Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ማዕበላት 'ተመጸ ክትንክፍ ሂወተይንፋስ ተነፈሰ ክደፍእ ንቤተይ x 2ዝተሰረትኩሉ ጽኑዕ መሰረተይየሱሰይ እንዲኻ ዘይንቕነቕ ከውሐይ x2ናተይ ግደ'ሞ ምጽናዕ ኣባኻ የሱስ ምጽናዕ ኣባኻስርሐይ ኩሉ ሰሪሕካዮ ኢኻ ጎይታይ ሰሪሕካዮ ኢኻናተይ ግደ'ሞ ምምላኽ ንዓኻ የሱስ ምምላኻ ንዓኻስርሐይ ኩሉ ሰሪሕካዮ ኢኻ ጎይታይ ሰሪሕካዮ ኢኻ x 2ጽሓይ በሪቓ ክሳዕ ትዓርብብቓልካ ይሓስብ ይድነቕ ይግረም x 2ንእግረይ መብራህቲ ንመገደይ ብርሃንኮይኑኒ ቃልካ ኣምላኸይ ተመስገን x 2ናተይ ግደ'ሞ ምስማዕ ንቓልካ የሱስ ምስማዕ ንቓልካስርሐይ ኩሉ ሰሪሕካዮ ኢኻ ጎይታይ ሰሪሕካዮ ኢኻናተይ ግደ'ሞ ምስትንታን ቃልካ የሱስ ምስትንታን ቃልካስርሐይ ኩሉ ሰሪሕካዮ ኢኻ ጎይታይ ሰሪሕካዮ ኢኻናተይ ግደ'ሞ ምንባር ንቃልካ የሱስ ምንባር ንቃልካስርሐይ ኩሉ ሰሪሕካዮ ኢኻ ጎይታይ ሰሪሕካዮ ኢኻእግዚኣብሄር ኣቦ ምሳይ ስለዝኾንካጎይታ የሱስ ምሳይ ስለዝኾንካመንፈስቅዱስ ምሳይ ስለዝኮንካመንገደይ ቀኒዑ ጸቢቑ ብኣኻሰላመይ ብዙሕ'ዩ ምንባረይ ምሳኻዕረፍተይ ብዙሕ'ዩ ምንባረይ ምሳኻሓጎሰይ ብዙሕ'ዩ ምንባረይ ምሳኻዓወተይ ብዙሕ'ዩ ምንባረይ ምሳኻናተይ ግደ'ሞ ምምላኽ ንዓኻ የሱስ ምምላኻ ንዓኻስርሐይ ኩሉ ሰሪሕካዮ ኢኻ ጎይታይ ሰሪሕካዮ ኢኻ x 4ስርሐይ ኩሉ ሰሪሕካዮ ኢኻ ጎይታይ ሰሪሕካዮ ኢኻ.....
Thanks Robel God bless you
Thanks😊
ኣሜን ኣሜን የሱስ ስርሓይ ኩሉ ሰሪሕካዮ ኢካ።ናተይ ግደ ምምላክ፡ ምንባር ከም ቃልካ እዩ የሱስ።
Thank you Robel. God bless you!
