Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
We love you deki logo chiwa yehwatey from adi felesti logo chiwa
እዚ ሓቒቕ ዝኾነ ናይ ኣቦታትና ሕጊ እንዳባ ምስጠፍኣና እንዲና ሎሚ ኣንፈትና ኣጥፊእና ኣብ ጸርፍን ዘለፋን ህውከትን ዕግርግርን ተጸሚድና ንውዕል ንሓድር ዘለና ጥዑም ዘመን ደኣ ይመለሰና እምበር
ሎጎ ጭዋ 5.ወረዳታት ዝሓዘ ኢዪ 1.ወረዳ ጽልማ (ታሕታይ ሎጎ ጭዋ) 2. ወረዳ ሰፍኣ 3. ወረዳ ሊባን ሓበላ 4. ወረዳ ሎጎ ( ላዕላይ ሎጎ ጭዋ) 5. ወረዳ ከበሳ ጭዋ
ቅድሚ መግዛእቲ ጣልያን ኣውራጃ ዝብል ቃል ሽም ኣይነበረን ጥራይ ሓምሴን ሎጎጭዋ ኣከለ ጉዛይ ሰራየ ተባሂሉ ይጽዋዕ ነይሩ ኣብ 1935 ግን መግዛእቲ ጣልየን ኣውራጃ ዝብል ቃል ሽም ኣቖመ ምስ ምቖም ኣውራጃታት ድማ ፈላሊኻ ግዛእ ዝብል ሜላ ተጠቂሙ ሎጎ ጭዋ ኣብ ክልተ መቂሎማ ሎጎ ጭዋ ዝብል ሽም ዝነበረ ጽልማ ዝብል ሽም ኣጠሚቁ ምስ ኣውራጃ ሰራየ ሓዊሶማ ስለዚ ጽልማን ሰፍኣን ሰራየ ኣይኮነን ሎጎ ጭዋ እዩ
Nay logo chiwa ba wesikena please 🙏
ሰላም መኮነን መጽሓፍ ደልየ message ጺሒፈልካ ኮምኡ ውን add ሓቲተካ ኣይመለስካለይን ዘለካ pls መልሰለይ
ኩቡር መም/መኮነን ብመጀመርታ ኣብ ዘለካዮ ሰላም ይምነየልካ። ብምቅጻል በዚ ሕጊ ኣቦታትናን ኣዴታትናን እትምህረና ኣዜ የመስግነካ ኣይትትሓለል ከማካ የብዝሓልና ተኪኢ ኣቦታቱ።
ማዓስ ኮን ክምለስ ይከውን በላሕቲ ኣቦታትና ዝውጽእዎ ሕጂ ካ ሕጊ ኣልቦ ኮይና ናብ ንቡር ይምለሰና ።
ብመጀመርያ ሰላም ንዓካ ይኩን መምህር መኮነን እዚ ትሰርሖ ዘለካ ከኣ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኢዩ ::ቅድሚ ሕጂ ኣብ ዘቅረብካዮ ሕግታት እንዳባ ሕጊ ሎጎጭዋ (ሓማሴን) ኢልካያ ነይርካ ሕጊ ሎጎጭዋ ግን ናይ ሓማሴን ኣይነበረን ኮይኑ ውን ኣይፈልጥን::ቅድሚ መግዛእቲ ጥልያን ኣውራጃ ዝብል ቃል ኣይነበረን:: ጥራይ ሓማሴን: ሎጎጭዋ: ሰራየ:ኣከለ ጉዛይ ኢዪ ዝበሃል ነይሩ ኣውራጃታት ክቆማ ከለዋ ግን ንሎጎ ጭዋ ኣብ ክልተ መቂሎማ ፉርቁ ንሓማሴን ፍርቁ ንሰራየ
