Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍ኣርቲስት ፅጋቡ ቸሻለ ብዕላልኩም ፈተዮ።እስኪ ፅጋቡ ተሻለ ይቅረበልና እትብሉ እስኪ ብ ላይክ ግለፁ 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
ወዲ ዘገየ ብዙሕ ስራሕ ሰሪሑ ከምቲ ዝግበኦ ልዑል ክብሪ ዘይረከበ ክቡር ስነጥበባዊ እዩ እስኪ ናይ ደበሳይ ዘገየ ኣድነቅቲ ኣበይ ኣለኩም ብዓቅምኩም ፍቅርኩም ግለፅሉ ❤ ወዲ ዘገየ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ
ትክክል ተስፍሕ ሓወይ ደረፍቲ ተጋሩ አዉን ዓበይቲ ድምፃዉያን ኣብ ምክባር ብዙሕ የኮንኩምይ
ተጋሩዋይ ኣሕዋተይ ናይ ባዕልና ሚድያ ነተባብዕ❤❤❤❤❤ በጃኩም
እዞም ሎቃምጽ ንቅድሚት ነዞም ባህልን ክብርን ትዓጢቆም ዝሰርሑ ንድሕሪት😢❤
ጥበብ ጭራ ዋጣ ጥራሕ ኣይኮነን ዕላሉ እውን ምቁር እዩ። ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ። ወዲ ሮሚጥ ቀፅለሉ!
ዝገርም ዕልል እዩ ወዲ ረሚጠይ😂😂❤❤❤
ኣነስ ኣሎ ዶ ይኮን ይብል ነይረ ደሰ ባሃሊ እንኳዓ ብሰላም መፃኣኩም
ዋውውው ወዲ ሮሚጥ ኩቡር ሰብ የቀንየልና ዝንፈትዎን ዝነክብሮን ኩቡር አቦ ባህሊ አያና ዘቅረብካልና 🎉🎉🎉🎉
Wiyy wdi zegeye ❤❤❤❤❤
ሮሚጠይ ተሪር ትግራዋይ✍️👏❤️🙏🤞እተቕርቦም ነባራት ስነ ጥበባውያትና ቀፅለሉ ኣዚኻ ክቡር እንዲኻ።🫶ዝያዳ ክበረልና ኣንታ ጅግና ንመንነቱ ወትሩ ቆቓሕ።
አቤት ላዛ ክጥእም ብሳሐቅ ቀቲልኩምና ❤❤❤❤❤❤
የቐኔልና ወዲ ሮሚጤ ምስ ክቡር ጋሻኻ።ፍሉይ ሰብ።ከምዚ ዓይነት ሰብ ኢዩ ኣዝማሪኖ ክባሃል ዝፈልጥ።ውርዙይ መልሓሱ ጥዑም ዕላሉ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
ኣሎ ዱዩ ይብለ ነይረ ኣነ ሰ ደሰ ባሃሊ እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ❤❤❤❤❤❤
ከፍ ዘለዎ ዕላል ብስሓቕ ተወዲኡ ብጣዕሚ ደስ ዝብል
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ንደበሳይን ንፅጋቡን ብሓደ ኣቕርቦም it's going to be more fun 😁
ካብ ክሎም ኣጋይሽ 1ይ😂😂😂❤❤❤🎉🎉
ወዲ ዘገየ ብሐቂ ልባም ሰብ የቀንየልና ዕድመይ ጥዕናይ ይሀበልና ጽቡቅ ተዘናጊዕና
ክቡር ዕድመና ጥዕናን ይሃብካ ቀባፅ መስሓቄን 🥰💓😘🙄
እድሜ ይሀብካ ወዲ ሮሚጥ እውነት ጨዋታው ሚጠገብ አይደለም👌
ትግራዋይነቴን በጣም ነው ምወደው 👌💝💝💝