Tebarek robi
ማዕበላት ተመጸ ክትንክፍ ህይወተይንፋስ እንተነፈሰ ክደፍእ ንቤተይ ማዕበላት ተመጸ ክትንክፍ ህይወተይንፋስ እንተነፈሰ ክደፍእ ንቤተይዝተሰረትኩሉ ጽኑዕ መሰረተይየሱሰይ እንዲኻ ዘይንቅነቅ ከውሐይ ዝተሰረትኩሉ ጽኑዕ መሰረተይየሱሰይ እንዲኻ ናይ ዘልኣለም ከውሐይናተይ ግደሞ ምጽናዕ ኣባኻ የሱስ መጽናዕ ኣባኻስርሐይ ኩሉ ሰሪሕኻዬ ኢኻ ጓይታየ ሰሪሕካዬኻናተይ ግደሞ ምምላኽ ንዓኻ የሱስ ምምላኽ ንዓኻ ስርሐይ ኩሉ ሰሪሕኻዬኻ ጓይታይ ሰሪሕካዬኻናተይ ግደሞ ምምላኽ ንዓኻ የሱስ ምምላኽ ንዓኻ ስርሐይ ኩሉ ሰሪሕኻዬኻ ጓይታይ ሰሪሕካዬኻ ጸሓይ በሪቃ ክሳዕ ትዓርብብቃልካ ይሓስብ ይግረም ይድነቅ ጸሓይ በሪቃ ክሳዕ ትዓርብብቃልካ ይሓስብ ይግረም ይድነቅ ንእግረይ መብራህቲ ንመገደይ ብርሃን ኮይኑኒ ቂልካ ኣምላኸይ ተመስገንንእግረይ መብራህቲ ንመገደይ ብርሃን ኮይኑኒ ቂልካ ኣምላኸይ ተመስገንናተይ ግደም ምስማዕ ንቃልካ የሱስ ምስማዕ ንቃልካ ስርሐይ ኩሉ ሰሪሕኻዬኻ ጓይታይ ሰሪሕካዬኻናተይ ግደም ምስትንታን ቃልካ የሱስ ምስትንታን ቃልካ ስርሐይ ኩሉ ሰሪሕኻዬኻ ጓይታይ ሰሪሕካዬኻ ናተይ ግደሞ ምንባር ንዓኻ የሱስ ምንባር ንቃልካ ስርሐይ ኩሉ ሰሪሕኻዬኻ ጓይታይ ሰሪሕካዬኻእግዚኣብሄር ኣቦ ምሳይ ስለ ዝኾንካ ጓይታ የሱስ ምሳይ ስለ ዝኾንካ መንፈስ ቅዱስ ምሳይ ስለ ዝኾንካ መንገደይ ቀኒዑ ጸቢቁ ብኣኻሰላመይ በዚሑ ምንባረይ ምሳኻዕረፍተይ በዚሑ ምንባረይ ምሳኻሓጓሰይ በዚሑ ምንባረይ ምሳኻዓወተይ በዚሑ ምንባረይ ምሳኻናተይ ግደሞ ምምላኽ ንዓኻ የሱስ ምምላኽ ንዓኻ | 4× ስርሐይ ኩሉ ሰሪሕኻዬኻ ጓይታይ ሰሪሕካዬኻ[ስረሐይ ኩሉ ሰሪሕካዬኻ ጓይታይ ሰሪሕካዬኻ]2×
Thanks God bless you 🙏
❤❤❤❤❤
Thanks
ኣሜን እልልልልልልል ስርሐይ ኩሉ ሰሪሕካዮ ኢካ ምምላክ እዩ ስርሐይ እልልልልልል ኣታ ብሩክ ናይ ኣምላክ ሰብ ኣለማዮ ተባረክ መዛሙራት ይፈልፍል መመሊሱ ❤❤❤❤❤
ሃ ሌ ሉ ያ 🖐️🖐️🖐️ ይብዛሓልኩም ጸጋ ቡሩኻት ደቀ ቦይ 🙏🖐️💕🌹❤️💕🌹❤️💕🌹❤️
ኣሜን..ኣሜን!! ጎይታ እሙን እዮ። ጸጋ ይብዛሕልኩም።
Welcome back Ale hawey with this wonderful Mezmur one of my favorite singers
ተባረክ , ትባርክ ተባረክ
Ajoka Ale hawey mezimurka hiyaw koynu zinebr zelialemawi QALE sele zikone ybarikana ysagirena yeabina alo Egziabiher ybareka memelisika ebe,xega Amilak yexililka your are blessed.
