ሰላም፡ ብደርፊ ጥርይ ዶ ወይስ ብግብሪ?

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 11 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 472

  • @ወዲቲጅግናቢትወደድኣብርሃ

    ምስ ወያነ ምዕራቑ ዘይከነ ዘገርም ነቶም ተቓዊሞምኒ ኢሉ ሉእኻት ወያነ እንዳበለ ልዕሊ 27 ዓመት ኣሲርዎም ደሎ ጀጋኑ ኤርትራውያን ዘይምፍትሑ ኢዩ ንኤርትራውያን ከጽንት ዝመጸ ሰብ ኢዩ እዚ

    • @koala10ish
      @koala10ish 6 років тому

      ata donkoro fanusnchiel, debretsion b'iseyas tewedibu allo netom nay sebhat negan abay tsehayn clan ketifii...debretsion hiji fedayin nay PFDJ eyu...aytifeliin dikka TPLF ab 3te kem tefenchelu dihri akieboom...eske nay be-haaki reporter tequenka n'gerena b'zaaba TPLF geza enda akotaatka! silezi...kid n'RAMA adika...gudaay nay Eritra aymilketekaan eyu...endhiir y'milketeni eyu t'ble koynka, taarika ab Eritra n'gerena! defaii arebya! you don't understand the political game Isayas is playing to burry WEYANE kkkk

  • @entertainment-yf7je
    @entertainment-yf7je 6 років тому +60

    #ዘመን #ተቀይርካኒ #ስደተኛ #ኮይነ
    ዘመን ተቀይርካኒ ስደተኛ ኮይነ
    ብስክፍታ ዝነብር ክስደይ ኣድኒነ
    ሓሳብ ልቡ ዘይፍጽም ሰነፍ መስተማሰሊ
    ዳተጎድእ ዝነብር ኣሰኪምካኒ ቁስሊ
    ክሓተካ'የ ኣነ መልሰለይ ዘመን ስለምንታይ
    ከሊእካኒ ስኒት ፍቅሪ ሓበን ሰብኣዊ መስለይ
    ክብረይ ቀንጢጥካዮ ንሓሰርን መከራን
    ንዕዳጋ ኣውሪድካዮ
    መሬት ከምዘይናቱ ኣትሪሩ ዘይረግጽ ሪኢቶ
    ዘይብሉ ኣይምረጽ ኣይመርጽ (2)
    ምድረ በዳ ኾይኑ ሽካ ለምለም ሳዕሪ
    ኣቁጽልትና ነቂጹ ድሙቅ ቀጠሊያ ሕብሪ
    ባህርያትካ ተቀይሩ መሬት ኣድሪቅካዮ
    ሰናይ ዝነበረ ኣካሒዳ ጌርካዮ
    መሬት ከምዘይናቱ ኣትሪሩ ዘይርግጽ
    ስደተኛ ጌርካኒ ኣይመርጽ ኣይምረጽ(2)
    ሰነድ ኢካ መፍትሕ ዝመን ተመኹሮ
    ንኩነታት ትማሊ ሎሚ ትቅይሮ
    ወሳኒ ተራ ኢኻ ባዓል ዓቢ ግደ
    ባህርያዊ ተፈጥሮ ፈለማ ዝተወልደ
    መሬት ከምዘይ ናቱ ኣትሪሩ ዘይረግጽ
    ስደተኛ ጌርካኒ ኣይመርጽ ኣይምረጽ(2)
    ብሓርበኛ ድምጻዊ የማነ ገብረ ምካኤል(ባርያ)

    • @HaraGhirmai
      @HaraGhirmai 6 років тому

      የማነ ባርያ ሕላገትና።

    • @haftomkeshi8566
      @haftomkeshi8566 6 років тому

      I like u!!

    • @dembehaki9939
      @dembehaki9939 6 років тому

      ኣለካ ዲካ ኣታ ጅግና

    • @azebnegasie5075
      @azebnegasie5075 6 років тому

      Joel hawey, Sorry, SELAM Nihisbi eritrean simneu aimeslenin!! Kab hade Hager hade tenkol sileselewom!!ane bzuh jmne!!!gin hadera aingerah,ainashu!!higi ewin entekoine, eritrea bi eritrean eja etihawi,!!!!

  • @tesbeylul41
    @tesbeylul41 6 років тому +1

    I like the way you analyze issues! Your approach is as usual fact based, simple and easy to understand. You don’t show emotion or curse anybody. Keep it up brother.... this is a great way of teaching the broad public👏👏👏

  • @erisweet1532
    @erisweet1532 6 років тому +7

    ፋነይ ኣንበሳ ኣብ ልበይ ዘላ ኣውጽካያ ጽንዓት ይሃብኩም ቤተሰበይ... ምቅዋመይ ን ህግደፍ ክድዓት ንስውእ ኣቦይ ወላድየይ እዩ ኢሎም ብዙሕ ነዲሮም ሐውና ጉድ ወሊድልና. ንዋያነ ተገልገል ኢሎሙ ውን ሰላም ከሊኦምኒ. ተስፋ ይገብር ካብዛ ዘሓልፍተ ልደት ተማሂሮም ክኮኑ.... አንተ ቃልስና እንዳተወገን
    ይኸይድ አሎ.... ሰውኣትና ወትሮ ኣብ ልብና ❤🇪🇷🌷

  • @kilogram5515
    @kilogram5515 6 років тому +61

    You are smart as always bro..

    • @FaNusNetWork
      @FaNusNetWork  6 років тому +3

      Thank you so much, brother.

