Shabiyasaa dea 4 kilo awel bun yseti lo emo abta berka kdaheyena eyew... merhaba tum delay shabiya dea ..... na Abiyyy Adokdok 2025 kebki eyew.love shabiya
What is wrong with you. Just your are talking about war. Do you know what are trying to do? Terrorizing people. Do you think war is easy. War war war war. Talk something else.
መርሓባ ንኡሰይ ዘይነኣሰ እምባሕ በለልና ዝወደይ ካብ ዕድሜኻ ንላዕሊ ብእትገብሮ ስራሓት ኩሩዓትን ዕጉባት ኢና ዓቕልጽቦቶም እንተንብሑን እንተጨደሩን ሕኑቕ እንታይ የውጽእ ዓፍራዩ ነገሩ ግን ህዝብና ንከይህመል ምሕባሩ ኣብ ቦትኡዩ ሓበረታኻሞ ቀጽሎ ዝወደይ።
Hawey hrfan kunat aleka du aza kunat dengotka netom tekateltka btami aselchikana kabau wxa zbele amtsealna bejak❤❤❤🎉🎉🎉
ዝገርም አዩ አንታይ ገበሮ አቲ ህዝቢ?ኩናት ኩናት ኩናት?
Mara Eko shereshirena neru
ሰብ ኣይተዳናግር
ውግእ ዝደልዮ ኢሪትራዊ የለን
ህዝብኻ ምሕባርን ምንቃሕን ግን ኣገዳሲ ኢዩ።
ንዓኻ ዝይምልከተካ፡ እንተኾይኑ፡ ካብዚ ውጻእ፡ ኣንብብ ኢሉ ዘገደደካ የለን፡ ብዝረረፈ ኣይተዳናግር
መርሓባ ጡዑሜይ ድምጹ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏👌👌👌👌
❤❤❤❤መርሐባ ፈንቅል ሜድያ ወዲ እዞሞ ጀጋኑ❤❤❤
መርሓባ ኑሰይ
🎉❤🎉❤🎉❤🎉 መጋድልቲ ❤❤❤❤🎉
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏻❤️❤️❤️
Ciao kubur hawna❤❤❤
Fenkel Eri Media Jigena Wedi Ereyy❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Eritreawnet kuber mennet 🇪🇷💕
❤❤🎉🎉mrhaba 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሐባ ፈንቅለይ ፈናቂላ ❤❤❤
Ciao kubur hawna amen nkulna ❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
Eritrea ❤
Beravo semir team demxi🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Mngstesemay nkubur hawna nmuluhfamiglia snhat ytmneyelom ❤❤❤
Mendelay ❤❤❤❤
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ማለሊት ሓንካስ ኣድጊ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷
❤❤❤🎉🎉🎉
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
Fenkil good job
♥️🇪🇷♥️🇪🇷👍
❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤bravo 👏 Érythrée 🇪🇷
ፈንቂል በጃኻ ደሕሪ ሕጂ ኢትዮጵያ ኢልካ አይትዛረብ ድሕሪሕጂ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዚበሃል የሎን
መንግሰቲ አምሐራ ትግራይ ኦሮሞ አፋር እንዳልካ ተዛረብ
ኢትዮጵ ዚበሃል አይንአምነሉን ይአኪል በሎም መራሕትና
መርሓባ ጽሩይ ኤርትራዊ
🇪🇷❤️🇪🇷🌹🇪🇷💪🏽🇪🇷🙏🏽🥰💯
Keep speaking for speechless Eritrean's people well-done young man ♂️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💪💪💪💪
❤️🙏🏽❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wala 100.000 yewafr zgebero o yelen ajoka tray❤❤❤❤
ንምንታይ ከ ብሰንኪ መንግስቲ ኤርትራ ዝተኸተሎ ጉጉይ ፖሊሲ ዋጋ ንኸፍል? ን20ዓመት ኢትዮጵያ ከይትፈርስ ክብለና ከሪሙ ሕጂ ከፍርሱና ይመጹ ኣለዉ ሕጂ እንታይ ኢዩ ክብለና ግጉይ ኣካይዳ መንግስቲ ኢዩ ግዳይ ዝገብረና ዘሎ
ቅድሚ 1991 ብሰንኪ ናይ መን ጉጉይ ኣካይዳ ኢዩ ግዳይ ናይኢትዮጲያ ኮይንና ? ኣበሃህላካ ኣነጽር ኤርትራዊ ተኮንካ !!!!