Wowwww kme kulu mezmurka belxti amlko tebark alie blessed ❤❤❤❤
Alemayehu hawey jigna eka nska, azina ena nefqreka bruk hawey. 🤗💖😍
ብጣዕሚ ባራኺት መዝሙር አሌ ሓወይ መመሊስካ ንበረኸት ኩን ንስኻ ብሩኽ ኢኻ
ኣሜንንንንንንንንን ኣሜንንንንንንንንን ኣሜንንንንንንንንንኣሜንንንንንንንንን ኣሜንንንንንንንንን ኣሜንንንንንንንንን ኣሜንንንንንንንንን
Aleye hawey fetw azeyu menfs Amelak zelwo mezmur kberi n smu texnanina bhaki Goyta hewtika Agolglotka betka yebark.❤❤❤
Wow Amien amien Yemuney nigho midri tebarikela
❤❤Ameñnnnñ nnñnAlie hawey natey gede emo mmlak naaka yesus❤❤
Wawwww🎉🎉memeliska ddamelekan endazemrika niber niberkt konikana eka
Amennnnnnnn teberek bureketina ika ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
መዝሙራትካ ኩሉ ግዜ ይባርከኒ የሱስ ትባዕ ካብ በለኒ ትብልግን ክሰምዓ ኣይደልን እየ ብገለ ኣጋጣሚ እንተ ሰሚዓ ያ ግን ብኽያት እዩ ዝስረኒ ምክንያት ሓውይ እንዳዘመራ ናብ ጐይታ ስለዝኸደ ኩሉ ስለተዘክረን እዚውን ምስክርነት ስለ ዝኾነ እየ ዝጽሕፈልካ ዘለኹ አሌ ቡርክ ♥️ዘመንካ ይለምልም
❤
Hallelujah & Amennnnnnnn ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉 Ale hawey more grace & shanings 🎉❤🎉❤🎉❤❤❤
Eseyyyyyy Elillllllllllllll halleluja kibri Ni Amlak yikuno, yehwatey Tbarekuley 🤍🙏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🙏
Amen tebarike eye eko memeliska tegelex bless u
Ya the greatest God is our rock .Thanks God bless you alie
Amen zemenka yebarek nay Amlak seb beteketna ska bhaqi
Amen amen amen 🙏🙏🙏❤️💕Amlak ymesgen Halleluja elillelililie Tebareku
ኣሌ ብሩኽ መመሊስካ ተባረኽንስኻ ብረኸትና ኢኻ
Amazing mezmur degagime semiaya kxegba aykealkun goyta ybarka ❤❤❤
አሜንንንንንን ሃሌሉያ እልልልልልልልልልልልልልል ብሩክ ናይ አምላክ ሰብ ዘማሪ አለማየሁ እግዚአብሔር ጸግኦ ዘብዝሐልካ ብሩክክክ ኢካ
ምንባር ንቃልካካካካካካ💞🌿💝🌿💖🌿🙏🌿እግዚአብሄር አምላኽኽ አብዚሑን አዕዚዙን ይባርካካካካካ🌹🌿💐🌿🌸🌿🍁🌿💖🌿💝🌿💞🌿🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amen Almayehu hawena memlska bexga Anjerbb eska bereketna eka
Asey amen 🙏 amen ellllllllll ellllllllll amilak ymesgen tebarekeley bro
Amen Alete hawey blessed elelelelel love this 👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾 memeliska sesen
ኣሌ ብሩኽ ናይ ወለዶታት በረኸት ኢኻ እቲ ነዚ ጸጋ እዚ ኣባኻ ዘቐመጠ እግዚኣብሄር ኣቦና ብስም ወዱ የሱስ ክርስቶስ ክብሪ ንዘልኣለም ይኹኖ!
ኣሜንንንን ኣለማዮ ሓወይ ብሩኽ እወ ናተይ ግደ 'ሞ ምምላኽ ንዓኻ ስርሕይ ኩሉ ሰሪሕካዮ ። ኣምላኽና ኩሉ ጊዜ ስራሕና እናሰረሐ'ዩ ተምስገን ሃለሉያ ክብሪ ነቲ ገንሸል ኣምላኽና።
God bless you brother.we are blessed with your songs
Aliye brukkkkk aziyu zibarik meziimurrr
Pray for Eritrea country never before,God will change everything soon,
Amen amen bruK ika zbarK mezamuratka ❤
Natey..gdemo mmlak..neaka. what amazing song.bless you lord of hosts.
Amen Amen Amen Amen Amen Amen 🙏 🙏 🙏 ❤
Amen Amen Gbu alye bruk bmzmurka azye txnanie.
Amen amen amen toooooooo that 🙏 🙌 ❤️ 😊 ♥️ ☺️ 🙏 🙌
Amazing AMEN AMEN you blessed ❤❤❤❤
Praise God, God bless you .