    • @omerahmedin5808
      @omerahmedin5808 6 років тому

      Iseas afwerk i27 amet kehnxax zexnha ilama abze gezi haremuwa iyu hezbe Ertreaka kuluh indabele Ertrea inda teshet suq ilu rewo muk niyatu higdef hezb ertrea mez mizuwom iyu malet hezb ertrea nay kedem xbuk tarek imber hej idu nehgdf hebu iyu

    • @hagerjeganu4324
      @hagerjeganu4324 6 років тому

      ህዝቢ ኤርትራ ስላም እኹን ነፃነት ርእዩ አይፈልጥን: እዚ ከዳዕ ኢስያስ ክሳብ ዘሎ ካአ ምንም ለውጢ አይፅበን እዩ:

    • @koala10ish
      @koala10ish 6 років тому

      ata donkoro fanusnchiel, debretsion b'iseyas tewedibu allo netom nay sebhat negan abay tsehayn clan ketifii...debretsion hiji fedayin nay PFDJ eyu...aytifeliin dikka TPLF ab 3te kem tefenchelu dihri akieboom...eske nay be-haaki reporter tequenka n'gerena b'zaaba TPLF geza enda akotaatka! silezi...kid n'RAMA adika...gudaay nay Eritra aymilketekaan eyu...endhiir y'milketeni eyu t'ble koynka, taarika ab Eritra n'gerena! defaii arebya! you don't understand the political game Isayas is playing to burry WEYANE kkkk

  • @fedugebre508
    @fedugebre508 6 років тому +36

    እቶም ቅልውላው መንነት ዘለዎም እንድኣልም ዓጋሜ ወያነ ዝብሉ ሓባል በልያ ከይትቅድመኪ ኢዩ መዋእሎም፡ዓጋሜ ክብሉ ምስ መራሒኦም ኢሰያስ ዓጋሜ ክንሶም ስለዚ እዞም፡ዓጋሜ ዝብሉ ኣይትገደሰሎም ዩኤላ ወያነ ዝብሉ፡ዝነበሩ ኢሰያስ ንደብረጼን ሓቂፉ ይኸይድ ዘሎ ድሕርሕጂ ወያነ ከይትብሉ ምስ በሎም ክኣ መን ከም ወያነ ክብሉ ኢዮም ብዓል ኣየሕፍሮም ደገፍቲ ህግደፍ

    • @daniman3972
      @daniman3972 6 років тому +1

      Fedu Gebre Adniqeka aleku eza zerebaka aysemun aywerhi bgbri knreya ena

    • @dembehaki9939
      @dembehaki9939 6 років тому +1

      ናይ ብሓቂ

    • @kenewetina
      @kenewetina 6 років тому +2

      እቶም ኢሳያስ ንሰብ እንተጸረፈ ምጽራፍ ዝምሃሩ፣ ኢሳያስ ነቲ ጸላኢ ክብሎ ዝጸንሔ ሐቚፉ እንተሰሞ መሐዛናን ፈታዊናን ዝብሉ አብ ደምበ ህግደፍ ዝፈረዩ እንስሳ፣ ጽባሕ ኢሳያስ መቐለ አትዩ ህዝበይን ዓደቦይን ኢሉ እንተዝምድር፣ እታ ወያኔ ዓጋመ ትብል ልሳኖም ግምጥል ኢላ፣ መሐዙትና ፈተውትና መቓልስትና እንዳበለት ክትጭፍር ግዜ አይምወሰደላን። ንኩሉ ከአ ዘገም ኢልና ክንዕዘብን ክንርእዮን ኢና።

    • @natsanetberhe2369
      @natsanetberhe2369 6 років тому +1

      Fedu Gebre
      Bhaki etom dekalu eyom kab wedi medhin berad jemirka

    • @eyobabay
      @eyobabay 6 років тому

      Do not argue with idiot people, okay.

  • @tsegaiweldeamlakh2240
    @tsegaiweldeamlakh2240 6 років тому +1

    Viva FaNus NetWork , it is absolutely clean and clear message .

  • @entertainment-yf7je
    @entertainment-yf7je 6 років тому +51

    ኣነስ ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ነዞም ደገፍቲ ህግደፍ
    *ሰላም ካበይ ኢያ ትጅምር ካብ ጎረበትካ ወይስ ካብ ገዛኻ*

    • @FaNusNetWork
      @FaNusNetWork  6 років тому +7

      ኣዚየ ጽቢቕቲ ሕቶ

    • @እስመኣልቦነገርዘይስኣኖለ
      @እስመኣልቦነገርዘይስኣኖለ 6 років тому +4

      ፍቅሪ entertainment ጽብቕቲ ሕቶ እያ ፍቅሪ ካብ ቤትካ እያ ትጅምብር ብድሕሪኡ ከኣ ናብ ጎሮቢርት ይሰጋገር እምበር ናይ ህግደፍን ድገፍቱን ሲ ብጎረቤት እያ ትጅምብር መሲልዎም ዘሎ።

    • @jellarjellar4622
      @jellarjellar4622 6 років тому +4

      ፍቅሪ entertainment ካብ ናትካ ሕቶ ናተይ ሕቶ ትጽንክር ፡ ስለምንታይ እዮም ደገፍቲ ህግደፍ ተቓወምቲ ተመሲሎም ኣብ ሞንጎና ኣትዮም ጽን ዝብሉና ? ? ?

    • @entertainment-yf7je
      @entertainment-yf7je 6 років тому +2

      @@jellarjellar4622 *ኣነ ዉን ክሓተኻ ምደለኹ ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣየኖት ሰባት ኢዮም ዘድልይኻ ዘለዉ*
      1 ተቃወምቲ
      2 ደግርፍቲ
      3 ሓቂ ዝዛረቡ?
      መልሲ ናባኻ ይገድፎ

    • @jellarjellar4622
      @jellarjellar4622 6 років тому +1

      ፍቅሪ entertainment ካብ መኖም ኢልካ ትግምተኒ ?
      ግና እቶም ሉኡኻት ህግደፍ ልቢ ሰብ ካብ ዝምርምሩ ብናቶም እንተዝ ጅምሩ ምሓሾም ? ኣይንስሕተንን ኢና ግዲ የብልካን ?

  • @henokgebremeskel9247
    @henokgebremeskel9247 6 років тому +2

    When the meaning of freedom has turned into solely annual celebrations and festivals.
    As always, good job and analysis.
    Keep up the good work Yoel!

  • @kenewetina
    @kenewetina 6 років тому

    ሰላም ዩኤል ጅግና ወድና!! ንሃገራዊን ታሪኻዊን ሐበሬታን መኸተን ጸረ ክፉእን እከይን መላኺ ስርዓት ኢሳያስ አብ እትገብሮ ንሐሶት ብሐቂ ምቅላዕ አዚና ነመስግነካ አጆኻ በርትዕ ቀጽሎ!!!

