ክግልል ክመልኦ | Kgll Kmelo | New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur @terbinos12

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 28 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 195

  • @ድንግልዋሕሰይ
    @ድንግልዋሕሰይ 11 місяців тому +45

    ክግልል ክመልኦ
    ክግልል ክመልኦ ባዶ ዕትሮ ልበይ
    ብምሕረት ክረዊ ጽምኣት ውሽጢ ነፍሰይ
    ኣምሳያ ለዉሃትኪ ነፍሰይ እትብህጎ
    ክነግር'የ ፍቕራ ውሽጠይ ይብለኒ'ሎ (2)
    ኣዝ...................
    ጸሚአ'የ ማርያም ጽድቂ ዉሒዱኒ
    ምድረበዳ ልበይ ስኢነሉ ጠሊ
    ወሪዱ ውኂዙ ፈለግ ናይ ፍቕርኺ
    ሰትየ ንኽጠልል ከምቲ ጽሙእ ከልቢ
    ኣዝ...................
    ስቕታ ውሒጡኒ ንበይነይ ኣብ ጸላም
    ኣብ እቶን ክድርበ ከቢዱኒ ሕሰም
    ረዲእክኒ ድንግል ብእሳት ከይበሊ
    ጌና ኣይመነኽዎን'ቲ ማሙቕ ሕቑፎኺ
    ኣዝ...................
    ግብረይ ዘንቀሎ ፍዳ ከቢዱኒ
    ኣብ ጥልቀት ናይ ሲኦል ጊዜ ነውኁኒ
    እሳት ምስ ወለድኪ ንእሳት ምስ ፆርኪ
    ንጸሎት ተንሢአ ወድኺ መጺኡኒ
    ኣዝ...................
    ናብ ቅዱስ ሥጋኺ ወስታይ እንከማዕሪ
    ኣእዳወይ ስኢነ ንብዓተይ ክዛሪ
    ምሕረትኪ ዓዚዙ ኣካለይ ጸጊንኪ
    ብስምኪ ክሽብሽብ ኪዳን ይኹነኒ
    ክግልል ክመልኦ ባዶ ዕትሮ ልበይ
    ብምሕረት ክረዊ ጽምኣት ውሽጢ ነፍሰይ
    ኣምሳያ ለዉሃትኪ ነፍሰይ እትብህጎ
    ክነግር'የ ፍቕራ ውሽጠይ ይብለኒ'ሎ (2)
    ኣሜን³ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና።
    ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም🙏❤️❤️

    • @terbinos12
      @terbinos12  11 місяців тому +3

      🙏🙏🙏

    • @abrahaletsegay
      @abrahaletsegay 11 місяців тому +2

      አሜን አሜን አሜን ዝማረ መላእክት የስምዓልና እግዚአብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብርሓልኩም

    • @fyorikubrom5423
      @fyorikubrom5423 10 місяців тому +1

      ❤❤❤zmare melakti yesmana

    • @yonassebi5888
      @yonassebi5888 10 місяців тому +1

      zemare melaekti yesmalna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @senaithabteweld6960
      @senaithabteweld6960 9 місяців тому +1

      Amen amen amen zmare melaekti yesmialna❤❤❤❤❤❤.

  • @Nifty-pb9bn
    @Nifty-pb9bn 11 місяців тому +9

    ነተባብዓዮም እስከ ነዞም ተምሃሮ ትምህርቲ ሰንበትን ናይ ኮለጅን ዓዲ ቀይሕ። ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ መድሃኔ ኣለም ትምርትኹም ይግለጸልኩም ። ኣብቲ ትደልይዎ የብጽሕኩም ጸግኡ የብዝሓልኩም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 8 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿💖💖💖💖💖👏👏👏

