Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ዋውው ኩሉ መሊኡ ሂቡካ ሰብ ነቲ ድምፂ ጥራሕ እዩ ዘስተበሃለሉ እቲ ዝገርም ግን እቲ መልእኽቲ እዩ ብሉፅ ቀፅለሉ
ዋው ብጣዕሚ መግለጺ ዘይብሉ ብቕዓት።ልዕሊ'ቲ ኣዘራርባ ናይ ሰባት ምድጋሙ እዚ ኣተሓሳስባ ኣገላልጻ ናይቶም ሰባት ብልክዕ ምድጋሙ'ዩ።
ናይ ብሓቂ መምህር ሙሉወርቅ መሲልካኒ ኔርካ😂 ብሓቂ ተውህቦ ኣለካ ኣዝማሪኖ 😍😍😍
እዋይ እዚ ወዲ ....- ፍልጠቱ- ኣመራርጻ ቃላቱ- ድምጺ ናይ ምድጋም ክእለቱ- ኣካላዊ ምልክታቱ ኣዝዩ ይገርም።
በተለይ ናይ ኣቦይ ስብሓት ብጣዕሚ እዩ ዝኽእላ ::
ክክክክክክክክክ ኣምላክ ን ኩሉ ሰብ ትዕድልቲ ይዕድል ዩ ሞ ናይዚ ፍሉይ ኢዩ ኣነ ወርሒ ምሉእ ስሒቀ ፡ነዚ ኩሉ ሰብ ሳብስክራይብ ክገብረሉ ኣለዎ
ውሒጥዎም ደኣ ከይህሉ እዚ ወዲ ክክክክክክክክክክክክክ😂😂😂😂😂 ብ ፍላይ ነዚ ሰብኣይ በሊዕዎ ኣሎ 😅😅😅😅😅😅😅😅😅
ኣቱም ሰባት ኣብቲ ቀልዲ ዝሓልፍ ዘሎ ብሉጽ ሓሳብ ነስተብህል ንኣብነት ኣብዚ ከባብያውነት ዝሃቦ መልሲ ኢደይ ይጸልኣ ኢየ እግርይ ግን ይፈትዋ ብርእሰይ ኢየ ዝሓስብ እንበር ብጨግረይ ኣይ ገደስን ❤❤❤❤❤❤❤ ኣቱም ብኣውራጃ ትሓስቡ ተመሃሩ እዚ ሰብ ለውጢ ንትግራይ ክከውን ይክእል ኢዩ ኣብ ስራሕ እንተተእትይዋ ጽቡቅ ኢዩ
Loo o
ናይ ባሓቂ talented እኻ'ሞ ቀጽሎ 👍
አዝሚር ናይ ብሐቂ ብሉጽ ዝገርም ተውህቦ እዚ ርኢካ ዘይምድናቅ አይከአልን❤👍👍
This is a special natural gift. Amazing, I admire this guy.
እዚ ወዲ እዚ አዋርድ ክሽለም አለዎ።😂😂😂😂😂👌👌👏🏼👏🏼👏🏼❤❤❤
❤❤❤
ልክዕ ኢልካ አለኻ
ዋው ተባረኽ ካን ቅምጥ ኢልካ ኣምጽኻዮ !! እቲ ፍልስፍና ትሕዝትኡ ይበል 🎉
U r supper Asmarino. Just amazing I don’t have words to express my gratitude. Second to no one in imitating ! No one can do this in the universe.
😂😂😂 super asmarino are gays this man is super Tigryina not asmarino
Azmerino mukanu do xelika metiabitey eu azmerino@@Ted_wolf_1
@@Ted_wolf_1Asmarino hope is his nick name. We don’t know his name we simply call him Asmarino.
He is not only impersonating but also well versed on all subjects-politics, science, art etc.
