Lkfan Derfi (ልኽፋን ደርፊ) - New Tigrigna Drama 2019 | Official Video

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 14 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 364

  • @gualmekelletigrayadeyeadiw8161
    @gualmekelletigrayadeyeadiw8161 5 років тому +42

    😍😍😍😍😍😍

  • @yodit408
    @yodit408 4 роки тому +3

    I love this traditional film I am from Eritrean

  • @ማኩማኩ-ለ2ሠ
    @ማኩማኩ-ለ2ሠ 5 років тому +75

    ኣታ እዞም ጎሮቤትናስ ብጣዕሚ ደስ ክብሉካ ስርሖም እንቃዓ ጎረቤትና ኮንኩም ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ካብ ሓዉኩም ማኩ ማኩ,የ

    • @محمدمحمد-ك4م8ع
      @محمدمحمد-ك4م8ع 5 років тому

      Enkae gerebet kona do

    • @mehariyemane7185
      @mehariyemane7185 5 років тому

      ኣብዚ እንሀ ተግባር ተጋሩ ።
      ትግራዋይ ዝኣመነ ማይ ከም ዝሃቆነ እዩ ዝብሃል ሓቁ እዩ

  • @ሓዉዜናዊትጓልወየንቲ
    @ሓዉዜናዊትጓልወየንቲ 5 років тому +4

    ዋውውው ንቶም ርእሲ ዘየብሎም መማሃሪ እዩ ምንም ግዜ ትግራይ 🇻🇳👍

  • @ሶሊታፈቃርሂዋን
    @ሶሊታፈቃርሂዋን 5 років тому +12

    Well come ደቂ ትግራይ መዓረይ 💛💖💛 ዋውው ገለ ዓይነት ፊልም መሃሪትን መሳጢትን ኣጆኹም ቀጽልሉ ይፈትወኩምየ ደቂ ዓደይ ምቁራት💓😘😍 😍 ሶ እንታይ ደኣሉኸ እቲ ቦታ ገዛና ዝመስል ቅቅቅ😂

  • @menkemade4104
    @menkemade4104 5 років тому +69

    ካብ ኤርትራ ኣጆኩም ጽቡቅ ስራሕ
    ቀጽልዎ

  • @lelegaltgrayasli8777
    @lelegaltgrayasli8777 5 років тому +34

    ዋውው ደስ ትብለ ድራማ አያ ሃይ እንብኣር እዞም አብ ትግራይ ዝለው ተረፈ ድርጊ ተመ። ፅብቅ ጅዲድ ገርኩም ዓጢንኩም ከብ ትግራይ ክውፅአለና ገብሩ♥♥

  • @kirosbrhane2645
    @kirosbrhane2645 4 роки тому +1

    ርሑስ ባዓል ልደት ይግበረልኩም...ሓውኹም ካብ ERI

  • @mamalove4786
    @mamalove4786 4 роки тому +1

    ናይ በሓቂ ዘብረኣብሩክ ካብቶም ገሬ ኡሙን ምውጻእ ከማን ይሕሸካ ከምዝታት እንዳ ገበርካ ይሕሸካ ኬፍ ኣለካ ናይ በሓቂ ኬፍ ኣሎካ

  • @deqiqehadush424
    @deqiqehadush424 4 роки тому +3

    ኣከዎም ኣብ ዝኸዳ ዘሪጋ ፋሕታ:: ብሳሓቕ ሞይተ! ፅቡቕ ተዋስኦ ደቂ ሃገረይይይ

  • @ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ
    @ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ 5 років тому +15