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏🙏❤❤
ኣነሰ ደበሳይ ኸምዚ ተዋዛያይ ኣይመስለንይ ነይሩ እና ፅቡቕ መደብ ነይሩ ደስ ይብል
ዘይዋዘ ጭራ ዘየለ
❤❤❤እዋይ እዚ ተሻለ ጽጋቡ ዝብልዎ ግን ከመይ ዓይነት ጽቡቅ ልቢ እዩ ዘለዎ!!!❤❤❤
ኣያኒ ጋይታ ባህልናን መንነትናን ስለ ዝራእናኩም ደስ ኢልና ኣያና💊😍😍😍😍
እንኳዕ ሃለኻ ደበሳይ ዕድመ ይሃብኻ።
Wow
Wawwwww ወድሮሚት የቀንየልና❤ ከምዚ ዝበሉ ሰባት ስለዘምጻኻልና🙏🙏🙏
Are part two ayana btami ena nfetweka
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩ ኩቡራተይ
ዋው ዝፈትዎ አርቲስት ደበሳይ ዘገየ ❤❤😊
Enqae terakebkum elalkum mukur yu
Keff 🎉 zeleka chira hkyaka bela ❤🎉🎉🎉🎉
ደበሳይ ጥዑም 🌿🌿
ወዲሮሚጥ በይዛኻ እዚ ኣያና 2ይ ክፋል ተዝመፅእ። ክንደይ ይጥዕም ከምዚ ዝበለ ተፃዋቲ መስሓቒ
ብጣዕ ካብ ዝፈትወ ዘክብሮ ድምፃዊ ኣቦና ብዙሕ ኣበርኪቱ አዩ ኣብ ጥበብ ትግርኛ ❤
ኣያይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዕላሉ ክጥዕም
Funny 😁 wedi zgeye
ዋው ስነጥበባዊ ኣያና ደበሳይ ዘገየ ስለ ልረአኹኻ ደስስ ኢሉኒ ምሉእ ዕድመይ ጥዒናይ ይሃብኻ ፈጣሪ❤
long live Wedi Zegeye.
ዝተረፈ ዕደድሜኻ ይባረኽ👌🙏ክቡር ኣያ ባህላዊን ዘመናውን ኪነት✍️☝️👏
ጨዋታቹ አይጠገብም😂😂😂😂
ኣያና ደበሳይ እንኳዕ ሰላም ሃለካና
ወዲ ሮሚጥ ሓወይ ኣብ ቀጻሊ ከምታ ቃልካ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ኣምጻኣልና ጡዑም ዕለል ኣለኩም❤❤❤❤❤
ኩሉ ግዜ ዝዝክሮ ስነ ጥበባዊ ክቡር ኣቦና ደበሳይ ዘገየይ ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ
Love wedi aegeye he is the most talented artist 🎨 ❤️ 💜 ♥️ 💖 👏 🎨 ❤️ 💜 ♥️ 💖
ወደዘገየ ዕድመን ጥዕናንንንንንንንንይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዌል #ወዲ ሮሚጠይ ክቡር_ኣያይ❤ ዝፈትወካ ክቡር ስነ ጥበባዊ ደበሳይ😊ዘገየ ከኣ ናብ ወዲ ሮሚጥ ሸው እንዃዕ ዳሓን መጻኻ
Zifetwo sine tibebawi thanks
ክቡር ኣያና ደበሳይ ዘገየ ኣቦ ጭራ ዋጣ ጥራሕ: እንኳዕ ዳሓን መጻእኻ። ❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!
ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ኣቦና ብናትኩም ሙዚቃ ናሳዕሳዕና ዓቢናደበሳይ ዙገየዉዲ ኩሙርክንፈ ገ/ገርግስ ብርሃነ ሃይለሚካኤል ኣብ ትግርኛና ዓብዪ ኣስተዋፅኦ ዝገበሩ ወዲ ሮሚጥ ዉን ብጣዕሚ ነመስግን ❤💛
ብጣዕሚ ጥዑም ዕላል ተጋሩዋይ ምድያና ነዐቢ ኣጀካ ኣለና ኣብ ጎንካ ንበሎ ❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤
በጃኻ ካልኣይ ክፋል ግበረላ
ደበሳይ ክንድዚ መስሐቃይ አይመስለንን ነይሩ ደጊምካ አቅርቦ በይዛካ ወዲ ሮሚጥ ወዲ አደይ
Yekenyelna wediromitey ketsali dma n haftom zeratsion semhaley zbl derfi zflet bhiwet ke aledo nafiknayo beonet😢😢
❤
ወዲሮሚጥ የቐንየልና ካልኣይ ክፉል ምስፅጋው ባሓደ ኣምፃኣዮም ዞም ሓወልቲ ትግራይ ኣያታትና
እታ ዋና ጥበብ ሕዚ ረኺብካያ ። ሮሚጥ።
ደበሳይ ዘገየ ኣቦ ጭራ ኣቦ ዜማ ኣቦ ግጥሚ ኩሉ ኢኻ ግን ክንድቲ ዝሰርሓኽዮ ክብሪ ኣይረኸብካንሞ ክበረልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏ቀፅሉሉ ወዲ ረመጠይ❤🎉🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Arigu kubur keyani❤❤❤
ጥዑም ዕላል ምስ ቁምነገር ሮሚጠ ይ ምሽክን
ኣይነገርኩኻንድየ ?ኣይነገርካንን ኣች 😂😂😂😂😂😂😂 ሳላ አይነገርካንን ዝበልካዮ ነጊሩና 😂
ብጣዕሚ ልደንቅ ምድላው ኣርኢኻና ኣያና ወዲ ሮሚጥ ብጣዕሚ የቐንየልና ። ወድዘገየለ ዕድመኻ ይንዋሕ ኣይትሳኣን ኣያይ ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
Kubur ayana wedi zegye yekenyelna long life 🙏❤️
ሮሞጥ ዓይነይ😊
ኣምላኽ ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም🙏❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ባህላዊ ሙዚቃ አያና❤❤❤
💛❤😎🙏🥰😍😍
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍ጡዑም ዕላል።ጎቦዝን ነድንቆን ደበሳይ ዘገየ ሓውና እዩ።ደስ ዝብል ግዜ ኣሔልፈ ምሳኩም።ግን ላይት ድብዝዝ ኤላትኩም ኣላ።😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏😂😂😂😂😂😂🙏🙏🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ዝፎትዎ ክብር ኣያና ❤❤❤
ሮሚጥ ሓወይ ኣዲስ ኣበባ ካብ ከድካስ ነባር ተጋዳላይ ከያኒ ፀጋይ ትኩእ//ውረሰኒ ተጋዳላይ// ኣምፃልና Please 🙏
Are kaliay kfal amtsealna wedi remteyy❤❤❤
ትኽክል ኣለኻ ወዲ ዘገየ ብዛዕባ ናይ ባህላዊ መሳርዕና::
Wedi remit you are the best. Your interview is always entertaining and gives in depth background of Tigrayna art 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Waw Artist Debessay