  • @AbirahamKibrom-k8h
    @AbirahamKibrom-k8h 12 днів тому

    ስምረትኩም ህድኣት ምንቅስቃሳትኩም ልዝበት ዝማሬኹምን ብጣዕሚ ኣዚዩ መሳጢ!!!! ኣምላከ ዳዊት ዝማሬኹም ይቀበሎ❤❤❤❤❤❤

  • @YowhansYowhans
    @YowhansYowhans 11 місяців тому +13

    ኣሰይይይይይይይይ
    ጸጉኡ የብዛሓልኩም
    ሩሑስ ሓድሽ ዓመት
    ሰመነ ሰላም ❤❤❤❤❤
    ዘመነ ፍቅሪ❤❤❤❤❤❤
    ዘመነ ሕድነት❤❤❤❤❤
    ዘመነ ስምምዕ
    ይግበረልና

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 8 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌿💖💖💖💖💖👏👏👏

  • @Merisley
    @Merisley 10 місяців тому +1

    Zmare melakt yesmalna xbuqat Egziabiher agelglotkum ybark ❤❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 8 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌿👏👏👏👏💖💖💖💖💖

  • @mikyasabreham1474
    @mikyasabreham1474 Місяць тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስምኣልና 🙏❤️🙏❤️🙏❤️

  • @ikkmii
    @ikkmii 11 місяців тому +3

    ናይ ቀደም ዘማሪት ሪኤ ኣለኹ ብሓቂ ዓብያ ጎቢዛ ❤❤ ደስ ዘብል ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና

  • @timnityemane4438
    @timnityemane4438 10 місяців тому +3

    ዝማረ መላእክታ የስማዓልና ክብራት ይሕዋት ኣምላክ ድማ ወድሩ ብድግል ማርያም ገይሩ ኣብ ዝራያኩም ይኩን ኣይትትዓንቀፉ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 8 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ህያብይ🌿🌿💖💖💖💖💖👏👏

  • @SenaytSenu-f1s
    @SenaytSenu-f1s 9 місяців тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መለኣክቲ የስመኣልና ጸጉኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ ኩብራት ኣሕዋት❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 8 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿👏👏👏💖💖💖💖💖

  • @AmanTesfamariam-v1l
    @AmanTesfamariam-v1l 2 місяці тому

    Xegiu yebzhalkum zemenkum yibark beidme xega yeibikum fetari zmarie melaikti yesmialna.

  • @LuwamKidane-t4h
    @LuwamKidane-t4h 11 місяців тому +1

    Aseyy elllllll zmarie melaekti ysmealna zfetwa mezmur debre menkerat adi keyh ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @YohannesBokure
    @YohannesBokure 10 місяців тому +3

    Amen Amen Amen zemare melak yesmalna egzabhere amlakna ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 8 місяців тому +1

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿💖💖💖💖👏👏👏👏

  • @bitialbrhane8306
    @bitialbrhane8306 11 місяців тому +3

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ብሩካተይ ጥዑም ዝማሬ ኣምላክ ጽግኡ የብዝሓልኩም ዘመነ ኣጎልጉሎትኩም ይባርክ ጎይታ እመብርሃነይ ምስ ኩላትና ትኩን ❤❤❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 8 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿👏👏💖💖💖💖💖

  • @freselamfishfish1924
    @freselamfishfish1924 10 місяців тому +1

    Aseyyy xubqat edmen teanann yahbkum xegu ka yebzhalakum

  • @SaluSalu-t1y
    @SaluSalu-t1y 10 місяців тому +2

    Zmare melaekti❤❤❤

  • @XioneyTube
    @XioneyTube 11 місяців тому +7

    ❤ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ብሩኻት ማሕበር።❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 8 місяців тому +1

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ክብርተይ👏👏👏💖💖💖🌿🌿

  • @YohannesBokure
    @YohannesBokure 10 місяців тому +1

    Amen Amen Amen zemare melak yesmalna egzabhere amlakna

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 8 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌿🌿

  • @Amlak-12345
    @Amlak-12345 11 місяців тому +3

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ ይብዝሓልኹም ❤❤❤❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 8 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏👏👏🌿🌿🌿💖💖💖