    ዋው ደቅ ትግራይ ኩሕሎ ቀፅልሎ ካብ ኣምሓርኛ ምርእይ ታላቅቂና

  • @ድንግለይኣደጎይታ
    @ድንግለይኣደጎይታ 4 роки тому +6

    ኣሰይይይይ ደቂ ሃገረይ ሓላላት ከመይ ዲኩም ሙቁራት ለትሸይ ሽኮር 💖💞💕💓💖👍👍👍👍

  • @ዋውውውደስብሃሊድራማቀፅል

    ዋውው ደስ ብሃሊ ድራማ ቀፅልሉ

  • @kiduiloveu2631
    @kiduiloveu2631 5 років тому +10

    ተገዚኢካለይ ጀዲድ ስሕብ ኣቢለ ሓዊ ኣንድድ
    እንተ ኣቢልክዬ ሓዊ ኣንድድ ፍትሕ ኣቢለ ስድድ ክክክክክክክክክ ሞይተ ኣይትሳኣኑ ደቂ ትግራይ ማዓረይ ጥዑማት ላዛ ♥♥♥

  • @robelm9329
    @robelm9329 5 років тому +20

    love you guys I'm from 🇪🇷

  • @ፃድቃንሓገዞም
    @ፃድቃንሓገዞም 5 років тому +11

    ዋይ አታ እዚ ዝመስል ኣምሊጡለይ ፀኒሑ
    በሉ ቀፅልሉ ምጭዋት

  • @batube3406
    @batube3406 5 років тому +10

    ፅቡቕ ስራሕ ባህልና ክዓቢ ክዕንብብ ኣለዎ። ላህጃና ሽሕ ግዜ ወላ ይፈላለ ትግርኛ ምዃኑ ግን ኣይተርፎን ዩ። ትግራዋይ ኮይኑ ናይ ዓጋመ፣ሽረ፣ኣኽሱም፣ራያ፣መቐለ፣ወልቃይትን ካልኦት ከባብታት ትግራይን ዝዝረብ ትግርኛ ዘይይርዳእ የለን። እዚ ኸኣ ትግርኛና ማዕረ ክንደይ ሰፊሕ መሓውር ከምዘለዎ የርእየካ። ትግራይና ንዘልኣለም ባህላን ሓድነታን ብደቃ ኣኽቢራ ትንበር። ኩናማን ሳሆ(ኢሮብን) ከኣ ክምዕብል እጃምና ክነወፊ ኢና።

    • @ssjon3094
      @ssjon3094 5 років тому

      Tonkol si kedamot ikum nsrah dai aytbel ember komalat

  • @ابو-ظ1ص
    @ابو-ظ1ص 5 років тому +7

    ክክክክክክክ ደቂ ትግራይ ዓድይ ሽኮርታት ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ቀፅልሉ

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ

    ንፉዓት ቀፅልሉ ደቂ ትግራይ ምጭዋት

  • @mehari2596
    @mehari2596 5 років тому +145

    ሳምራዊት ትባሃል ንእሽተይ ሓፍተይ እያ እስቲ ሞራል ሃቡለይ

    • @armaniarmani9520
      @armaniarmani9520 5 років тому +1

      Stamri ajoki halal ketslyo Gal fasti

    • @wiz718
      @wiz718 5 років тому

      Samri brhane dya walas tegagye eye ahwat

    • @linidesbele380
      @linidesbele380 4 роки тому

      @@wiz718 No no samrawit mahari tbhal

    • @linidesbele380
      @linidesbele380 4 роки тому +1

      ሳምሪ ጎብዚ ክብረተይይይ

    • @deqiqehadush424
      @deqiqehadush424 4 роки тому

      ፋኑስ ድያ ቤቲ?