ዝገርም ተውህቦ ዋዉ 😮 ኣቱም ሰባት ክበረታታዕ ዝግብኦ ስነ ጥበባዊ 👌👏👏
እዚ ከርፋሕ ስደት ካብዝገብረና፡ እታ ካልኣይቲ ገዛና ትግራይ ትክሕሰና ምህላዋ ነምስግን።❤🎉
❤❤❤ሐደ ኢና
እዚ ወዲ ማራ ብልሒ ኣእምሮ ውን ኣለዎ ናይ ድምጺ ምምሳል ጥራይ ዘይኮነስ ብልክዕ ይደግሞ ነቲ ዘረባ ናይ ሰዓት ሙሉእ ዝተዛረብዎ ዋው
ዊሒጥካዮም ዲኻ 😂
😂😂😂😂
ጥራሕ ኢልካ ባእ 😅😅😅
😅😅😅
😅😅😅😅😅😅 whitwo alo ezi dea fluttt 😅😅😅
🤣🤣🤣
ኣንታ እዚ ፈጣርስ ንገሊኡስ ሰፍ ዘይብል ትዕድልቲ የሐንጊጡዩ ዝፈጥሮ. ተውሁቦኻ ብዘይዕቃበ ክትቅጽሎ ይግባኣካ.
ናይ ዉፉይ ክኣ ኣምጻልና እባ😂😂
@@FnanNuguse ወፉይኸ መንዩ ለለ😜
መን'ዩ ውፉይ'ከ፧
@@ፍቕሪ-8አምሰሉ ሸዓብያ ለለ ትብል ዓላ 😂😂
@@HlufAsmelash😂
@@HlufAsmelash ድድባ ደርጋዓጀን እንደርታኸ ንመን ጸቢብዎ እዩ ለለ ላብ ሻዕብያ ለጸጋዕኻኒ🙄
❤❤❤❤😂😂😂😂😂እዚ ቆልዓ እዙይ ዘለዎ ውህብቶ!ዋዛ ምስ ቁምነገር ሰሓቕ ቀቲሉና!😂😂😂😂
100%👌👌👌 you have gifted talent keep it in touch bro 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ድምፂ ምምሳል ጥራሕ ዘይኮነስ ዝገርም ፍልጠት ባህሊ መነባብሮ ፖለቲካ ኣረኣእያን ማሕበረሰብናን ብዕምቆት ዝተረዳእካ። በሊሕ ሰብ። ምስ ዋዛ ምስ ቁምነገር ብዝገርም ድምፀት መምህር ሙሉወርቅ ከምዘላታ። ዋው ዋው !!🎯🎯🤘🏾🤘🏾🤘🏾
ናይ ብሓቒ ዘይውዳእ ሓሳብ ኣለካ ሓፍ ዘይብል መልእኽቲ ኣሕሊፍካ፡ ኣቲ ምምሳል ሞ ዝወጾ የብሉን ናብ ናይ ፍጻመ ኣሕሊፈካ ኣለኹ😅😅
😂😂😅😅😅😅😅ኣታ ሞትኩንዶ 😁😁😁😁😁😛😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁እዋይ ሓቅን ምምሳል ድምጽን።😋😁😁😁
ሰብ ድምፂ ምምሳል እዩ ዝሓስብ ዘሎ ግን ካብቲ ድምፂ ንላዕሊ ኣመራርፃ ቃላትካን እትሕልፎም መልእክትን ብጣዕሚ ገረምቲ እዮም
እዋ ! ንሱ ድዩ ዝዛረብ ዘሎ ወይስ መምህር ኢዮም ? ናብ ካልእ እንዳጠመትኩም እሞ ስምዕዎ ፥ ብጣዕሚ ክገርመኩም ኢዩ።
The best interview entire time so much educational treat very helpful and impactful you got talent that can bring change
So funny keep up this amazing talent azmarino hawey ❤❤😂
ኣዝማሪኖ ዘይምኖ😂😂😂
Excellente talent with good massage ,wedi kebabika mahtsenka kkkkkk
This man amazed me not only copy of sound hi is knowledgeable keep doing more and more thank you for your messages.🎉🎉🎉🎉
ዋዉ ዝገርም ታላንት ብጣዕሜ ኩርዓት ይሰማዓኔ ብአካ ቀጹሉ ናይ ኤሳያሰ አፈወርቂ አባ አብርሃም ጢጡ በጃካ 2 ከፍሌ ግበረላ ተባረከ። 🙏🏾🙏🏾💕
ናይ ብሓቂ !መዓዲ ንንእስ ወለዶ ቀጽለሉ።ብፍላይ እቲ ትግርኛ ዝባሃል ኣንጻር ነብሱ ካብ ምሕሳብ ኮቃርጽ ምዕደኻ ቀጽለሉ🙏🙏🙏