  • @natanteweldebrhan4477
    @natanteweldebrhan4477 11 місяців тому +4

    Zemare melakti yesmalna xegu yebzhalkum fetari 🥰🙏❤️

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 8 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏🌿🌿💖💖💖💖

  • @filiposhaile7738
    @filiposhaile7738 10 місяців тому +1

    Xega goyta bumulu adimkumi ysiabukumi

  • @rutaruta5920
    @rutaruta5920 7 місяців тому

    Zmarie melaekti yesmealna brukat yehwatey nay agelglot zemenkum ybarek ❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @tirhasokubay9939
    @tirhasokubay9939 11 місяців тому +1

    Zmarye melakti yesmalna Egziabhier nay zemen admekum ybark.❤❤❤

  • @RakiZaki-n1v
    @RakiZaki-n1v 11 місяців тому +5

    ዝማሬ መላእክት የስምኣልና የህዋተይ ጎይታ ጸግኡ የብዝሃልኩም❤❤❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 8 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ👏👏👏🌿🌿🌿💖💖💖

  • @filiposhabtegherghish3737
    @filiposhabtegherghish3737 9 місяців тому +2

    አሜንንንንን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 8 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌿🌿👏👏💖💖💖💖

  • @Feruzdesale
    @Feruzdesale 11 місяців тому +1

    Amen Amen Amen zmari melaktiy yesmaelna

  • @AsmaitFtuwi-pi8dx
    @AsmaitFtuwi-pi8dx 11 місяців тому +1

    Zmare melakti yesmialna yehwatey xegu yebzhalkum eme brahn xlala tenbirelkum nay agolgulot edmekum ybarek ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 8 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ህያብይ🌿🌿👏👏💖💖💖💖💖💖

  • @MeronMekonen-l8t
    @MeronMekonen-l8t 10 місяців тому +1

    Amne Amne Amne 🙏 ♥️ ❤️ ❤❤❤

  • @fevenandemariam8017
    @fevenandemariam8017 6 місяців тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስመዓልና

  • @selamawityemane6154
    @selamawityemane6154 8 місяців тому

    Amen Amen Amen zmare melaekti yesmana ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @143.9DD
    @143.9DD 11 місяців тому +3

    ❤❤❤
    xegu ybzhalkum mahberay shikor
    Zmare melaikt ysmalana
    ❤❤❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 8 місяців тому

      ስብስክራይብ ታብብርኒ ዝያድይ👏👏👏👏💖💖💖💖

  • @MabelAbrham
    @MabelAbrham 10 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉 zmarie melakt yesmealna xegu yebzhalkum fetari

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ያስማልን ❤❤❤❤❤

  • @Azamit
    @Azamit 11 місяців тому +2

    Zmare melakti yesmealna

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 8 місяців тому +1

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿👏👏👏👏💖💖💖💖💖💖

  • @EskaelWeldemikael
    @EskaelWeldemikael 11 місяців тому +1

    ኣሜን(3) ዝማረ መላእክት የስመዓልን
    ኣምላኽ ቅዱሳን ጎይታ ሰራዊት ጸጋ ኣብልዕሊ
    ጸጋ ይዕድልኩም በረኸት እመ ኣምላኽ ወላዲተ ሂወይ ውትሩ ኣብ ልዕሌኹም ይኹን።
    ኣምላኽ ማሕበርኩም ይባርኽ።

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 8 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌿👏👏💖💖💖💖

  • @BereBere-r3d
    @BereBere-r3d 9 місяців тому +1

    🎉❤

  • @በፍቅረ_ማርያም
    @በፍቅረ_ማርያም 11 місяців тому +1

    Zmarie melaikt yesmealna nayagolgulot zemenkum ybark❤❤❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 8 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿👏👏💖

