Thank you fish for clarifying but you know the person who wrote the story? Can you help the authorities to identify the main person. Thank you and respect you even more for coming out to the public
We all wonder when we saw the movie how that was possible now it is clear thank you for that sir after all this we still need to get to the bottom of this as a society.
ኣነ ርኢቶይ ናብ ኮመንት ትጽሕፉ እያ ከምቲ ጽቡቅ ስራሕ ክስራሕ ከሎ ነድንቆም ልክዕ ሕማቅን ኣሰካፍን ክሰርሑ ከለዉ ከኣ ብኣገባብን ምቅሉልን ሃናጽን ዝኾነ ኣጸሓሕፋ ኢንተተጠቅምና ኣድማዒ ዉጽኢት ይህልዎ::
ፊሽ ከኣ ኣብ ብዙሓት ዓበይቲ ሃገራዊ ፊልምታት ሃገርና ዘርኣዮ ብቅዓት እዚ ኢልካ ዝግለጽ ኣይኮነን'ሞ ክብርታት ለጀንድ ስነ ጥበበኛታት ንሓሉ ወድሓንኩም 🇪🇷🇪🇷❤️
የቐንየልና ክቡር ሐውና ።
ፍሽ እሩምን ትሑትን ስነጥበባዊ ምኻንካ ኩሉ ተኸታታሊ ስነጥበብ እፈልጥ እዩ
ብጣዕሚ ጽቡቅ መልሲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ኣብ ሕጊ ክቀርቡ ተሓባበረና ከምታ ቃልካ ❤❤❤
Egzabihear hagerey Eritrea bark Amen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you fshaye ❤
ብጣዕሚ ጽቡቅ መልሲ የቀንየልና ፍሽ ሓውና ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ!!
Thank you 🙏🏽❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ በቲ ዝሃብካና ሓበሬታ
ከይተዛረብካ ውን ፍሉጥ እዩ ከምዘይትቕበሎ ፍሽ ጅግና 🌺 by the way ኣድናቂትካ እየ 👍❤
መርሓባ ፍሳሃየ ( ፍሽ ) ከምዝ ገርካ ንስኻ ትፈልጦን ዝተዋሳእካዮን ምሕባርካ የመስግነካ ዕድመን ጥዕናን ምስ ክቡራት ስድራ ቤትካ ይምነየልካ ።
Thank you fish hawey 💒+🕌=🇪🇷
ጹቡቅ ምላሽ ኢዩ ፍሺ ሓዉና 🎉
የቀንየልና ፍሽ ጅግና ሓውና።
መስኪናይ ብዘይ ገበሮ እዚ ኹሉ ወርደት ክንህወኽ የብልናን።
ክብረት ይሃበልና ፍሽ። እቲ ገሊጽካዮ ዘሎዃ ትሕዝትኡ ኣዝዩ ዓብይ እዩ።
የቀኒልና ፊሽ ሐውና አጆካ አለና አብ ጎንካ🇪🇷🇪🇷
❤ኤህ ከብደይ በልዕኒ ኣጆኻ ካብቶም ዛድንቐካ ሐደ ተዋሳኣይ እኻ እዚ ኮነ እልካ ተልእኾ እዩ በቶም ንምካሐሎም ስነ ጥበበኛታት ተገሩ
Thank you for the answer beautiful I’m wonder🇪🇷🙏🏽
