ዝገርም መርዓ ሃገረ ሰብ ዕዱም ዘዕበደ መርዓ |Tigray countryside’s wedding culture dance and music Part1|MelekiaAxum

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 27 січ 2025

КОМЕНТАРІ •

  • @melekiaaxum2390
    @melekiaaxum2390  Рік тому +2

    ❤❤❤#MelekiaAxum# youtube channel እንዃዕ ብደሓን መጻእኩም።እዛ ቻነል መጀመርያ ሰብስክራይብ ዘይገበርኩም ሰብስክራይብ ግበሩ ላይክ ግበሩ ተተምችይኩም ድማ ሸር በሉዎ🎉🎉🎉 ሪእቶኩም ኣቀምጡልና ክቡራት ተከታተልቲ ቻናልና ናትኩም ሪኢቶ የበራታትዐኒ እዩ

  • @mengsteabaraya9601
    @mengsteabaraya9601 Рік тому +10

    ወዲ ትግርኛ ሙካነይ ተሓቢነ እንቃዕ ካባኩም ተፈጠርና ስድራና ❤❤❤❤❤❤

  • @tilahungebreslassie
    @tilahungebreslassie 2 місяці тому +1

    የኽብረለይ ሚኪ ሓወይይይይይ ደስ ዝብል

  • @gideygebreslasse6169
    @gideygebreslasse6169 Рік тому +7

    ህዝብና ሰላምና እስኪ ይመልሰልና ንስኻ ዶ ትብደል
    ንስኻዶ ትስደድ
    ንስኻ ዶ ትሓዝን ❤️❤️🥰

    • @melekiaaxum2390
      @melekiaaxum2390  Рік тому +2

      እወ ወይ ሸር ሸር ንበሎ ዓለም ይርኣዮ ዝሓወይ

  • @merhawitkide7839
    @merhawitkide7839 Рік тому +4

    ኣቤየት ወኒ ማለት
    አፍፍፍፍ ስደት ረስሕ ደስ ክብል ባህሊ ዓደናስ እሓውተይ ማዓረይ ብሰላም እስኪ ዓድና ይምለና 💊💊💊💊🙏

    • @melekiaaxum2390
      @melekiaaxum2390  Рік тому

      Amen ኣሜን ኣሜን ሓፍተይ ናተይ ተፈቲክዮ ሸር ብምግባር ኣብ ዓለም ዘሎ ትግራዋይ ይርኣዮ ሓደ ሰብ ን 10 ሰብ ሸር ይግበር

  • @ነብያትጓልተዋህዶትግራይ

    ዝባህልና ምጣዓሙ ናፍቆተይ😢❤❤

  • @ST-qz8jf
    @ST-qz8jf Рік тому +1

    ኣነስ ወዲ ሃገ ግዲ ኮይነ ዓቢደ ኣቤት ወኒ ገለ ዓይነት, so that gohead, i love it, enjoyyyyyy💕😘😘

    • @melekiaaxum2390
      @melekiaaxum2390  Рік тому

      ሰይ ሰይ እንካዕ ደስ በለካ or በለኪ ሸር ንበል ናብ ተጋሩ ኣሕዋትና ተገደደ ናብ 10 ተጋሩ

  • @KaleabKall
    @KaleabKall 8 місяців тому +1

    ባህሊ ትግራይ ደስ ይብል❤

  • @Asmarashkor
    @Asmarashkor 4 місяці тому +2

    Tegaru Mara eye zfetwekum hawkum kab Eritrea 💯🎁💘💋❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @melekiaaxum2390
      @melekiaaxum2390  4 місяці тому +1

      ንሕናዉን ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ሓወይ ናተይ ዘይረብሕ ፖሎቲካ ፈላሉዩና እምበር ኣይ ሓደ እንዲና ቋንቋና ሓደ ባህልና ሓደ ኢንዲና ግን ንኩሉ ግዜ ኣለዎ ዝሓወይ ብሓደ ኣለና በል ሸር ሸር ሸር ግበረለይ ናብ መላእ ኤርትራዉያን ሕራይ ዶ

  • @moss3057
    @moss3057 7 місяців тому

    Asey des zbl wuray ❤

  • @mtlalal
    @mtlalal Рік тому +10

    ካብ ቲክቶክ ኢና መፂና እንቅዓ ጥሕኒ አመዝግበለይ😂😂😂😂😂😂🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤ ረሑስ ጋማ

    • @melekiaaxum2390
      @melekiaaxum2390  Рік тому +2

      ሰይ ሰይ ሰይ እንኳዕ ብሰላም መፀካትግን ኣሕዋተይ ደቂ ዓደይ እንቅዓ ጥሕኒ ጥራሕ እንተላም እምበር ነዓካትክን እምበር የቀንየለይ እምበር ታማ ይበሃል ኮይኑ በላ ሸር ግበራለይ በተለይ ኣብ ቲክቶክ ኣብ ናትክን ቻናል ለጢፍክን ቻናለይ ኣፋልጣለይ ኣሕዋተይ ንትሓጋገዝ ምትሕግጋዝ ባህልና እዩ