ABOYE BSM YESUS MRKONA MLESO .....
አንታ ብሩከ ሐወይ ተባረከ
አሜን አሜን ብሩከ ሐወይ
Ali hawey bruk memeliska tebark
ናተይ ግደ'ሞ ምምላኽ ንዓኻ ስርሐይ ኩሉ ሰሪሕካዮ ኢኻ ጎይታይ ሰሪሕካዮ ኢኻ . Amen መመሊስካ ፈልፍል ኣሌ Blessed
alie hawena bruk memeliska dea wesek nskas bruk eka..... Wonderful song!!!!
AMEN. GOD BLESS.ALL.🎉
God bless you alemayehu !
Brukat yehwatey memeliskum wesiku. 🥰😍,❤ azyu tium mezmur,. 🙏❤
ኣሜን ኣሊ ሓወይ ብሩክ ❤ከመይ ተሓጊሰ ግና ክንጽበየካ ኢና
Amen amen amen God bless you 🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤Buruk eki aele
Amen🎉Natey Gede emo Memlak neaka!!! Serhey kulu serihkayo ekka!!!!!! You're blessed, humble man of God Alye hawey. Toronto
Gbu dear, nice to hear from you!
Inkua bhadish n tiumn mezmur netsakana beruk nay amlak seb.
ዝተረረ ልቢ ተረስርስ መዝሙር።ናተይ ገደ እሞ,,,,,,,,,,,,,,,,,❤
You are our blessing.❤natey gde mo memelak niaka.baza mezmur bezhu tebareka eye bless u more
God bless you Amazing song ❤
❤❤❤❤goyta ybarek assey
Ele ele ele. We blessed with this mezmur. God bless you more and more Ala haway. I can’t stop listening to this mezmur. We Love you Ala haway. Be blessed with many blessings of God.
ኣምላኽ ህይወትካን ዘሎካ ኩሉን ይባርኽ! በረኸትና ኢኻ።
ተባረኽ ኣሌ፡ ንስኻ ጥዑም ዝድሃይካ፡ ንሰይጣን ክኣ ተርዕዶ ኢኻ። እግዚኣብሄር ስንደቕ ዕላማይ'ዩ.....መዛሙርካ ሓይሊ ኣለዎ እሞ ዘምር ኣይተቋርጽ ሰይጣን ሕርር ይበል ተባረኽ።
God bless mor Aley
Amen Amen..God bless u...❤❤❤
Tebarek ale hawey
Amen Amen halleluja elelelelelele God is good elelelelelele 🙏🙏🙏🙏🙏⚘⚘⚘⚘⚘⚘🍇🍇🍇🍇🍇🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥❤❤❤❤❤
ኣሜን ሃሌሉያ !!!!! ምምላክ ነኣካ እዩ ጎታይ...... ስረሐይ ኩሉ ሲሪሕካዮ ኢካ።
6:31
Amen amen ale hawena tebarekkkk yebzehalka
wonderful, thank you Jesus. You are blessed Alie.
Amennn alemayo buruk
Our blessings Alie Hawey, wonderful job. Blessings!
ኣሜንንንንንን
Goyta yezizu yebarka
Amen Amen praise to God Ale hawey you are our blessed may God continue bless you and your family much love 🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️♥️👏👏👏👏👏
Memelika tebarek
hallelujahhhhhh
Amen Amen ❤
Amennnn Halleluja egzeabher amlak ymesgen GBU more and more
Asey Amen Amen Alie hawey Buruk eka nisika! ❤
ናተይ ግደ እሞ...ምጽናእ ኣባኻ...ምምላኽ ንኣኻ! ጎይታ ይባርኻ ኣሌክስ ብኻልዕ በረኸትውን መጺኻስ ንበረኸት ኮንኻና! ጎይታ የኽብርኻ! ወርትግ ብመዛሙርኻ ከምዝተባረኽና ኢና!!