  • @DawitOkubagebriel
    @DawitOkubagebriel 3 місяці тому

    ኣሜን ኣሜን amen♥️♥️♥️♥️

  • @merhawitsegay-g2m
    @merhawitsegay-g2m 11 місяців тому +3

    ዝማረ መላእክት የስመዓልና ጽግኡ የብዝሓልኩም

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 8 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ህያብይ🌿🌿🌿🌿👏👏👏💖💖💖💖

  • @yonassebi3199
    @yonassebi3199 11 місяців тому +1

    zemare melakti yesmalina Egziabihar amlak xegue yebizhalkum ❤❤❤❤❤❤

  • @Abrehet-e3w
    @Abrehet-e3w 10 місяців тому +1

    Zemare melakti yesmalena yehwateyy xegu yebzhalkum 🤲🤲🤲🤲🤲🤲👏👏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 8 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿👏👏

  • @YonasMerhawiy
    @YonasMerhawiy 10 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏😀🙏🙏🙏🙏

  • @Marrybrauhan
    @Marrybrauhan 5 місяців тому

    zmare melaekit yesmaelna Amen🙏🙏🙏

  • @BezataiZadran
    @BezataiZadran 3 місяці тому +1

    Amen🙏Amen🙏Amen🙏

  • @htmonaentertainment1
    @htmonaentertainment1 11 місяців тому +1

    ልቢ ዘዕርፍ ማራኺ መዝሙር፡ ሰስኑን ዕበዩን፡ ረድኤት እመብርሃን ይሓልወና።

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 8 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ክብርተይ👏👏💖💖💖💖💖🌿🌿🌿

  • @abrahamghebru8562
    @abrahamghebru8562 11 місяців тому +1

    Amen Amen Amen zimarie melakti yesmealna Ahwat xegeu yebzhalku
    Ellllllllllllllllllllllllllllllllll
    Elllllllllllllllllllllllllllllllllll
    Elllllllllllllllllllllllllllllllllll
    Nay bhaqi semieka zey tmno
    Mezmur ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @makerma3853
    @makerma3853 9 місяців тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @mihreteabandebrhan8615
    @mihreteabandebrhan8615 11 місяців тому +1

    ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና ኣሕዋተይን ኣሓተይን ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣገልጉለትኩም ይባርኽ ዝማሬኩም ንበረኸት ይኹን በርትዑ ኣጆኩም። ኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ሸር ንግበሮ ምኽንያት ድሕነት ንኹን።

    • @abrahamhaileslasie6088
      @abrahamhaileslasie6088 11 місяців тому +2

      Egizabher yidegfkum ab kulu
      Guezekum ❤❤❤❤❤ brukat
      Yehwatey( BegeNay yelel Aleku zemurulna kem fkad goyta.

  • @YorsalemBrhane-b7c
    @YorsalemBrhane-b7c 10 місяців тому +1

    ❤ኩሉ ዝሓዘት ዝስኣና ዘየለ❤ምልእተ ጸጋ🎉🎉🎉❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 8 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ🌿🌿🌿👏👏💖💖💖💖💖

  • @Keradyonmedia
    @Keradyonmedia 11 місяців тому +1

    Zmarie melaikt yesmealna xegau yebzehalkum xbuq srah ❤❤❤

    • @MgbeyMgbey
      @MgbeyMgbey 8 місяців тому

      ስብስክራይብ ታሕብብርኒ ዝያድይ💖💖💖💖

  • @yodityoseif3171
    @yodityoseif3171 9 місяців тому

    Aseyyy Zemare melakti yesmealna berukatey ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Sham-z8y
    @Sham-z8y 8 місяців тому

    ኣሜን(((3)))ዝማሬ መላክት የስማዓልና😇😇😇

  • @UfVi-ji4uz
    @UfVi-ji4uz 11 місяців тому

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ጽጉኡ የብዝሓልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ❤❤❤❤

