Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
እንቃዕ ብደሓን መጻእኩም 💐💐
Wonderful conversation, Nexereab ,Mezmur & Habte Thank you guys
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትንተና ውን ሕጅ ሕምስምስ አቢልኩሞም ንህግደፍ::እንት እቶም ደለይቲ ፋቲሒ ዝባሃል ልቢ ይሃቦም💙🌿💙🌿💙🎅🏻
ሓው ነጸረኣብ ኣጆኻ በርትዕ !!
አብ ጣኦት ዝአምኑ ባረዩ ፈሪሃ እግዝብሒር ዘይብሎም ባረዩ ክድምሰሱ አለውም
🌼🌼🌼🌼💐💐💐💐🌼👏🌼 welcome yehwat
ቀጭ... ዶ በለቶም ተሓቢኢና ኢና በሉ ኣብ ቃልዕ ስለዝወጹ ::
አንታይ ንምርኻብ አዩ ።አዚ ኹሉ ሃለዉሎው
💙💙💙💙💙🌷🌷🌷🌷💙💙💙
ካብቶም ኣብ ደንበ ፍትሒ ኣለኹ ኢሉ ፍትሒ እንታይ ትመስል ዘይፈልጣ ናይ ጸልማት መጻኢ ኣባል ዝኾነ ሃርጋፍ ኣማንኤል ወደባቴ ዝብሃል ዝነቁሐ ክንሱ ዝነቅሐ ዝመስሎ ኣብ ኩሉ ጦቦሎቅ ኢሉ ፓለቲካ ጨብረቅረቅ ዘብል ኣይትገደሱሉ ሕጂ ዩ ኖቂሑ !!
🌶️🌶️🌶️🌶️🌶️🌶️🌶️🌶️🌶️🌶️🌶️🌶️🌶️ merara meglexi
ሕጂውን ገመል ሰሪቅካ ጉምብጉምብሕ የለን። እዚ ሓበሬታ ምስ መራሕቲ ውድባትን ምንቅስቃሳትን ሰልፍታትን ትካፈልዎ ምበር ኣብ መድረኽ ወጺእካ ንንፋስ ምሃቡ ናይ ተቃለስቲ ጠባይ ዝሃደሞ ትሕዝቶ እዩ። ነዚኦም ክትከስቦም እታ እተእስረካ ቀለበት ክይዕወት ኢኻ ትዓዩ። ጸገንቲን ጨቆንትን ምኻኖም ዘረጋገጽኩም ነገር የለን ሽፋን ንምስጢር ዘምዕቃብኩም እዩ። እታ ቡርኩታ እምኒ ኣላታ ንዓኹም እያ ትግባእ። ምስ ወያነ ስለእተገነዝኩም ድሕሬና ሳዕሪ ኣይትብቆላ እዩ ዕላጅኩም - ወዲ ዘርአን ጆርጆን ዘይብሉ ዓቅሚ ተገራዚ ምኻኑ ንልዕሊ 20 ዓመት ተገንዚብና። ሳግምካ ኣይነበረኩም ኣይጠፍኣኩም ባሕርናውን ኣሕሊፍኩም ክትህቡ ተሰማሚዕኩም ትኾኑ።
መጀመርያ ብግልጺ ንነብስኻ መሲልካ ናዕ ታሒስካያ ዘልኽ መልይ ቀይራ ታናይ ቆለኛታት ቀይሕ መይሕ ባንዴራኻ ሒዝካ ናዓ ንሳእያትምጥነካ ተሓቢኻ ምጽራፍ ድሕረት ዩ ጸረራብሓኽ ክትዋጋእውን መንነትካ ተላቢስካ ተመጻኻ እዩ ጽቡቕ።
