Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ንዓኺኸ ወድኺ ምዃኑ ኣረጋጊፅክዶ ምናልባት ኣብ ህክምና ተቀይሩ ከይኾን ወይ ካልኣይ ምርመራ ግበሩ ጋል ትረኽቦ 💔😢
ኣነ ከምዚ ተመሳሳሊ ታሪክ ይፈልጥ እየ ንሳውን ተትምርመር ፅቡቕ እዩ
Ja ane wn yfelt eiye kalay gziye kmrmer alewo wala nsa mnalbat gega kkewn ykel u
ካልኣይ ግዜ መርመራ ግበሩሉ ሓደ ሓደ ግዜ ጌጋ ናይ መርመራ የጋጥም እዩ።
❤❤❤
ክብርቲ ሓፍቲ መጀመርታ ሰላም ብምቅጻላ እቲ ሰባይኪ ዋላ ሽሕ ግዜ ሕድገት ይግበረልኪ ኣብ ዘሓረቀ ኣብ ዝተጨነቀሉ እንዳ ዘከረ ሰላምኪ ክከላኪ ኢዩ ተዘይ ትምለስዮ፡መሓሸ ነቲ ካለኣይ ስምዕዮ ንሱ ኣይ ግደሰልክን ኢዩ ሕሉፍ ስለ፡ዝኮነ
Kemu aytbeli awedat ayemenun yom amina bal kidana kndey shgrn xebeban zehlefe msa keman kemu endabele ezi ka emo kulih keman ayblan nsebayki keman telimkiyo abo wedki deytfelti endabele kesakya u entekiela mermera DNA tetdegm b gega keykenu negiroma kemu yegatm u
Ya meknyatu felitu sele zeatwa zelo ❤❤❤❤
ቅዱሰ ገብርኤል ንኩላትና ይሓልወና ባዕለይ ቀዳመይቲ ሳብሰክራይብ ግበርለይ ብሰም ቅዱሰ ገብርኤል❤
Amen Amen Amen❤
ሓፍትና ሐደ ዝደልየኪ አፍዝ አደንዝ ብምጥቃም ዓሚፅኪ ኩኮን ይክእል እዩ ስለዚ ነብ አግዚአብሄር ተመለሲ ብፀሎት ብስግደት በርትዕ እቲ ሓቂ ክትረክብዮ ኢኪ አግዚአብሄር አምላክ ምሳኪ ይኩን
ስላም ስላም ክብርት ሓፍት ብጣዕሚ ክብዲ አዩ ቅድሚ አዝ ትብልዪ ዘለኪ ምስዝ ዘሎ ስብኣይክን ወይ አዝ ዝልምነክን ዘሎ ምካንኪ ነቲ ወዲ ኣቡኡ ፈለጥዮ መቸም ብንፋስ ኣይጥነስን አዩ ግን ምናርባት ካላኣይ ግዘ ደገምኩም ቸኪ ግበሩ ምክናቱ ሓደ ሓደ ግዘ ዝይንጽሩ ስለ ዝኮውን ምክናቱ ምስ ወዲ ገረ ኣይፈልጥን አኪ ትብል ዘለኪ ወያ ካኣ ምናልባት ክይተረዳኣኪ ኣብት ስባኣይኪ ተገፍፍሉ ኮሎ አቶም ምሶኦም ዘደቀስኪ ዝነበርኪ ገረሙኪ ክይክኑ ክይተፈለጠኪ ሕጅ ነታ ትፈልጥያ ዝነበሪኪ ጋል ኣማክርያ አሞ አቶም ኣዉኡ ዝነበሩ ኣወዳት ኣስማቶምን ዘለውዎ ኣድራሻ ረክብኪ ሕተትዪም ወያ ካኣ ናይ ደም ምርመራ ግበሊ ምስ ኩሎም❤
ልክዕ😊
ዋይ ሓፍተይ ጋል ትረከቦ 😢😢
ምናልባት ኣብቲ ዝሓረስክሉ ሆስብታል ብ ጌጋ ዘይናትኪ ሂቦምኺ ከይኮኑ።
ካልኣይ ግዜ መርመራ ግበሩ ኣብ ካልእ ሕክምና እዛ ሓፍተይ ፡ኣብ ገሊኡ እዋን ውላድካ ክሎ እቲ ደም ግን ዘይራክብ ኣሎ ከሙኡ ክብሉ ሰሞዕ ኔር።