ለንቅነ ታይ ከምዝኮንኩ ናትካ ደርፊ አየ ክሰምዕ ቀንየ😂😂,ግን ወዲ ሮሚጥ ንሕሉፍ ኣለሙ ዘይተቅርበልና😢😢
❤❤❤❤❤❤❤❤
Ayana debesay zegeye tsibuk chewata behaki
.mehoges zkine sbaye❤
❤❤❤❤❤❤❤
ዘገየ ይሙት😆ወዲ ዘገየ ኹርዕ ትግራዋይ
❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 1:30
❤🎉❤👌100
❤❤❤❤❤❤❤🙏🎉🎉🎉🎉
💘🙏💘💘♥♥❤💞💞❤❤♥
❤❤❤🥰🥰🥰😍😍😍😍1000
❤❤❤❤❤❤❤😂
❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ብጣዕሚ ጥዑም ዕላል። የቐንየልና ወዲ ሮሚጥ ከምዚኦም ዝበሉ ዝተረሰዑ ቕርስታትን ሓርበኛታት ትግራይን አልሽካ ካብዝተሓብአሉ ስለለተምፀአልና። ፅጋቡ ተሻለ'ውን ሓደ መዓልቲ ተተቕርበልና። ቀሪቡ ተትሓተልና። ስዩም አለምሰገድ ዝብሃል ኣብ ኣሜሪካ ዝነብር ብጣዕሚ ክኢላ መሳሪሒ ሙዚቃ ከም ገለ ኢሉ ናብ ዓዲ ተመፂኡ ተተቕርቦ ኣብቱ ምቁር ቻነልካ ክላቦ ይፎቱ። ብዙሕ ሰብ ብፍላይ ኣብ ኪነ ጥበብ ዝነጥፍ ከም ዕምበባ ኮይኑ'ዩ ዝነብር። ክጅምርከሎ ፍዬሪ እሳካብ ዘቡቁል እቱ ተኺሉ ክዓቢ ብቐረባ ዝኹትኩቶ ተዘይኮይኑ ብዙሕ ኣቓልቦ ዝህቦ የለን። ከምኩሉ ተኽሊ ቆፅለዋይ ስለዝኾነ። ምዕምባብ ምስጀመረ ኩሉ ይጥምቶ፣ ይንእዶን ኣለዎ ናብዝተባሃለ ምድላው ኩሉ ተዓዲሙ ጥራሕ ተይኮነስ ኣቕራሹ ጫሕ ኣቢሉ ክሽልሞን ክሕጎስን ይሓድር። ግዘ እናኸደ ምቑፃራ ዘይተቋርፅ ቖፃሪት ዕድመ እናወሰኸት እንትኸድ ወይ ድማ እዛ ርግምቲ መሻረዊት ዓለም ገፃ ክተዝረሉ እንትጅምርድማ ነቲ ጥዑም ስርሑ ምድናቓ እናቐፀለት ነቲ በዓል ዋና እቲ ስራሕ ዝኾነ ስነጥበባዊ ግን ምፍጣሩ'ውን ትርስዖ። ከምታ ዕምበባ ምዃኑ'ዩ። ዕምበባ ወዲሰብ ካብቲ ዝዓበየትሉ ተኽሊ ተዘይቅንጥሳ'ውን ንዘልኣለም ኣይተፅነሕን እቲ ዝተወሰነላ ግፍ ምስኣኸለ ምርጋፋ ኣይተርፍን።ሰብ እንትቕንጥሳ ግን ዕድምኣ የሕፅሮ። ንባዕሉ ጥራሕ ተይኮነስ ንዝፈትዎምን ዘፍቅሮምን ሰባት ከም ፍሉይ ውህብቶ ዝህባ ዝነበረት ፣እታ ነንሽዑ ናብ ኣፍንጭኡ እናፀገዐ ሙዓዘኣ ንሟዓገ ስግኡ ተይኮነስ ነብሱ ዘሀድሰላ ዝነበረት ዕምበባ ፣ ምርጋፍ እንትጅምር ይርስዓ ፣ቦታኣውን ኣብ ከመይ ዝኣመሰለ ሳሎን ምኻኑ የቋርፅ። ዕምብባ ኣብ ዝቦቖለትሉ (ሰብ ከይቀንጠሳ) ንውሕ ዝበለ ትፀንሕ። ከይረገፈት። ግዚኣ ምስኣኸለ እንተረገፈት'ውን ፣ግዜ ሓሊያ ትጥጥዕ።ካብ ዝሓለፈ ሰሲናን ደሚቓን'ውን ቐልቢ ብዙሓት ትስሕብ። ብዘይኪነጥበብድማ ህይወት መተንፈሲ ዘይብላ ከባብን ፀበብን ስሚዕትካ ዘይትገልፀላ ወይ ብኻልኦት ክግለፅ ዘይትሰምዐላ መሰልቸዊት ቤት ማእሰርቲ'ያ።ሓደራ ፍዬሪታት ባህልና ካብ ጉንዶምን ስሮምን ዝኾነ ህዝብና ከይነቐልና ንሓብሕቦም።ተዘየለ ግን ገፁ ናብ ስነ ጥበብ ዝገብር እናጠፍአ ክመፅእ'ዩም።ይኣኽለኒ! ወዲ ሮሚጥ "ሪኢቶ ኢላስ ጋዜጣ ትፅሕፍለይ" ከይብለኒ 😂ኣይ ይይ ዛ ከይብሉኒ መቸም ኣብ ዝኸድካዬ ኣይትለቅቕን።ሰናይ ሰንበት
ደበሳይ ዘይኣርግ ሰብኣይ ብሓደ ንጫወት ነይርና ኮራንብላ ተጫወታይ ኢዩ ❤❤❤❤❤❤
ጥበብ ጭራ ዋጣ ዝብልዎ ብሓቂ ስነ-ሓሳብ ረቂቕ ምኳኑ ወላ ሰብ ከምዝቕይር ኢኻ ትርእይ
❤️❤️❤️👍
DEBESAY JIGNA