ብሓቂ ዝገርም ተውህቦ!!ኣቃማቕማን ኣካዳድናን ከኣ ቅሩብ እንተ ትውስኸለን ዝያዳ ካብ ዘለዎ ንላዕሊ ምመቀረ።ኣብ መወዳእታ ክብሎ ዝደሊ፡ክክክክክ እተን ጸጉርኻ ከኣ ቅሩብ ካብ ገንበርካ ርሒቐን ቂሚጦ ስገም (ሓሰር) ይመስላ ኣለዋ'ሞ ቅሩብ ኣጉድል ኣብለለን።ብዝኾነ ንፉዕ'ኻ ቀጽሎ!!Thanks
ኣነ ብዙሕ ናይ ዩትዩብ ቻነላት ተኸታታሊ ኣይኮንኩን፡ ስሕት ኢለን ቅድምን ግን ንመምር ሙልወርቅ ሰሚዕዮም ኔረ። እዚ ሓውና ግን ድምጺ ጥራይ ዘይኮነ ብዙሕ ትምህርታውን ፍልስፍናዊ ኣዘራሪባውን ብዝስሕብ መንገዲ'ዩ ኣቕሪብዎ። ክብረት ይሃብለና።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።
ብትኽክል ፡መምህር ድዮም ዝዛረቡ ዘለዉ ባዕሎም ክትብል ትደፍር። ንፉዕ ወዲ'ዩ ብሓቂ።
ኣንቱም ሰባት playback ከይከውን እናርአና ምእማን ሲኢንና! ወይ ፈጣሪ!
Indeed did he personify him! Wonderful!
Ata ezi sebiay keshiqeka 😂😂😂 more love
ድምፆም ጥራሕ አይኮነን ፍልስፈነኦም እውን ኢኻ ውሒጥካያ ዘለኻ
ታናይ ጥልያን ደርፊ ትደገመልና መ/ር👏👏👏👏😛😛😛
Keep it man! You are the epitome of genius, talented and philosopher.
What a talented man 😄😄👏👏👏 next must be Abiy Ahmed 😅😅
Wawwwwwyou are brilliant, and tallented!
you are amazing man keep it please. God bless you.
He make my day nay bhaki memhr
ናይ በሐቂ ድዩ ዋላስ play back ኢኻ ጌርካዬ ዋዋውውው
I love the work of this man , so funny
እቲ ምምሳል ናይ ዘረባ ጥራይ ዘይኮነስ፥እቲ ፍልጠት ዩ ዝድነቕ ናይዚ ሰብ። ብራቮ።
ቅምጥ መም ሙሉወርቅ😂😂😂You got that amazing talent ma bro ✌🏽
This man is the best comedian east African can have🤣🤣🤣
ጎበዝ ኢኻ ብጣዕሚ። ❤ ዛ ትሓተካ ዘላ ግን ኣይከርናን።
ዋው😅😅😅😅 ናብራ ፍላስፋ ምሕታታ ምሕታት ምሕታት......???? I love Memeher Muluwerk❤❤❤😊
Amazing talent of imitation.I recommend Muluwerki to listen to this young man's skill.
እዋይ ሎምስ ከይተፈለጠኒ ምሱኡ ሃህ ኢለ ወይ ጉድ
ኣብ መወዳእታ ተሕልፎ መልእኽቲ እንተሃልዩ ? ካብ መጀመርያ መለእኽቲ እንዳሕለፉኩ ኢየ መጺ 😂😂😂
best impersonator ever
You nailed it!
how can I reach you
ገራሚ። እታ ጋዜጠኛ ዘይምስሓቓ ዝገርም እዩ።
World class Talent!! Keep it up!
ዓብዪ ት/ቲ 'ዩ ውህብቶና ንጠቀመሉ....❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂
ዋዛ ምስ ቁነገር ክክክክክ ደስ ደስ ደስ ዋው ዋው ዋው....... 👌👌👌👌
You are very unique. You imitate the original one perfectly. Keep it up.