ተባረኽ።
Shalom Shalom my brother God give more Grace you are blessing for us ❤ you
ኣሜን ኣሜን ናተይ ግደ እሞ ምስትንታን ቃልካ
Shalom all Gbu keep up 💕🙏🏾
Bless you bruk
ዋውው ኣለማዮ ሓውና ተባረክ፡ መመሊሱ ጸጋኻ የንጀርብብ❤
GBU blessed❤❤❤❤❤❤
Amen ❤
Alley buruk meliska tabarek
Amennn
Can someone please post the whole lyrics?አንድ ሰው ሙሉውን መዝሙር በጽሁፍ ማስፈር ቢችል መልካም ነው። ጌታ ጸጋውን ያብዛልህ አብዝቶም ይባርክህ ወንድም ኣለማየሁ. You are a blessing🙌🏽🙏🏽
Ala hewey Amlak yebareka ❤️❤️❤️
Amen amen ❤❤❤god bless your ❤️❤️❤️💥💥💥🙏🏻🙏🏻🙏🏻❤️❤️❤️❤️
Amen Amen...... Alie Hawey Bruk.
ኣሜን ኣሜንን ናተይ ግደ እሞ ምምላኽ ንዓኻ ስርሐይ ኩሉ ሰሪሕካዮ ኢኻ የሱስ። ኣሌ ሓወይ ብሩኽ ጥዑም መዝሙር፡ ይብዝሓልካ።
Tebark
amen Ellllllllll goyta ybarka ala hawey
ማዕበላት 'ተመጸ ክትንክፍ ሂወተይ
ንፋስ ተነፈሰ ክደፍእ ንቤተይ x 2
ዝተሰረትኩሉ ጽኑዕ መሰረተይ
የሱሰይ እንዲኻ ዘይንቕነቕ ከውሐይ x2
ናተይ ግደ'ሞ ምጽናዕ ኣባኻ የሱስ ምጽናዕ ኣባኻ
ስርሐይ ኩሉ ሰሪሕካዮ ኢኻ ጎይታይ ሰሪሕካዮ ኢኻ
ናተይ ግደ'ሞ ምምላኽ ንዓኻ የሱስ ምምላኻ ንዓኻ
ስርሐይ ኩሉ ሰሪሕካዮ ኢኻ ጎይታይ ሰሪሕካዮ ኢኻ x 2
ጽሓይ በሪቓ ክሳዕ ትዓርብ
ብቓልካ ይሓስብ ይድነቕ ይግረም x 2
ንእግረይ መብራህቲ ንመገደይ ብርሃን
ኮይኑኒ ቃልካ ኣምላኸይ ተመስገን x 2
ናተይ ግደ'ሞ ምስማዕ ንቓልካ የሱስ ምስማዕ ንቓልካ
ስርሐይ ኩሉ ሰሪሕካዮ ኢኻ ጎይታይ ሰሪሕካዮ ኢኻ
ናተይ ግደ'ሞ ምስትንታን ቃልካ የሱስ ምስትንታን ቃልካ
ስርሐይ ኩሉ ሰሪሕካዮ ኢኻ ጎይታይ ሰሪሕካዮ ኢኻ
ናተይ ግደ'ሞ ምንባር ንቃልካ የሱስ ምንባር ንቃልካ
ስርሐይ ኩሉ ሰሪሕካዮ ኢኻ ጎይታይ ሰሪሕካዮ ኢኻ
እግዚኣብሄር ኣቦ ምሳይ ስለዝኾንካ
ጎይታ የሱስ ምሳይ ስለዝኾንካ
መንፈስቅዱስ ምሳይ ስለዝኮንካ
መንገደይ ቀኒዑ ጸቢቑ ብኣኻ
ሰላመይ ብዙሕ'ዩ ምንባረይ ምሳኻ
ዕረፍተይ ብዙሕ'ዩ ምንባረይ ምሳኻ
ሓጎሰይ ብዙሕ'ዩ ምንባረይ ምሳኻ
ዓወተይ ብዙሕ'ዩ ምንባረይ ምሳኻ
ናተይ ግደ'ሞ ምምላኽ ንዓኻ የሱስ ምምላኻ ንዓኻ
ስርሐይ ኩሉ ሰሪሕካዮ ኢኻ ጎይታይ ሰሪሕካዮ ኢኻ x 4
ስርሐይ ኩሉ ሰሪሕካዮ ኢኻ ጎይታይ ሰሪሕካዮ ኢኻ.....