  • @SemharGrmay-wj7tj
    @SemharGrmay-wj7tj 7 місяців тому

    Zimari mlaekti yesmalna xgu yebzihalkum

  • @SemharGrmay-wj7tj
    @SemharGrmay-wj7tj 11 місяців тому

    ዚማረ ማላእክቲ ይስምዓልና ጽግይ ይብዝሓልኩም

  • @hermonfutsumAk
    @hermonfutsumAk 10 місяців тому +2

    Zmarie melakt yesmealna mahberey shkor ❤❤❤❤❤ qexlwo nafkotna knefakus yehwatey Amlak yhagzkum

  • @Nifty-pb9bn
    @Nifty-pb9bn 11 місяців тому

    ብጣዕሚ ጥዑም ዝማሬ ደብረ መንክራት ቅዱስ ጊዮርጊስ።
    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና።

  • @Kahasegebrekidan1022
    @Kahasegebrekidan1022 11 місяців тому

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ፍትዋተይዘመን ኣጎልጉለትኩም ይባርኽን ይቀድስን ኣምላኽ ❤️ 🙏

  • @musseteklit2860
    @musseteklit2860 11 місяців тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሕ ወገናተይ።

  • @sanaytredae8445
    @sanaytredae8445 9 місяців тому

    Zimare melaikiti yesimaana tsega Abi Riisi tsega yebizahalikumi. Igizaabiheri amilaki 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🇪🇷🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @HagerTsgay
    @HagerTsgay 11 місяців тому

    ❤❤❤❤❤ nay bhaky ngelil nety bado Libna nmliayo bfkry ntehalale

  • @ጎስዓልብየቃለሰናየ
    @ጎስዓልብየቃለሰናየ 11 місяців тому

    ዝማሬ ቅዱሳን መላእክት የስመዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጋ በዲበ ጸጋ የብዝሓልኩም ፍቁራት ኣሕዋት❤ጣዕማን ፍቅራን ናይ እመ ብርሃን ምስ ኩልና ይኹም❤❤

  • @qdusgiyorgistube2476
    @qdusgiyorgistube2476 11 місяців тому

    Zmarie melakt yesmealna
    Ruhus Hadsh amet ygberelna ❤

  • @ንግዜ
    @ንግዜ 11 місяців тому

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል
    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ኣሕዋት ማዓርይ ሩሑስ ሓድሽ ዓመት ይግበርልና እቶም ኣብ ስደት ዘለና ካኣ ስደትና የሕጽሪልና ኣብ ጽሎትኩም ዘክሩና 😢😢😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ስደት ሪሳሓ እዩ

  • @yordamaranatademenaelias9512
    @yordamaranatademenaelias9512 11 місяців тому

    Zmare melaekti yesmealna tsegaeu yebzhalkum yehwatey

  • @rahelchento6049
    @rahelchento6049 7 місяців тому

    ዝማሬ መላእክት

  • @ዮዲትቀሺሓጎስ
    @ዮዲትቀሺሓጎስ 11 місяців тому

    ዝማረ መላእክቲ የስማዓልና ኣብ ጸለትኩም ዘኩርና

  • @ahferommebrahtom5606
    @ahferommebrahtom5606 11 місяців тому

    Asey zmare mlakti yesmelna ❤❤

  • @bf6kc
    @bf6kc 11 місяців тому +1

    Zmarie melak yesmalna

  • @alonitesfa9150
    @alonitesfa9150 10 місяців тому +1

    Hiwet zihb ❤

  • @melakeasmelash4580
    @melakeasmelash4580 9 місяців тому

    ኣሜን ቓለሂወት የስምዓልና ❤❤❤

  • @tsinatmichael8962
    @tsinatmichael8962 11 місяців тому

    ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ፍቁራት ማሕበር❤❤❤❤❤❤❤

  • @myGodPleasehelpme-g6l
    @myGodPleasehelpme-g6l 11 місяців тому

    ዝማሬ መላእክት የስምዓለና ጸግኡ የብዝሓልኩም ❤️❤️❤️🙏

  • @shzjzhzjhz1004
    @shzjzhzjhz1004 10 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤AMEN AMEN AMEN ❤❤❤❤