ክብርቲ ሓፍተይ ናዓኪ ከ ወላድኪ እዩ ኢሎሙኪ ድዮም ምሳኪ ዘወለዳ ከ ነረን ድየን ምናልባት ተላዊጥክን ከትከና ማለተይ እቶም ህፃናት ብሓደ ተቀሚጦም ከይከና ከምኡ የጋጥም እዩ ደግምኪ ምርመራ ግበሪ እግዚአብሔር እቲ ሓቀኛ ዘከነ ኣቦ ውላድኪ የሃበኪ ኣይ ጓል ትረክቦ እኾ😢
Haqa ala kemu gberi
Ok eti kmreaweki eye zbleki delo wedi ab libya msaki neyru diu
ሓደጋ እዩ ዝብሃል ግን መፍትሒ ምንዳይ እዩ እቲ ፍታሕ ፡ ቀዳማይ ካብ ውሰነ ተቆጠቢ ምስ ክልቲኦም ይትረፍኪ ንግዚኡ ምስ ነብስኺ በይንኺ ነዚ ጉዳይ ምጽራይ ከድሊየኪ እዩ ፡ ናይ ሕክምና ጌጋ ክኸውን ይኽእል ምስቲ ሓደ ተወሲንኪ ክትጥዓሲ ክትነብሪ ኢኺ ምስቲ ብዓል ቤትኪ ተቀጺልጂ አዚ ሕቶ ምልዓሉ ኣይተርፍን እዩ ኣብ ዝኮነ ኣጋታሚ ስለዚ ንግዚኡ በይንኪ ኩኒ ፡ ሓደ ግዜ ዝትኣማመኑ ሰብ ሓዳር ውላድካ ኣይኮነን ተባሂሉ ሓደ ኣቦ ኣብ ብመርመራ ፡ ድሓር ማንታ ውላድ ውን ነሮሞ እዚኦም ንምርጊጋጽ ውን መርመራ ገሮም ሓደ ናትካ እቲ ሓደ ኽኣ ኣይናትካን እዩ ተባሂሉ ማንታ ምካኖም ሓኪም ኣይፈልጥን እዩ ዝርኣዮ ውጽኢት ጥራሕ እዩ ነጊሩ ስለዚ ከጋትም ዝክእል ነገር እዩ፡ በይናኪ ጽዓሪ ኣምላክ ክሳብ ፍታሕ ዘምጽኣልኪ ካብ ውሳነ ተቆጠቢ
Nabti hadesh kide ezi zelo kulu geza quselki kigodaki eyu neti qola wen xebuki ay konan so nabti hadesh tetekadi behalet eya amlak yehgezki 🙏🏻
ሰላም ክብርቲ ሓፍተይ ምናልባት ናይቶም ኣወዳት ክዳን ማለት ሓጺር ስረ ወይ ካልእ ትጥቀሚ ነርኪ ከይትኾኒ እዚ ማለት ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ክሳብ 7 ማዓልቲ ክጸንሕ ስለ ዝኽእል።
Anes eti nay DNA giega agatimu keykewn zbl trtare aleni. Mknyatu bzaebaka sure konki tzarebi kab haleki. Wey gud fetari yhalwena❤❤❤
ሰላም ንዓኪ ክብርቲ ሓፍቲ ካልኣይ ግዜ መርመራ ግበሪ እቲ ንሰብኣየይ ክምለሶ ትብልዮ ዘለኪ ከአ ኣይትደልዮን ሂወትኪ ምርሒ 🎉🎉🎉
ሓፍተየይ ሕማቕ ረኺብኪ ፣ እቲ ዝኾነ ኰይኑ ኣሎ ኣጆኺ ። ኣነ ከም ርእቶይ ምስቲ ካልኣይ ይሕሸኪ ። ምኽንያቱ ኩሉ ነገር ተቀቢሉ እዩ ዝኣቱ ዘሎ ። ዝኾነ ጸገም የብሉን ምሳኺ ዘተሓሳሰብ ። እቲ ቀዳማይ ግን እንተሓሰብናዮ ሓቁ እዩ ፣ ከቢድ እዩ ንክቕበሎ ። ግን ክኸብደኪ እዩ ምስኡ ናብራ ። ስለዚ …