ፈጣሪ መሕደሪኻ ባሪኹ ሂቡካ፤ ሰናይ ውህብቶ ደስ ይብል።
ዘገርም መልእክቲ ኣሕሊፍካ ውልቀ ሰባትን ሃገራትን ዘፋቅር።
ደርፍቲ ኣበይ ኣለኹም😂😂😂😂😂😂 ዎዲኡኩም ኣዝመሪኖ
ኣንታ ዚ ወዲ STAR ⭐️ ምዃኑ ባ ነላልዮ 😂😂
😂😂😂😂😂 ፍልስፍናኦም ናይ ወለዶ ኣፀናንዓ እውን ከፍ ኣቢሉዋ😂😂 ይሞችዎ
ክክክክ እንታይ ዘለ ተኣምር ክእለት ኢዩ ወደይ😂😂😂😂
😂😂😂😂😂😅😅😅 I can't stop laughing
Keep it up, bro ❤❤❤ You are a talented person ما شاء الله big respect from eritrean brother
"ከምቲ ንሰበይቲ ሎጥ ንድሕሪ ግልጽ ምስበለት ዓንድ ጨው ዝገበራ ንመርሓትና ንድሕሪት ግጾም ግልጽ ክብሉ ዓንዲ ጨው እንተዝገብሮም ስ ነጋዶ ናይ ጨው ምኾና" 😂 😂😂
አየ ሐራም ጎይታይ በሉ አቦይ ዓቢይ: ዝገርም እዩ አነኳ ብነብሰይ ዝጻወት ሰብ አንድየ ዝፈቱ ዋዛ ምስ ቁምነገር ግን ውህብቶ ፈጣሪ እዩሞ በርትዕ አጆኻ 🙏
ዝገርም ተዉህቦ ኢዩ ዘለካ. ቀጽሎ ኩቡር ሓዉ. ናይ ደብሪጽን ገቸን ደጋግመየን ሰሓቅ መይተ.
ዝገርም'ዩ! ካብ ድምፂ ምምሳል ብተወሳኺ ዘለዎ ሓፈሻዊ ብስለትን ፍልጠትን!
Mtaemi zgerm whbto eu👌👍💛❤️
Kemey aynet tewhibo eu ezi gobez ❤❤❤
ብጣዕሚ ንፉዕ ኢኻ 😂😂🇪🇷🌹
እዋይ መምህር ሙሉወርቂ ኣስሒቁሙና ቐፅልሉ ❤❤❤
I love this young man’s play
ናይ ብሓቂ ሳንድያጎ ናይ ትግራይ ኢለካ ኣሎኩ። ብጣዕሚ በርትዕ።❤❤
Simply a genius! Keep it up!
You have an amazing talent!
ብጣዕሚ ጽቡቖ ስራሕ እዩ እሞ ምስ ስነ ጥበባዊት ርግዓት አሰፋ ብሓባር ትሰርሑ ይምነ
Fantastic ability of personification of our times. 🤣🤣🤣🤣🤣🤣 Good job ወዲ ሓፍቲ!
ብጣዕሚ ኪኢላ ወዲ ልኪዕ ኣምጺኡዎ እቲ ድምጺ ናይ ኪዳነ ሸይጣን !!!!!
ንመምህር ምሉወርቅ ሓሊፍካዮ። ብራቮ
መግለፂ ቃላት የብለይን❤
ብሉጽ ጥበበኛ ከምዚኦም ሰባት ከም ቅርሲ ኢዮም :ብዘይካ እቲ ምምስል ፍልስፍና ሓዘል ዋዛታት ኣለዎ ::
Wawww😂😂😂😂 ኣታ ክደፍ ብስሓቅ ከይንመተጋ ታይ ዝበልዎ ተውህቦ ዩ ኣዝሚር ቀጽሎ
ዋውውውው ተውህቦ ጥራሕ ኣይኮነን ርእሲ እውን እኒሆ
Muza Tv ezs playback dyus weys entaeyu?? Prima 👌🏿Kem hasab eta nay thanks tbl ttweqs yelan emo, entegerkalnas nhna wn kalie gze bun endaseteka kemzi meharn azenagaen ktdegmenas mosa mgeberna. Bflsfna knrieyo entekoinna wns zdekeme asbi krekb alewo eyu. 👍🏿😂👌🏿🙏🏿
አታ መምህር ሙሉ ወርቅ አብ ውሽጥኻ አለዉ ድዮም ናይ መምህረ ሙሉ ወርቅ ድምፂ ኽእልካያ ብሐቂ😂😂😂
አካባቢ ኻ ማህፀን አደኻ እዩ ዝኾውን ዘሎ 😂😂😂😂😂😂 ባይ ዘዎይ. ይመችኻ❤❤❤
Amazing bro prefect continue
You are so Amazing!! Keep it up!
ታኣምር!