    • @mtlalal
      @mtlalal Рік тому +2

      እሺዋ አብ ምርዓይ ቃረፃ ትስርሐለይዶ 🫣ስደትስ ድጊም መሪርናሎዋ እና እሺ ዝሓወይ ማዓረይ😘😘😘

    • @mtlalal
      @mtlalal Рік тому +2

      ላይክ ሳብስክራይብ ገይርና አለና🎉🎉

    • @melekiaaxum2390
      @melekiaaxum2390  Рік тому +4

      እወ ከመይ ደኣ ነዓኪ ዘይኮነ ንብረት ኮሻሕ ይበል ክሰርሐልኪ እየ ዝሓፍተይ ብሰላም ጥራይ ዓድኪ ምፂ ጥራይ

  • @ryattsegay
    @ryattsegay Рік тому +1

    ዋው ደስ ክትብ ፅሩያት ዓለም❤❤❤🧡🧡🧡

  • @KatraAden-ng5fg
    @KatraAden-ng5fg 7 місяців тому +1

    Big lov frm kenya my people

  • @ambesageraraya
    @ambesageraraya Рік тому +3

    እዋይ እዚ ባህልና ክጥዕም ❤❤❤❤

    • @melekiaaxum2390
      @melekiaaxum2390  Рік тому +2

      እወ ሓቅካ እስኪ ሸር ንበሎ ዓለም ክሪኦ ሕራይ ዶ ሸር ሸር ሸር ተገደደ ን 10ሰባት

  • @ክብሮምክብሮም-ቨ7ፐ

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ ዋውውው ብጣዓሚ ደሰ ይብል

    • @melekiaaxum2390
      @melekiaaxum2390  Рік тому

      ሸር ንበል ኩሉ ትግራዋይ ክሪኦ ምእንታን

  • @Rita-qx9pj
    @Rita-qx9pj 7 місяців тому +1

    Aseyyyyyy adeyi mariye ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️

  • @solomonfsahaye371
    @solomonfsahaye371 Рік тому +1

    ባህልና እክምለስ ፍትሕን ዲሞክራስን ናብ ኣዶሊሰይን ኣኩስመይን ብዕሊ ይመለስ ህዝቢ ኤረትራን ትግራይን ድማ ራህዋ ይፍተረሉ ባህልና ክደምቅ እዞም ሓደ ህዝቢ ሰብ ባህልን ክብርን እዞም ኑኡስ ዎሎዶ ተፋቂርና ነንሕዴና ፍቅሪ ምስ ንጽዉዕ ግዳጋና ሓደ ቁርስና ሓደ ክከዉን በዓል ሙሉእ ተስፋ እየ ትግርኛና ኩሉ ናይኩልና ንሕና ኢና በዓላህና።

    • @melekiaaxum2390
      @melekiaaxum2390  Рік тому +2

      እወ ኣይተጋገካ ዝሓወይ ሸር ሸር ንግበሮ ንኩሉ ዓለም ይርኣዮ ነንባዕልና ንተሓጋገዝ

  • @Michael-sp8lv
    @Michael-sp8lv 9 місяців тому

    🎉🎉🎉❤❤❤❤ ባህሊ ትግሪና ይዓምብብ

  • @seniDesta
    @seniDesta Рік тому +2

    ካብ ቲክቶክ ዝገየኩ ኣብዚኣ ዓሊበ ግን ዓድና ናፊቅና ስደትና የሕፅረልና ደቂ ዓደይ 💊💊💊ማዓረይ ሙሉእ ሰላም የውርደልና ግርማ ሞጎስ ወኒ ምስ ወለድና ኣሎ እሰይይይ❤❤💋💋💋

    • @melekiaaxum2390
      @melekiaaxum2390  Рік тому +1

      ሰይ ሰይ ሰይ ዝሓፍተይ ሸር ሸር ንበል ናብ መላእ ተጋሩ ተኪእልኪ ን 10 ሰባት ዝሓፍተይ

    • @tsEGARlDAwu-oy8mx
      @tsEGARlDAwu-oy8mx Рік тому +1

      ዋላእነ❤❤❤❤🤗💃💃💃💃💃💃💃🏃‍♀️🏃‍♀️🏃‍♀️🏃‍♀️🏃‍♀️🏃‍♀️

  • @Tigraweyti_21
    @Tigraweyti_21 Рік тому +3

    ስዕሲዒት ግን ከም ወዲ ሃገረሰብ የለን ምስ ህርመት እቲ ሙዚቃ እዩ ህድእእ ኢሉ ዝስዕስዕ ❤💛
    እቶም ደቂ ከተማ ራኣይዎም እሞ ገፍ ገፍ ኢሎም ከም ዘተሓረደት ደርሆ😮😂😊