"ማሁስታር" ብእትገብሮ ኣዝዩ መሃርን ሓጋዝን ኣዝየ እየ ዘድንቀካ 🙏
ሰላም ሓፍተይ ናተይናዓክውን ወድኪ ምካኑ ኣረጋግፂ ምናልባት ኣብ ሕክምና ስለ ዝቅያየር ከምዙ ናትኪ ዝበለ ሓንቲ ሓፍትና ዘጋጠማ ነይረ ክንደይ መንከራ ኣሕሊፋ ኣይ ወደይን ኢሉዋ ተመርሚሩ ኣይ ወድካን ተባሂሉ ተፋቲሖም ግን ድሕሪ 6 ዓመት ንሳውን ምስቱ ወዳ መርመራ ምስ ገበረት ወዳ ከምዘይኮነ ኣረጋጊፃ ስለዚ ንስክዎን ኣረጋግፂ ክብለኪ ኢለ እየ ሓፍተይ ናተይ ደሞ ኣምላክ ይሓግዝኪ👏
ካብ ቃልኪ ካትፍትሒ ዋ!😟😡😡😡😡❤
ምስ ሰባይኪ ይሕሸኪ ንምንታይ ቃልኪዳንኪ ተውርዲ ኩሉ ከም ፍቃድካ እዩ ኢልኪ ምስ ሰባይኪ ዕርቂ ግበሪ እዚ ናይ ቆልዓ ካኣ ከምዚ ኣሕዋትና ዝብሉኪ ዘለዉ ካላይ ግዜ ቸክ ግበሪ ❤
አብ ሕክምና ተቀዩሩ ከይከውን ወይም ካልአይ ተመረመሩ ምስ ስብአይኪ ካ ክንደየናይ ከይትራዳድኡ ፀማም ሐንቲ ደረፈ እዩ ክከውን
እቲ ዝሓተኪ ዘሎ ናቱ ከይከውን ቁሩብ ዘክሪ😂
ርግጸኛ ዱኺ😂
ምላልባት ኣብ ሕኪምና ተቀይርኪ ከይኮን እና ኣጀኪ
Kkewn ykel eyu ab hkmna ka
ካልኣይ ግዜየ መርመራ ግበሪ ሓደ ሓደ ግዜየ ገጋ ናይ መርመራ ዉጺኢት ይመጽእ እዩ።
Giega nay DNA keykewn kaley gizye mermera gebru ❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤
Haftey degimkum mermera gberu mknyatu hade hade gize bgega rizalti yneguruka eyom Ajoki haftey
❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤
Selam kemey tkoni/ tkonu) Ane zbel kea kalay mermera mgbar yhaysh and kea aytthaweki ab zkone wsane!!! Ajoki hatey ❤
❤❤❤❤❤😢😢
እት ጌጋ ኣብ መርመራ ዩ ዘሎ 100% ትተኣማመኒ እንተኮንኪ ካላኣይ ግበሩ ዝያዳ ኣብ ኣብ ጎጉል ኣቲኪ ምስቲ ዝገበርክዮ መርመራ ፈቲሽኪ ኣነጻጽፍዮ የጋጥምዩ ዝብል ጽሑፍ ኣምቢበለኩ ከምኡ ይግበረልኪ
When these kind sad stories will end? Very sad story!
ተጊምኮ ችግ ግበሪ እንደገና ነታ ናይ ሊብያ መሓዛኺ ከኣ ሕተትያ ጽቡቅ ጌርኪ ።
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እዚ ብጣዕሚ ከቢድ ጉዳይ እዩ ንዓና ውን ከቢድና ኣሎ መፍቲሒኡ ብዝኮነ ካብዚ ሕጂ ዘለክዮ ምግዳፍ ይሕሸኪ ምክንያቱ መጻኢኪ ጽቡቅ ሂወት ከብረኪ ኣይ ክእልን እዩ መሊሱ እዩ ዘሳቂኪ
Give him last chance!
