The king of TIGGER TIGRIYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGRIYANS TDF❤ TPLF born for peoples revolution front & powerful to the TIGGER TIGRIYANS period❤ TPLF means TIGGER TIGRIYANS TIGRAY period❤ Absolutely regardless tough genius faster fighters in the world our GENERALS CONIRIALS❤ long live state TIGRAY❤ ብቅልፅምና
ብሔራውያን ውድባት ትግራይ፡-
ቃልስኹም ዝተደራረበ፡ ሓያል እይዩ እብል።
ቃልስኹም ሰላማዊ ቃልሲ ይኹን እብል።
ፈጣሪ ጽንዓት ኣብ ቃልስኹም ክህበኩም እምነ።
ሰላም ንኹሉ!
thank you Asgdom your very wise gentlemen I would congratulations
❤ኣዳልዉቲ ጹቡቅ መደብ ኣያና ኣስገዶም ካ ከም ኩሉ ግዝየ ሰላም ምስ በልካ ኢካ ብሕልፊ
ኣብዚ ክልተ ሓዉ ዝኮኑ ሕብረተሰብ ኣይትታሓለል ሓንቲ
ማዓልቲ ጻማካ ክትሓፍስ ኢካ
👍👍👍
The king of TIGGER TIGRIYANS TPLF❤ The king of TIGGER TIGRIYANS TDF❤ TPLF born for peoples revolution front & powerful to the TIGGER TIGRIYANS period❤ TPLF means TIGGER TIGRIYANS TIGRAY period❤ Absolutely regardless tough genius faster fighters in the world our GENERALS CONIRIALS❤ long live state TIGRAY❤ ብቅልፅምና
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
እንዲህ ያለ ግልፅ የሆነ አገላለፅ እና አስተሳሰብ ያላቸውን መስማት ያቃታቸው ፓለቲከኞች የህዝባችንን ስቃይ አበዙት :
የጌታቸው እና የፃድቃን ሚዲያ TBS😂😂😂
Emo ajuka nayna endabelka hzbi kttefie nDebrestntet nafika mish anjal
yamentay tahatatenet
aythafon dekom
ኩሉ ትህቦ ዘለኻ ትንታኔ ኣዝዩ ሃናጽን ንሰላም ዝእምት እካ ኣንተኾነ፡ ኣብታ መንግስን ሓለፍትን ኤርትራ ንህዝቢ ትግራይ ናይ ጽልኢ ዝሰብኩ ደው ክበሉ ዝበልካዮ፡ ኣብ ዝኮነ ኣጋጣሚ ሓደ ብዓል ስልጣን ንጽልኢ ህዝቢ ዝሰብኽ ደሊኻ ከምዘይትረክብ እንታይ ድኣ ነታ ንስኻ ብልሳንካ ገዛኢ ትብላ ኣብ ትልኽ ዘላ መሪሕነትካ ግን እት ዝግብእኣ ስም ኢዮም ዝህብዋ። ህዝብን ገዛኢት መሪሕነትካ ክትፈላልዮም ብኣኽብሮት ይሓትት።
ብዛዕባ ፕሪቶሪያ ኣንድሕር ትዛረብ ኣለኻ ውዕል ኣልጀርስ ምቅባል ክኣ እቲ እንኮ ፍታሕ ክምዝኮነ ምፍላጥ ዘድሊ ይመስለኒ።
መን እዩ ንመን ዝድግፍ ኮሚሳር ስልህልሆት ሽም ተጋሩ ዝተሽከመ ጃዊሳ ፃድቃን እድሉ አማውታ አንጭዋ እዩ ጉረኛ ሀሳዊ ሬንጀር ተከዲኑ ተዋግአይ ክመስል ተገጢሙ እዩ አርኪ ኢሳያስ አፈወርቂ ወሎየ ዝገርም አየናይ ውግእ መሪሁ ይፈልጥ እንተሎ ይውፃእ ብቪድዩ ብኮሚሳር ዳስ ምድላው ዝሀለፋ ሀርኢ ክረምቲ😂😂