዕካ ክትቅጽሎ ይላበወካ!!!
    ሳሚ ከኣ ንፉዓት ሰባት ሒዝካልና ትመጽእ ስለ ዘለኻ የቐንየልና፡ ቀጽሎ.. በርትዕ ዝሓወይ።

  • @linjohnentertainment
    @linjohnentertainment 2 місяці тому

    ጽቡቅ መደብ ብሉጻት ደቂ ሃገረይ።ካብ ንባብ ርሒቁ ዘሎ ኣእምሮ፡ ምብህሃልኩም ንከተንብብ ዝዕድም እዩ።

  • @truthonly2023.
    @truthonly2023. Рік тому +1

    ኣዝዩ ደስ ዝብል መደብ!! ብዛዕባ ዓበይቲ ሓሳባት ካብ ምውጋዕ ንላዕሊ ዝጥዕም ነገር የለን:: ዛኪ ጥዑም ድምጹ: ብሉጽ ህያብ ዓቢ ስራሕ ትርጉም:: ሓንቲ ካብተን ግድን ክንበባ ዘለወን መጽሓፍቲ'ያ:: ሳሚ ንትገብሮ ዘለኻ ኣበርክቶ ኣዝየ የምስግነካ:: ቀጽሎ ዝሓወይ🙏

  • @adulismedia8530
    @adulismedia8530 Рік тому +4

    ጽቡቕ መደብ ኢዩ! ብወገነይ ኃያል ተማሂረ!
    ግን ሳሙኤል እቲ ዘካርያስ ዝበሎ ከም ዘለዎ እናደገምካ ነቲ መደብ መቐረት ተጥፍኣሉ ዘለኻ ይመስለኒ። ወይ ነቲ ናቱ ሓሳብ ዝምልእ ሓሳብ ኣቕርብ ወይ ጋዜጠኛ ኴንካ ቅረብ እብል!
    ብዝተረፈ፡ ከምዚኦም መደባት ይዘውተር!

    • @SamuelOkubay
      @SamuelOkubay  Рік тому +2

      ቅቡል ርእይቶ

    • @KabhierTiemar
      @KabhierTiemar Рік тому

      No sami hawey ktzareb keleka yu bziyaday nay zrdaniy esikas tezareb da❤❤❤❤

  • @adiam8284
    @adiam8284 Рік тому +1

    Good job zaki and sami and thanks for this priceless contribution on our society. Thankyou.

  • @bereketkesete6720
    @bereketkesete6720 Рік тому

    ዋውው ናይ በሓቂ ጽብቅ መደብ ሳሚ ዛኪ ሓወይ ከምዚ ከማካ ዓበይቲ ይሕዋት ብምህላውና ብታዕሚ ኢና ሕቡናት
    ናይ በሓቂ ሓላፍነታዊ ናይ ሕብረተሰብና ኢካ
    ብርዕካ ይሰስን

  • @naodsamel2421
    @naodsamel2421 Рік тому

    ጽቡቁ መደብ ዛኪ ብዝተካለካ መጠን ኣብ ሓጺር ግዜ ንኣፍሪቃ ንደደልና የቀኒልና

  • @kibromgebrehiwet4488
    @kibromgebrehiwet4488 Рік тому +1

    ❤🎉 bien fait merci beaucoup

  • @nahomeyob1492
    @nahomeyob1492 Рік тому +1

    appreciate u folks ...waiting another one

  • @seabridge6130
    @seabridge6130 Рік тому

    You have overall deep understanding. Thank you Zaki and Sami.✋

  • @tirhaszemaryam2307
    @tirhaszemaryam2307 Рік тому

    Wow what a talk, thank you guys!