ጽቡቅ ሓሳብ ተምጹኡ ኣሎኹም ብፍላይ ኣፍቀርቲይ መንእሰያት ንሓሞዱን ድልየት በርጌዳዉያንን ክሳብ ዝኾነ ድልየትኩም ክረዲት ይግበኣኩም ዩ ስለቲይ ጽቡቅ ኣገላልጻኹም በርጌዳዉያን እዉን ሺፍታ ጨካን ሳሕላዊ ኣተሓሳስባ ዘሎዎ ስርዓት ኣስመራ ክሳብ ዝኾነ መንቀፊኹም ክትነኣዱ ዩ ዘሎኩም
ካብ ዘይተሓሓዝ እንዳለቃቐብኩም እሞ ኸኣ ከይወዳእኹሙ እንከለኹም እንዳተቀደደኩም ኣብ ሃለውሳን ኣብ ዕንክሊልን ትነብሩስ ፍትሒ ኣብምምጻእ ከዐውተኩም ዝኽእልን ንህዝቢ ውን ስኒት ዘምጽእን ቁኑዕ መስመርን ቅንዕናን ሑዝኩም እንተትሰርሑ ዶ ኣይምሓሸን። ተቃለስቲ ኢና እንዳበልኩም ሓሙሳ ዓመት ብዘይ ሓንቲ ቁምነገር ዕንክሊል ክትብሉ ነቢርኩምስ፡ ሕጂ ኣብ እርጋንኩም ህዝቢ ንምልኻፍ ከምዚ ዓይነት ርኹስ ኣጀንዳ ከተምጽኡ ቁሩብ ዶ ዒብ ኣይትገብሩን።
ህግደፍ ተጋሲስዋም ኣእምርኦም እነ ውዲ ብዳማ ባር ሊያ እነ ወዲ ጠበቅ እነ ዳኒኤል 1ኔሽን ወ.ዘ.ተ
Derasen directorn 😂 resiekmo 😅😅😅
እዚ ቆሎ ጥጥቆ እዩ። ስለያዊ ምጽወታ ንህግድፍ ገጸ በረኸት ለጊስካ መሕብኢ የለን። ለውጢ ይድለዩ ኣይድለዩ ዘረጋገጽኩሞ ነጥቢ ካብ ዘይሃለወ ተሃዊኽኩም ምዝራብ መን ክርበሓሉ? ሓቂ ቀስ ኢላ ትሞልቅ ኣላ። ንህግድፍ ትሰርሑ ከይትህልው ንነብስኹም ፈትሽዋ? ነቲ ሞት ዝፈረደኩም መንግስቲ ክንድዚ ሓበሬታ ምልጋስ ወይ ተቨዚእኩም ኣለኹም ወይ ርእስኹም ስሒትኩም ኣለኹም።
ኣብ ናይ ተጋደላይ መዝሙር ሰለሙን ርእይቶ "ኣስፍሃ ወልደሚካኤል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣይፋል ኣድሚጹ" ትብል ተወሳኺ መጽናዕቲ እንተዘካይደላ ትብል ርእይቶ ኣላትኒ። ኣለምሰገድ ተስፋይ ናብ ኣዲስ ኣበባ ከይደ ንቢትወደድ ኣስፍህስ ቃለ መሕትት ኣካይደሎም ክብል ሰሚዐዮ ኣለኹሞ እቲ ብቢትወደድ ዝተዋህበ ድምጺ ብኣንጻሩ ከይከውን ዝብል ርእይቶ ኣለኒ።
አስፍሃ ወልደሚካኤል አቦ ወንበር ቤይቶ ኤሪትራ ዝነበሩ አብ እዋን ምፍራስ ፈደረሽን እየ ዝበልኩ