ብሓቂ ዲዩ ኣብ ውሽጡ ፍላሽ ዋላ ገለ የብሉን እዚ ወዲ 😅
ብጣዕሚ አድኒቀካ ልክዕ ብልክዕ ን መምህር ልክ ብልክዕ አምጺእካዮም መጻኢ ዘለካ መንእሰይ ኢኻ ቀጽልሎ እንዳበልኩ ዓወትን አሳልጦን ይምነየልካ ።
This guy is amazing
Amazing Son.
He is just acting, muluwerk is speaking. I can't believe this😅
Really he's talented Man ❤
ዋውው ኩሉ መሊኡ ሂቡካ ሰብ ነቲ ድምፂ ጥራሕ እዩ ዘስተበሃለሉ እቲ ዝገርም ግን እቲ መልእኽቲ እዩ ብሉፅ ቀፅለሉ
ዋው ብጣዕሚ መግለጺ ዘይብሉ ብቕዓት።
ልዕሊ'ቲ ኣዘራርባ ናይ ሰባት ምድጋሙ እዚ ኣተሓሳስባ ኣገላልጻ ናይቶም ሰባት ብልክዕ ምድጋሙ'ዩ።
ናይ ብሓቂ መምህር ሙሉወርቅ መሲልካኒ ኔርካ😂 ብሓቂ ተውህቦ ኣለካ ኣዝማሪኖ 😍😍😍
እዋይ እዚ ወዲ ....
- ፍልጠቱ
- ኣመራርጻ ቃላቱ
- ድምጺ ናይ ምድጋም ክእለቱ
- ኣካላዊ ምልክታቱ ኣዝዩ ይገርም።
በተለይ ናይ ኣቦይ ስብሓት ብጣዕሚ እዩ ዝኽእላ ::
ክክክክክክክክክ ኣምላክ ን ኩሉ ሰብ ትዕድልቲ ይዕድል ዩ ሞ ናይዚ ፍሉይ ኢዩ ኣነ ወርሒ ምሉእ ስሒቀ ፡ነዚ ኩሉ ሰብ ሳብስክራይብ ክገብረሉ ኣለዎ
ውሒጥዎም ደኣ ከይህሉ እዚ ወዲ ክክክክክክክክክክክክክ😂😂😂😂😂 ብ ፍላይ ነዚ ሰብኣይ በሊዕዎ ኣሎ 😅😅😅😅😅😅😅😅😅
ኣቱም ሰባት ኣብቲ ቀልዲ ዝሓልፍ ዘሎ ብሉጽ ሓሳብ ነስተብህል ንኣብነት ኣብዚ ከባብያውነት ዝሃቦ መልሲ ኢደይ ይጸልኣ ኢየ እግርይ ግን ይፈትዋ ብርእሰይ ኢየ ዝሓስብ እንበር ብጨግረይ ኣይ ገደስን ❤❤❤❤❤❤❤ ኣቱም ብኣውራጃ ትሓስቡ ተመሃሩ እዚ ሰብ ለውጢ ንትግራይ ክከውን ይክእል ኢዩ ኣብ ስራሕ እንተተእትይዋ ጽቡቅ ኢዩ
Loo o
ናይ ባሓቂ talented እኻ'ሞ ቀጽሎ 👍
አዝሚር ናይ ብሐቂ ብሉጽ ዝገርም ተውህቦ እዚ ርኢካ ዘይምድናቅ አይከአልን❤👍👍
This is a special natural gift. Amazing, I admire this guy.
እዚ ወዲ እዚ አዋርድ ክሽለም አለዎ።
😂😂😂😂😂👌👌👏🏼👏🏼👏🏼❤❤❤
❤❤❤
ልክዕ ኢልካ አለኻ
ዋው ተባረኽ ካን ቅምጥ ኢልካ ኣምጽኻዮ !! እቲ ፍልስፍና ትሕዝትኡ ይበል 🎉
U r supper Asmarino. Just amazing I don’t have words to express my gratitude. Second to no one in imitating ! No one can do this in the universe.
😂😂😂 super asmarino are gays this man is super Tigryina not asmarino
Azmerino mukanu do xelika metiabitey eu azmerino@@Ted_wolf_1
@@Ted_wolf_1Asmarino hope is his nick name. We don’t know his name we simply call him Asmarino.
He is not only impersonating but also well versed on all subjects-politics, science, art etc.