  • @ارترياياجارةالبحرارتريايابلادي

    Nay bahaqi qalsena ena qaxelna Kuluna hugusat zhugus bisrat u zi..mukhneyatu ezi rabha nay hezbi sele zelwo ..nihna anxar hgdef ember anxar eritrean hezbi eritrean aykonan haqekha Youel , Hero Youel qaxel ab gonokha allena 🌹💐💐

  • @imosea9460
    @imosea9460 6 років тому +4

    ዝገርመካ ንሕና ኤርትራውያን ዓቢ ሽግር ኣለና == ህ ግ ደ ፋውያን ኩላትና ማለት ደገፍትን ተቃወምትን ካብ ሃገርና ኣባሪሮ ኣብ ዓዲ እንዳማትና ክንባላዕ ን ልዕሊ 20 ዓመት ከይትሓለሉ ሰሪሖምሉ እዮም ።
    እቲ ዝሰርሑሉ ናይ ክፋእ ተግባራቶም ከምዝተዓወተ ምስተረድኡ ነታ ንባላዓላ ዘለና ሃገር እንዳጠፍአት እንኮላ ሕጂ"ውን ኣብ ዘይንውንና ሃገርን ካብ ኢድና 100/100 ኣምሊጣ ወጽያ ዘላ ሃገርን ስቅ ኢልና ንህውትት ብዓልና ንባዕልና ንባላዕን ኣለና ።
    እዚ ድማ ምልጋጽ ብደም"ቶም ኣሽሓት ንጹሃት ጀጋኑ ስውኣትን ስንኩላትን ምኳና ክንፈልጥ ይግባኣና ከም"ውን ብፍላይ እቲ መንእሰይ"ዚ ናይ ሕልና ገበነኛታት ምኳና ክንፈልጥ ይግባኣና ። እቲ ደም ሓላላት ስውኣትና ድማ ንዘልኣለም ከምዘይገድፈናን እሾኽ ኮይኑ ክወግኣና ምኳኑ ወይ ድማ ፈንጂ ኮይኑ ክፍንጀረና ምኳኑ ኣይንዘንግዕ ።

  • @ፍቅርንሓልዮትንእዮምኣዝማ

    እዋይይይይ ኣዉደኣመት መዓልቲ ሓንቲ ማሓዛይ ብክይ ዊዕላ ኣነ ከኣ እንታይ ኮይንኪ ስድራ ድሓን ኣይ ኮኑን ድዮም ኢለ ብክያታ ናይ ሓዘን መሲሉኒ ተሻቂለ ሓቲተያ ንስካ ግን ዘብከያ ኢሰያስ ኣዉደኣመት ምድሪ ክዳን ከይ ቀየረ ዊዕሉ ምክንያቱ ንኣብይ ክረክብ ከሎ ባድላ ዩ ዝክደን ነይሩ ሕጂ ግን ናብ ዝነበሮ ተመሊሱ ኢላ በሓቂ ሓዚናትሉ
    ዮኦል ዝገበርካ ገይርካ ን ዶክተር ተብረጽዮን ንገሮ ሞ ኣብጸሕላ ኢካ እዛ መልእክቲ

    • @FaNusNetWork
      @FaNusNetWork  6 років тому +7

      ክክክክክክ ጠዋሊ፡ እዛ ሓፍትና ካብ ቐጻሊ ትበኪ፡ ዝገበርና ገርና፡ ንደብሪጽ መልእኽቲ ኣብጽሓልና ክንብሎ ኢና።

    • @የእግዚአብሔርሥራድንቅነው
      @የእግዚአብሔርሥራድንቅነው 6 років тому +4

      +FaNus NetWork ኢርትራውያን ልቢ ክትብልው ዘለኩም አምሓሩ እዞ ብስም ኢትዮጵያ እናሽለኩለኩ
      ዓሰብ ንምቁፅፃር ዝገብርዎ ፃዕሪ ብጥንቃቀ እንትሕዝዋ ይሐሸኩም
      ማንም ህዝቢ ካብካትኩም እንታይ ይደሊ ንምንታይ ዝብል
      እዩ
      ትግራይ ይኩን አምሓራ
      ኦሮም
      ብክልቲኡ ዘለና ተጋሩ ድኹማት ኢና
      አምሓሩ ብዝተፈላለይ ምኽንያት ባሕሪን ውድብን እዩ ናይ ዘላእለም ሕልሞም
      ኦሮም እውን ዘርኢ ኩሽ ኢና እናበሉ እናዘሩ ዝገብርዎ
      ንአብነት ዓፍር ግለ ብዝሓት ዓሌት ህዝቢ ዘርኢ ኩሽ ኢኩም
      ዝብል ነገራት ጥንቃቕ የድልዮ እዩ
      ብዝኮነ እግዚአብሔር ሰላም ይሃበና
      ሃገርኩም ላዕላውነታ ክትሕሉ ፅዓሩ
      እናተመለስኩም ናብ ባርነት አይትዘፍዘፉ

    • @zparadizoasmara1495
      @zparadizoasmara1495 6 років тому +1

      @@FaNusNetWork ፋኑስ ሓዋይ ኤርትራዊ ምጽናት አዩ አቲ ዕላማ ብጣዕሚ ኩሉ ግዜ አዩ ዘሕዝነኒ አዞም ኩሎም ከመይ ዝበሉ ኣቦታት፡ የዕርኽቱና ተሰዊኦም ትርጉም ዘይብሉ ፡ ኣካይደኦም ሰለዘፈልጦም ካብታ ሰላም ዝበላ ኣይደቀስኩ ምክንያቱ ወዲእዎ አዩ ክሕውሳ ከሙኡ ክገብር ተኾይኑ ኤርትራወያን ክጠፉ ኣለዎም ተጋሩ ከኣ ምኽንያቱ ኣይድቀስን አዩ፡ ሰብ ዘየሰተውዓሎ ዘሎ 1፡ ሓደ ደክታቶር ትብሎ መራሒ ኡኮ ዋላ ድክታቶር ይኹን ኑዑዑ ዘምልኽዎ ሰብ የፍሪ አዩ ሰብ ክብለካ ኤርትራወያን ሓካይም ፡ ምኒስትሪታት ፡ ምክልኻል ተካእቲ አሺ ዝብሉ ፡ ሓቀኛ ተኾይኑ እዚ ግን ኣይነድልዮን ኢና ፡ ሕጂ ከኣ ፈትዩ ከይመስለካ ምስ ደብረጽዩን ዝጽጋዕ ዘሎ ፡ ምስከንደይ ሓለፍትና ክንርእዮ ጥቡቅ ርክብ ዘለዎ ክመሰል ከምኣ ጌሩ አእዳዎም አንዳሓዘ አዩ ኣጥፊእዎም ፡ ሕጂ ከኣ ንደብሪጽ ኢዱ ከሙኡ ጌሩ ተሓዞ ተጋሩ ሰሚሮም ሰለዘለዉ ኣየዋጾኦን አዩ ንኩሎም ፈትዩ ኣይኮነን ንስልጣኑ በዓቢኡ ንኢትዩጵያ ከኣ ኣመሰሳሲሉ ከፍትሖም አዩ ክደናገሩ የብሎምን ፡ ካልእ ዘገርመኒ አዞም ኣብዚ ሰደት ዘለዉ ምሁራት ትብሎም ህግደፍ የሕሙኒ ሰጋብ ሕጂ ዘይምርዶም ጀጋኑ ኣቦታቶም ኣደታቶም ንዕላማ ተሰዊኦም ባዓል ሽንቲ ገዲፎሙልና ፡ ኣብዚሔልካ ዘረባ yoel ተሰሚዕና አንታይ ከንገብር፡ keep it up bro GBU,