    • @melekiaaxum2390
      @melekiaaxum2390  Рік тому +2

      Hahahaah😂😂😂🤣😂😂😂😂🤣እወ ሓቅኪ ኢኪ ዝሓፍተይ ሸር እናገበርና ተገደደ ን 10 ሰባት ዝሓፍተይ

  • @vhcu3559
    @vhcu3559 Рік тому +1

    ❤❤❤❤ማሮች እልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤

  • @dtdg-hl8wc
    @dtdg-hl8wc Рік тому +1

    ህዝበይ ፀላኢ ዓይንኻ ይደፈን

    • @melekiaaxum2390
      @melekiaaxum2390  Рік тому +1

      እወ ዓይኒ ፀላኢ ይድፈንሉና ሓፍተይ ናተይ እስኪ ሸር ንበል ኣሕዋት

  • @ነፂ-ቐ8ረ
    @ነፂ-ቐ8ረ Рік тому

    ዋዉ ደሰ ክትብ😘😘😘😘

  • @TesfitYemane-e2z
    @TesfitYemane-e2z 11 місяців тому +1

    From Hama eritrea 🇪🇷

    • @melekiaaxum2390
      @melekiaaxum2390  11 місяців тому +3

      ዋዉ ደስ በሃሊ ዝሓወይ እንካዕ ብሰላም መፃካ ብሮ ሸር እስኪ በለለይ ተገደደ ን 10 ኤርትራዉያን ሕራይ ዶ

  • @meriLoveLove
    @meriLoveLove Рік тому +2

    ህዝበይ ለዋህ ሰላምካ ይመለስ😢❤❤❤

    • @melekiaaxum2390
      @melekiaaxum2390  Рік тому +1

      ናይ በሓቂ የመስግን ዝሓፍተይ ሰላም ዝሓፍተይ ሸር ንግበር ተገደደ ን 10 ተጋሩ ኦኬ

  • @madinabuash2137
    @madinabuash2137 Рік тому

    ❤❤❤ ደሰ

  • @AzeAxumኣዙኣኽሱም
    @AzeAxumኣዙኣኽሱም Рік тому +1

    ወዲ ዓደይ ኣስር ሹ ገባህ ተመስገን 🎉❤

  • @brhanbrhan7225
    @brhanbrhan7225 Рік тому +1

    ኣይ ዝባህልናስ ምጽባቑ ❤❤❤

    • @melekiaaxum2390
      @melekiaaxum2390  Рік тому +1

      ሸር ሸር ንግበሮ ኣሕዋት ዓለም ይርኣዮ ተገደደ ን 10 ሰባት

  • @Umqueen-n9k
    @Umqueen-n9k Рік тому

    ኣሰይይይይይ እዚዓድና ደስስስ ክብል ባህልናን ግርመኦም ናይ ካቦታትናን ኣዴታትናን ይበል ወኒ❤❤💥💥❤💥❤ኡፍፍፍፍ ኣድራሸኦም ሃቡኒ ናይቶም ወናማት ኣብ መርዓይ ክዕድሞም እየ🤗❤❤❤❤❤

    • @melekiaaxum2390
      @melekiaaxum2390  Рік тому +1

      እሽኒ ፀገም የለን ዝሓፍተይ ክትምርዐዊ ክትደልዪ ከለኪ ንገርኒ ዝያዳይ ሸር ንበል ሸር ኣይንግደፍ ተገደደ ን 10 ተጋሩ

    • @Umqueen-n9k
      @Umqueen-n9k Рік тому

      @@melekiaaxum2390 እሺ የቀንየለይ🙏ጌረልካ ን11 ሰባት🙏😍😍🤗😍

  • @gualabayhageretigray8152
    @gualabayhageretigray8152 11 місяців тому

    My tegaru❤

  • @FTf-p1e
    @FTf-p1e Рік тому

    ወናማት❤❤❤❤

    • @melekiaaxum2390
      @melekiaaxum2390  Рік тому

      ሸር ንበሎ ደቂ ዓበይቲ ተገደደ ን 10 ተጋሩ

  • @kdsankds2141
    @kdsankds2141 Рік тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉

  • @makdaTigray
    @makdaTigray Рік тому

    Omg😘🥰des kbl

    • @melekiaaxum2390
      @melekiaaxum2390  Рік тому

      ናይ ብሓቂ በሉ እስኪ ሸር ንበል

  • @kibromsium4734
    @kibromsium4734 2 місяці тому

    Nayzi kirarist tel tahababerena

  • @SamrawitMeles-e8q
    @SamrawitMeles-e8q Рік тому

    ለዋህ ህዝበይ ሰላምካ ይመለሰ❤❤❤😢

    • @melekiaaxum2390
      @melekiaaxum2390  Рік тому

      ሸር ሸር ንበሎ ዓለም ይርኣዮ ዝሓፍተይ

  • @TsgabBashay
    @TsgabBashay 10 місяців тому

    ባህልና ትግራይና ምፅባቂቱ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂

  • @gideygebreslasse6169
    @gideygebreslasse6169 Рік тому +1

    ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ ኣነ እውን ክምልስ እየ 🙏

    • @melekiaaxum2390
      @melekiaaxum2390  Рік тому +1

      እሽኒ ዝሣፍተይ ጌርናኪ ኣለና

  • @ane450
    @ane450 2 місяці тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @GgJn-pp2sn
    @GgJn-pp2sn Рік тому +1

    😘😘

  • @SamikahaseBrhane
    @SamikahaseBrhane 7 днів тому

    🥰

  • @FTf-p1e
    @FTf-p1e Рік тому

    ሙቁራት🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @sameeer1228
    @sameeer1228 Рік тому +1

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @FTf-p1e
    @FTf-p1e Рік тому

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @TesfitZeregabir
    @TesfitZeregabir 8 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂

  • @harakmaid5869
    @harakmaid5869 Рік тому +1

    Dess bahali

  • @betibeti9363
    @betibeti9363 Рік тому +3

    Abyet weni❤❤❤❤❤❤

    • @melekiaaxum2390
      @melekiaaxum2390  Рік тому +2

      እስኪ ሸር ንበሎ ሓፍተይ ናተይ

  • @Haya-wo6xz
    @Haya-wo6xz Рік тому

    ❤❤❤❤❤

  • @vhkkkk257
    @vhkkkk257 Рік тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @berhiuMekenen-ec2bc
    @berhiuMekenen-ec2bc Рік тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @melekiaaxum2390
      @melekiaaxum2390  Рік тому

      የመስግን ኣሕዋተይ ሸር ብቻ ኣይንሕመቅ ተገደደ ን 10 ተጋሩ ሕዋተይ ሸር በሉለይ

  • @kebrongebreyesus-dt1cz
    @kebrongebreyesus-dt1cz 11 місяців тому +1

    ኣታ ድጄ ባ ኣስርሓና ጥሪ ኮ ተወዲ🤪🤪🤪ኡኡኡኡ

  • @LizakonjoKonjo
    @LizakonjoKonjo Рік тому +1

    Rieka zeyxegeb hagosen hazenen tehawawisni

  • @asteryeadwalj627
    @asteryeadwalj627 Рік тому +1

    እዚ ህዝቢ ዶ ይብደል😢❤🥰🥰

    • @melekiaaxum2390
      @melekiaaxum2390  Рік тому

      እወ ጋለይ እስኪ ሸር ሸር ንበሎ ተገደደ ን 10 ሰባት ዝሓፍተይ

    • @asteryeadwalj627
      @asteryeadwalj627 Рік тому

      @@melekiaaxum2390 እሺ ዛሓወይ

  • @SihinKidane-g3d
    @SihinKidane-g3d Рік тому

    Eyedea kebro 😂oooooo tay yihishena bizekeberogeyila tay kikewin yimearare chah chah yibil
    Semae yifred

  • @ግእዝሚድያ..አዶግእዝ

    ሳብሰክሳፕ እሰከ ንገባበር አሕዋት

  • @bisrattsegay7397
    @bisrattsegay7397 Рік тому +1

    አቱም ተመሪዓዉና አንዶ 🤦

    • @melekiaaxum2390
      @melekiaaxum2390  Рік тому +1

      😝😝😝😝😝😝😝😝😝✅

    • @melekiaaxum2390
      @melekiaaxum2390  Рік тому +2

      ዋ ታይ ጌረ ደ ኣ ቀተልኩኪ

    • @tgtech8188
      @tgtech8188 Рік тому +1

      Haye😊😅

    • @bisrattsegay7397
      @bisrattsegay7397 Рік тому +1

      @@tgtech8188 🤣🤣 አይቀለድኩን ወይ ውሕ ክብል አየ

    • @tgtech8188
      @tgtech8188 Рік тому +1

      @@bisrattsegay7397 Wala ane aykeldkun 😂😅 mebalietika ma Abey kemzirikeb ayfiletin 😅😂🤩

  • @HDHx-fx123vn
    @HDHx-fx123vn Рік тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Rokiybiio
    @Rokiybiio Рік тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ትግራይ-ሐ6ጀ
    @ትግራይ-ሐ6ጀ Рік тому

    ❤❤❤

  • @brhienzmechile2167
    @brhienzmechile2167 Рік тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @melekiaaxum2390
      @melekiaaxum2390  Рік тому +1

      የቀንየለይ ሸር ሸር ግበረለይ