  • @MonFhr
    @MonFhr 4 роки тому

    ተንኮል ኣይተምሁሩና ኣቱም ሰባት ናት ዓርክካ ሰበይቲ ይውሰድ ብባህልና ኣይፍቀድን

  • @kudusannguse2418
    @kudusannguse2418 4 роки тому

    ሙቁራት ፍጥረት ዓይኒ ፀላኢኹም ይደፈን ብፍላይ ለቲና ገፀ ባህሪ ሒዛ ትዋሳእ ጋል ኣብኩሉ ስራሕታ ደስ ትብለካ ቀፅሉሉ

  • @tigrayethio297
    @tigrayethio297 5 років тому +53

    ትግራይና ንቅድሚት :: ኣጆኩም ናይና

  • @jacobjacob3227
    @jacobjacob3227 5 років тому +18

    ዓባይ ትምህርቲ ኢያ ንዝርድኦ

  • @rozinarozina6143
    @rozinarozina6143 5 років тому +7

    ደቂ ትግራይ ኩሑሎ እድመ ን ጥእናን ይሃብኩም

  • @atsedaaragay4918
    @atsedaaragay4918 5 років тому +3

    ዋውውው ደስ ክትብሉ ድቂ ትግራይ ሽኮሪናታት ቀፅልሉ 👍👍👍👍😍😍😍😍

  • @ezrahayle8112
    @ezrahayle8112 5 років тому +6

    Jeganu deqi jeganu deqi Tigray adey mearey Ajokum 🌹🌹🌹🌹🌹🌹♥️♥️💋💋😍♥️

  • @habeshahealth8495
    @habeshahealth8495 4 роки тому

    Grm lkonet drama. john excellent as usual gn 3 om tesfatat reana alena korealkum. Bflay derasi amaazing!!!

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ

    ተገዚእካለይ ሳዓት ልክልቴና ኩርዓት ደስ ክትብሊ

  • @glaxijinemi1173
    @glaxijinemi1173 5 років тому +4

    ኣቱም ሰባት እዛትግራይናስ ብኩሉ እባእያ ትዓቢ ዘላ ኣርትስታትና ከኣ ኣጀኩም ኣዋያ ካብ ቃናን ሂድን ገላጊልኩምናስ ንላይክን ኮሜንትን ኣይንሕፍረኩምን።በርትቁ

  • @ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ

    አየኹም ጀጋኑና ፅቡቕቲ ስራሕ ቀፅልዎ

  • @abrakadabra611
    @abrakadabra611 5 років тому +6

    Wow the guy who love the girl is very talented keep it up brother 😂😂😂😂👌👌

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 4 роки тому +4

    እስይይይይይ ደቂ ትግራይ ማዓረይ ስላም ቅሳነት ናዓኹም ከመይ ዲኹም መቅስነይ

  • @ፌቨንየድንግልማርያምልጅነ

    ፅቡቅ ስራሕ ኢዩ ቀፅልዎ ደቂ ፋፂ ሽኮራት ♥♥♥

  • @ወልደኣብወደማሪያም
    @ወልደኣብወደማሪያም 5 років тому +43

    ከምዚ ላህጃ ኣሎ ድዩ ኣብ ትግራይ ብዝኾነ ጽቡቕ ስራሕ በርትዑ ሓውኹም፡ካብ ኢሪ ።

    • @ovaova-h8g
      @ovaova-h8g 5 років тому +13

      ዓድዋ ሽረ ዓዲግራት ወልቃይት ሑመራ ኣክሱም ከመይ ድዩ ላህጀኦም

    • @ሃገረትግራይእየዝደሊ
      @ሃገረትግራይእየዝደሊ 5 років тому +4

      Nay Shirre, Adwa, Axum, Welqait / Zoba Me'irab, Zoba Ma'ekel (Western & Central Tigray) iyu.

    • @alwayshopeful2614
      @alwayshopeful2614 5 років тому +1

      @@ሃገረትግራይእየዝደሊ kkkkkkk feterino emo n Eritrea zetemt entay alo adka kid enber

    • @alwayshopeful2614
      @alwayshopeful2614 5 років тому +1

      Eri aytmlketekan eya hadiau rgex habibi kkkkkk

    • @ሃገረትግራይእየዝደሊ
      @ሃገረትግራይእየዝደሊ 5 років тому +3

      @@alwayshopeful2614 Nobody mentioned about Eritrea here. Shirre, Adwa, Axum, Welqait (Zoba Me'irab & Zoba Ma'ekel) are in Tigray.