Thanks Robel God bless you
Thanks😊
ኣሜን ኣሜን የሱስ ስርሓይ ኩሉ ሰሪሕካዮ ኢካ።ናተይ ግደ ምምላክ፡ ምንባር ከም ቃልካ እዩ የሱስ።
Thank you Robel. God bless you!
Tebarek robi
ማዕበላት ተመጸ ክትንክፍ ህይወተይ
ንፋስ እንተነፈሰ ክደፍእ ንቤተይ
ማዕበላት ተመጸ ክትንክፍ ህይወተይ
ንፋስ እንተነፈሰ ክደፍእ ንቤተይ
ዝተሰረትኩሉ ጽኑዕ መሰረተይ
የሱሰይ እንዲኻ ዘይንቅነቅ ከውሐይ
ዝተሰረትኩሉ ጽኑዕ መሰረተይ
የሱሰይ እንዲኻ ናይ ዘልኣለም ከውሐይ
ናተይ ግደሞ ምጽናዕ ኣባኻ
የሱስ መጽናዕ ኣባኻ
ስርሐይ ኩሉ ሰሪሕኻዬ ኢኻ
ጓይታየ ሰሪሕካዬኻ
ናተይ ግደሞ ምምላኽ ንዓኻ
የሱስ ምምላኽ ንዓኻ
ስርሐይ ኩሉ ሰሪሕኻዬኻ
ጓይታይ ሰሪሕካዬኻ
ናተይ ግደሞ ምምላኽ ንዓኻ
የሱስ ምምላኽ ንዓኻ
ስርሐይ ኩሉ ሰሪሕኻዬኻ
ጓይታይ ሰሪሕካዬኻ
ጸሓይ በሪቃ ክሳዕ ትዓርብ
ብቃልካ ይሓስብ ይግረም ይድነቅ
ጸሓይ በሪቃ ክሳዕ ትዓርብ
ብቃልካ ይሓስብ ይግረም ይድነቅ
ንእግረይ መብራህቲ ንመገደይ ብርሃን
ኮይኑኒ ቂልካ ኣምላኸይ ተመስገን
ንእግረይ መብራህቲ ንመገደይ ብርሃን
ኮይኑኒ ቂልካ ኣምላኸይ ተመስገን
ናተይ ግደም ምስማዕ ንቃልካ
የሱስ ምስማዕ ንቃልካ
ስርሐይ ኩሉ ሰሪሕኻዬኻ
ጓይታይ ሰሪሕካዬኻ
ናተይ ግደም ምስትንታን ቃልካ
የሱስ ምስትንታን ቃልካ
ስርሐይ ኩሉ ሰሪሕኻዬኻ
ጓይታይ ሰሪሕካዬኻ
ናተይ ግደሞ ምንባር ንዓኻ
የሱስ ምንባር ንቃልካ
ስርሐይ ኩሉ ሰሪሕኻዬኻ
ጓይታይ ሰሪሕካዬኻ
እግዚኣብሄር ኣቦ ምሳይ ስለ ዝኾንካ
ጓይታ የሱስ ምሳይ ስለ ዝኾንካ
መንፈስ ቅዱስ ምሳይ ስለ ዝኾንካ
መንገደይ ቀኒዑ ጸቢቁ ብኣኻ
ሰላመይ በዚሑ ምንባረይ ምሳኻ
ዕረፍተይ በዚሑ ምንባረይ ምሳኻ
ሓጓሰይ በዚሑ ምንባረይ ምሳኻ
ዓወተይ በዚሑ ምንባረይ ምሳኻ
ናተይ ግደሞ ምምላኽ ንዓኻ
የሱስ ምምላኽ ንዓኻ | 4×
ስርሐይ ኩሉ ሰሪሕኻዬኻ
ጓይታይ ሰሪሕካዬኻ
[ስረሐይ ኩሉ ሰሪሕካዬኻ ጓይታይ
ሰሪሕካዬኻ]2×
Thanks God bless you 🙏
❤❤❤❤❤
Thanks
ኣሜን እልልልልልልል ስርሐይ ኩሉ ሰሪሕካዮ ኢካ ምምላክ እዩ ስርሐይ እልልልልልል ኣታ ብሩክ ናይ ኣምላክ ሰብ ኣለማዮ ተባረክ መዛሙራት ይፈልፍል መመሊሱ ❤❤❤❤❤
ሃ ሌ ሉ ያ 🖐️🖐️🖐️ ይብዛሓልኩም ጸጋ ቡሩኻት ደቀ ቦይ 🙏🖐️💕🌹❤️💕🌹❤️💕🌹❤️
ኣሜን..ኣሜን!! ጎይታ እሙን እዮ። ጸጋ ይብዛሕልኩም።
Welcome back Ale hawey with this wonderful Mezmur one of my favorite singers
ተባረክ , ትባርክ ተባረክ
Ajoka Ale hawey mezimurka hiyaw koynu zinebr zelialemawi QALE sele zikone ybarikana ysagirena yeabina alo Egziabiher ybareka memelisika ebe,xega Amilak yexililka your are blessed.