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍ኣርቲስት ፅጋቡ ቸሻለ ብዕላልኩም ፈተዮ።እስኪ ፅጋቡ ተሻለ ይቅረበልና እትብሉ እስኪ ብ ላይክ ግለፁ 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
ወዲ ዘገየ ብዙሕ ስራሕ ሰሪሑ ከምቲ ዝግበኦ ልዑል ክብሪ ዘይረከበ ክቡር ስነጥበባዊ እዩ እስኪ ናይ ደበሳይ ዘገየ ኣድነቅቲ ኣበይ ኣለኩም ብዓቅምኩም ፍቅርኩም ግለፅሉ ❤ ወዲ ዘገየ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ
ትክክል ተስፍሕ ሓወይ ደረፍቲ ተጋሩ አዉን ዓበይቲ ድምፃዉያን ኣብ ምክባር ብዙሕ የኮንኩምይ
ተጋሩዋይ ኣሕዋተይ ናይ ባዕልና ሚድያ ነተባብዕ❤❤❤❤❤ በጃኩም
እዞም ሎቃምጽ ንቅድሚት ነዞም ባህልን ክብርን ትዓጢቆም ዝሰርሑ ንድሕሪት😢❤
ጥበብ ጭራ ዋጣ ጥራሕ ኣይኮነን ዕላሉ እውን ምቁር እዩ። ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ። ወዲ ሮሚጥ ቀፅለሉ!
ዝገርም ዕልል እዩ ወዲ ረሚጠይ😂😂❤❤❤
ኣነስ ኣሎ ዶ ይኮን ይብል ነይረ ደሰ ባሃሊ እንኳዓ ብሰላም መፃኣኩም
ዋውውው ወዲ ሮሚጥ ኩቡር ሰብ የቀንየልና ዝንፈትዎን ዝነክብሮን ኩቡር አቦ ባህሊ አያና ዘቅረብካልና 🎉🎉🎉🎉
Wiyy wdi zegeye ❤❤❤❤❤
ሮሚጠይ ተሪር ትግራዋይ✍️👏❤️🙏🤞እተቕርቦም ነባራት ስነ ጥበባውያትና ቀፅለሉ ኣዚኻ ክቡር እንዲኻ።🫶ዝያዳ ክበረልና ኣንታ ጅግና ንመንነቱ ወትሩ ቆቓሕ።
አቤት ላዛ ክጥእም ብሳሐቅ ቀቲልኩምና ❤❤❤❤❤❤
የቐኔልና ወዲ ሮሚጤ ምስ ክቡር ጋሻኻ።ፍሉይ ሰብ።ከምዚ ዓይነት ሰብ ኢዩ ኣዝማሪኖ ክባሃል ዝፈልጥ።ውርዙይ መልሓሱ ጥዑም ዕላሉ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
ኣሎ ዱዩ ይብለ ነይረ ኣነ ሰ ደሰ ባሃሊ እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ❤❤❤❤❤❤
ከፍ ዘለዎ ዕላል ብስሓቕ ተወዲኡ ብጣዕሚ ደስ ዝብል
ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ንደበሳይን ንፅጋቡን ብሓደ ኣቕርቦም it's going to be more fun 😁
ካብ ክሎም ኣጋይሽ 1ይ😂😂😂❤❤❤🎉🎉
ወዲ ዘገየ ብሐቂ ልባም ሰብ የቀንየልና ዕድመይ ጥዕናይ ይሀበልና ጽቡቅ ተዘናጊዕና
ክቡር ዕድመና ጥዕናን ይሃብካ ቀባፅ መስሓቄን 🥰💓😘🙄
እድሜ ይሀብካ ወዲ ሮሚጥ እውነት ጨዋታው ሚጠገብ አይደለም👌
ትግራዋይነቴን በጣም ነው ምወደው 👌💝💝💝
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏🙏❤❤
ኣነሰ ደበሳይ ኸምዚ ተዋዛያይ ኣይመስለንይ ነይሩ እና ፅቡቕ መደብ ነይሩ ደስ ይብል
ዘይዋዘ ጭራ ዘየለ
❤❤❤እዋይ እዚ ተሻለ ጽጋቡ ዝብልዎ ግን ከመይ ዓይነት ጽቡቅ ልቢ እዩ ዘለዎ!!!❤❤❤
ኣያኒ ጋይታ ባህልናን መንነትናን ስለ ዝራእናኩም ደስ ኢልና ኣያና💊😍😍😍😍
እንኳዕ ሃለኻ ደበሳይ ዕድመ ይሃብኻ።
Wow
Wawwwww ወድሮሚት የቀንየልና❤ ከምዚ ዝበሉ ሰባት ስለዘምጻኻልና🙏🙏🙏
Are part two ayana btami ena nfetweka
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩ ኩቡራተይ
ዋው ዝፈትዎ አርቲስት ደበሳይ ዘገየ ❤❤😊
Enqae terakebkum elalkum mukur yu