ዝገርም ተውህቦ ዋዉ 😮 ኣቱም ሰባት ክበረታታዕ ዝግብኦ ስነ ጥበባዊ 👌👏👏
እዚ ከርፋሕ ስደት ካብዝገብረና፡ እታ ካልኣይቲ ገዛና ትግራይ ትክሕሰና ምህላዋ ነምስግን።❤🎉
❤❤❤
❤❤❤ሐደ ኢና
እዚ ወዲ ማራ ብልሒ ኣእምሮ ውን ኣለዎ ናይ ድምጺ ምምሳል ጥራይ ዘይኮነስ ብልክዕ ይደግሞ ነቲ ዘረባ ናይ ሰዓት ሙሉእ ዝተዛረብዎ ዋው
ዊሒጥካዮም ዲኻ 😂
😂😂😂😂
ጥራሕ ኢልካ ባእ 😅😅😅
😅😅😅
😅😅😅😅😅😅 whitwo alo ezi dea fluttt 😅😅😅
🤣🤣🤣
ኣንታ እዚ ፈጣርስ ንገሊኡስ ሰፍ ዘይብል ትዕድልቲ የሐንጊጡዩ ዝፈጥሮ. ተውሁቦኻ ብዘይዕቃበ ክትቅጽሎ ይግባኣካ.
ናይ ዉፉይ ክኣ ኣምጻልና እባ😂😂
@@FnanNuguse ወፉይኸ መንዩ ለለ😜
መን'ዩ ውፉይ'ከ፧
@@ፍቕሪ-8አምሰሉ ሸዓብያ ለለ ትብል ዓላ 😂😂
@@HlufAsmelash😂
@@HlufAsmelash ድድባ ደርጋዓጀን እንደርታኸ ንመን ጸቢብዎ እዩ ለለ ላብ ሻዕብያ ለጸጋዕኻኒ🙄
❤❤❤❤
😂😂😂😂😂
እዚ ቆልዓ እዙይ ዘለዎ ውህብቶ!
ዋዛ ምስ ቁምነገር ሰሓቕ ቀቲሉና!😂😂😂😂
100%👌👌👌 you have gifted talent keep it in touch bro 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ድምፂ ምምሳል
ጥራሕ ዘይኮነስ ዝገርም ፍልጠት ባህሊ መነባብሮ ፖለቲካ ኣረኣእያን ማሕበረሰብናን ብዕምቆት ዝተረዳእካ። በሊሕ ሰብ። ምስ ዋዛ ምስ ቁምነገር ብዝገርም ድምፀት መምህር ሙሉወርቅ ከምዘላታ። ዋው ዋው !!🎯🎯🤘🏾🤘🏾🤘🏾
ናይ ብሓቒ ዘይውዳእ ሓሳብ ኣለካ ሓፍ ዘይብል መልእኽቲ ኣሕሊፍካ፡ ኣቲ ምምሳል ሞ ዝወጾ የብሉን ናብ ናይ ፍጻመ ኣሕሊፈካ ኣለኹ😅😅
😂😂😅😅😅😅😅ኣታ ሞትኩንዶ 😁😁😁😁😁😛😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁እዋይ ሓቅን ምምሳል ድምጽን።😋😁😁😁
ሰብ ድምፂ ምምሳል እዩ ዝሓስብ ዘሎ ግን ካብቲ ድምፂ ንላዕሊ ኣመራርፃ ቃላትካን እትሕልፎም መልእክትን ብጣዕሚ ገረምቲ እዮም
እዋ ! ንሱ ድዩ ዝዛረብ ዘሎ ወይስ መምህር ኢዮም ?
ናብ ካልእ እንዳጠመትኩም እሞ ስምዕዎ ፥ ብጣዕሚ ክገርመኩም ኢዩ።
The best interview entire time so much educational treat very helpful and impactful you got talent that can bring change
So funny keep up this amazing talent azmarino hawey ❤❤😂
ኣዝማሪኖ ዘይምኖ😂😂😂
Excellente talent with good massage ,wedi kebabika mahtsenka kkkkkk
This man amazed me not only copy of sound hi is knowledgeable keep doing more and more thank you for your messages.🎉🎉🎉🎉
ዋዉ ዝገርም ታላንት ብጣዕሜ ኩርዓት ይሰማዓኔ ብአካ ቀጹሉ ናይ ኤሳያሰ አፈወርቂ አባ አብርሃም ጢጡ በጃካ 2 ከፍሌ ግበረላ ተባረከ። 🙏🏾🙏🏾💕
ናይ ብሓቂ !መዓዲ ንንእስ ወለዶ ቀጽለሉ።
ብፍላይ እቲ ትግርኛ ዝባሃል ኣንጻር ነብሱ ካብ ምሕሳብ ኮቃርጽ ምዕደኻ ቀጽለሉ🙏🙏🙏
ብሓቂ ዝገርም ተውህቦ!!