Thank you ክቡር አያና አቦ ስነጥበብ ፊሽ ሐዉና ❤️🇪🇷🙏🏽💪🏽 ደቂ ኤረይ ጸላዕትና ኩሉ ፈቲኖም ንህዝቢ ኤርትራ ክበታትኑ አብ ዉሽጥን ሀገር ወጻኢን ዘለ አይኮኖሎምን በዚ ረሳሕ ፊንፊን ዝኮነ ቶማስ ዝባሐል ካአ አሻሐት እንዳመወሉ እታ ዝደለይዋ ፈቲኖም ግን ህዝቢ ኤርትራ ብሐገሩን ብመንነቱን ካአ ዘይዛነ ህዝቢ ምካኑ አርእይዎም ንሳቶም ዝሐሰቡ መንግስቲ እንታይ ይገብር አሎ ኢሎም thank you again ፊሽ ሐዉና አያና 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽💪🏽💪🏽💪🏽
ሰላም ሂምቦል ፍሽ ሓወይ ብጣዕሚ ሕማቕ ተሰሚዑኒ ክርተትኩም ማኣኸለ እንድዩ ሕጂ ካኣ ባኣኹም መጺኦሙና ኣጆኻ ጅግና ክጸግብዋ እዮም ሂምቦል ኣገዳሲት ደርፊ ይቕረ ኢሉ ዘይዕረቕ እዩ ኣሸጋሪ👍💯🇪🇷❤💪
👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍ፍሽ ሓውና ቃላት ኣይውሰኾን ዩ ዝሃብካዮ ብሓቂ 💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐
ንፈረስ ልጋም፣ ንሰባት ሕጊ፣ ብሓፈሽኡ መዕጸውን መኽፈትን ዝግበረሉ ንምንታይ ከም ዝግበረሉ ንማንም ዝጠፍኦ ዩ ኢለ ኣይኣምንን እየ። ንባህልን ልምድን ክብረታትን ዝትንክፍ ምስ ዝመጽእ ከኣ ልጋም ዓገብ እሕሕ ምባል የድልዮ። ኣብ ኤርትራና ዝስራሕ ክንዲ ጎቦ/እምባ ኣሎና። ኤርትራን ባህልታታን ክብርታታን ኣብ ብራና ተዓቂቡ ይንበር።
እዚ ወዲ ሻርሙጣ ቆልዓ ግን ሓፋሱ ክወስዳ ኣለዎ፡ ባባ ፍሽ ግን ኣጆኻ ከምዘይትውዕሎ ኣጸቢቅና ኢና ንፈልጥ፡ ንህዝቢን ሃገርን ክትብል ኣብ ገድሊ ሂወትካ ዘውፈኻ ኣብ ክምዚ ከምዘይትውዕል ኣጸቢቅና ኢና ንፈልጥ ኣጆኻ፡ እዚ ቆልዓ ግን ንካልኣይ ግዚኡ ከምዚ ስለ ዝገብር ዘሎ ብዕላማ ስጉምቲ ክሰደሉ ኣለዎ።
Maybe you can complain to you tube.!!!! I don’t want them to get a penny from this film::
Thank you for your expressing yourself
But እዞም ሰባት እዚኣ ም
ነዚ ፅሉል ዝኾነ ስራሕ
ገፁን ልምፅማፁ ክጠፍእ አለዋ ::
We believe you brother
Thank you you are amazing
Those people have to be brought to justice for multiple reasons.
Deki erey sorry belwo bejakum.👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
የስ
የቀንየልና ዝሀብካዮ ግሉጽ መልሲ ክብረት ይሀብካ ነሰኻ 🌿🇪🇷🙏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🙏🙏🙏
ዓሽ ኢለካ'ለኹ ሂምቦል።
What ?
@eritraweteritrawet7048 ዓሽ as a bravo
Why can't you read tigrinya?
ኺድ ጥፋእ ደራሳዬም ተዋሳእቶምን ኽእሰሩ አለዎም👌👌
God bless you more.
God bles help you fisch
Those people should take responsibility for this shameful act. We demand action against those ppl.