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤🎉❤❤❤❤❤
Welcome 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤
9:42
Sabia Sabia Mekesene Nizehleme Niberena Eritrea 🇪🇷 🇪🇷👍🎄🙏💪💐💯🌴👑🌹🍀✊🪴☘️🌲🌱🌳🌿❤🇪🇷🌹
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Buruk admen tann yhabka fetri
ሃገርና ጥራይ ንህነጽ ።
ባሓልምቲ ዳኣ ኣብቂዑ ንድዩ።
ቻው ማዓስላማት ሓለምንት።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❣️❣️❣️👍⚘️⚘️
natom agenda eka tetahlelefe kulu zenaka i am soory
😢
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Bezi tzarebo zeleka quinat baelka darga zjemirkayo..Eka tmesli...😂😂😂 Tihwtt aleka..rgee bel 😅
🇪🇷❤️❤️🌷🌷🌷🌹🌹❤️❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️🌹🌹🌷🌷🌹🌹🌹🌹❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹❤️🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹
🇪🇷🐪🇪🇷
Eway hegdaf resah one day kesadkum kekurax eya asbur shewaya bas😂
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
Torog torgo aytibel tigray tetsebeya
ዊዒጊን ንነብስኹም ዘይኮንኩም ሩኹሳት ኣይኮነንዶ ሕጂስ 1998-2000 ኩሉ ኢትዮጵያ ሒዛ ኸማን ዋላሓንቲ ኣይገበረትን ፉንፉናት
FENQILATION MEHAGOS YAHOOOOOOOOOOOOO
MERESH TRAY SEMEPERE AB GONEKHAN MESAKHAN ATA HAYETEN KORIDAN WEDI EREY.
FENQIL ERIMEDIA.
ERITREAWINET KUBUR MENENET ZEKHERIN KEBRIN NI SEMAETATNA AWET NI HAFASH.
ዓቕምና ዝፈላጥካዮ ኣይመስለንን፡ ኢትዮጵያ ከጥቁዕና ይደልዩ ኣለዉ ካብ ትብል ነዊሕ ጌርካ፡ በጃኻ ካብዚ ኣርእስቲ ውጻእ፡ በዓቢኡ ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፎርቂ ምእንቲ ክንቀስን ቅሰኑ ዝብል ሓበሬታ ሂብና ከብቅዕ፡ ንግሆ ንግሆ ኩናትን ወረ ኩናትን ክትዛረብ፡ ነቲ ኣብ ቀረባ ዘሎ መንእሰይና ብዛዕባ ኪናት ከም ዝሓስብ ምግባር እንታይ ረብሓ ኣለዎ። በጃኻ ንህሉው ኩነታት ብልክዕ እንተተረዲእካዮ ኢትዮጵያ ትኹን ተጋሩ ስለዘየለዉ፡ ትንፋስ ኣይትስካዓሎም፡ እንተኺእልካ መንእሰይና ሃገራውነቱ ኣብ ምትራር ክትሰርሕ ተመራጺ ኮይኑ ይስማዓኒ።
ክክክክክክክ ኣየ ህግደፍ
ዊዒጊን ወያኔ ዶ ኣስሒቃትካ እንታይዳኣ ክትገብር ክልልካን ወያንኻን ፋሕ ኢለን
Shabiyasaa dea 4 kilo awel bun yseti lo emo abta berka kdaheyena eyew... merhaba tum delay shabiya dea ..... na Abiyyy Adokdok 2025 kebki eyew.love shabiya
Kemey dye zfetweka burukey eiretrana andbelka ktzreb keleka
እዚ ሕጂ ዝግበር ኩናት ብሰሪ ሕመቅ መሪሕነት ኤርትራን ኣብ ልዕሊ ኢትዮጵያ ዝተኸተሎ ንህዝብን ሃገርን ኤርትራ ግዳይ ዝገብር ስለ ዝኮነ ጥራይ ኢዩ መንግስቲ ኤርትራ ኢትዮጵያ ከይትፈርስ እንዳ በለ እዝንና ከጽመና ከሪሙ እሞ ሕጂ ካብ ስልጣኑ ካኣልይዎ መጺኦም ኣለዉ እንታይ ኢዩ ክብለና? መግስቲ ኤርትራ ግጉይ ኣካይዳ ይኸይድ ኣሎ ንዝሓለፈ 50ዓመታት ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዎ መርገጺ ግጉይ ኮይኑ ኢዩ ዝቅጽል ዘሎ