  • @DinaTesfayohans
    @DinaTesfayohans 11 місяців тому

    Aseyyyy xegu yebzhalkum burukat yehwatey❤❤❤❤❤❤

  • @luwamghirmay6631
    @luwamghirmay6631 11 місяців тому

    Zmarie melaekt yesmealna xegu yebzhalkum kuburat ahwat 🙏

  • @ikkmii
    @ikkmii 11 місяців тому

    ዘማሪት መሪ እግዚአብሔር ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን ❤❤❤

  • @yonassebi5888
    @yonassebi5888 10 місяців тому

    zemare melaekti yesmalna zahwete ❤❤❤❤❤❤

  • @TeddyOkubagerges-jb7ey
    @TeddyOkubagerges-jb7ey 11 місяців тому

    ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና

  • @afomkidane2861
    @afomkidane2861 11 місяців тому

    Zmare melaekt yesmaln❤❤❤

  • @AbielTesfay-p8g
    @AbielTesfay-p8g 11 місяців тому

    ❤ዝማሬ🎉መላእክት🎉የስምዐላና❤ ❤❤ማሕበረይ❤ ኣብ ጸለትኩም ሓደራኩም❤

  • @jeycha733
    @jeycha733 11 місяців тому

    Zemarie melaekt yesemealna kburat yehwat ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @SoloEfri
    @SoloEfri 9 місяців тому

    Egzabhier nay agolgulot zemenkum ybark yhawetey ,,,zmarie melakt yesmalna,,,aseyyy elllll❤😂😂😂😂😂😂😂

  • @TsgeMokonen
    @TsgeMokonen 8 місяців тому

    Aseyyyyyyy .❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @mebratberhane7402
    @mebratberhane7402 11 місяців тому

    Zmare meliekiti yesmaelna Amen 🙏♥️🙏

  • @KisanetAngesom
    @KisanetAngesom 7 місяців тому

    ❤❤❤ xegiu yebzh!!!

  • @merhawitbrhane9158
    @merhawitbrhane9158 11 місяців тому +1

    Amennn❤❤❤

  • @AwetGhebremichael-j8w
    @AwetGhebremichael-j8w 11 місяців тому +2

    ❤❤❤❤🎉

  • @MikalGezae-s6f
    @MikalGezae-s6f 11 місяців тому

    Zmare melakti yesmana ❤❤❤

  • @NaytNayr
    @NaytNayr 11 місяців тому

    Aseyy❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @HagerTsgay
    @HagerTsgay 11 місяців тому

    Amen Amen Amen zmare melakity yesmalina

  • @Bixueyyy
    @Bixueyyy 7 місяців тому

    Xegiu yebzh❤❤❤

  • @SaimonYonas
    @SaimonYonas 11 місяців тому

    Zmare melaekt yesmealna❤❤❤❤

  • @BeilulmelakeMelake
    @BeilulmelakeMelake 11 місяців тому

    Amen amen amen elllllllllllll❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @aklilumasho2446
    @aklilumasho2446 8 місяців тому

    🙏❤️🙏❤️🙏❤️

  • @meznagna18
    @meznagna18 11 місяців тому

    በርቱልን

  • @LuwamNetserab-qk3nc
    @LuwamNetserab-qk3nc 5 місяців тому

    Eilll Eilll Eilll ❤❤❤❤❤

  • @rodastekleablel6508
    @rodastekleablel6508 2 місяці тому

    Deki menkrat 😘😘😘

  • @angesommesfn3994
    @angesommesfn3994 11 місяців тому

    ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና❤❤❤

  • @MikalJohn-y8s
    @MikalJohn-y8s 11 місяців тому

    Xege yebzhalkum n kulukumm 🎉

  • @LovelyBlockGame-lw3yu
    @LovelyBlockGame-lw3yu 11 місяців тому

    Amen Amen Amen