  • @mikyasakile4579
    @mikyasakile4579 Рік тому

    One of my favorites ❤ , great program. Thank you Sami & Zaki

  • @ELNAR93
    @ELNAR93 Рік тому +1

    ሰላምኩም ይብዛሕ ብጣዕሚ መሳጥን ምሃርን መደብ ።
    ይቕረታ ሳሚ ሓውና ኣዚኻ ኣብ መንጓ ትኣቱ ወይ ምስ ወድኤ በቲ ዝበሎ እንዳኣድነቕካ ክብሎ ዝነበሮ፡እሞ ዘይበሎ ወስኸሉ። ተዘይኮይኑ ጽቡቕ ክገልጽ ይጸንሕ ኣብ መንጎ ትኾልፎ፡ ካልኣይ ክብሎ ዝደሊ ዝነበሮ ባዕልኻ ትምልኦ ፡ ንምስምዑ ድማ ተፋራሪቕኒ ። ምስ ምሉእ ኣኽብሮት ኣዚየ ኢየ ዘድንቐካ ንስኻ እውን ኣዚኻ ሓያል ሙኻንካ፡ምስክር ኣየድልየካን ፡ ኣጆኻ ካልእ ግዜየ ድማ፡ኣምጽኤልና ንዛክን መሰልቱም ። ቀጽልዎ ምሁራትና ሰስኑ።

  • @tesfagabrkelkela
    @tesfagabrkelkela 10 днів тому

    wawww 💡💡

  • @filimonhaile6469
    @filimonhaile6469 Рік тому +1

    Www blbi ❤❤❤❤ mesati zkone zrrb thank You yehawt

  • @breezy3682
    @breezy3682 Рік тому +5

    "ንስኻ ረኺብካያ ዲኻ ህይወትካ፧ ዝበዝሕ ግዜ ከይረኸብናያ ኢና ንሓልፍ፡ ኣብቲ ተዋሶኦ ናይ ዓለም ኣቐዲሙ ዝተደርሰ ድርሰት ንዑኡ ተለማሚድና ክንደግሞ ኢና ንነብር።" timestamp 58:48....እዛ ብህሎ ነቲ ዓብዪ ፈላስፋ መምህር በየነ ሃይለ ኣዘኻኪራቲኒ ፡ ጥዕና ይሃበልና ዛኪ።

    • @AngesomYemane
      @AngesomYemane Рік тому

      ይቅረታ ኣእስራኤል ዘለናከ ካበይ ንግዛኣያ ሳሚ።

  • @hermonseyoum6864
    @hermonseyoum6864 Рік тому

    Sami hawena kab lebi iye demsgenka Mes Zecharias zenberni feltet aziu wehude iyu neru hiji dema ab hiwetye bezhu kekeyrelu dekel interview akydkum emo Amlak yezizu yebarkum.
    Zecharias you are gifted to narrate stories keep up the good job.

  • @yonatanbrhane5801
    @yonatanbrhane5801 Рік тому

    ❤❤❤❤

  • @nanibeti9762
    @nanibeti9762 2 місяці тому

    ሳሚ የቐንየልና
    ዛኪ ድማ ስለ ኩሉ እቲ ብሉጽ ሓሳብካ ዘካፈልካና ፥ ብልቢ የድንቐካ ንደልየካ ኢና ኣይትጥፋኣና።
    ቀጺለ ንሳሚ
    ድማ ሓንቲ ርእይቶ ክህብ ደልየ
    ንዛኪ ጽን ኢለ ይሰምዖ ይጸንሕ እሞ ደሓር ሳሚ ከኣ ይትንትኖ፥ ይተሓዋወሰኒ ንሱ ከሕልፎ ደልዩ ዘሎን ሳሚ ትብሎ ዘለኻን ይተሓዋወስ ኮይኑ ረኺበዮ። ኣብታ ሓጻር ውን ትኹን ትትንትና ማለተየ ።ስለዚ ሓደ ጋሻ እንተምጺክልና ንዑኡ ክንሰምዖ ዕድል እንተትህበና፥ ምኽንያቱ ሓደ ሓደ ግዜ ይኣትወካ ኔሩ እንተስተውዒልካሉ ❤❤
    ወድሓንካ
    ሰለ'ቲ ትገብሮ ብልቢ የመስግን

  • @AsadAw323
    @AsadAw323 2 місяці тому

    Hiii how can I get this book 📚?

  • @yosiefzerue2766
    @yosiefzerue2766 Рік тому

    Ask introduction background first it’s just opinion

  • @marumaru192
    @marumaru192 2 місяці тому

    Qatar😂😂😂😂😂