    • @robielhabtemariam246
      @robielhabtemariam246 6 років тому

      Kkkkk

    • @ፍቅርንሓልዮትንእዮምኣዝማ
      @ፍቅርንሓልዮትንእዮምኣዝማ 6 років тому

      @@FaNusNetWork መልእክቲ ጽቡቅ ገይርካ ኣብጸሕላ በሓቂ ዕድለኛ ኢካ ዘይ ቀየርካ ኢለን ዝበክያልካ ኣለዋ በሎ

  • @zetamful
    @zetamful 6 років тому +10

    I agree with you 1 milion times. The people must have Freedom and the Economic must grow Not only the leaders Smiling

    • @ibrahimmahmoud1755
      @ibrahimmahmoud1755 6 років тому

      ፋኑስ እትዝርግሖ ርእይቶታትካ ተገዲስካ ምዝራብካ ዘመስግን ተግባር እዩ።ኣብዚኣ ናይ ሎሚ ሓተታኻ ብዛዕባ ተጋሩ-ዓጋመ ክትዛረብኮለኻ ብጣዕሚ ለስሊስካ ።ተጋሩ ብዓይኒ መትከል ጸልእትና እዮም እሰያስ ከኣ ተምቤን እዩ።ኣጋዝያን ዝብሉ ከኣ ተጋሩ ዓጋም እዮም ናይ ሚስጥር ስምምዕ ኣለዎም ዝተባእሱ ዝመስሉ ንዓና ንምትላልዩ ኣብጊዜ ፈደረሽን ኣብ ኢድና ኮላ ኣጥፊእናያ ሕጂ ከኣ ተጋሩ የሕዋትናዮም ሓደዩ ቋንቋና እንበልና ነቲ ሃገራዊ ስሚዒት ኣድኪምናዮ።መርገጽና ነነጽር ተጋሩ ጸላእትና እዮም።ኤርትራ ትጫራረም እያ ዘላ ቀይሕ ባሕሪ ሰራዊት ኢትዮጵያ ስፊርዎ ዘሎ ።ሓንሳብ ብሰሜን ሓንሳብ ብምዕራብ ዶብ ተኸፊቱ ሓንሳብ ተዓጺዩ እናበሉ።ኣይትረስዕ እሰያስ ካብ ቀደሙ ኤጀንት ናይ ጃንሆይ ኤጀንት ናይ ኣስራተ-ካሳ እዩ ።ዝብኢ እንታይ ትጸልእ ድራርካ ከይሓዝካ ዕላል ኣብዚ ጊዜዚ ኤርትራ መንዩ ዝውንና ዘሎ ኣይፍለጥንዩ ተጋሩን ኣምሓሩን ዓብሊሎም ብኢድና ክሕዙናዩ መደቦም ቀደም ውን ኣሃይማኖትን ቋንቋን እዮም ኣትዮምና።

    • @zetamful
      @zetamful 6 років тому

      @@ibrahimmahmoud1755 Thank you very much ,,,,, you are right,,,,,,kendey geze keshekeuna nenetekemom,,,,,,,, Isiais, Abiy and Dr.Debretsion,,,, they are not working for Eritrea

  • @idrisabrarwedisahos8160
    @idrisabrarwedisahos8160 6 років тому +1

    Wawwwww asil shikorrr very good Nice pic wedi eri🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @atakltigmedhin1813
    @atakltigmedhin1813 6 років тому +10

    ane fetawi hzbi eritria wedi tgray eye.....bihaki mestewaeli eka ketsilelu…….nisatom nipoletica tikmi eyom zigebrwo zelewu...gin hizbi tgrayn eritran kab poletica nab fikri kinkyro ena…...hizbi yeshenif…...ketsilelu hawey mearey

    • @robelrshany8430
      @robelrshany8430 6 років тому

      Ataklti G/ medhin , anta kondaf agame hjiwn ktfelt "chifra malelit " keytefiet dkas zbehal yelen . Wedza lemani funfun ftret . Fanus network malet hade medenageri lekbat esub b tkmi zteshete kedae zega eyu .

  • @እስመኣልቦነገርዘይስኣኖለ

    ብጣዕሚ ትድነቕ ሰብ ኢኻ እሞ ኩሉ ጋዜ ምስ ኣድነቕኹኻ እየ ኣጆኻ ሓወይ ናተይ።

    • @Tes861
      @Tes861 6 років тому

      Wehidewo keman kubur hawey mogos

    • @እስመኣልቦነገርዘይስኣኖለ
      @እስመኣልቦነገርዘይስኣኖለ 6 років тому

      ጌጋ እብተ ዘይህሉ መደምሰስ ኣይምሃለውን thak you hawey natey

    • @Tes861
      @Tes861 6 років тому

      @@እስመኣልቦነገርዘይስኣኖለ ኣጆካ ሰበይ ዮኤል ብጣዕሚ ወናኒ ምሉእ ሕልና ኢዩ እሞ ኩሉ ግዜ ጺን ኢልና ንስማዓዮ ሓወይ ልብና ከፊትና ንስማዓዮ መቸም ርግጸኛ ኢየ ቡዙሕ ከም ንማሃር ሞጎስ ሓወይ ከኣ ሩሑስ ባዓል ይግበረልና ዓመተ ሰላምን ፍቅርን ስኒትን ይግበረልና

    • @እስመኣልቦነገርዘይስኣኖለ
      @እስመኣልቦነገርዘይስኣኖለ 6 років тому

      @@Tes861 ኣጆና ሓወይ ናተይ ንዚኡ ደኣ ምበር ንሓዋሩ ኣይኮነን ከምዚ ኢሉ ክነብር ።

    • @Tes861
      @Tes861 6 років тому

      @@እስመኣልቦነገርዘይስኣኖለ ኣገናዕ ብሩክ ሓወይ

  • @ናብልብናንመለስ
    @ናብልብናንመለስ 6 років тому +13

    ሰላም ሎሚ ዘበን ብደርፍን ብጥቅስን ብጭርሖን ብሰለማዊ ሰልፍን እያ ትዛዘም ዘላ ...........