ኣቃማቕማን ኣካዳድናን ከኣ ቅሩብ እንተ ትውስኸለን ዝያዳ ካብ ዘለዎ ንላዕሊ ምመቀረ።
ኣብ መወዳእታ ክብሎ ዝደሊ፡
ክክክክክ እተን ጸጉርኻ ከኣ ቅሩብ ካብ ገንበርካ ርሒቐን ቂሚጦ ስገም (ሓሰር) ይመስላ ኣለዋ'ሞ ቅሩብ ኣጉድል ኣብለለን።
ብዝኾነ ንፉዕ'ኻ ቀጽሎ!!
Thanks
ኣነ ብዙሕ ናይ ዩትዩብ ቻነላት ተኸታታሊ ኣይኮንኩን፡ ስሕት ኢለን ቅድምን ግን ንመምር ሙልወርቅ ሰሚዕዮም ኔረ። እዚ ሓውና ግን ድምጺ ጥራይ ዘይኮነ ብዙሕ ትምህርታውን ፍልስፍናዊ ኣዘራሪባውን ብዝስሕብ መንገዲ'ዩ ኣቕሪብዎ። ክብረት ይሃብለና።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።
ብትኽክል ፡መምህር ድዮም ዝዛረቡ ዘለዉ ባዕሎም ክትብል ትደፍር። ንፉዕ ወዲ'ዩ ብሓቂ።
ኣንቱም ሰባት playback ከይከውን እናርአና ምእማን ሲኢንና! ወይ ፈጣሪ!
Indeed did he personify him! Wonderful!
Ata ezi sebiay keshiqeka 😂😂😂 more love
ድምፆም ጥራሕ አይኮነን ፍልስፈነኦም እውን ኢኻ ውሒጥካያ ዘለኻ
ታናይ ጥልያን ደርፊ ትደገመልና መ/ር👏👏👏👏😛😛😛
Keep it man! You are the epitome of genius, talented and philosopher.
What a talented man 😄😄👏👏👏 next must be Abiy Ahmed 😅😅
Wawwwww
you are brilliant, and tallented!
you are amazing man keep it please. God bless you.
He make my day nay bhaki memhr
ናይ በሐቂ ድዩ ዋላስ play back ኢኻ ጌርካዬ ዋዋውውው
I love the work of this man , so funny
እቲ ምምሳል ናይ ዘረባ ጥራይ ዘይኮነስ፥እቲ ፍልጠት ዩ ዝድነቕ ናይዚ ሰብ። ብራቮ።
ቅምጥ መም ሙሉወርቅ😂😂😂
You got that amazing talent ma bro ✌🏽
This man is the best comedian east African can have🤣🤣🤣
ጎበዝ ኢኻ ብጣዕሚ። ❤
ዛ ትሓተካ ዘላ ግን ኣይከርናን።
ዋው😅😅😅😅 ናብራ ፍላስፋ ምሕታታ ምሕታት ምሕታት......???? I love Memeher Muluwerk❤❤❤😊
Amazing talent of imitation.
I recommend Muluwerki to listen to this young man's skill.
እዋይ ሎምስ ከይተፈለጠኒ ምሱኡ ሃህ ኢለ ወይ ጉድ
ኣብ መወዳእታ ተሕልፎ መልእኽቲ እንተሃልዩ ? ካብ መጀመርያ መለእኽቲ እንዳሕለፉኩ ኢየ መጺ 😂😂😂
best impersonator ever
You nailed it!
how can I reach you
ገራሚ። እታ ጋዜጠኛ ዘይምስሓቓ ዝገርም እዩ።
World class Talent!! Keep it up!
ዓብዪ ት/ቲ 'ዩ ውህብቶና ንጠቀመሉ....❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂
ዋዛ ምስ ቁነገር ክክክክክ ደስ ደስ ደስ ዋው ዋው ዋው....... 👌👌👌👌
You are very unique. You imitate the original one perfectly. Keep it up.