እቲ "ኢሰያሳዊ" ዝብል ብ "ሻዕቢያዊ" እንተትትክእዎ'ዩ ቅኑዕ ዝኸውን። እቲ ኣብ ኢሰያስ ዘሎ ኣተሓሳስባ ሻዕቢያዊ ኣተሓሳስባ ደኣምበር ናይ ኢሰያስ ናይ ውልቁ ኣይኮነን።
ናቶም ለውጢ ኣይትደልዩን፡ናትኩም ለውጢ ከኣ ኣይንደልን ስለዚ ተጣማሚትና ኣብዚኣ ንበሊ ደቂ ኾማሪት።ነንዝፈተነ ናብ ሓውኹም ወድካሳ የሕሊፍኩም ትህብዎ እንተኾንኩም ደኣ ተቕለስቲ ዘይኮንኩም ሃገራዊ ድሕነት እንዲኹም
ሕጂ ንዓኹም ዝኣምኑ ኣይሳኣኑን ዝኮነ ድኮመንት የብለሙን ትብሉ ኣንጻር ትግራይ ካኣ ይግስጉሱ ትብሉ በየናይ ጭብጢ ክክክክክ
ኸዳዕ ኸዳዕየ አይብልንዩ ተግባራቱ ዝረአየ እዩ ኸዳዕ ምዃኑ ዝሕብሮ ።ንህግደፍ ከውድቅ ይቃለስ አለኹ እናበልካ ቀታሊ ወይ ተሓባበሪ ቀታሊ ህዝቢ እንተደአ ኾንካ ኸዳዕ ዘይኮነ ገበነኛ አብልዕሊ ህዝቢ ኢኻ።ንህዝቢ ካብ ህግደፍ ነጻ ከውጾኦ እናበልካ ምስ ጸላኢ ኾንካ ክትዕምጽ ክትቀትል እንተኾንካ ንመንደአኢኻ ነጻ ኸተውጽእ ።አብ ወራር ወያነ ዝአተዉሉ አብዶብ ዝነበሩ ብአስማቶም አንዳጠቀሱ ኤርትራውያን ነይሮም ዝብሉ ነይሮምዮም ።ግዚኡ ሓልዮ ዘይቃላዕ ታሪኽ የለን።
ጸረ ህዝቢ ትግራይ ክጉስጉሱ ከም እተሰምስምዑ ጭብጢ የብልኩምን ምኽንያቱ ዋላ ጥር ትብል ጽሕፍትን ቪድዮን የብልኩምን - ንኸይሕዙ ተሰማሚዖም ስልዝበልኩምና። ስለዚ ጸረ ማለሊትን ወዳእቲ ኣካላት ሕዋሕት ምኻን ሕጂውን ወያነ ክሳብ ዕርቂ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ከይኣወጀት ክትድከር ክትነብር እያ። እቶም ኢደ በይዛ ኤርትራውያን ድማ ማይ ዓሚኽኩም ትተርፉ ከምተሞኩሮኹም።
ምስ ምልኪ ወጊንካ ጸረ በርጌዳዉያን ጠጠው ምባል ጽባሕ ባይታ ዝፈርደና ሓቂ ዩ ።
ስለምንታይ ኢኩም ዋላ ናይቶም ዝጻረፉ ተስምዑዎ? እንታይ ኢዩ ረብሑኡ?
Ne Hizbi Eritrea tkalesun dew zbelkum entekonkum n’étaya Ekum ne Hizbi Eritrea kinwereka eina kinketleka eina endabelu Leulawinet Eritrea kidefru zdelyu gorebet Hager degefty konkum tmetsu? Hizbi Eritrea keamnekum bkemy ykelmo???