የቐንየለይ ጽቡቕ ኣለኻ ግን እቲ ጽሑፍ ከም ዘለዎ ናይ ሓው ሰለሞን ገብረክርስቶስ ዝጸሓፉዎ እየ ኣንቢበዮ ኣብ ዝቕጽል መኣረምታ ክንህበሉ ኢና።
ኣይናይ ንሰራየ ኣይናይ ከ ንሓማሰን ሂቦሞ
33 ስርዓት ሕጊ እንዳ’ባ ኤርትራ፤1) ስርዓት ኣድግና ተገለባ (ኣከለ-ጕዛይ)2) ስርዓት ሎጎ ሳርዳ (ኣከለ-ጕዛይ)3) ስርዓት ምዔም መሓዛ (ኣከለ-ጕዛይ)4) ስርዓት ሓደግቲ (ኣከለ-ጕዛይ)5) ስርዓት ማይ-ኣድጊ (ኣከለ-ጕዛይ)6) ስርዓት ጽንዓደግለ (ኣከለ-ጕዛይ) 7) ስርዓት ዝባን ሰራውን እንዳ ደቆን (ኣከለ-ጕዛይ)8)) ስርዓት እንጋንኣ ዓጽሚ ሓርማዝ (ኣከለ-ጕዛይ)9) ስርዓት እንዳ ፍግራይ (ኣከለ-ጕዛይ)10) ስርዓት ኣርባዕተ በዓልፋን (ኣከለ-ጕዛይ)*** ኵሎም እዞም ልዒሎም ዘለዉ ሕጊን ስርዓታታትን፡ ኣብ ስርዓት ኣድግና ተገለባ ተጠርኒፎም (ተጸንቢሮም) ይርከቡ። እንተ ወሓደ፡ በቲ ስርዓት ይእዘዙ።11) ስርዓት ኣድከመ ምልጋእ (ሰራየ)12) ስርዓት ኣውሊዕ ጽምሮ (ሰራየ)13) ስርዓት ዓደ‘ዓውለ (ሰራየ)*** ቍ12-13፡ ክልተኦም ስርዓት ትውፊት ኰይኖም፡ ኣብ ትሕቲ ስርዓት ኣድከመ ምልጋእ ይእዘዙ (ይኽተሉ)። 14) ሕጊ ናይ ሎጎን ናይ ጭዋን15) ስርዓት ሎጎ ጭዋ (ሓማሴን: ሰፍኣን ጽልማን)16) ስርዓት ካርነሽም (ሓማሴን)17) ስርዓት ደምበዛን (ሓማሴን)18) ስርዓት ሸውዓተ ዓንሰባ ዘማት ታሕታይ (ሓማሴን)19) ስርዓት ሃብተስሉስ ገብረክርስቶስ ደቀተሽም (ሓማሴን)20) ሕጊ ሰሓርቲ ላምዛ ወቀርትን ዳምባን (ሓማሴን) 21) ሕጊ ክልኤ መንሳዕ፡ ድግም ወፍትሕ ወዓዶታት (ትግረ)22) ስርዓት ሊባን (ሓማሴን)23) ሕጊ ቤት ታርቀ ቦጎስ ብሌን (ብሌን፡ ሰንሒት)24) ሕጊ ማርያ (ሕግታት ማርያ ጸሊምን ቀይሕን)25) ሕጊ ቡሮ ዓልን መድዓን (ሕጊ ዓፋር) 26) ኣልቃኑን ኣልዕሩፍ ልሙስሊምን ሊቀባኢል ሳሆ (ሕጊ ሳሆ) 27) ኣልቃኑን ኣልዕሩፍ ልሙስሊምን ሊቀባኢል ኣልሳሕል ኣልዓም (ሕጊ ሳሕል)28) ኣልቃኑን ኣልዕሩፍ ልሙስሊምን ሊቀባኢል በኒዓምር (ሓድሽ ሕጊ በኒዓምር) 29) ሕጊ ብሌን ታርቀን ታውቀን 12ተ ነገደን (ዝተወሃሃደ ሕጊ ብሌን)30) ሕጊ ቡያ (ኩናማ) 31) ሕጊ ቡታ (ናራ) 32) ሕጊ ብዳውየት (ኣልሳዋሊፍ) 33) ሕጊ ራሻይዳ (መድዓ)* ካብ ቁጽሪ ሓደ (1) ክሳዕ ቁጽሪ 21 ዘለዉ፡ ኣዝዮም ጥንታውያን፡ ካብ 13 ክ/ዘ ክሳዕ 19 ክ/ዘ ዝተፈጥሩ ኮይኖም፡ ኣብ ግዜ መግዛእቲ ጥልያን ወይ ቅድሚኡ ዝተደብተሩ እዮም።