  • @fisahafutwi6291
    @fisahafutwi6291 5 років тому +6

    Omg so amazing film and I love you everyone 😘😘😘🇪🇹💪✌️👏👍👌from 🇦🇺

  • @rahelnegasi4377
    @rahelnegasi4377 5 років тому +24

    ኣላ ሓደ ሓደ ኤርትራውያን ትግርኛ ከምሁሩና ይምኩሩ ካባና ከም ዝወሶድዎ እቲ ትግርኛ መን እዩ ክነግሮም ክክክክክክክክክክ

    • @berhaneokubay4219
      @berhaneokubay4219 5 років тому

      C

    • @siku9753
      @siku9753 5 років тому +1

      ክክክክክ በቃ በሊ ሰመዒልኪ ኣለኩ ትግርኛ ደኣ ኣብ ትሰርሑዎን ትዛረብዎን በበዩኑ እንዲዩ ክክክክክ ክተዛሪብና ዳኣ እምበር መቸም የሕዋት ምኻና ኣይንርስዕ

    • @merimar4738
      @merimar4738 5 років тому

      እንድዒ ንገረለይባ

  • @saratilhun8998
    @saratilhun8998 5 років тому +4

    ደቂ ትግራይ ወርቂ ይበል ቀፅሉሉ😍😘👌👍

  • @ሰላምነጋሽ-ቐ7ረ
    @ሰላምነጋሽ-ቐ7ረ 5 років тому +3

    እስይይይይ ደቂ ዓደይ ንፉዓት አናብስ ቀፅሉሉ ደስ ዝብል ሳሓባይ ድራማ እዩ

  • @bmtbmt9103
    @bmtbmt9103 4 роки тому

    ብጣዕሚ ደስ ትብል ድራማ ቑፅልዎ
    ከምዚ እዩ ብቲ ውርዙይ ባህሊ ትግራይ ገጠር

  • @merihgebreyowhans9763
    @merihgebreyowhans9763 5 років тому +57

    ደቂ ትግራይ ሽኮሪናታት ሓዱሽ ጀዲድ እባ ስደዱለይ ነዞም ኣብ ገዛይ ዘለዉ ኣትማን ክዓጥነሉ ክክክክክክክክክክ ሓውኹም ካብ ኤሬ

  • @zd6493
    @zd6493 5 років тому +3

    እዋይ.ደስክትብሉ.ኣብየት.ዝባህልና.ደስ.ክብል

  • @Awlotube
    @Awlotube 4 роки тому +4

    Great job!

  • @muezfisseha8741
    @muezfisseha8741 5 років тому +10

    btaemi des behali drama sisco ena samri.... i appreciate you so much. you did it well. kef alekum ahwatey

  • @britkymaryassefa476
    @britkymaryassefa476 5 років тому +4

    Tigray Ethopia mekelle 😍😍😍

  • @djkebromhadushbakuerigazea116
    @djkebromhadushbakuerigazea116 4 роки тому +1

    ፅቡቅ ሰራሓ አዩ ቀፅልሎ

  • @rudruokojoga4484
    @rudruokojoga4484 5 років тому +34

    ደቂ ዓደይ ሽኮራት በኣኹም ዝመፅእ ኩሉ ሙቁር ኣጆኹም ቀፅልሉ

  • @seniseni5158
    @seniseni5158 5 років тому +1

    ክክክክ ፍትሕ ኣቢለ ስድድየ ዝገረም ቀፅሉሉ ፅብቃተይ ደስ ትብል ከም ገለ

  • @berhekiros5550
    @berhekiros5550 5 років тому +19

    ሕጉሳት ኢና ብኣኹም ብጣዕሚ ደስ ብሃሊ ላዝናነየ ቑምነገር ዘምህር ገራሚ ድራማ ግን መእንታን እቲ ላዛታትን ትውፊታትን ናብ ኹሎም ከባብታት ትግራይ ላተዛወርኹም ብፍላይ ምስ ኣልባሳት ናብ ገፅ ደቡብ(ራያ) እናኸዱም እዉን ተልኾን ብሓፈሻ ግን ቐፅልሉ ብጣዕሚ እየ ልፈትወኩም

