መደብ ምስ ወዲ ዜና & ዑመር ኣብ ህሉው ኩነታት

Поділитися
Вставка

КОМЕНТАРІ •

  • @tefetawitalkshow
    @tefetawitalkshow  9 днів тому +8

    Don’t Forget To Like Subscribe & Share
    መደብና ብቀጥታ ብ መንገዲ ሳትላይት ዓዲ ስለዝኣቱ ን ዕብየትን ቀጻልነትን መድያ TEFETAWI ኣበርኩቶ ክትገብሩ ትደልዩ👇🏿here
    donorbox.org/tefetawi-talkshow
    ኣባላት ኩኑ Join this channel to get access to perks TEFETAWI TALKSHOW 👇🏿
    ua-cam.com/channels/SMML7H_PjVmxeZeo_jSjIQ.htmljoin

    • @AaAa-km9pk
      @AaAa-km9pk 9 днів тому +1

      አታ መለስ በጃካ አይትጨነከላ ንግብጺ ክንደይትጭክን ኢለዮ❤❤❤

    • @AaAa-km9pk
      @AaAa-km9pk 9 днів тому

      አታ መለስ በጃካ አይትጨነከላ ንግብጺ ክንደይትጭክን ኢለዮ❤❤❤

    • @AaAa-km9pk
      @AaAa-km9pk 9 днів тому

      አታ መለስ ግብጺኮ አዴናያ ነዴካ አይትጨክን❤❤❤

    • @AaAa-km9pk
      @AaAa-km9pk 9 днів тому

      ምድረ ሰማይ ዘንቅጥቅጥ ሓሶት ድክታቶር❤❤❤

    • @snaytfukad9523
      @snaytfukad9523 9 днів тому

      Hiomandwedz.taf.💙💙💙💙💙💙❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @teresaaraiaberhe2842
    @teresaaraiaberhe2842 9 днів тому +5

    ብ ቡን ገርካ መሕለፊ ግዜ እትጥቀመል ሃጦው ቀጦው እዚ ኣረጊት ከልቢ😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974 9 днів тому +6

    ኢሳያስ ውልቀ መላኺ ኣይኮነን ብሕማም ስነልቦና ዝሳቐ ዘሎ ብስቃይ ደቂ ሰባት ዝሕጎስ saddist እዩ። ኡንኮ ዕላምኡ ከኣ ንህዝቢ ኣደንቂሩን ረጊጹን ኣብ ስልጣን ምጽናሕ ጥራሕ'ዩ ። ንግብርታቱ ኩሉ ብክኢላታት ናይ ስነ ኣእሙሮ ክትንተን ጥራሕ እዩ ዝግባእ።

    • @AaAa-km9pk
      @AaAa-km9pk 8 днів тому

      ትክክል መልሲ❤❤❤

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 8 днів тому +1

    ዝከበርካ ህዝብ ኤረትራ ተበራበር ካሊእ ጻላኢ የለን ብዘየካ ህግደፍ ቀታሊ❤❤❤

  • @aziebsolomon7360
    @aziebsolomon7360 9 днів тому +2

    ❤❤❤❤❤❤

  • @selamnikulu-ol1ul
    @selamnikulu-ol1ul 9 днів тому +4

    ኤሱ፡😂😂ንመለስ ናፊቁዎ፡ዓሻስ፡ምዉት፡ይናፍቅ፡ኢሎሞ😂😂😂

  • @samrawitabraha5084
    @samrawitabraha5084 9 днів тому +2

    💙💙💙💙💙

  • @AaAa-km9pk
    @AaAa-km9pk 8 днів тому +1

    እዚ አብ ኤረትራ ዘሎ ስርዓትናይ አድጊ ዘርኢ ዘለዎ ሰብ አብ መወደእታ ንኤትራ ሕዙዋ ክዓርብዩ❤❤❤

  • @ZewdeHaile-pe8ft
    @ZewdeHaile-pe8ft 9 днів тому +2

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @issaiasbetsueamlak9528
    @issaiasbetsueamlak9528 5 днів тому

    ሰሚዕና ኣለና

  • @nikedmosmsgna1333
    @nikedmosmsgna1333 9 днів тому +2

    ዝተሓተትካዮ መልስ ተኮለኛ

  • @gigiriri4865
    @gigiriri4865 9 днів тому

    ቦጎግ ናይብሐቂ ሕሚሙ እዩ ዘሎ ሀለውሎው እንታይ ሐጥያት ኔሩና እዩ ትምክሕትና ድዩ ነዚ ጽሉልን ሀላፍ እዛ ዑመር ዝበላ ተባዚሐ ትዘርጋሕ

  • @NatoBahre
    @NatoBahre 8 днів тому

    ዘይፈለጥናዮ ካፍቲ ዝነበሮ ቦታ ቀይሩ ጋዜጠኛ ናይዚ ቀርኒ አፍሪቃ ዓመታዊ ጸብጻብ እዩ ዝገብረልና ዘሎ

  • @SenaitGoitom-ki5fm
    @SenaitGoitom-ki5fm 8 днів тому

    💙💙💙💙💙💙