** ካብ ቁጽሪ 22-28፡ ኣብ ግዜ መግዛእቲ እንግሊዝ ወይ ግዜ ፈደራስዮን ዝተደብተሩ እዮም።*** ቁጽሪ 29 ድሕሪ 1991 ተደብቲሩ**** ቁጽሪ 30-33፡ ኣይተደብተረን ስርዓታት እንዳባ (ባህላዊ ሕጊ)፡ ገለጽቲ ባህሊን ልምዲን ወግዒን ያታን እዮም። ኣብ ባህሊ ልምዲ ኣሎ፣ ኣብ ሕጊ ከኣ ስርዓት ኣሎ።መወከሲን ስግር-መወከሲን፤ ጽሑፋት ሓው ሰሎሞን ገብረክርስቶስMosaic Bahli UA-cam Channelመጽሓፍ “ሕግታት እንዳባ ብመንጽር ዘመናዊ ሕጊ ንጾታዊ ማዕርነት“Encyclopaedia Aethiopica Volume 3 (page 507-518)
ብጣዕሚ ኣቦታትና መሰል ደቂ ሰብ ኣቐዲሞም ዝፈለጡ እዮም ፡ ኣዳልውን ኣቕራብን እዚ መደብ ክብረት ይባሃበልና ኣናብባ ድምጺ ብጣዕሚ ስሓባይ እዩ ፡ ፈርጊ ትብል ቃል ጊን እንታይ ማለት እዩ ?
ፈርጊ እንታይ ማለት,ዩ? ነዚ ናይ ሕጂ ወለዶ ኣብ ግምት የእቲኹም እንተትገብርዎ ጽቡቕ ኔሩ፡ብዙሕ ቃላት ዘይንፈልጦ ኣሎ።
አንታይ አዩ ፈርጊ?
bejaka eba bizaba hgi logo sarda gele belena
እዋይ ዲሞክራሲ ነርዎም ኢዞም ኣቦታትና ክምኡ ክከውን ኣለዎ
እንታይ'ዩ ፈርጊ!!
እንታይ ኢዩ ፈርጊ
Fergi gabi eyu
@@MosaicBahli ይቀኔልና መኮንን
We love you deki logo chiwa yehwatey from adi felesti logo chiwa
እዚ ሓቒቕ ዝኾነ ናይ ኣቦታትና ሕጊ እንዳባ ምስጠፍኣና እንዲና ሎሚ ኣንፈትና ኣጥፊእና ኣብ ጸርፍን ዘለፋን ህውከትን ዕግርግርን ተጸሚድና ንውዕል ንሓድር ዘለና ጥዑም ዘመን ደኣ ይመለሰና እምበር
ሎጎ ጭዋ 5.ወረዳታት ዝሓዘ ኢዪ 1.ወረዳ ጽልማ (ታሕታይ ሎጎ ጭዋ) 2. ወረዳ ሰፍኣ 3. ወረዳ ሊባን ሓበላ 4. ወረዳ ሎጎ ( ላዕላይ ሎጎ ጭዋ) 5. ወረዳ ከበሳ ጭዋ
ቅድሚ መግዛእቲ ጣልያን ኣውራጃ ዝብል ቃል ሽም ኣይነበረን ጥራይ ሓምሴን ሎጎጭዋ ኣከለ ጉዛይ ሰራየ ተባሂሉ ይጽዋዕ ነይሩ ኣብ 1935 ግን መግዛእቲ ጣልየን ኣውራጃ ዝብል ቃል ሽም ኣቖመ ምስ ምቖም ኣውራጃታት ድማ ፈላሊኻ ግዛእ ዝብል ሜላ ተጠቂሙ ሎጎ ጭዋ ኣብ ክልተ መቂሎማ ሎጎ ጭዋ ዝብል ሽም ዝነበረ ጽልማ ዝብል ሽም ኣጠሚቁ ምስ ኣውራጃ ሰራየ ሓዊሶማ ስለዚ ጽልማን ሰፍኣን ሰራየ ኣይኮነን ሎጎ ጭዋ እዩ