  • @naodtsegay1763
    @naodtsegay1763 6 років тому +10

    እንታይ እሞ ክንብል ኢና ተባሂሉ ኢዩ፡ ናይ ደገፍቲ ህግደፍ ነገር ተዛሪብካ ኣይዉዳእን፡ ደሃን ፡ ክህሉ ዩ ሃደ ግዜ፡ ወላ ምስ ኣረግና፡ ጥራይ ሃገርና ብቅዋም ትምራህ ትኩነልና፡ ሰብ ኣብ ድላዩ ዝኣምን፡ ድላዩ ደፊሩ ዝዛረበሉ፡ ብሰላም ንንቀሳቀሰሉ፡ ትኩነልና።

  • @bellat6680
    @bellat6680 6 років тому +24

    Merhaba Fanusey goyta Haki

    • @FaNusNetWork
      @FaNusNetWork  6 років тому +1

      Mosi hawey, aziye yemesgin. Kibret yihabeley.

  • @Ziggy96348
    @Ziggy96348 6 років тому +9

    ደንቆሮ ህዝቢ ግዚኡ ብደርፍን ጓይላን እዮ ከም ሰብ ዛር ምስዕሳዕ ዮ አብ ኤርትራ

  • @afewerkitkabo7346
    @afewerkitkabo7346 6 років тому +1

    ብልክዕ ሉኡኽ ወያነ ምባልሲ ተሪፋ።ሕጂ ከኣ ካልእ ይምህዙ።

  • @aziebasheber5788
    @aziebasheber5788 6 років тому

    ጽቡቅ ዘረባ የቀንየልና ጽቡቅ ትምህርቲ ቀጽሎ ሐንቲ መዓልቲ አላ አጀኩም አጆና

  • @tatuyoutubechanel6527
    @tatuyoutubechanel6527 6 років тому +2

    You are smart boy thinks for informition merry Christmas and happy New year to all Eritrean people

  • @Senafe-v2r
    @Senafe-v2r 6 років тому +20

    " Welcome ሓውና ዩኤል " ኢሳያስ ከም ኮንፕዝ ዘጥፍአ መርከብ ኮይኑ ኣንፈቱ ናበይ ከምዝኮነ ዘይፈልጥ ብሃውሪ ዝኸይድ ዘሎ ሓደ ጽሉል ኢዩ : :

    • @koala10ish
      @koala10ish 6 років тому

      ata donkoro fanusnchiel, debretsion b'iseyas tewedibu allo netom nay sebhat negan abay tsehayn clan ketifii...debretsion hiji fedayin nay PFDJ eyu...aytifeliin dikka TPLF ab 3te kem tefenchelu dihri akieboom...eske nay be-haaki reporter tequenka n'gerena b'zaaba TPLF geza enda akotaatka! silezi...kid n'RAMA adika...gudaay nay Eritra aymilketekaan eyu...endhiir y'milketeni eyu t'ble koynka, taarika ab Eritra n'gerena! defaii arebya! you don't understand the political game Isayas is playing to burry WEYANE kkkk

  • @eritreagreatgezavideos7683
    @eritreagreatgezavideos7683 6 років тому +3

    እዛ ህግድፍ ዝስርሕዎ ኤሪትራ🔍🔍🔍 ኣበይ ክምዘላ እካ ጠፍኣትና ሓንሳብ ሓንስብሲ ክልተ ኤሪትራ ክይህልዎ ይጠራጥረኒ እሎ ዎላስ ስላም ክልተ ትርጉም እያ ዘለዎ እታ እብ ኤሪትራ ዘላ ስላም መቸም ከም ስላም ትሕስብ እተኮይና ስላም ክይፉለጥና ሽማ ቀይራ ክትክውን ኣለዎ ንስብ ክይትንፍስ መስሉ ገፊፍካስ ስላም እሎ ምባል ኖይቶም ባሃልታ ጥዕና የጠራጥር እዪ ☠☠💀

  • @teklu523
    @teklu523 6 років тому

    እስካስ ቡሩክ ኢካ Happy New Year

  • @natsanetberhe2369
    @natsanetberhe2369 6 років тому

    Thanks Fanus hawuna
    Keep it up
    Good job !!!!!!

  • @ibelongtojesus9465
    @ibelongtojesus9465 6 років тому

    Thanks too my dear brother and nezom hager xbuk endabelkum hzbi tetfiu zelekum nay idkum ktrekbekum ya
    Sle hade dictator aythsebu
    Sle bzuh hzbi hsebu. Lbi yhabkum

  • @hagosgre5991
    @hagosgre5991 6 років тому +8

    እቶም ዓጋመ ዝብሉኮ ንባዕሎም መንነቶም ዘይፈልጡ እዮም100%
    ደቂ ደቃሉ ከም ኣድጊ በዴታቶም ዝጽውዑ

    • @natsanetberhe2369
      @natsanetberhe2369 6 років тому

      hagos gre I agree 1000% dekebat dea Regina endina

  • @DJkuda-z9j
    @DJkuda-z9j 6 років тому

    ኣታ ንስካስ ጂግና ኣጆካ ሰላምና ንሪኤላ ቀሪባ እያ ንስካ ውን ክሳብ ሕጂ ደኪመ ከይበልካ ንህዝብካ ከምዚ ጌርካ ተነቃቅሖ ዘለካ ካብ ልቢ የቀንየልና