Selam bmejemeria niy aqrabiy medeb kemu wun ndelayt mkri ezi DNA zbehal bzuh giega eu zegatm neabnet nhanti ade aywedkn eu elema nierom abzi Switzerland bzuh teshaqila haqi koynu zeykones beqa srah egzeabher kflet sle zelewo slezie degmkum gberu wala wun naykalee kkewun ykel eu ajoki ❤❤❤
Kalay gezie check gberu nmrggax
hafitey edimeki bikonito ay titifiyo gize koleki tetekemelu sebay ki kesekeki tiray eyu zikili hiwet heliki jemiri beka emeneni sebay ki kesakiyeki tiray ember wala haniti ay gebirelikin eyu😢
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Mejemerta bezi zegatemki buzh yhazn .1.degimki mermera gberu giga mermera sle zegatem2.natki mermera wn gberi mkyyar sle zfter abbhkmna b giga 3 .ezi krabki kmrawki zblki zelo seb kunetatki b xbuk zketatel u zmesl mski niru ente koynu ab lbiya natu keykewn eti qola kaa.4.keltifki ms sebayki zeleki ykun mszi kerabki zelo rhket halwi malet n hangolki nexa girki edl habyo zkone zzkerkiyo entelo kaa n ktwsni khgzki u .gzie n kulu mefthi sle zkone aytthweki ye zblki habtey .aytchnki n kulu amlak alewo
Hanti kbleki zdeli ab kalie hkmina kedki mermera dgemi pls mnalbat bgega kemu ygebru eyom slezi kem bhadish fetni mermera
😂😂😂😂😂 aye orthodox neza alam deqala ne deqala melikuma aygedshkomun eyo meichim gebro tegabero😊
ምስ ሃይማኖት ዘተሓሕዝ እንታይ ኣለዎ ኣብዚ ረሳሕ
@@gsgs2241kusumek resah
Medakes asitiyomiki
ሓደ ሓደ እዋን ዲኤንእ ወጺኢት ይጋግ ናይ ካልእ ስብ ይንግሩካ እዮም እዩ ድጊምኩም መርመራ ግበሩ እዚ ኣባኩም ኣጋጢሙ ዝሎ ንግር ኣብ ብዙሓት ይጋጠም እዩ ደጊሞም መርመራ እንት ትግብሩ ጽቡቅ ኔሩ
ንስክውን ተመርመሪ ማዓረይ እቶም ሓኪማት ተጋግዮም ሂቦምኪ ኮይኮኑ
ካልኣይ ካብ ካልእ ክትምርዓዊ ንሱ ሰብኣይኪ ይሕሸኪ ጽቡቅን ኩፉእን ዘሕለፍኩም ኢኩም ጠባዩ ውን ትፈልጥዮ ኢኪ ምስ ግዜ ነቲ ሓደ ክልተ ጌጋታቱ ክትለምድዮ ኢኪ ንሱ ውን ክገድፎ እዩ ተዘይ ኮይኑ ግን እዚ ሕጂ ትምርዓውዮ ዝኮነ ከምዘይብለኪ ምስ ኣሕረቅክዮ ካብካልእ ዝወለድኪ እናበለ ጸቅጢ ኣይፈጥረልክን ካብ ሰብኣይኪ ዝገደደ ክከውን ውን ይክእክዩ ዝሓዝክዮ ነገር የብልክን ሕጂ ብጡዑም ቃላት ክጥብረኪ የብሉን ንመጻኢኪ ሕሰብሉ ተቀዳዲምኪ ኣይትወስኒ ኣምላክ ኩሉ ጸገምኪ ይርእዮ ኣሎ ኩሉ ሰላም ክገብረልኪ እዩ ምስ ሰባይኪ ይህሸኪ ክብርቲ ሓፍተይ ይብል ከም ሓውኪ ብውሽጢ ጽሓፍለይ ተኪልኪ ዝኮነ ሓሳባት ከካፍለኪ ፍቃደኛ ተኮንኪ