I'm very sorry they mide you to feel that way, every one knows you are one of the 🇪🇷 heros and legends 🙏
Ezi Resah bealege mennetu zeiflut nzom tewasaetna shimom ketif gexu tirhak nabta tigray sidedwo
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Edmen tienan yhabka ❤❤❤❤❤❤❤❤
Thank you fish for clarifying but you know the person who wrote the story? Can you help the authorities to identify the main person. Thank you and respect you even more for coming out to the public
Thaks jegna hawena feshi
Ajoka ayana btri tqtn anber aitsbern iya 🇪🇷🙏🇪🇷
Kberet yehebka 🙏❤️
Abayka Abayka yguhe jignan abo tbebn eka ajoka, nhna wn nfelt ena fryatkum fryat hager eyu nskum memaharan welodotat ekum kab nfter ab tbebkum hmak ay reanan temahirna eko dea. Hiji kea beakum kmoxuna. Ajokum trah ezi ed tselai alewo emo tselai kem zelekum nskum felitkum alokum nhna wn felitna hzbi Eritrea 🇪🇷 bfetene ybelh ember aysanakeln eyu ajokum ajokum ajokum ❤❤❤
Almaz cover mennet Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷
Kbri yhabka fish abona❤, ajoKa
🇪🇷❤️🇪🇷👍👍👍👍👍👍
Jaganu kinsom kindzi wurdet.👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
We all wonder when we saw the movie how that was possible now it is clear thank you for that sir after all this we still need to get to the bottom of this as a society.
Dankeschön Himbol ich wünsche dir einen schönen nacht 👍👍👍❤️❤️❤️
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
ንኣምነካ ተውለ ክቡር ተ/ይ ፍሰሃየ ምስሊ ኤርትራ🇪🇷💖: ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🏽:
እዞም ጽዩፍ ተግባር ዝፈጸሙ ካብ ጽባሕ ሰንበት ጀሚሮም ካብ መስኮት ERI-TV ክስረዙ ኣለዎም።
Thank you for your clarification 🙏🏿 .please help to turn down
ደራሲ ክሕተት አለዎ
Bzey Wealo. Iway hawey...
Selam 🇪🇷🇪🇷🐪💔💔
❤❤❤Fish ajoka nrdaAka eye
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
መን እዩ ኣብ ዩቱብ የእትዋ ? መን እዩ ደሪሱዋ ?
እቲ ደራሳይ ኣበይ ዓዲ እዩ ዝነብር?
በሊ ዳሓን ኩኒ :ኣንቲ ስነ ጥበብ
ክንሕባእ ክንከይድ :ከይንሰምዕ ውርደት
ክሳብ ትፍወሲ :ክትነብሪ ብሂወት
ግዝያዊ ሕማምኪ :ጸረ ባህሊ ጸረ ክቡር እምነት
ብምዕራብ ዝሰርብ :ዝዘንብ ብቅጽበት
ክቡራት ከልምስ :ክማርኽ ብሕስረት
ናሃሪ ሕባቤኪ :ንኣየር ይብክል የባድም ንመሬት።
🙏🇪🇷👋
IT doesn't matter somebody must pay the piper
❤❤❤❤❤
Hawey ajoka fish jigna eka nska
Neti derasi ms sielu agalitsiwo
Brgeid nhamedu /Tigray Teewet/ eyom Or wedi beshshaaa ( Eritrean be smart) for the act of war Changed
❤
Xbuk melsegibri hagerawi snetibebawi jigna
ጽቡቕ መልሲ ፍሽ ሓውና፡ የቐንየልና ክብረት ይሃበልና።
ዝኸበርኩም የሕዋት ኣብ ድያስፖራ ከኣ ነቶም ኣብ ዓዶም ከርተት እናበሉ ዝጋገዩ ደሃሊ ብዝኾነ ዘይኮነስ መሃሪ ቃላት ተጠቒምና ንኣርሞም❤
Ajoka fish hawna nay edom iysanu deqi rigmti they want damages our artists be careful 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ታንክስ
❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Kubur snetbebegna ፍሽ xbuq melsi Tienan edmen ms Familika ymneyelka.
Ezi wedi hageray kab England dyu metsyu fshi
😮❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Fish jigna Eritrawi kemzetalelkum flut yu . Gin nezi hzbi bziatwuwo sleztef om btami mtnqaq yedli.
Nhamedu eyom gieromo
, Himbol hawna.yekeniylna..
Nezi kburn..