  • @johannis6860
    @johannis6860 6 років тому

    ኣጆኩም ደኪ አረይ ኩሉ ጽቡክ ክከውን አዩ
    ዘይተጸበናዮ ክከውን አዩ

  • @alexanderkiros8588
    @alexanderkiros8588 6 років тому

    አምላክ ይአክለኩም ይበለና እሞ ነቲ ህዝብና ብሰላም ተዘራክብዎ ድሕርኡ ንሳቶም ከምአይሎም አይነብርን አንሕና ካዓ ንሳቶም ዝነግሩና ምስማዕ ደው አቢልና ብዛዕባ ሰላምናን ፍቅርናን ንሕሰበሉ ነቶም አናእሽቱ የሕዋትና ቡሩሁ መፃኢ ነረክቦም ።
    good job zhawey

  • @ermiasmedenes3358
    @ermiasmedenes3358 6 років тому

    Bzuhat meneqaqahti tmetsuna alekhum sesenulna dea ksab ab goni hzbikhum dew zbelkum👏👏👏🌋

  • @beshiryemane5116
    @beshiryemane5116 6 років тому +3

    Hakika tikikil Agame Tigrawy zibla qalat nabey wey nimen kithbuwo ekum hgdefawiyan sheyeti hager lumusat dos Tegaru ena nihna kitbluna hjika gin enqa 2 melhas azarebekum wedi gonder zey wedi zegana "Fanusey rekebkayom Agenaie

  • @mareaa1423
    @mareaa1423 6 років тому

    💖🌷💜🇪🇹💖🇪🇷🕊 amen Amen 🇪🇹🤲🇪🇷🎁✅🥂

  • @natnaelteklu2639
    @natnaelteklu2639 6 років тому +3

    You are smart go on! !!!!√√√√√√√√

  • @SomeOne-wj8pv
    @SomeOne-wj8pv 6 років тому +9

    Serving the truth

  • @ቀዳማይዙርያ94
    @ቀዳማይዙርያ94 6 років тому +1

    ነመስግንካ ሓውና
    ሰላም ንኹሉና ድቂ ኤረይ የሕዋት ዝተረፈ ነገር ተሎ- ቁዋም- መሰል- ናትጸነት- ይተግበር

  • @lerenelkaar142
    @lerenelkaar142 6 років тому +1

    ኣይ ትገደሰሎ ነዚኦም ደገፍቲ ህ፡ግ ደ፡ፍ ኣጉል ክተርፉኢዮም

  • @samalenu2118
    @samalenu2118 6 років тому

    Thanks for explanation ( i think most ertrean know it) but the solution.

  • @sabahabtemicael1794
    @sabahabtemicael1794 6 років тому

    ቢመጀመሪያ ንኹሉኹም ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ኩኾነልና እንዳተመነኹ ቀፂለ ወዲ ዓበይቲ ደስ እንዳበለኒየ ዝካታተለካ ሶሪ ነቀፈታ ከይትመስለካ ርእይቶ(ዲሌት) ንምግላፅየ ካባኻን ከምዚከማኻን ለባማት እንታይ ይግበርኣሎ ኩሉ ኤርትራዊ ይካታቶሎዪ እንታይ ንግበር ዝብል ሓሳብ እንተተስሙዕና ምፈተኹ የቀንየለይ

  • @lilyzemo2404
    @lilyzemo2404 6 років тому

    Kulu gedifna Iseys kikeyd Alewo, fans jegna💪👍

  • @teweldekahsay51
    @teweldekahsay51 6 років тому

    Selam kbur haw, bzuh gzie yketateleka eye. Nhasabatka ydgfo wey ykawemo bzeyegeds, (darga kulu ydgfo eye) hanti ketemaebla zlabeweka kal gn ala. Nsa kea GN (but) eya. Bbzhn ab zeybotaan teatiwa aleka emo degimka ketestebhlela ylabeweka. Ms akbrot.

  • @alemsegedabraham9298
    @alemsegedabraham9298 6 років тому +1

    ኢሰያስ ዘለዋ ሰላም የላን። ገና ን ወያነ ሕነ ንምፍዳይ ኢሉ ኢዩ ምስ ኣምሓራ ዘሻሩ ዘሎ። ነምሓራ ምሳኩም ንዳወብ ኢና ኢዩ ቲ መልእክቲ ብ ዓሰብ ድማ ምስ ወሎ ኣምሓራ ኢና ንራከብ ኢዩ ቲ መልእክቲ ኢሰያስ እምበር ባኒ ብ ትግራይ ዝቀርቦ ክነሱ ስምስም ካብ ሕሞራ ኣምጺ ኡ ዘይቲ ክጾምቆልና ከይመስለኩም፡ እግሪ ዘይብሉ ሳእኒ/ጫማ ኣይትምነን ኢዩ ኣብ ውሽጥና ሰላምን ፍትሕን ሕግን ዘይብልና ክነስና ዶብ ከፈትካ ዶብ ዓጸካ እንታይ ይጠቅም፡ እንዳ ህግደፍ ግን ን ህዝቢ ኤርትራ ዝጠቅም ከይሰርሑ ቃል ኣትዮም ኢዮም መታን ቲ ህዝቢ ባህሪሩ ክጠፍ ኣሎም፡ ንህዝቡ ዘይፈቱ መንግስቲ ከም ህግደፍ የለን፡ በቲ ኮይኑ በቲ ግን ህግደፍ ዝሰርሐ ተሰርሐ ዝገበረ ተገበረ ድራማ ካብ ሙካን ሓሊፉ ብህዝቢ ተቀባልነት የብሉን ወዳቂ ድማ ኢዩ፡

  • @nightx8952
    @nightx8952 6 років тому +1

    ናይ ሓቂ ትንተናካ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣሎ ቀጽሎ ኣንበሳ

  • @DestaFish98
    @DestaFish98 6 років тому +14

    ዘመን ትቅይርካኒ ስደትና ኮይነ ብስኽፍታ ዝነብ ክሳደይ ኣድኒነ ኢሉ የማነ ባርያ
    ሎሚ ሎሚ ግን ዘመን ተቅይርካኒ አርቲራዊ ኮይነ ብስክፍታ ዝነብር ክሳደይ ኣድኒነ መባል ይሓዪሽ ኮይኑ ይስመዓኒ ደቂ አሬይ ምኽንያቱ ካብ ኣብ ሃገርና ኣብ ስደት መሰል ኣለና

    • @jellarjellar4622
      @jellarjellar4622 6 років тому +1

      fishale.mehretu fishale.mehretu መሰል ናይ ኦሪት ድያ ዋላ ተጠንቀቑሎም ኦሪት ዝብሉ ?