ሓሜ ነብሲ እዚአን ኣብዚ ስእሊ ተምጸን ሓራሙስ ኬፍ ዘለወን ካበይ ኢካ ተምጸን ወደይ 😂
ኣነ እየ ኢዝኣ😂😂
@gsgs2241 እሞ ብጅዋ ባ ሃይ በልኒ መቀረት
@@ፊፊየ nmntay Malet eyu
@@gsgs2241 እዚ ዳኣ ፍሉጥ እንድዩ እንታይ ሕቶ ደሊክሉ
ሰላም ኣምላክ ነዓኺ ይኩን ሓፍተይ💚ን ሓንቲ ማሓዛይ ከምዚ ኣጋጢምዋ ኔሩ ማለት ኣቦኣ ኣብ እስራኤል ስለ ዝነበረ ናይ ጥርናፈ ጀምራትሉ ካብዉ ምርመራ (DNA ) ክትገብሩ ኣለኩም ስለ ዝተበሃሉ ምርመራ ጌሮም ቲ ውጽኢት ምስ መጸ ግን ወላድኪ ኣይኮነን ኢሎማ 😢ተጸሊላ ዓቢዳ ትግበሮ ጠፍዋ 🤔 ዳሓር ግን ሓትናኣ ማለት ሓፍቲ ኣደኣ. ሓፍተይ ከምዚ ከትግበር ኣይትክሊን እያ ☝️ኮሙ ከይትብልያ ከይትጽለል እላታ ኣነ ውን ኣጆኪ ካልኣይ ግዜ ግበሪ ኢለያ ኮሙ ምስ ግበርት ግን ኣቦኣ ምዃኣኑ ተነጊራ ሓጎስ ኮይኑ 😊 ስድራ ኩሎም ኣምጽኣቶም ምስ ስድራ ትነበር ኣላ 👩👩👦ንብለኺ ነዓኺ ውን ኮሙ ይግብርልኺ 💜
እታ ጥንሲ በመይ ንዝብል ንዓኪ ኣይተረድኣክን ይከውን እዩ ግን ከምዚ ናትኪ የጋጥምዩ ሓደ ግዜ ኣብ ሩባ እቲ ወዲ ብላዕሊ ነብሱ ይሕጸብ ጓል ድማ ትሕት ኢላ ነብሳ ትሕጸብ ንሱ ኣይርኣያን ንሳ ውን ኣይርኣየቶን እቲ ሩባ ድማ ውሓይዝ እዩ ዝነበረ እቲ ወዲ ነብሱን ባንቱን ሓጺቡ ይውድእ እሞ እቲ ሕጻብ ናይ ነብሱን ናይ ባንቱን ንትሓቲ ይወርድ እታ ብትሓቲ ትሕጸብ ዝነበረት ጓል ድማ ነቲ ዝመጻ ማይ ትሓጸበቶ እሞ ናይቲ ወዲ ዘሪኢ ኣብቲ ባንቱ ዝነበረ ተጸሚቁ ምስከደ እታ ጓል ስለዝትሓጸበቶ ምስ ናታ ዘሪ ብምርካብ ብድንግልንኣ ጠኒሳ ጓል ክትጽለል ደልያ ግን ብመርመራ ተረኪቡ ናይቲ ሰብ ምኮኑ ዋላ ንሱ ገሪምዎ ግን እዚ ዝነገርኩኪ ታሪክ ምስ ነገርዎ እቲ ወድን እታ ጓልን ኣሜን ኢሎም ተቀቢሎሞ ስለዚ ናትኪ ክኣ ኮሙ እኮ እንተዘይ በልና ግን ኮሙ ዝዓይነቱ ኣጋጢምኪ ከይከውን ክብርቲ ሓፍተይ
ኣብ ሕክምና ተቀዩሩኪ ከይኮን ኪዲ ንስኪ ውን ተመርመሪ
Wsheti
Mis sebayki meslki enber mis kale sebay dekski nisu eyu eti haki
Ab libia
Haftey kab zeyte feleto amelage tefeleto shetane eka zebhal mes Nay kedem sebayeki yehesheki iti qola ke etom doctor tekakeyom rezalet hebemukum keykonu degemiki dene keberu
Eti zhateki zelo maybe abo wedki keykewen egziabher yhagezki Beal betki sela zeytxbeyo eyu zegergro zelo trdeyo
ደጊምኪ መርመራ ግበርሉ፡
Ab kali hikmna kedki 2 DNA gebri
ካላኣይ ጊዜ መርመራ ናይ ዲኤንአ ኣብ ካልእ ዶክቶር ግበሩ።
ሰላም፡ክብርቲ ሓብትና ፡እዚ ኣጋጢሙኪ ዘሎ ከቢድ ኪከውን ይክእል እዩ ግና ኪኣ ኪሳብ ንስኪ ዘይበደልኪ ብዙሕ ኣይትጨነቂሉ።እዚ ናይ DNA ከሚኡ የጋጥም እዩ ቅድሚ ሒጂ 4 ደቃ ከሚኡ ተባሂላ እያ ኣይናትኪን፡እዮም፡ኢሎማ፡ ሂጂ ኪኣ ንስኪ ደጊምኪ ተመርመሩ ናትኪ ከ ምካና DNA ጊበርላ ኣብ ሆስፒታል ውን ተቀይራ ክትከውን ትክእል እያ።እንተ እታ ምስዚ ካሊኣይ ክምርዖ ትብል ግና፡በጃኪ ኣይትሕሰብያ ቀዳማይ ቃንዛ ከየሕወኪ ካሊኣይ ከይትድገሚ፡፡ ኣምላክ ናይ ልብኪ ይሪኣ ሰላሙ የውርደልኪ ኣይትጨነቅሉ ጥራይ።
