ምርጫ ኣመሪካ ብኣዒንቲ ነበርቲ ኣስመራ
Вставка
- Опубліковано 6 лис 2024
- ምርጫ ኣመሪካ፡ ኪንዮ ሃገራዊ ምርጫ ምዃኑ ፖሊሲታት ኣመሪካ ንብዙሓት ሃገራት ስለ ዝትንክፍ፡ ምርጫ ዓለም’ዩ እንተ ተባህለ’ውን ምግናን ኣይኰነን። ንሱ ስለ ዝዀነ ከኣ’ዩ ብዘይካ እቶም ኣብ ኣመሪካ ድምጾም ዝህቡ ዜጋታት፡ ኣብ ምሉእ ዓለም ዝርከቡ ዜጋታት ካልኦት ሃገራት’ውን ንኸይዲ እዚ ምርጫ ብቐረባ ዝከታተሉዎ። ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ነበርቲ ኣስመራ እምበር፡ ብዛዕባ’ዚ ሰሉስ ዝካየድ ምርጫ ርእይቶ ኣካፊሎምና ኣለዉ።
🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
» ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: bit.ly/3u1DtWs
» ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: www.youtube.co...
ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::
ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
» ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና tigrigna.voane...
» ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
» ኢንስታግራም / voatigrigna
» ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::
Ab Eritrea ke meaz eyu mircha ?🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
Hagerena ke mas eya mercha tegabirr enda hegedaff
Shame ,natna ke meas kon ykewn
ዑዉርቲ ምስመን ጽንብርቲ ኣብ ኤርትራ ዳኣ ምርጫ እንታይ ሙዃኑ ትፈልጡ ዲኹም ካብ በን ኢሳያስ ወጺኹም ዳኣ ናብ ዓለም ምስ ኣተኹም ትትንትኑ ኣብዘይ መንጠቢትክን ኣይትእትዋ ኢድክን
Voa ab eritrean alo eyu? Abey konka ezia video teserho alka ?
ሎሚ ዲኻ VOA ትከታተላ ዘለኻ?
ወኪል ኣለዎም ጋዜጠኛ ኣብ ኣስመራ
ብርሃነ በርሀ
ተባራበር ሓወኒ😊
ዑዉርቲ ምስመን ጽንብርቲ ኣብ ኤርትራ ዳኣ ምርጫ እንታይ ሙዃኑ ትፈልጡ ዲኹም ካብ በን ኢሳያስ ወጺኹም ዳኣ ናብ ዓለም ምስ ኣተኹም ትትንትኑ ኣብዘይ መንጠቢትክን ኣይትእትዋ ኢድክን