Wowwww kme kulu mezmurka belxti amlko tebark alie blessed ❤❤❤❤
Alemayehu hawey jigna eka nska, azina ena nefqreka bruk hawey. 🤗💖😍
ብጣዕሚ ባራኺት መዝሙር አሌ ሓወይ መመሊስካ ንበረኸት ኩን ንስኻ ብሩኽ ኢኻ
ኣሜንንንንንንንንን ኣሜንንንንንንንንን ኣሜንንንንንንንንንኣሜንንንንንንንንን ኣሜንንንንንንንንን ኣሜንንንንንንንንን ኣሜንንንንንንንንን
Aleye hawey fetw azeyu menfs Amelak zelwo mezmur kberi n smu texnanina bhaki Goyta hewtika Agolglotka betka yebark.❤❤❤
Wow Amien amien Yemuney nigho midri tebarikela
❤❤Ameñnnnñ nnñnAlie hawey natey gede emo mmlak naaka yesus❤❤
Wawwww🎉🎉memeliska ddamelekan endazemrika niber niberkt konikana eka
Amennnnnnnn teberek bureketina ika ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
መዝሙራትካ ኩሉ ግዜ ይባርከኒ የሱስ ትባዕ ካብ በለኒ ትብልግን ክሰምዓ ኣይደልን እየ ብገለ ኣጋጣሚ እንተ ሰሚዓ ያ ግን ብኽያት እዩ ዝስረኒ ምክንያት ሓውይ እንዳዘመራ ናብ ጐይታ ስለዝኸደ ኩሉ ስለተዘክረን እዚውን ምስክርነት ስለ ዝኾነ እየ ዝጽሕፈልካ ዘለኹ አሌ ቡርክ ♥️ዘመንካ ይለምልም
❤
Hallelujah & Amennnnnnnn ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉 Ale hawey more grace & shanings 🎉❤🎉❤🎉❤❤❤
Eseyyyyyy Elillllllllllllll halleluja kibri Ni Amlak yikuno, yehwatey Tbarekuley 🤍🙏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏🙏
Amen tebarike eye eko memeliska tegelex bless u
Ya the greatest God is our rock .Thanks God bless you alie
Amen zemenka yebarek nay Amlak seb beteketna ska bhaqi
Amen amen amen 🙏🙏🙏❤️💕Amlak ymesgen Halleluja elillelililie Tebareku
ኣሌ ብሩኽ መመሊስካ ተባረኽ
ንስኻ ብረኸትና ኢኻ
Amazing mezmur degagime semiaya kxegba aykealkun goyta ybarka ❤❤❤
አሜንንንንንን ሃሌሉያ እልልልልልልልልልልልልልል ብሩክ ናይ አምላክ ሰብ ዘማሪ አለማየሁ እግዚአብሔር ጸግኦ ዘብዝሐልካ ብሩክክክ ኢካ
ምንባር ንቃልካካካካካካ💞🌿💝🌿💖🌿🙏🌿እግዚአብሄር አምላኽኽ አብዚሑን አዕዚዙን ይባርካካካካካ🌹🌿💐🌿🌸🌿🍁🌿💖🌿💝🌿💞🌿🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Amen Almayehu hawena memlska bexga Anjerbb eska bereketna eka
Asey amen 🙏 amen ellllllllll ellllllllll amilak ymesgen tebarekeley bro
Amen Alete hawey blessed elelelelel love this 👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾 memeliska sesen
ኣሌ ብሩኽ ናይ ወለዶታት በረኸት ኢኻ እቲ ነዚ ጸጋ እዚ ኣባኻ ዘቐመጠ እግዚኣብሄር ኣቦና ብስም ወዱ የሱስ ክርስቶስ ክብሪ ንዘልኣለም ይኹኖ!