Mnalbat abtihkmna agagiyom kolua hiboki alowu degimki abtuzhareskulu bota kedki htetyom kemzi agatimuni belyom nay DNA kaa degiki gber
ደጊምኪ ቸክ ግበሪ፡ ብጌጋ ውጺኢት ነጊሮምኪ ኣለዉ
ንዓኺኸ ወድኺ ምዃኑ ኣረጋጊፅክዶ ምናልባት ኣብ ህክምና ተቀይሩ ከይኾን ወይ ካልኣይ ምርመራ ግበሩ ጋል ትረኽቦ 💔😢
ኣነ ከምዚ ተመሳሳሊ ታሪክ ይፈልጥ እየ ንሳውን ተትምርመር ፅቡቕ እዩ
Ja ane wn yfelt eiye kalay gziye kmrmer alewo wala nsa mnalbat gega kkewn ykel u
ካልኣይ ግዜ መርመራ ግበሩሉ ሓደ ሓደ ግዜ ጌጋ ናይ መርመራ የጋጥም እዩ።
❤❤❤
ክብርቲ ሓፍቲ መጀመርታ ሰላም ብምቅጻላ እቲ ሰባይኪ ዋላ ሽሕ ግዜ ሕድገት ይግበረልኪ ኣብ ዘሓረቀ ኣብ ዝተጨነቀሉ እንዳ ዘከረ ሰላምኪ ክከላኪ ኢዩ ተዘይ ትምለስዮ፡መሓሸ ነቲ ካለኣይ ስምዕዮ ንሱ ኣይ ግደሰልክን ኢዩ ሕሉፍ ስለ፡ዝኮነ
Kemu aytbeli awedat ayemenun yom amina bal kidana kndey shgrn xebeban zehlefe msa keman kemu endabele ezi ka emo kulih keman ayblan nsebayki keman telimkiyo abo wedki deytfelti endabele kesakya u entekiela mermera DNA tetdegm b gega keykenu negiroma kemu yegatm u
Ya meknyatu felitu sele zeatwa zelo ❤❤❤❤
ቅዱሰ ገብርኤል ንኩላትና ይሓልወና ባዕለይ ቀዳመይቲ ሳብሰክራይብ ግበርለይ ብሰም ቅዱሰ ገብርኤል❤
Amen Amen Amen❤
ሓፍትና ሐደ ዝደልየኪ አፍዝ አደንዝ ብምጥቃም ዓሚፅኪ ኩኮን ይክእል እዩ ስለዚ ነብ አግዚአብሄር ተመለሲ ብፀሎት ብስግደት በርትዕ እቲ ሓቂ ክትረክብዮ ኢኪ አግዚአብሄር አምላክ ምሳኪ ይኩን
ስላም ስላም ክብርት ሓፍት ብጣዕሚ ክብዲ አዩ ቅድሚ አዝ ትብልዪ ዘለኪ ምስዝ ዘሎ ስብኣይክን ወይ አዝ ዝልምነክን ዘሎ ምካንኪ ነቲ ወዲ ኣቡኡ ፈለጥዮ መቸም ብንፋስ ኣይጥነስን አዩ ግን ምናርባት ካላኣይ ግዘ ደገምኩም ቸኪ ግበሩ ምክናቱ ሓደ ሓደ ግዘ ዝይንጽሩ ስለ ዝኮውን ምክናቱ ምስ ወዲ ገረ ኣይፈልጥን አኪ ትብል ዘለኪ ወያ ካኣ ምናልባት ክይተረዳኣኪ ኣብት ስባኣይኪ ተገፍፍሉ ኮሎ አቶም ምሶኦም ዘደቀስኪ ዝነበርኪ ገረሙኪ ክይክኑ ክይተፈለጠኪ ሕጅ ነታ ትፈልጥያ ዝነበሪኪ ጋል ኣማክርያ አሞ አቶም ኣዉኡ ዝነበሩ ኣወዳት ኣስማቶምን ዘለውዎ ኣድራሻ ረክብኪ ሕተትዪም ወያ ካኣ ናይ ደም ምርመራ ግበሊ ምስ ኩሎም❤
ልክዕ😊
ዋይ ሓፍተይ ጋል ትረከቦ 😢😢
ምናልባት ኣብቲ ዝሓረስክሉ ሆስብታል ብ ጌጋ ዘይናትኪ ሂቦምኺ ከይኮኑ።
ካልኣይ ግዜ መርመራ ግበሩ ኣብ ካልእ ሕክምና እዛ ሓፍተይ ፡ኣብ ገሊኡ እዋን ውላድካ ክሎ እቲ ደም ግን ዘይራክብ ኣሎ ከሙኡ ክብሉ ሰሞዕ ኔር።
ክብርቲ ሓፍተይ ናዓኪ ከ ወላድኪ እዩ ኢሎሙኪ ድዮም ምሳኪ ዘወለዳ ከ ነረን ድየን ምናልባት ተላዊጥክን ከትከና ማለተይ እቶም ህፃናት ብሓደ ተቀሚጦም ከይከና ከምኡ የጋጥም እዩ ደግምኪ ምርመራ ግበሪ
እግዚአብሔር እቲ ሓቀኛ ዘከነ ኣቦ ውላድኪ የሃበኪ ኣይ ጓል ትረክቦ እኾ😢