Nay logo chiwa ba wesikena please 🙏
ሰላም መኮነን መጽሓፍ ደልየ message ጺሒፈልካ ኮምኡ ውን add ሓቲተካ ኣይመለስካለይን ዘለካ pls መልሰለይ
ኩቡር መም/መኮነን ብመጀመርታ ኣብ ዘለካዮ ሰላም ይምነየልካ። ብምቅጻል በዚ ሕጊ ኣቦታትናን ኣዴታትናን እትምህረና ኣዜ የመስግነካ ኣይትትሓለል ከማካ የብዝሓልና ተኪኢ ኣቦታቱ።
ማዓስ ኮን ክምለስ ይከውን በላሕቲ ኣቦታትና ዝውጽእዎ ሕጂ ካ ሕጊ ኣልቦ ኮይና ናብ ንቡር ይምለሰና ።
ብመጀመርያ ሰላም ንዓካ ይኩን መምህር መኮነን እዚ ትሰርሖ ዘለካ ከኣ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኢዩ ::ቅድሚ ሕጂ ኣብ ዘቅረብካዮ ሕግታት እንዳባ ሕጊ ሎጎጭዋ (ሓማሴን) ኢልካያ ነይርካ ሕጊ ሎጎጭዋ ግን ናይ ሓማሴን ኣይነበረን ኮይኑ ውን ኣይፈልጥን::ቅድሚ መግዛእቲ ጥልያን ኣውራጃ ዝብል ቃል ኣይነበረን:: ጥራይ ሓማሴን: ሎጎጭዋ: ሰራየ:ኣከለ ጉዛይ ኢዪ ዝበሃል ነይሩ ኣውራጃታት ክቆማ ከለዋ ግን ንሎጎ ጭዋ ኣብ ክልተ መቂሎማ ፉርቁ ንሓማሴን ፍርቁ ንሰራየ
የቐንየለይ ጽቡቕ ኣለኻ ግን እቲ ጽሑፍ ከም ዘለዎ ናይ ሓው ሰለሞን ገብረክርስቶስ ዝጸሓፉዎ እየ ኣንቢበዮ ኣብ ዝቕጽል መኣረምታ ክንህበሉ ኢና።
ኣይናይ ንሰራየ ኣይናይ ከ ንሓማሰን ሂቦሞ
33 ስርዓት ሕጊ እንዳ’ባ ኤርትራ፤
1) ስርዓት ኣድግና ተገለባ (ኣከለ-ጕዛይ)
2) ስርዓት ሎጎ ሳርዳ (ኣከለ-ጕዛይ)
3) ስርዓት ምዔም መሓዛ (ኣከለ-ጕዛይ)
4) ስርዓት ሓደግቲ (ኣከለ-ጕዛይ)
5) ስርዓት ማይ-ኣድጊ (ኣከለ-ጕዛይ)
6) ስርዓት ጽንዓደግለ (ኣከለ-ጕዛይ)
7) ስርዓት ዝባን ሰራውን እንዳ ደቆን (ኣከለ-ጕዛይ)
8)) ስርዓት እንጋንኣ ዓጽሚ ሓርማዝ (ኣከለ-ጕዛይ)
9) ስርዓት እንዳ ፍግራይ (ኣከለ-ጕዛይ)
10) ስርዓት ኣርባዕተ በዓልፋን (ኣከለ-ጕዛይ)
*** ኵሎም እዞም ልዒሎም ዘለዉ ሕጊን ስርዓታታትን፡ ኣብ ስርዓት ኣድግና ተገለባ ተጠርኒፎም (ተጸንቢሮም) ይርከቡ። እንተ ወሓደ፡ በቲ ስርዓት ይእዘዙ።
11) ስርዓት ኣድከመ ምልጋእ (ሰራየ)
