Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ቅዳሴ መላእክት የስምዓልና መምህር ❤
ጥዑም እም ጥዑም በአማን
ቃለ ሕይወት የሰመዐልና ክቡራት አገልገልቲ ቅድስት ቤተ ክርሰትያና
ኣሜን ቃለ ሕይወት የስምዓልና!
Qale hiwet yesmalna memhrna
በጣም ደስ ይላል።
❤❤❤❤❤❤
እግዚአብሔር የሀበልና ክቡር አቦና ጸግኡ የብዘሐሎም የቐንየልና እግዚአብሔር አምላከ ዮሐንስ አፈ ወርቅ ዓስቢ ድኻሞም ይፈኸለልናስደት ዘለና ሠናይ ዝኾነ ዓብይ ዕድል ናይ ትምህርቲ እዩ ክመሃር ንዝደለየ!!!
አሜንንንንንን ክብረት ይሃበለይ ልባዊ ምስጋና ይብጻሕኩም
@@MenaTewahdo21 ምስጋና ንእግዚአብሔር ይኹን ክቡር አቦና ይቐጽሉልና ይበርትዑልና ተኸታታሊ ውሑድ እዩ ከይበሉ ይስደዱልና ካብቲ ዝሰዱልና ዜማ እናጽናዕና አብ መምህራን ኬድና እንእረም ስለ ዘለና ተኾኑ ብዙሕ ተለይኾነለ ውሑዳት በቲ ዝሰዱልና ተጠቒምና ሕይወትና ተቐይርና ዜማ ቤተ ክርስቲያንና ቅድስቲ እንተፈሊጥናሎም ንዐኦም ዓብይ ነገርዩ ክቡር አቦና እግዚአብሔር ይሓግዞም የቐንየልና ስለቲ ዝገብሩልና ኲሉ ነመስግን አቡነ✝️
፦ብሓቂ ዛናተይ
የኔታ ቃለ ሕይወት ያሰማልን! ይኸ ታላቅ ስጦታ ነው:;
የነታ ቅዳሴ መላእክት የስመዓልና🙏🙏 !
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚኣብሔር ናይ ኣግልግሎት ዕድሜኩም ይባርክ መምህር ኢሰያስ
መርጌታ ኢሰያስ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና።
0:58 Lae'le ykun hlinakmu41:07 ብክይዎ1:04:54 ሠራዊተ
Taume lsan naakum aysenena memhr
Amen amen amen kale hiwet ysemalena Abona 🙏🙏🙏
Amlak tsega abzihu yhabkum ዕድሜኩም ነዊሕ እንጀራኩም ሰፊሕ ይበሎ ድንግል ማርያም ብጸሎታ ትደግፍኩም
ቅዳሴ መላእክት የስመዓልና መርጌታ ፈጣሪ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ ጸጋኹም የብዝሓዮ
Amen kalhiwet yesmealna mergeta hawey
Qale hiwet yesmalna mergeta eiseyas btaemi des zbl zema ajokum qexlwo።
Kale hiwet yesmean abona egziabher amlak xega bedibe xega yebzhalkum
41:35 የ የ የ
Qale hiwet yesmalna abona
ቃለ ህይወት
Kale hiwet yesmealna Abona.
ኣሜን ዝማሬ መላአክት የስማልና
41:07 ብክይዎ
1:04:54 ሠራዊተ
ቃለ ሂወት የስመዓልና መርጊታ ኢሳያስ ኣምላክ ጸጉኡ የብዘሓልኩም። ሕቶ ነራትኒ ኣብታ ናይ ቀዳም ሱዑር ዝበልኩማስ ((( እታ ናይ ዲያቆን ህየንተ ነኣኩቶ ))) ተኣውቀ እግዚኣብሄር በይሁዳ ዝብል ፡ኣብ ክንዲ ነኣኩቶ ዲዩ ዝበሃል.፡ ካልእይቲ ሕቶ ፡እትዉ በሰላም ሲ ኣብ ናይ ቀዳም ስዑር ጥራይ ዲዩ ዘይበሃል ወላስ ኣብ ናይ የወሃንስ ኣፍወርቅ ዝተቀደሰሉ ኣበ ዝኮነ ኢየ ዘይበሃል ኣብዚኣ ኣይተረደኣትንን ዘላ ምስናይ ይቅሪታ ።
እዚ ገጽ ብዙሕ ተኸታታሊ ክህልዎ ይግባእ ኔሩ 😥ብጣዕሚ የሕዝን ዝሪኦ ውሑድ እዩ ኧረ ቤዛና ሼር ላይክ ንግበር ክቡራት አሕዋትን አሓትን ተጋ&ኤር ቑሩብ ፍዝዝዝ ልበልና ኢና ሚድያታትና አብ ምዕባይ ክንፍሕቖ ክንቐርፎ ይግበአና እዚ ዝመስል ሕይወት ደቂ ተዋሕዶ ዝኾነ ቅዳሴ ዝጸዓነሉ ገጽ ረአይ/ተኸታታሊ ልዑል ክኾን ይግበኦ ኔሩ!