ኣሜንንንን ኣለማዮ ሓወይ ብሩኽ እወ ናተይ ግደ 'ሞ ምምላኽ ንዓኻ ስርሕይ ኩሉ ሰሪሕካዮ ። ኣምላኽና ኩሉ ጊዜ ስራሕና እናሰረሐ'ዩ ተምስገን ሃለሉያ ክብሪ ነቲ ገንሸል ኣምላኽና።
God bless you brother.we are blessed with your songs
Aliye brukkkkk aziyu zibarik meziimurrr
Pray for Eritrea country never before,God will change everything soon,
Amen amen bruK ika zbarK mezamuratka ❤
Natey..gdemo mmlak..neaka. what amazing song.bless you lord of hosts.
Amen Amen Amen Amen Amen Amen 🙏 🙏 🙏 ❤
Amen Amen Gbu alye bruk bmzmurka azye txnanie.
Amen amen amen toooooooo that 🙏 🙌 ❤️ 😊 ♥️ ☺️ 🙏 🙌
Amazing AMEN AMEN you blessed ❤❤❤❤
Praise God, God bless you .
ABOYE BSM YESUS MRKONA MLESO .....
አንታ ብሩከ ሐወይ ተባረከ
አሜን አሜን ብሩከ ሐወይ
Ali hawey bruk memeliska tebark
ናተይ ግደ'ሞ ምምላኽ ንዓኻ ስርሐይ ኩሉ ሰሪሕካዮ ኢኻ ጎይታይ ሰሪሕካዮ ኢኻ . Amen መመሊስካ ፈልፍል ኣሌ Blessed
alie hawena bruk memeliska dea wesek nskas bruk eka..... Wonderful song!!!!
AMEN. GOD BLESS.ALL.🎉
God bless you alemayehu !
Brukat yehwatey memeliskum wesiku. 🥰😍,❤ azyu tium mezmur,. 🙏❤
ኣሜን ኣሊ ሓወይ ብሩክ ❤
ከመይ ተሓጊሰ ግና ክንጽበየካ ኢና
Amen amen amen God bless you 🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤Buruk eki aele
Amen🎉Natey Gede emo Memlak neaka!!! Serhey kulu serihkayo ekka!!!!!! You're blessed, humble man of God Alye hawey. Toronto
Gbu dear, nice to hear from you!
Inkua bhadish n tiumn mezmur netsakana beruk nay amlak seb.
ዝተረረ ልቢ ተረስርስ መዝሙር።ናተይ ገደ እሞ,,,,,,,,,,,,,,,,,❤
You are our blessing.❤natey gde mo memelak niaka.baza mezmur bezhu tebareka eye bless u more
God bless you Amazing song ❤
❤❤❤❤goyta ybarek assey
Ele ele ele. We blessed with this mezmur. God bless you more and more Ala haway. I can’t stop listening to this mezmur. We Love you Ala haway. Be blessed with many blessings of God.
ኣምላኽ ህይወትካን ዘሎካ ኩሉን ይባርኽ! በረኸትና ኢኻ።
ተባረኽ ኣሌ፡ ንስኻ ጥዑም ዝድሃይካ፡ ንሰይጣን ክኣ ተርዕዶ ኢኻ።
እግዚኣብሄር ስንደቕ ዕላማይ'ዩ.....
መዛሙርካ ሓይሊ ኣለዎ እሞ ዘምር ኣይተቋርጽ ሰይጣን ሕርር ይበል ተባረኽ።