ጀዋሲ ሮሺሰሰ ኢኩም የ ጀዋሲሰ ፅረ የረትርይን ናይ ሎሚይ አይኮን ካብ ሀምሳታት ጀምሮም
Entay eka kitbil delika 😂😂
😂😂😂😂😂😂
ገለ ስክፍታ ኣለኒ ፕሮፓጋንዳ ኣጀንዳ ንምቅያር ሓገዝ ነቲ ስርዓት ከይከውን ብተወሳኪ ካብቶም ዝበልኩሞም ኢዚ ናይ ዋን ዊጥ ብድሕሪ ምዝራብኩም ብዘይ ስክፍታ ኽኣቱ ኣይምከኣለን ዝብል ሪኢቶ ኣለኒ ኢቲ ስርዓት ውን ነቶም ኣብ ውሽጢ ዘለዉ ክሳብ ሕጂ ስጉምቲ ከይ ወሰደ ኸ ምጸንሐ ዶ ? ስለዚስ ኢንተ ብርዲኢት ኢንተ ብዘይርዲኢት ስራሕ ናይ 03 ከይትከውን ኢዛ ናይ ይኽኣሎ ሃንደበት ናብ ህግደፍ ምምላሱ ግን ኣብ ? ኔረ ኢየ ምኽንያቱ ስርዓት መንገዲ ይቅየር ኣሎ ኢለ ክሓስብ ገሩኒ
ኣንጻር ህግደፍ ዲኹም ትቃለሱስ ኣንጻር ንህግደፍ ዝቃለሱ እዩ ቃልስኹም ዘይንጹራት ኮይንኩም ረኺበኩም።
እንቃዕ ብደሓን መጻእኩም 💐💐
Wonderful conversation, Nexereab ,Mezmur & Habte Thank you guys
ብጣዕሚ ጽቡቅ ትንተና ውን ሕጅ ሕምስምስ አቢልኩሞም ንህግደፍ::
እንት እቶም ደለይቲ ፋቲሒ ዝባሃል ልቢ ይሃቦም💙🌿💙🌿💙🎅🏻
ሓው ነጸረኣብ ኣጆኻ በርትዕ !!
አብ ጣኦት ዝአምኑ ባረዩ ፈሪሃ እግዝብሒር ዘይብሎም ባረዩ ክድምሰሱ አለውም
🌼🌼🌼🌼💐💐💐💐🌼👏🌼 welcome yehwat
ቀጭ... ዶ በለቶም ተሓቢኢና ኢና በሉ ኣብ ቃልዕ ስለዝወጹ ::
አንታይ ንምርኻብ አዩ ።አዚ ኹሉ ሃለዉሎው
💙💙💙💙💙🌷🌷🌷🌷💙💙💙
ካብቶም ኣብ ደንበ ፍትሒ ኣለኹ ኢሉ ፍትሒ እንታይ ትመስል ዘይፈልጣ ናይ ጸልማት መጻኢ ኣባል ዝኾነ ሃርጋፍ ኣማንኤል ወደባቴ ዝብሃል ዝነቁሐ ክንሱ ዝነቅሐ ዝመስሎ ኣብ ኩሉ ጦቦሎቅ ኢሉ ፓለቲካ ጨብረቅረቅ ዘብል ኣይትገደሱሉ ሕጂ ዩ ኖቂሑ !!
🌶️🌶️🌶️🌶️🌶️🌶️🌶️🌶️🌶️🌶️🌶️🌶️🌶️ merara meglexi
ሕጂውን ገመል ሰሪቅካ ጉምብጉምብሕ የለን። እዚ ሓበሬታ ምስ መራሕቲ ውድባትን ምንቅስቃሳትን ሰልፍታትን ትካፈልዎ ምበር ኣብ መድረኽ ወጺእካ ንንፋስ ምሃቡ ናይ ተቃለስቲ ጠባይ ዝሃደሞ ትሕዝቶ እዩ።
ነዚኦም ክትከስቦም እታ እተእስረካ ቀለበት ክይዕወት ኢኻ ትዓዩ። ጸገንቲን ጨቆንትን ምኻኖም ዘረጋገጽኩም ነገር የለን ሽፋን ንምስጢር ዘምዕቃብኩም እዩ። እታ ቡርኩታ እምኒ ኣላታ ንዓኹም እያ ትግባእ። ምስ ወያነ ስለእተገነዝኩም ድሕሬና ሳዕሪ ኣይትብቆላ እዩ ዕላጅኩም - ወዲ ዘርአን ጆርጆን ዘይብሉ ዓቅሚ ተገራዚ ምኻኑ ንልዕሊ 20 ዓመት ተገንዚብና። ሳግምካ ኣይነበረኩም ኣይጠፍኣኩም ባሕርናውን ኣሕሊፍኩም ክትህቡ ተሰማሚዕኩም ትኾኑ።