Keff 🎉 zeleka chira hkyaka bela ❤🎉🎉🎉🎉
ደበሳይ ጥዑም 🌿🌿
ወዲሮሚጥ በይዛኻ እዚ ኣያና 2ይ ክፋል ተዝመፅእ። ክንደይ ይጥዕም ከምዚ ዝበለ ተፃዋቲ መስሓቒ
ብጣዕ ካብ ዝፈትወ ዘክብሮ ድምፃዊ ኣቦና ብዙሕ ኣበርኪቱ አዩ ኣብ ጥበብ ትግርኛ ❤
ኣያይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዕላሉ ክጥዕም
Funny 😁 wedi zgeye
ዋው ስነጥበባዊ ኣያና ደበሳይ ዘገየ ስለ ልረአኹኻ ደስስ ኢሉኒ ምሉእ ዕድመይ ጥዒናይ ይሃብኻ ፈጣሪ❤
long live Wedi Zegeye.
ዝተረፈ ዕደድሜኻ ይባረኽ👌🙏ክቡር ኣያ ባህላዊን ዘመናውን ኪነት✍️☝️👏
ጨዋታቹ አይጠገብም😂😂😂😂
ኣያና ደበሳይ እንኳዕ ሰላም ሃለካና
ወዲ ሮሚጥ ሓወይ ኣብ ቀጻሊ ከምታ ቃልካ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ኣምጻኣልና ጡዑም ዕለል ኣለኩም❤❤❤❤❤
ኩሉ ግዜ ዝዝክሮ ስነ ጥበባዊ ክቡር ኣቦና ደበሳይ ዘገየይ ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ
Love wedi aegeye he is the most talented artist 🎨 ❤️ 💜 ♥️ 💖 👏 🎨 ❤️ 💜 ♥️ 💖
ወደዘገየ ዕድመን ጥዕናንንንንንንንንይሃብካ ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዌል #ወዲ ሮሚጠይ ክቡር_ኣያይ❤ ዝፈትወካ ክቡር ስነ ጥበባዊ ደበሳይ😊ዘገየ ከኣ ናብ ወዲ ሮሚጥ ሸው እንዃዕ ዳሓን መጻኻ
Zifetwo sine tibebawi thanks
ክቡር ኣያና ደበሳይ ዘገየ ኣቦ ጭራ ዋጣ ጥራሕ: እንኳዕ ዳሓን መጻእኻ። ❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!
ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡር ኣቦና ብናትኩም ሙዚቃ ናሳዕሳዕና ዓቢና
ደበሳይ ዙገየ
ዉዲ ኩሙር
ክንፈ ገ/ገርግስ
ብርሃነ ሃይለሚካኤል ኣብ ትግርኛና ዓብዪ ኣስተዋፅኦ ዝገበሩ ወዲ ሮሚጥ ዉን ብጣዕሚ ነመስግን ❤💛
ብጣዕሚ ጥዑም ዕላል ተጋሩዋይ ምድያና ነዐቢ ኣጀካ ኣለና ኣብ ጎንካ ንበሎ ❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤
በጃኻ ካልኣይ ክፋል ግበረላ
ደበሳይ ክንድዚ መስሐቃይ አይመስለንን ነይሩ ደጊምካ አቅርቦ በይዛካ ወዲ ሮሚጥ ወዲ አደይ
Yekenyelna wediromitey ketsali dma n haftom zeratsion semhaley zbl derfi zflet bhiwet ke aledo nafiknayo beonet😢😢
❤
ወዲሮሚጥ የቐንየልና ካልኣይ ክፉል ምስፅጋው ባሓደ ኣምፃኣዮም ዞም ሓወልቲ ትግራይ ኣያታትና
እታ ዋና ጥበብ ሕዚ ረኺብካያ ። ሮሚጥ።
ደበሳይ ዘገየ ኣቦ ጭራ ኣቦ ዜማ ኣቦ ግጥሚ ኩሉ ኢኻ ግን ክንድቲ ዝሰርሓኽዮ ክብሪ ኣይረኸብካንሞ ክበረልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏ቀፅሉሉ ወዲ ረመጠይ❤🎉🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Arigu kubur keyani❤❤❤
Wow
ጥዑም ዕላል ምስ ቁምነገር ሮሚጠ ይ ምሽክን
ኣይነገርኩኻንድየ ?