12) ስርዓት ኣውሊዕ ጽምሮ (ሰራየ)
13) ስርዓት ዓደ‘ዓውለ (ሰራየ)
*** ቍ12-13፡ ክልተኦም ስርዓት ትውፊት ኰይኖም፡ ኣብ ትሕቲ ስርዓት ኣድከመ ምልጋእ ይእዘዙ (ይኽተሉ)።
14) ሕጊ ናይ ሎጎን ናይ ጭዋን
15) ስርዓት ሎጎ ጭዋ (ሓማሴን: ሰፍኣን ጽልማን)
16) ስርዓት ካርነሽም (ሓማሴን)
17) ስርዓት ደምበዛን (ሓማሴን)
18) ስርዓት ሸውዓተ ዓንሰባ ዘማት ታሕታይ (ሓማሴን)
19) ስርዓት ሃብተስሉስ ገብረክርስቶስ ደቀተሽም (ሓማሴን)
20) ሕጊ ሰሓርቲ ላምዛ ወቀርትን ዳምባን (ሓማሴን)
21) ሕጊ ክልኤ መንሳዕ፡ ድግም ወፍትሕ ወዓዶታት (ትግረ)
22) ስርዓት ሊባን (ሓማሴን)
23) ሕጊ ቤት ታርቀ ቦጎስ ብሌን (ብሌን፡ ሰንሒት)
24) ሕጊ ማርያ (ሕግታት ማርያ ጸሊምን ቀይሕን)
25) ሕጊ ቡሮ ዓልን መድዓን (ሕጊ ዓፋር)
26) ኣልቃኑን ኣልዕሩፍ ልሙስሊምን ሊቀባኢል ሳሆ (ሕጊ ሳሆ)
27) ኣልቃኑን ኣልዕሩፍ ልሙስሊምን ሊቀባኢል ኣልሳሕል ኣልዓም (ሕጊ ሳሕል)
28) ኣልቃኑን ኣልዕሩፍ ልሙስሊምን ሊቀባኢል በኒዓምር (ሓድሽ ሕጊ በኒዓምር)
29) ሕጊ ብሌን ታርቀን ታውቀን 12ተ ነገደን (ዝተወሃሃደ ሕጊ ብሌን)
30) ሕጊ ቡያ (ኩናማ)
31) ሕጊ ቡታ (ናራ)
32) ሕጊ ብዳውየት (ኣልሳዋሊፍ)
33) ሕጊ ራሻይዳ (መድዓ)
* ካብ ቁጽሪ ሓደ (1) ክሳዕ ቁጽሪ 21 ዘለዉ፡ ኣዝዮም ጥንታውያን፡ ካብ 13 ክ/ዘ ክሳዕ 19 ክ/ዘ ዝተፈጥሩ ኮይኖም፡ ኣብ ግዜ መግዛእቲ ጥልያን ወይ ቅድሚኡ ዝተደብተሩ እዮም።
** ካብ ቁጽሪ 22-28፡ ኣብ ግዜ መግዛእቲ እንግሊዝ ወይ ግዜ ፈደራስዮን ዝተደብተሩ እዮም።
*** ቁጽሪ 29 ድሕሪ 1991 ተደብቲሩ
**** ቁጽሪ 30-33፡ ኣይተደብተረን
ስርዓታት እንዳባ (ባህላዊ ሕጊ)፡ ገለጽቲ ባህሊን ልምዲን ወግዒን ያታን እዮም። ኣብ ባህሊ ልምዲ ኣሎ፣ ኣብ ሕጊ ከኣ ስርዓት ኣሎ።
መወከሲን ስግር-መወከሲን፤
ጽሑፋት ሓው ሰሎሞን ገብረክርስቶስ
Mosaic Bahli UA-cam Channel
መጽሓፍ “ሕግታት እንዳባ ብመንጽር ዘመናዊ ሕጊ ንጾታዊ ማዕርነት“
Encyclopaedia Aethiopica Volume 3 (page 507-518)