Haqa ala kemu gberi
Ok eti kmreaweki eye zbleki delo wedi ab libya msaki neyru diu
ሓደጋ እዩ ዝብሃል ግን መፍትሒ ምንዳይ እዩ እቲ ፍታሕ ፡ ቀዳማይ ካብ ውሰነ ተቆጠቢ ምስ ክልቲኦም ይትረፍኪ ንግዚኡ ምስ ነብስኺ በይንኺ ነዚ ጉዳይ ምጽራይ ከድሊየኪ እዩ ፡ ናይ ሕክምና ጌጋ ክኸውን ይኽእል ምስቲ ሓደ ተወሲንኪ ክትጥዓሲ ክትነብሪ ኢኺ ምስቲ ብዓል ቤትኪ ተቀጺልጂ አዚ ሕቶ ምልዓሉ ኣይተርፍን እዩ ኣብ ዝኮነ ኣጋታሚ ስለዚ ንግዚኡ በይንኪ ኩኒ ፡ ሓደ ግዜ ዝትኣማመኑ ሰብ ሓዳር ውላድካ ኣይኮነን ተባሂሉ ሓደ ኣቦ ኣብ ብመርመራ ፡ ድሓር ማንታ ውላድ ውን ነሮሞ እዚኦም ንምርጊጋጽ ውን መርመራ ገሮም ሓደ ናትካ እቲ ሓደ ኽኣ ኣይናትካን እዩ ተባሂሉ ማንታ ምካኖም ሓኪም ኣይፈልጥን እዩ ዝርኣዮ ውጽኢት ጥራሕ እዩ ነጊሩ ስለዚ ከጋትም ዝክእል ነገር እዩ፡ በይናኪ ጽዓሪ ኣምላክ ክሳብ ፍታሕ ዘምጽኣልኪ ካብ ውሳነ ተቆጠቢ
Nabti hadesh kide ezi zelo kulu geza quselki kigodaki eyu neti qola wen xebuki ay konan so nabti hadesh tetekadi behalet eya amlak yehgezki 🙏🏻
ሰላም ክብርቲ ሓፍተይ ምናልባት ናይቶም ኣወዳት ክዳን ማለት ሓጺር ስረ ወይ ካልእ ትጥቀሚ ነርኪ ከይትኾኒ እዚ ማለት ዘርኢ ወዲ ተባዕታይ ክሳብ 7 ማዓልቲ ክጸንሕ ስለ ዝኽእል።
Anes eti nay DNA giega agatimu keykewn zbl trtare aleni. Mknyatu bzaebaka sure konki tzarebi kab haleki. Wey gud fetari yhalwena❤❤❤
ሰላም ንዓኪ ክብርቲ ሓፍቲ ካልኣይ ግዜ መርመራ ግበሪ እቲ ንሰብኣየይ ክምለሶ ትብልዮ ዘለኪ ከአ ኣይትደልዮን ሂወትኪ ምርሒ 🎉🎉🎉
ሓፍተየይ ሕማቕ ረኺብኪ ፣ እቲ ዝኾነ ኰይኑ ኣሎ ኣጆኺ ። ኣነ ከም ርእቶይ ምስቲ ካልኣይ ይሕሸኪ ። ምኽንያቱ ኩሉ ነገር ተቀቢሉ እዩ ዝኣቱ ዘሎ ። ዝኾነ ጸገም የብሉን ምሳኺ ዘተሓሳሰብ ። እቲ ቀዳማይ ግን እንተሓሰብናዮ ሓቁ እዩ ፣ ከቢድ እዩ ንክቕበሎ ። ግን ክኸብደኪ እዩ ምስኡ ናብራ ። ስለዚ …
"ማሁስታር" ብእትገብሮ ኣዝዩ መሃርን ሓጋዝን ኣዝየ እየ ዘድንቀካ 🙏
ሰላም ሓፍተይ ናተይ
ናዓክውን ወድኪ ምካኑ ኣረጋግፂ ምናልባት ኣብ ሕክምና ስለ ዝቅያየር ከምዙ ናትኪ ዝበለ ሓንቲ ሓፍትና ዘጋጠማ ነይረ ክንደይ መንከራ ኣሕሊፋ ኣይ ወደይን ኢሉዋ ተመርሚሩ ኣይ ወድካን ተባሂሉ ተፋቲሖም ግን ድሕሪ 6 ዓመት ንሳውን ምስቱ ወዳ መርመራ ምስ ገበረት ወዳ ከምዘይኮነ ኣረጋጊፃ ስለዚ ንስክዎን ኣረጋግፂ ክብለኪ ኢለ እየ ሓፍተይ ናተይ ደሞ ኣምላክ ይሓግዝኪ👏
ካብ ቃልኪ ካትፍትሒ ዋ!😟😡😡😡😡❤
ምስ ሰባይኪ ይሕሸኪ ንምንታይ ቃልኪዳንኪ ተውርዲ ኩሉ ከም ፍቃድካ እዩ ኢልኪ ምስ ሰባይኪ ዕርቂ ግበሪ እዚ ናይ ቆልዓ ካኣ ከምዚ ኣሕዋትና ዝብሉኪ ዘለዉ ካላይ ግዜ ቸክ ግበሪ ❤
አብ ሕክምና ተቀዩሩ ከይከውን ወይም ካልአይ ተመረመሩ ምስ ስብአይኪ ካ ክንደየናይ ከይትራዳድኡ ፀማም ሐንቲ ደረፈ እዩ ክከውን
እቲ ዝሓተኪ ዘሎ ናቱ ከይከውን ቁሩብ ዘክሪ😂
ርግጸኛ ዱኺ😂
ምላልባት ኣብ ሕኪምና ተቀይርኪ ከይኮን እና ኣጀኪ
Kkewn ykel eyu ab hkmna ka
ካልኣይ ግዜየ መርመራ ግበሪ ሓደ ሓደ ግዜየ ገጋ ናይ መርመራ ዉጺኢት ይመጽእ እዩ።