ኣይነገርካንን
ኣች
😂😂😂😂😂😂😂
ሳላ አይነገርካንን ዝበልካዮ ነጊሩና 😂
ብጣዕሚ ልደንቅ ምድላው ኣርኢኻና ኣያና ወዲ ሮሚጥ ብጣዕሚ የቐንየልና ። ወድዘገየለ ዕድመኻ ይንዋሕ ኣይትሳኣን ኣያይ ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
Kubur ayana wedi zegye yekenyelna long life 🙏❤️
ሮሞጥ ዓይነይ😊
ኣምላኽ ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም🙏❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ባህላዊ ሙዚቃ አያና❤❤❤
💛❤😎🙏🥰😍😍
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍ጡዑም ዕላል።ጎቦዝን ነድንቆን ደበሳይ ዘገየ ሓውና እዩ።ደስ ዝብል ግዜ ኣሔልፈ ምሳኩም።ግን ላይት ድብዝዝ ኤላትኩም ኣላ።😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏😂😂😂😂😂😂🙏🙏🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ዝፎትዎ ክብር ኣያና ❤❤❤
ሮሚጥ ሓወይ ኣዲስ ኣበባ ካብ ከድካስ ነባር ተጋዳላይ ከያኒ ፀጋይ ትኩእ//ውረሰኒ ተጋዳላይ// ኣምፃልና Please 🙏
Are kaliay kfal amtsealna wedi remteyy❤❤❤
ትኽክል ኣለኻ ወዲ ዘገየ ብዛዕባ ናይ ባህላዊ መሳርዕና::
Wedi remit you are the best. Your interview is always entertaining and gives in depth background of Tigrayna art 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Waw Artist Debessay
ለንቅነ ታይ ከምዝኮንኩ ናትካ ደርፊ አየ ክሰምዕ ቀንየ😂😂,ግን ወዲ ሮሚጥ ንሕሉፍ ኣለሙ ዘይተቅርበልና😢😢
❤❤❤❤❤❤❤❤
Ayana debesay zegeye tsibuk chewata behaki
.mehoges zkine sbaye❤
❤❤❤❤❤❤❤
ዘገየ ይሙት😆ወዲ ዘገየ ኹርዕ ትግራዋይ
❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 1:30
❤🎉❤👌100
❤
❤❤❤❤❤❤❤🙏🎉🎉🎉🎉
💘🙏💘💘♥♥❤💞💞❤❤♥
❤❤❤🥰🥰🥰😍😍😍😍1000
❤❤❤❤❤❤❤😂
❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ብጣዕሚ ጥዑም ዕላል። የቐንየልና ወዲ ሮሚጥ ከምዚኦም ዝበሉ ዝተረሰዑ ቕርስታትን ሓርበኛታት ትግራይን አልሽካ ካብዝተሓብአሉ ስለለተምፀአልና። ፅጋቡ ተሻለ'ውን ሓደ መዓልቲ ተተቕርበልና። ቀሪቡ ተትሓተልና። ስዩም አለምሰገድ ዝብሃል ኣብ ኣሜሪካ ዝነብር ብጣዕሚ ክኢላ መሳሪሒ ሙዚቃ ከም ገለ ኢሉ ናብ ዓዲ ተመፂኡ ተተቕርቦ ኣብቱ ምቁር ቻነልካ ክላቦ ይፎቱ።
ብዙሕ ሰብ ብፍላይ ኣብ ኪነ ጥበብ ዝነጥፍ ከም ዕምበባ ኮይኑ'ዩ ዝነብር። ክጅምርከሎ ፍዬሪ እሳካብ ዘቡቁል እቱ ተኺሉ ክዓቢ ብቐረባ ዝኹትኩቶ ተዘይኮይኑ ብዙሕ ኣቓልቦ ዝህቦ የለን። ከምኩሉ ተኽሊ ቆፅለዋይ ስለዝኾነ። ምዕምባብ ምስጀመረ ኩሉ ይጥምቶ፣ ይንእዶን ኣለዎ ናብዝተባሃለ ምድላው ኩሉ ተዓዲሙ ጥራሕ ተይኮነስ ኣቕራሹ ጫሕ ኣቢሉ ክሽልሞን ክሕጎስን ይሓድር። ግዘ እናኸደ ምቑፃራ ዘይተቋርፅ ቖፃሪት ዕድመ እናወሰኸት እንትኸድ ወይ ድማ እዛ ርግምቲ መሻረዊት ዓለም ገፃ ክተዝረሉ እንትጅምርድማ ነቲ ጥዑም ስርሑ ምድናቓ እናቐፀለት ነቲ በዓል ዋና እቲ ስራሕ ዝኾነ ስነጥበባዊ ግን ምፍጣሩ'ውን ትርስዖ። ከምታ ዕምበባ ምዃኑ'ዩ።
ዕምበባ ወዲሰብ ካብቲ ዝዓበየትሉ ተኽሊ ተዘይቅንጥሳ'ውን ንዘልኣለም ኣይተፅነሕን እቲ ዝተወሰነላ ግፍ ምስኣኸለ ምርጋፋ ኣይተርፍን።ሰብ እንትቕንጥሳ ግን ዕድምኣ የሕፅሮ። ንባዕሉ ጥራሕ ተይኮነስ ንዝፈትዎምን ዘፍቅሮምን ሰባት ከም ፍሉይ ውህብቶ ዝህባ ዝነበረት ፣እታ ነንሽዑ ናብ ኣፍንጭኡ እናፀገዐ ሙዓዘኣ ንሟዓገ ስግኡ ተይኮነስ ነብሱ ዘሀድሰላ ዝነበረት ዕምበባ ፣ ምርጋፍ እንትጅምር ይርስዓ ፣ቦታኣውን ኣብ ከመይ ዝኣመሰለ ሳሎን ምኻኑ የቋርፅ። ዕምብባ ኣብ ዝቦቖለትሉ (ሰብ ከይቀንጠሳ) ንውሕ ዝበለ ትፀንሕ። ከይረገፈት። ግዚኣ ምስኣኸለ እንተረገፈት'ውን ፣ግዜ ሓሊያ ትጥጥዕ።ካብ ዝሓለፈ ሰሲናን ደሚቓን'ውን ቐልቢ ብዙሓት ትስሕብ።
ብዘይኪነጥበብድማ ህይወት መተንፈሲ ዘይብላ ከባብን ፀበብን ስሚዕትካ ዘይትገልፀላ ወይ ብኻልኦት ክግለፅ ዘይትሰምዐላ መሰልቸዊት ቤት ማእሰርቲ'ያ።
ሓደራ ፍዬሪታት ባህልና ካብ ጉንዶምን ስሮምን ዝኾነ ህዝብና ከይነቐልና ንሓብሕቦም።
ተዘየለ ግን ገፁ ናብ ስነ ጥበብ ዝገብር እናጠፍአ ክመፅእ'ዩም።
ይኣኽለኒ!
ወዲ ሮሚጥ "ሪኢቶ ኢላስ ጋዜጣ ትፅሕፍለይ" ከይብለኒ 😂
ኣይ ይይ ዛ ከይብሉኒ መቸም ኣብ ዝኸድካዬ ኣይትለቅቕን።
ሰናይ ሰንበት
ደበሳይ ዘይኣርግ ሰብኣይ ብሓደ ንጫወት ነይርና ኮራንብላ ተጫወታይ ኢዩ ❤❤❤❤❤❤
ጥበብ ጭራ ዋጣ ዝብልዎ ብሓቂ ስነ-ሓሳብ ረቂቕ ምኳኑ ወላ ሰብ ከምዝቕይር ኢኻ ትርእይ
❤️❤️❤️👍
DEBESAY JIGNA
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