  • @mahderbrhane9117
    @mahderbrhane9117 5 років тому +5

    ደስ ባሃሊት ድራማ እያ

  • @kahsayemane4559
    @kahsayemane4559 5 років тому +2

    እሰይ ደቂ ዓደይ መዓረት ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ኣይትጥፍኡና

  • @ሃያትጓልራያ
    @ሃያትጓልራያ 5 років тому +6

    መርሓባ ደቂ ሓቂ እንኳዕ ዳሓን መፃእኩምለይ

  • @ኣበባኣሰፋ
    @ኣበባኣሰፋ 5 років тому +15

    ውውውውውው ተጋሩና አጆኩም፡ባህልናን ጅግነነትናት ንዓቅብ

  • @hgiadeboyymeles8329
    @hgiadeboyymeles8329 5 років тому +6

    Nicccc drama ane gn kemzi aynet lhaja zelo aymeslenn Neyru ab tgray .

  • @zewdihadera2132
    @zewdihadera2132 5 років тому +6

    ዋው ቀፅልሉ ሰሓበይ ድራማኩም

  • @ኣበባኣሰፋ
    @ኣበባኣሰፋ 5 років тому +10

    እዛ ድራማ ብጣዕሚ ፍትየያ አብ ገጠር ከይድኩም ስርሕኩም፡አጀኩም ባህልና ንዓቅብ ተጋሩና ባህልታትና ነዕቢ

  • @tsiondesalegn2854
    @tsiondesalegn2854 5 років тому +4

    ፅብቅዩ ቀፅሉሉ ኣሕዋተይ

  • @tsirhadesta1634
    @tsirhadesta1634 5 років тому +4

    ዋውው ደስ ክብል ቀፅሉሉ
    ተጋሩ ጀጋኑ

  • @መሰረት-ወ7ነ
    @መሰረት-ወ7ነ 5 років тому +3

    ተመቹዒኒ ብጣዕሚ ጽቡቕ!!

  • @aberumusgun2533
    @aberumusgun2533 5 років тому +4

    ለቲና ደስ ባሃለት ምቅሪት

  • @AsdDsa-bs8zp
    @AsdDsa-bs8zp 2 роки тому

    ዋዋዋ ብጣዕሚ ፁቡቅ ድራማ ቀፁሉሉ

  • @mulumesele3589
    @mulumesele3589 5 років тому +1

    ዋው ዓቢይ ትምህርት አለዎ

  • @ያልጠፋነውከእግዚአብሔርም

    ቀፅልሉ ኣሕዋትና❤

  • @ፍቅርጥዕም-ቸ3ኸ
    @ፍቅርጥዕም-ቸ3ኸ 5 років тому +1

    ምቅረትይ አጀኪም ጎቡዙ ፀብቃ ስርሕ እዩ

  • @selasgebretensai2615
    @selasgebretensai2615 4 роки тому

    🇪🇹👍እጀኩም። ደቂ። ትግራይ። ጹብቁ። ነሩ

  • @sggdhddhhh3972
    @sggdhddhhh3972 5 років тому +17

    l Love you deki Tigray shikor 😍 ግን እንታይ እዩ ናይ ደቂ ኤሪ ትመስል

    • @ሃገረትግራይእየዝደሊ
      @ሃገረትግራይእየዝደሊ 5 років тому +2

      Nay Shirre, Adwa, Axum, Welqait / Zoba Me'irab, Zoba Ma'ekel (Western & Central Tigray) iyu.