Giega nay DNA
keykewn kaley gizye mermera gebru ❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤
Haftey degimkum mermera gberu mknyatu hade hade gize bgega rizalti yneguruka eyom Ajoki haftey
❤❤❤❤❤❤ ❤❤❤❤❤❤❤❤
Selam kemey tkoni/ tkonu) Ane zbel kea kalay mermera mgbar yhaysh and kea aytthaweki ab zkone wsane!!! Ajoki hatey ❤
❤❤❤❤❤😢😢
እት ጌጋ ኣብ መርመራ ዩ ዘሎ 100% ትተኣማመኒ እንተኮንኪ ካላኣይ ግበሩ ዝያዳ ኣብ ኣብ ጎጉል ኣቲኪ ምስቲ ዝገበርክዮ መርመራ ፈቲሽኪ ኣነጻጽፍዮ የጋጥምዩ ዝብል ጽሑፍ ኣምቢበለኩ ከምኡ ይግበረልኪ
When these kind sad stories will end? Very sad story!
ተጊምኮ ችግ ግበሪ እንደገና ነታ ናይ ሊብያ መሓዛኺ ከኣ ሕተትያ ጽቡቅ ጌርኪ ።
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እዚ ብጣዕሚ ከቢድ ጉዳይ እዩ ንዓና ውን ከቢድና ኣሎ መፍቲሒኡ ብዝኮነ ካብዚ ሕጂ ዘለክዮ ምግዳፍ ይሕሸኪ ምክንያቱ መጻኢኪ ጽቡቅ ሂወት ከብረኪ ኣይ ክእልን እዩ መሊሱ እዩ ዘሳቂኪ
Give him last chance!
Selam bmejemeria niy aqrabiy medeb kemu wun ndelayt mkri ezi DNA zbehal bzuh giega eu zegatm neabnet nhanti ade aywedkn eu elema nierom abzi Switzerland bzuh teshaqila haqi koynu zeykones beqa srah egzeabher kflet sle zelewo slezie degmkum gberu wala wun naykalee kkewun ykel eu ajoki ❤❤❤
Kalay gezie check gberu nmrggax
hafitey edimeki bikonito ay titifiyo gize koleki tetekemelu sebay ki kesekeki tiray eyu zikili hiwet heliki jemiri beka emeneni sebay ki kesakiyeki tiray ember wala haniti ay gebirelikin eyu😢
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Mejemerta bezi zegatemki buzh yhazn .1.degimki mermera gberu giga mermera sle zegatem
2.natki mermera wn gberi mkyyar sle zfter abbhkmna b giga
3 .ezi krabki kmrawki zblki zelo seb kunetatki b xbuk zketatel u zmesl mski niru ente koynu ab lbiya natu keykewn eti qola kaa.
4.keltifki ms sebayki zeleki ykun mszi kerabki zelo rhket halwi malet n hangolki nexa girki edl habyo zkone zzkerkiyo entelo kaa n ktwsni khgzki u .gzie n kulu mefthi sle zkone aytthweki ye zblki habtey .aytchnki n kulu amlak alewo