Merhaba ❤️❤️❤️❤️
ፍሽ መልሲ ስለ ዝሃበ ዝይኮነስ እቶም ኣብታ ፊልም ዝተሳተፉ ኣብ ቅድሚ ሕጊ ተሓተቲ ምስኮኑዩ ሓቅነቱ ዝፍለጥ።
ኣብ ሕጊ እዩ ዝምለስ ናይ ህዝቢ ቁጠዐ።
The guy who manipulated the film should be punished most. He is responsible for all the damage.
ነዚ ቶማስ ዝብሃል ኣብ ማእከል ህዝቢ ሓኒቅኩም መምሃሪ ግበርዎ ሕጂ ውን ብኻልእ ደርፊ ይኹን ተዋስኦ ኣብ ካልእ UA-cam ክመጻና እዩ ሽዑ ከኣ ጭጭ ከይንብል
I don’t agree with your suggestion (punishment),but I want to know.Why and who paid him???? Thanks
Subk zblae zereba
Kulomi kihnequ alewom merebi gaegae abey asiketa
merhaba fish hawuna nihna azebiqna nifelteka nisila.xufuf seb kem zikonka.nifelt abshirka abshirka
ሕጂ ድሓን ንስኻ ነፃ ኢኻ፡ ግን ደዊልካ ነዚ ነገር አጥፍእዎ በሎም፡ እንተአበዩ ግን ነት ናተይ አውፅእዎ በሎም፡ እንተአብዮም አብ ሕጊ ክበፅሑ አለዎም።
ዘሔጉስ አበህላ ቆልዓ ካብ ገዝኡ ወጺኡ ክሐድር የብሉን። አብዚ ዘለናዮ ሀገረ ጀርመን ከም ደ ባህልን ልምድንን እዩ ። ግን ናይ ኤርትራዊት/ዊ አይኮን አይናህናን እዩ። ቆልዓ አብ ካልእ መሐዙት ዝረአዮ ክገብሮ እዩዝደሊ ትደሊ ይኹን እምበር ካብ ገዝኡ ወጺኡ ክሐድር የብሉን የብሉን።
አምለኽና ምሳና ክህሉ ይምነ እዚ ሐውና ዝብሎ ዘሎ ሐበሬ ምስጋና ንኻ ይኹን ከምዚ ትምህርቲ ብጣዕሚ የድየና አሜን አሜን🙏
ዳኒ ክብረት የሀልና።🤞
ይቅሩት ሕተት ንህዝቢ ኤርትራ ኣብ ወሸትን ኣብ ደገን ዘልው
ከመይ ጌሩ ዘይፈልጦ ???? ፊሽ ካብቶም ህቡባት ስነጥበባዊያን ሓደ’ዮ ። ደራሲ እዮ። ዳይሬክተር እዮ አብ ስነጥብ ሃገርና አስተዋጾ ጌሩ እዮ። ስለዚ….
As experienced artist when you get script how comes that you don’t know about the process ?all in all tihiztiu ?
Thank you fish it's obvious that you can't be part of this shameful film.
ኤርትራ ኤርትራዊት/ዊ አአብ ውሽጥና ተሸኪምና ንጎዓዝ ሂወትናን መንፈስናናን ክንደይ ነገር ጽቡቕ ተሸኪምና ኢና ንኸይድ ወድ ሰብ?
ብሕልፊ ኤርትራና ናይ ዓለም ጽብቕቲ ምሳሌ አያ እሞ ክትቅጽል ንሐግዛ ንኹል ንገብሮ መልሲ ዝህልወና ይመስለኒ።
አሜን አሜን አሜን👫
Tsbuk melsi hibka tekone gna gedli gedli abzihika ayenay natsinat amtsikumulna ikum
Nay inda iseyas natsinetin dequn natsinet buzuh Ayehebinn u.