ንኢትዬጵያ ኩልሻ ምሰአርናዬም ኢና ኤርትራዊ ተሳኢርና አይንፈልጥን ከምዘይንሰአር አፀቢቆም ይፈልጡና እዬም ኤርትራ ከይትምእብል እንቅፋት እዬም ዝኮኑና ዘለው መንግስቲ ኤርትራ ዘይተረድኦ ዶብ ኢትዬጵያ ብኮንኩሪት አፅኢዎ ምስ ዱባይ ጣሊያን ቻይና ራሻ ወደብና ስራ ምስጀመረ ጥራይ እዬም መአንጦም ሕርር ዝብል ከምዝተሰአሩ ዝአምኑልና😂😂😂
ሐወይ ሐፈተይ ዋላ ዝመጸ ይምጸእ ነብሰካ ምቅታል ነብሰካ ምሕባእ ከብ ሽገርና አይከን መሊሱ አብ ዝብአሰ ገሃነብ ኢዩ ዘውርደና ንኡሽተይ አጸብዕትካ አቀጸላ እሞ ፈትን ነጢርካዶ ንመዋእል አብሐዊ ትፈርዳ ነብስካ ሐወይ ሐፍተይ ነብሰካ ንሰይጣን መሰዋእቲ አይትሃቦ ሐደሪኩም ድሕሪ ነብሰካ ምጥፋእ ዐረፊቲ አብመቃብር ዞሎ አይምሰለና በጃኩም ናብ ስኦል አይንጉዩ
መራሕቲ ኢትዮጵያ ውቃስ ያኣክል ክውቀስ ዘለዎ መሪሕነት ኤርትራ ጥራይ ኢዩ ንዝሓለፈ 50ዓመት ግዳይ ክገብረና ኢዩ ጸኒሑ
ኪድ ሕሱር 🍔ንሓመዱ ድኻ ወይስ ሓሳድ ጠራራይ ትግራዋይ❌😆? እቲ ፐጅ ንዓኻ ዝኸውን ኣይኮነን ኪድ ውጻእ😆🤣
እንታይ እዩ ብዛዕባ ኲናት ጥራይ ከም ማስቲካ ትህይኮስ ሓውና ኲናት ስለ ዘይወዓልካሉ ናይ ኩናት ህርፋን ዘለካ ትመስል ንዓ ናብ ይኩሬን ተመክሮ ክትወስድ እንተትከይድ ጽቡቅ ኤርትራውያን ግን ስድራናን ባዕልናን ብኲናት ላዲና ስለዝኮና ቻናልካ በዚ ናይ ኲናት ነጋሪት ለውጢ ኣተኣታቱ
እንታይ እኻ ትብል ዘለኻ? ኩናት ዝደልን ዝሓስብን ዝትምነን ኤሪትራዊ/ት🇪🇷💯✅ ፉጹም የብልናን!! ግን ነዞም ሩጉማት ተጋሩ ይኹኑ ብምልኦም ኢትዮጵያውያን ብዛዕባ ኩናት ኣብ ልዕሊና ንዝዛረብዎን ዝሕስውዎን ዝፍክርዎን ክንምልስን ንዜጋታትና መታሓሳሰብ ክንህብን ምሉእ መሰል ኣለና👌🏾💯
@SenaitKidane-u7l ኩሉ መዓልቲ ብዛዕባ ኲናት ኣርእስቱ ዘርብኡ ንሶም ዝሃቡካ ኣጀንዳ ምግምዳሕ ካብቲ ናቶም ኣጀንዳ ክወጽእ ክክእል ኣለዎ ብናቶም ኣጀንዳ ነቲ ህዝቢ ስነኣምሮ ምሓዝ ጽቡቅ ኣይኮነን ብዚኮነ ምምላስ ሕማቅ ኣይኮነን ግን ብዝሰምዕዎ ቛንቛ ምምላስ ሕማቅ ኣይኮንን ።
Naiey ahgrouo xegem zefthe nab Eritrea kemxeh zebt ehyou
انت كالمك كول شي عل حارب كالم حرب خليك لا تاكزب لا تزعجن ففوووو
Ethiopiwe kem zela einzekromn ena Eritreawian etom aklabt dembe eneni fake Eritreawian tigaru eyom zezareblu agenda ABI eze elu bun mesti jehonom menenet kelewlaw zelowom tigru😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁
ነዛ ኺናት ኣመና ትትክቱኻ ኣለካ ሕጂስ ኣዋርሕ የሕሊፍካ ኣቢይ ብዓሰብ ብልጽግና ምስ ጻድቃን ሕጂስ ዋላ ሰምበት እስኻ ዋላ ክትቅደስ በቲ ትኣምነሉ ሃይማኖት ዋላ መዝሙር ግበር ትርቦ በዚሒና ብልጽግና ኣቢይ ጻድቃን ማባርዳቦ
ተብ ታብ ፎሽኳል ! ህዝቢ ትግራይ ኣብ መቓብርኩም ክዕልል ዩ!
BITTO ENABELU JEMIRO BITO ENABELU WEDI-OMO
HULFUTS LIBKHA AB AFKA KISAB TIWTEF TIHISU.
What is wrong with you. Just your are talking about war. Do you know what are trying to do? Terrorizing people. Do you think war is easy. War war war war. Talk something else.
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
2💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐝🐝🐝🐝🐝🐝🐝🐝🐝🐝💪💪💪💪💪💪🪱🪱🪱❤️
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🎉🎉🎉🎉👍👍👍👍
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