ቅዳሴ መላእክት የስምዓልና መምህር ❤
ጥዑም እም ጥዑም በአማን
ቃለ ሕይወት የሰመዐልና ክቡራት አገልገልቲ ቅድስት ቤተ ክርሰትያና
ኣሜን ቃለ ሕይወት የስምዓልና!
Qale hiwet yesmalna memhrna
በጣም ደስ ይላል።
❤❤❤❤❤❤
እግዚአብሔር የሀበልና ክቡር አቦና ጸግኡ የብዘሐሎም የቐንየልና እግዚአብሔር አምላከ ዮሐንስ አፈ ወርቅ ዓስቢ ድኻሞም ይፈኸለልና
ስደት ዘለና ሠናይ ዝኾነ ዓብይ ዕድል ናይ ትምህርቲ እዩ ክመሃር ንዝደለየ!!!
አሜንንንንንን ክብረት ይሃበለይ ልባዊ ምስጋና ይብጻሕኩም
@@MenaTewahdo21 ምስጋና ንእግዚአብሔር ይኹን ክቡር አቦና ይቐጽሉልና ይበርትዑልና ተኸታታሊ ውሑድ እዩ ከይበሉ ይስደዱልና ካብቲ ዝሰዱልና ዜማ እናጽናዕና አብ መምህራን ኬድና እንእረም ስለ ዘለና ተኾኑ ብዙሕ ተለይኾነለ ውሑዳት በቲ ዝሰዱልና ተጠቒምና ሕይወትና ተቐይርና ዜማ ቤተ ክርስቲያንና ቅድስቲ እንተፈሊጥናሎም ንዐኦም ዓብይ ነገርዩ ክቡር አቦና እግዚአብሔር ይሓግዞም የቐንየልና ስለቲ ዝገብሩልና ኲሉ ነመስግን አቡነ✝️
፦ብሓቂ ዛናተይ
የኔታ ቃለ ሕይወት ያሰማልን! ይኸ ታላቅ ስጦታ ነው:;
የነታ ቅዳሴ መላእክት የስመዓልና🙏🙏 !
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚኣብሔር ናይ ኣግልግሎት ዕድሜኩም ይባርክ መምህር ኢሰያስ
መርጌታ ኢሰያስ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና።
0:58 Lae'le ykun hlinakmu
41:07 ብክይዎ
1:04:54 ሠራዊተ
Taume lsan naakum aysenena memhr
Amen amen amen kale hiwet ysemalena Abona 🙏🙏🙏
Amlak tsega abzihu yhabkum ዕድሜኩም ነዊሕ እንጀራኩም ሰፊሕ ይበሎ ድንግል ማርያም ብጸሎታ ትደግፍኩም
ቅዳሴ መላእክት የስመዓልና መርጌታ ፈጣሪ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ ጸጋኹም የብዝሓዮ
Amen kalhiwet yesmealna mergeta hawey
Qale hiwet yesmalna mergeta eiseyas btaemi des zbl zema ajokum qexlwo።
Kale hiwet yesmean abona egziabher amlak xega bedibe xega yebzhalkum
41:35 የ የ የ
Qale hiwet yesmalna abona
ቃለ ህይወት
Kale hiwet yesmealna Abona.
ኣሜን ዝማሬ መላአክት የስማልና
41:07 ብክይዎ
1:04:54 ሠራዊተ
ቃለ ሂወት የስመዓልና መርጊታ ኢሳያስ ኣምላክ ጸጉኡ የብዘሓልኩም።
ሕቶ ነራትኒ ኣብታ ናይ ቀዳም ሱዑር ዝበልኩማስ ((( እታ ናይ ዲያቆን ህየንተ ነኣኩቶ ))) ተኣውቀ እግዚኣብሄር በይሁዳ ዝብል ፡ኣብ ክንዲ ነኣኩቶ ዲዩ ዝበሃል.፡ ካልእይቲ ሕቶ ፡
እትዉ በሰላም ሲ ኣብ ናይ ቀዳም ስዑር ጥራይ ዲዩ ዘይበሃል
ወላስ ኣብ ናይ የወሃንስ ኣፍወርቅ ዝተቀደሰሉ ኣበ ዝኮነ ኢየ ዘይበሃል ኣብዚኣ ኣይተረደኣትንን ዘላ ምስናይ ይቅሪታ ።