    • @DestaFish98
      @DestaFish98 6 років тому +1

      ኩቡር ሓወይ ወይ ውን ሓብተይ ንመጀምርያ ስለ እቲ ሪኢቶካ መሃብ የቀነለይ
      ካቤኡ ሓልፈ ከኣ እታ መሰል ዝበልክዋ ምሌኡ መሰል ወይ ውን ናጽነት ረኺበ ኣይ ኮንኩን ከሜኡ ኢለ ግን ካብ ኣብ (አርቲራ) ብገዛ ሃገረይ ዝረኽብከዎ ናጽነት ኣብ ዘይ ሃገረይ ኢሮፓ መጼ ንዝረኸብክዎ ናጽነት ይብልጽ ማለተይ አየ እዚ ግን ዘይ ከሓድ ሓቂ እዩ ካብ ኣብ ሃገርና ዝረኽብናዮ ናጽነት ኣብ ዘይ ሃገርና ዝረኸብናዮ ናጽነት ይበልጽ thank you

    • @jellarjellar4622
      @jellarjellar4622 6 років тому

      fishale.mehretu fishale.mehretu እወ ጹቡቕ ኣለኻ ግን ኦሪት ስለ ዝበልካ እየ ። ንኤርትራዊ ኦሪት ኣይምልከቶን እዩ፡ ንተጋሩን ግን ኤርትራዊ ሙኻን መህደሚ ክገብሩዎ ይደልዩ ፡

    • @embayetewelde4336
      @embayetewelde4336 6 років тому

      fishale.mehretu fishale.mehretu ሓሳዊ ነዳፍ ዘዝመጸ ሓሶት ክትሑሱ

    • @DestaFish98
      @DestaFish98 6 років тому

      @@embayetewelde4336 ኩቡር /ኽብርቲ እተ ደኣ ተጋጌ ተጋጊኻ ብለኒ እንበር ኣይ ትጻረፍ ካብ ጸርፊ ትርጉም የለን መጸረፍኩኻ ግን እንታይ ፋይዳ ኣለዉ ኣነ ክፈልጥ ደኣብር ክጻረፍ ኣይ ደልን ንስኻ ግን ምስ ነብስኻ ስለ ዘላለኻና የቀነልና ምኽንያቱ ንሳ እያ ዓቅምካ

  • @dawithagos9466
    @dawithagos9466 6 років тому

    Selam ka ybzah kubur hawey. Guday iseias Afwerqi ksab hji chrchr abede eyu zelo! qumneger ay reanan: gn nqeni tray nteazeb :: netom ab wthdrna zelewu ahwatna kea nxelyelom kalay gzie ab dem key Aetwom.

  • @tesfamichaeltewelde5245
    @tesfamichaeltewelde5245 6 років тому +1

    መደብካ ብዚህ ይካታቶሎ ኣይ ነብርኩን ሕጂ ግን ናትካ ደካፊ ዩ

    • @evenmiki3189
      @evenmiki3189 6 років тому

      መደብካ ጽቡቅ እዩ

  • @ariamg7252
    @ariamg7252 6 років тому +1

    Well said brother .

  • @abdelamohamed313
    @abdelamohamed313 5 років тому

    Well done 👍 FaNus Network
    You are amazing thank you 🙏

  • @fightforyourright96
    @fightforyourright96 6 років тому +10

    Hakka bravo 👏👏👏

    • @FaNusNetWork
      @FaNusNetWork  6 років тому

      Thank u Mule. So nice to hear from you.

  • @elhamabdella4339
    @elhamabdella4339 6 років тому

    Yigerem u yoel hawey.zeysinka huxa qortimelu geromo.ember be senki badme elom do aykonun eyom quinat zikefetu and maeleya zeybilom ahwatna kea tesewiom.beka hji netom be senki badme ziteseweu ahwatna kemza adgi geromom zehzin u bihaki

  • @berekemariam5911
    @berekemariam5911 6 років тому

    ንስካ ፋኑስ ኢካ ናይብሓቂ ፋኑሳት ከማን ፡ትድነቅ ቅኑዕ ዜጋ ኢካ

  • @weditigray4452
    @weditigray4452 6 років тому +12

    መፂኻለይ ዶ ዘረባኻ ሓቂ ገጽካ ወርቂ ካብቶም ዘድንቀካ ኢርትራውያን ሓደ ንስካ ቀጽሎ ሓውካ ካብ ወድ ትግራይ

    • @hiwettewelde2914
      @hiwettewelde2914 6 років тому +1

      Eintey meregagexi Aleka Eritreawi mukani Adiu malet weladitu kam men kemziweledeto Negratka diya ,

    • @hiwettewelde2914
      @hiwettewelde2914 6 років тому +1

      Malet mes men deqisa zifeltb seb ylon Eritreawi Ethiopawi sudanawi ?

    • @ወዲቲጅግናቢትወደድኣብርሃ
      @ወዲቲጅግናቢትወደድኣብርሃ 6 років тому +2

      mulu Gesesew
      ኣይትመልሰላ ዳሓን ነዛ ጋሓፍ ሕማም ኢዩ ከምኡ ዝገብራ ደሎ

    • @weditigray4452
      @weditigray4452 6 років тому

      ይቅርታ ደሓን ኣነ እየ ተጋግየ ኣብ መስመርኩም ኣትየ

    • @erisweet1532
      @erisweet1532 6 років тому

      @@hiwettewelde2914
      😡😡

  • @yosephsande8040
    @yosephsande8040 6 років тому

    Zerebakum mara Hasiru. Tirgum keman tesaeinuwo. Gibrkum nay Kifuat n hasadat n tirah koinu. Bizerebakum dima _ hizbi eritrea tieezbti yiwosdelkum alo.

  • @onefourthree5346
    @onefourthree5346 6 років тому +1

    Again thanks Fanus but the deal is not openning and closing the border!!!gin ete dob mehinxax ky abmentay derga baxihna ?bze ekhafti abze dema yaxow ?