ፈጣሪ መሕደሪኻ ባሪኹ ሂቡካ፤ ሰናይ ውህብቶ ደስ ይብል።
ዘገርም መልእክቲ ኣሕሊፍካ ውልቀ ሰባትን ሃገራትን ዘፋቅር።
ደርፍቲ ኣበይ ኣለኹም😂😂😂😂😂😂 ዎዲኡኩም ኣዝመሪኖ
ኣንታ ዚ ወዲ STAR ⭐️ ምዃኑ ባ ነላልዮ 😂😂
😂😂😂😂😂 ፍልስፍናኦም ናይ ወለዶ ኣፀናንዓ እውን ከፍ ኣቢሉዋ😂😂 ይሞችዎ
ክክክክ እንታይ ዘለ ተኣምር ክእለት ኢዩ ወደይ😂😂😂😂
😂😂😂😂😂😅😅😅 I can't stop laughing
Keep it up, bro ❤❤❤
You are a talented person
ما شاء الله big respect from eritrean brother
"ከምቲ ንሰበይቲ ሎጥ ንድሕሪ ግልጽ ምስበለት ዓንድ ጨው ዝገበራ ንመርሓትና ንድሕሪት ግጾም ግልጽ ክብሉ ዓንዲ ጨው እንተዝገብሮም ስ ነጋዶ ናይ ጨው ምኾና" 😂 😂😂
አየ ሐራም ጎይታይ በሉ አቦይ ዓቢይ: ዝገርም እዩ አነኳ ብነብሰይ ዝጻወት ሰብ አንድየ ዝፈቱ ዋዛ ምስ ቁምነገር ግን ውህብቶ ፈጣሪ እዩሞ በርትዕ አጆኻ 🙏
ዝገርም ተዉህቦ ኢዩ ዘለካ. ቀጽሎ ኩቡር ሓዉ. ናይ ደብሪጽን ገቸን ደጋግመየን ሰሓቅ መይተ.
ዝገርም'ዩ! ካብ ድምፂ ምምሳል ብተወሳኺ ዘለዎ ሓፈሻዊ ብስለትን ፍልጠትን!
Mtaemi zgerm whbto eu👌👍💛❤️
Kemey aynet tewhibo eu ezi gobez ❤❤❤
ብጣዕሚ ንፉዕ ኢኻ 😂😂🇪🇷🌹
እዋይ መምህር ሙሉወርቂ ኣስሒቁሙና
ቐፅልሉ ❤❤❤
I love this young man’s play
ናይ ብሓቂ ሳንድያጎ ናይ ትግራይ ኢለካ ኣሎኩ። ብጣዕሚ በርትዕ።❤❤
Simply a genius! Keep it up!
You have an amazing talent!
ብጣዕሚ ጽቡቖ ስራሕ እዩ እሞ ምስ ስነ ጥበባዊት ርግዓት አሰፋ ብሓባር ትሰርሑ ይምነ
Fantastic ability of personification of our times. 🤣🤣🤣🤣🤣🤣 Good job ወዲ ሓፍቲ!
ብጣዕሚ ኪኢላ ወዲ ልኪዕ ኣምጺኡዎ እቲ ድምጺ ናይ ኪዳነ ሸይጣን !!!!!
ንመምህር ምሉወርቅ ሓሊፍካዮ። ብራቮ
መግለፂ ቃላት የብለይን❤
ብሉጽ ጥበበኛ ከምዚኦም ሰባት ከም ቅርሲ ኢዮም :ብዘይካ እቲ ምምስል ፍልስፍና ሓዘል ዋዛታት ኣለዎ ::
Wawww😂😂😂😂 ኣታ ክደፍ ብስሓቅ ከይንመተጋ ታይ ዝበልዎ ተውህቦ ዩ ኣዝሚር ቀጽሎ
ዋውውውው ተውህቦ ጥራሕ ኣይኮነን ርእሲ እውን እኒሆ
Muza Tv ezs playback dyus weys entaeyu?? Prima 👌🏿
Kem hasab eta nay thanks tbl ttweqs yelan emo, entegerkalnas nhna wn kalie gze bun endaseteka kemzi meharn azenagaen ktdegmenas mosa mgeberna. Bflsfna knrieyo entekoinna wns zdekeme asbi krekb alewo eyu. 👍🏿😂👌🏿🙏🏿
አታ መምህር ሙሉ ወርቅ አብ ውሽጥኻ አለዉ ድዮም
ናይ መምህረ ሙሉ ወርቅ ድምፂ ኽእልካያ ብሐቂ😂😂😂