Bzaeba ta film trah mizirab miakeleka neru
Bdkone netsa ika timesil kabza film
Tsbuk gbre melsi bejakum nnez zgebru btsnue ksrah edmen tnan nmnelka jigna❤🕍🕌🕍🙏🌹💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
"ማእ" ፊሽ ንባዕልኻ ደራስ አኻ ኢኻ እቲ
እታ ጽሕፊቲ ናይ እቲ ደራሲ ጺሒፍ አብሲሉ ሂቢኩም እዮ !!ስማዓኒ እታ ድርሰት እቲ ብዛዕባ እታ ፊሊም !! ካብ መጀመሪያ ሰጋዕ መጨረሽታ አንቢብካዮ ኢኻ !!ዋላ እታ ናትካ ፖርሸን ናትካ ዋላ አብ እስር ቤት እቶው እምበር ስራሕካ ወዲኢካ !! አብ እስርቤት ናይ ባሐቂ ስጋዕ መጨረሽታ አይታአሰርካን ናይ ፊርቂ ማዓልቲ ግዜ ጥራሕ እዮ ::
ካብኡ ወጺኻ እታ MOVIE አሊኻያ ኢኻ ምኽንያቱ እቲ ግብረሰዶም ሃገራይ ዝባሃል ንዓኻ ፈሊጡ እዮ !! ደሪሲዋ ክትአልያ ከተካይዳን ስጋዕ part 5 : ኔርካ ኢኻ እንታይ ከምዝሰርሑ ትፈልጥን ፈረቃን : እምበር ማለትስ አይፈልጥን ኔረ ኢልካ እዚ ዘይከዉን ነገር እዮ ::
ሰለዚ ዘይከዉን አይትዛረብ ማለት ገንዘብ ዘየስዶዖ የለን ; The offer $was it was so huge the price 1.9 M$ ከም ሰብካ ክትሕተተላ ኢኻ ምስናይ ይቅሬታ ዋላ 2 CAMERA" V ይሃሉ ???
እንተ መረብ ኢስቲፉኖስ ዘቅዛቂት JESUS LORD CROSS !ክትድቅደቂ አሎኪ ' ሜሮን ተስፉ ' ሚኪኤል ሙሴ ' ሳምሶናዊት " እተን 2 ተዋሳእቲ !
LGBTCQ ግብረሶዶማዊያን እቲ ረሳሕ ዓጋመ ቆንዳፍ ወዲ ለማኖ ትግራዋይ ቀፍቋፍ ቶማስ ገይ አንታ ወዲ ኸልቢ ጃሱስ ናይ ተላአኻኺ ካብ ኤርትራ አይተምልጥን ኢኻ ክትቅፈድ አሎካ
ድሕሪኡ እንድሕሪ ወጺኻ ናብታ ዓዲ ግብረሶዶም ትግራይ ኢትዮጵያኻ እታ ክንዲ ሽጉጥ አኺላ ዘላ ሉሙሳት ሕዝቢ ዘሎዋ ዓዲ ለማኖ ክልልካ አብአ ትሽምሸም ከምድላይካ እምበር አብ ሃገረ ስዋአት ዓዲ ጀጋኑ ከተመሸምሽ ዝሐሰብካዮ እሞ አይተረኸበን አይሰለጠካን አንታ ገይ ወዲዛ ዓሌት ግብረሶዶማዊያን ናብአ ትኸይድ ወዲ ኾንትሮሙሮ ::
የሕዋትና ሐይልታት ምክልኻል ሃገር ሀገር ክሕሉዉ አስሐይታን ቁሩን እንዳ ተቆፍቆፎ ንስኻ ቆንዳፍ ዓጋመ አብ ዊሽጢ አቲኹም ንሕዝብና ከተመሸምሽ ረሳሕ ዓሌት ዓጋመ እንዳ ማለሊት ወዲዛ ጁንታ "::🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
ይቕሬታ ሕተት ንህዝቢ ኤርትራ
hawey hatituko kemey dyu zrdealka?
Hatitu iko
ይቕረታ ሓቲቱ እዩ ::ካብዚ ንላእሊ እንታይ ክብል?
Himbol tomas zbhal seb u kab sne tbeb nmewael dew ybel please 🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