    • @tsegu6068
      @tsegu6068 5 років тому

      Eta tigray eko bizuh ayenet iya

    • @kingsolomon8046
      @kingsolomon8046 5 років тому +2

      ኣቱም ኣብ ኣድዋ ኣያታተይ ከምዚ ኣይነት ትግርኛ ኢዮም ዝዛረቡ! ትግሪኛ ብዙህ አይነት ላህጃ ዘለዎ ኢዩ።

    • @ጓልዛላንበሳፃዕዳ
      @ጓልዛላንበሳፃዕዳ 5 років тому

      @HWNET MEDIA እቲ ደራሲኣ ወዲ ዓጋመ (ወዲ ጉሎማክዳ) እዪ ጉሎማክዳ ከዓ ትግርኛኦም ደሓን እዪ

  • @ሜሪሙሉ
    @ሜሪሙሉ 5 років тому +4

    ሽኮራት ደስ ዝብል ድራማ እያ ማራ

  • @meskeremsiteba4007
    @meskeremsiteba4007 5 років тому +4

    ሽኮሪናታት ቀፅሉሉ

  • @የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ

    ዋወወ ቆንጆ ድራማ

  • @abadieri8870
    @abadieri8870 5 років тому +5

    ደቂ ትግራይ ዓቡቡ ጽቡቅ ስራሕ

  • @ኤፉፍቅርየዛሌልጅ
    @ኤፉፍቅርየዛሌልጅ 5 років тому +4

    ብጣዕሚ ጎበዛት የፅሉሉ ።

  •  5 років тому +1

    ብጣዕሚ መሳጢ ትዋሰኦ ............

  • @ኦኣምላኸይካብሕማቅሰውረኒ

    ክኽክክክኽ ከመይ ዲኩም ምቁራት የሕዋተይ ቡሩካት ከማኩስ መን መኽበሪ ባህሉ ደቂ እታ ሓላል ወርቃዊት መሬት ኣጀኩም በሉ ኣትጥፍኡና ምቁራተይ.👍👍👍🎁

  • @yohannesberaki4015
    @yohannesberaki4015 4 роки тому +1

    ሮሜ 13 (Romans)
    13፤ ከም ብመዓልቲ ብቕንዕና ንመላለስ፡ ብጓይላን መስተን ኣይኰነን፡ ብምንዝርናን ዕብዳንን ኣይኰነን፡ ብባእስን ቅንኣትን ኣይኰነን።
    14፤ ንጐይታ የሱስ ክርስቶስ ደኣ ልበስዎ እምበር፡ ነቲ ሓልዮት ስጋስ መለዓዓል ትምኒት ኣይትግበርዎ።

  • @نلىى
    @نلىى 4 роки тому

    Wwwww ብጣዕሚ እያ ደስ ትብል

  • @yoni-co9uf
    @yoni-co9uf 5 років тому +5

    Btami xubuk azekirkumna bahlna shkor

  • @desgerye858
    @desgerye858 5 років тому +4

    Hahaha muqurat ❤️🔥❤️ from eri🇪🇷

  • @saadhhd8822
    @saadhhd8822 3 роки тому

    ዋውው ደቅ ትግራይ ደስ ባህልት

  • @grmawit1902
    @grmawit1902 5 років тому +7

    እሰይ ፅቡቓታይ ደስ ዝብል ቀፅልሉ😍😍😍

  • @Awlotube
    @Awlotube 4 роки тому

    ፅቡቅ ሰራሕ ቀፅሉሉ። great job keep it up!

  • @kidanaberha5075
    @kidanaberha5075 5 років тому +6

    waww deki adey marye

  • @ሜሪጋልሃገረትግራይ
    @ሜሪጋልሃገረትግራይ 5 років тому +3

    ደስ ትብል እያ ፅርያተይ

  • @ዓሰብባጽዕኤርትራ
    @ዓሰብባጽዕኤርትራ 5 років тому +21

    ባህሊ ኤርትራ ,ትግራይ, ጥዑም ሓራሙ ክትድውር ደኣ ዕድል ዘይህበካ እምበር ከከከ
    እቲ ከ ሕማቕ በጊዕ ከይህብስ ይፈሽል ብዕራይ ከማን ምሃባ ከከከ

  • @gualtigrina5944
    @gualtigrina5944 5 років тому +14

    Mechem ane kem Eritrawit ayxelomin eye ni tegaru dedobna aflitna hade hizbi ab kilite adi eyo nay. Zeytewhatelu entedaliyo may yemagolu. Nice drima

  • @azebteklay704
    @azebteklay704 5 років тому +3

    Deki adey maerey sesnuleyyyyyy❤💋❤

  • @ሰሉጓልሰሓርቲ
    @ሰሉጓልሰሓርቲ 5 років тому +2

    ❤️❤️❤️እሰይ ደቂ ትግራይ መዓረይይይ😍😍😍😍😍😍

  • @teshemetesheme5030
    @teshemetesheme5030 5 років тому +3

    ብጣዕሚ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ስራሕ ቀጽልሉ

  • @hayatyasin3873
    @hayatyasin3873 5 років тому +3

    ቀፅልሉ

  • @dhfiremareyam831
    @dhfiremareyam831 5 років тому

    ክክክክክክ ዋውውውው ደቅ ትግራይ ክሕሎ ግን እትወድ ብጣዕምእዩ ሓሳድ ክክክክክብዝኾነ ባህሊናጥዑም

  • @alganeshberhe314
    @alganeshberhe314 5 років тому +2

    Waw betame zbouk. Des behalti. 100% 100%🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋

  • @ጓልኣላጀዓድሽሁ
    @ጓልኣላጀዓድሽሁ 5 років тому +1

    1000% ላይክ💓🌟💓 ተቀበሉኒ ሙቁራተይ

  • @tsehayehagos3537
    @tsehayehagos3537 5 років тому +2

    ገራሚት ስራሕ siscon መሳርሕቱን

  • @meserettsegay7139
    @meserettsegay7139 5 років тому +5

    I love you diki tgray shkorat😍😍😍😍😍😍😍😍😍♥️♥️

  • @easytocook9937
    @easytocook9937 5 років тому +2

    Good job. Proud of you deki adey mearey🌷

  • @t.kfikiri
    @t.kfikiri 5 років тому +6

    Keep up the good work my people. I love this drama. Never stop.

  • @ፍርሳሚድያትግራይ
    @ፍርሳሚድያትግራይ 5 років тому +2

    ብራቮ ዞም ኣዕርክተይ ቀፅሉሉ

  • @molymolymolly2693
    @molymolymolly2693 5 років тому

    ዋው ፅብቅቲ መልእኺት እያ ቀፅልሉ

  • @AlmightyGOD812
    @AlmightyGOD812 5 років тому +5

    Pure Tigrinya and so inspiring!

    • @AlmightyGOD812
      @AlmightyGOD812 5 років тому

      @@LeleEnt
      You welcome bro, never mind!

  • @ሰብኢዩሰብሰብእወመኽሰብ

    ኣቤት ብጀዲድ ሰብ ከተፍኣትሕ ክንደይ ይሕይል ኢዩ ኣንታ ፡ሓውኹም ካብ ኤሪኢ

  • @biniamandegiorgis4065
    @biniamandegiorgis4065 5 років тому

    ጸቡቕ ስራሕ አብ ትግሪኛ ከምሁሩ ትብሉ ዘለኹም ሲ አብ ትግራይ ዘለና ከማን ምርዳእ የአብያና ኣሎ ትግርኛ ኣበይ ተወልድኪ ዓድዋ አበይ ሓምምኪ ዓዲግራት ኣበይ መይትኪ መቐለ አበይ ተቐብሪኪ ራያ ኢሎማ ናይ በሓቂ ጽቡቕ ምንቅስኻስ አብ ትግራይ ይረአ ኣሎ ጀምሪኩም ከይተቋሪጽዎ አየ ዝፈርሕ

    • @agamawit
      @agamawit Рік тому

      ክገርመካ ደራሲኣ ወዲ ዓዲግራት ጉሎምኻዳ እዩ 😏 ኣብ ዓድዋ ትውለድ ደኣ 😂 ላዛ ዓድዋ ዘይኩርኳሕ እዩ።
      ኣብ ክንዲ እንታይ ክእዘዝ 'ታይ ኣምፂዩኳ ህምባእ 😂