  • @teametadese2309
    @teametadese2309 6 років тому

    Selam haw bztgebro 👍🏾
    Ane kem ertrawi Naxnet malet hanti Hager kab Badawi Naxa mstkewn ymesleni.
    Ezi malet 91 teregagixu u
    Nhna gn harnet ena Sina ybl
    Naxa mnkskas Naxa rito nay mzrab Naxa haymanot ...,
    Ezi netbtat kea (harnet ) zy mhlaw.
    Wlkawi rito bye

  • @ራይራይዲሚፂወያነትግራይA

    ትክክል

  • @hiabdurahman4368
    @hiabdurahman4368 6 років тому +1

    Kab maas eu Eritrea hizbi mis tigray zitefakere? Ane kab zrdani gize gemire....🖤🖤🖤🖤🖤

  • @verselerven2362
    @verselerven2362 6 років тому

    U doing a great job thank u

  • @rakitube21
    @rakitube21 6 років тому

    eritran tigray one love ❤❤🌷🌷

  • @DailyPost2025
    @DailyPost2025 6 років тому +1

    Always good points keep it up brother, Who are the people dislike the fact unbelievable.

  • @ኤርትራሃገረይ-ዐ9ገ
    @ኤርትራሃገረይ-ዐ9ገ 6 років тому

    በሊሕ መንእሰይ ንፉዕ ኣጆኻ ቀጽሎ ዘረባኻ ኣብ ክውንነት ዝተመርኮሰን ሓቂን እዩ።

  • @classiccell15
    @classiccell15 6 років тому

    ሰላም ሰላም ተመስገን

  • @eritreanpeopletoday1231
    @eritreanpeopletoday1231 6 років тому

    Thanks in behalf voiceless
    Eritrean peaple!!!

  • @BereketTesfamichael
    @BereketTesfamichael 6 років тому +1

    ኣነ ካብቲኦም ዝጸርፍ ዝነበርኩ ሓደ ኢየ ካብ ሕጂ ንኖ ኣቃሪጸዮ ጸርፊ ኣቃሪጸዮ ኣለኹ

    • @asmelashtesfay5931
      @asmelashtesfay5931 6 років тому

      ንፉዕ ካብ ጌጋኻ ምእራምካ ከየመስገንኹኻ ኣይሓልፍን፡እቲ ጌግኡ ዝርዳእ ዩ ለባም።

  • @eritrealove7359
    @eritrealove7359 6 років тому +2

    Wellcome Fanus Network Niber Kiber 👉👍👈

  • @tomorrowcanbebetterthantod980
    @tomorrowcanbebetterthantod980 6 років тому +13

    Well come fanus፣🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @FaNusNetWork
      @FaNusNetWork  6 років тому

      Thank you so much for your encouragement and support, brother.

  • @hagererselam6379
    @hagererselam6379 6 років тому +2

    ኣጀካ ኣንበሳ

  • @HaraGhirmai
    @HaraGhirmai 6 років тому

    ኣጆካ ወዲ አረይ ምክሸሖም ቀጽሎ።ንኢንጂነር እካ እታ ናይ ሕሶት ዋዘሙኡ ካብ youtube ኣልዒልዋ።እዝጊ ክግብር ንዲክታቶር ውን ሃው ከነብሎ ኢና ግዲ።ከምታ 2nd ቃለምሕትቱ ሃው ዘበላ።ንስኩም ሓብሩ ንሕና ከኣ dislike ኣይንሓምቅን ኢና።

  • @hawashait3260
    @hawashait3260 6 років тому

    halewlew abilka ezi selam

  • @eritreaweymot
    @eritreaweymot 6 років тому +4

    Dr Debrezion ms wedi hawebu Iseyas Afwerki eyu terakibu ember msana ms Eritreawyan krakeb aykeln eyu sle ezom loli 20.000 abes zeyneberom ab kinat Weyane tesewu ahwatnan dqnan kemu wn etom loli 60.000 kab Ethiopia bsenki Tegaru tesogogu adeda hmamn motn zkonu Eritreawyan : nezi zrso entelo kem Iseyas Afwerki ntab zern demn Eritreawi weledo zeyblu tray eyu kkewn zelewo

    • @hiwettewelde2914
      @hiwettewelde2914 6 років тому

      Eway Halewlew beja isayas gah beli Motaqositi

    • @eritreaweymot
      @eritreaweymot 6 років тому

      @@hiwettewelde2914 nski tfat Eritreawyn tmney qomal oagame ktkoni aleki ember: eritreawi zeri entezhlweki kemzi oainet melsi aymhabkn: gn n hzbi Eritrea kefiomo zelewu benjeru zoabeyu mennetom zeyflet kemakn wey kem beoal Iseyas Afwerki eyom

    • @natsanetberhe2369
      @natsanetberhe2369 6 років тому

      Belai Sereke
      Wedi medhin berad mis betesebu terakibu kkkkk
      Hagerna dekebat atfiwom endyu
      Beal Yteweded dekebat ab gudqad sefirom Wedi Berad kea megisu bdem yehwatna

  • @selomungebrabrehan7406
    @selomungebrabrehan7406 6 років тому

    Nay behakie ezi hawey edman tenane yhabkae fatari ajokai one day will be everthings okey bor

  • @delayfithi1973
    @delayfithi1973 6 років тому

    well done good job bro tell them clearly እንተ ተሰቝሮም እምበር ዝስቝሮ ኣይመስለንን

  • @shishayshishay8702
    @shishayshishay8702 6 років тому +11

    Well came fanus

  • @asmarafanuseritrea7518
    @asmarafanuseritrea7518 6 років тому +11

    Wellcome

    • @FaNusNetWork
      @FaNusNetWork  6 років тому +1

      Thank u so much Asmara fanus.

    • @Now2296
      @Now2296 6 років тому

      @@FaNusNetWork can you try sometimes Amharic your program please?

  • @segenm950
    @segenm950 6 років тому

    🌹

  • @samislove6896
    @samislove6896 6 років тому

    Entzey kemu elom afom ketsenu endyu anta fanu adgi hatsbkayo nabe amelu eyu nayezieom si kemu endabelu kehalfu eyom ajoka fanu wedi 👍👍👍

  • @samri9557
    @samri9557 6 років тому +2

    Emo etimeswaeti resekumo tariek geganuna ketenaesu tewelu alokum Beal nska regatsi hareu weyanay

  • @mebrahtutesfay5397
    @mebrahtutesfay5397 6 років тому +2

    Ata hswea zytgidfna

  • @smanfitsum7838
    @smanfitsum7838 6 років тому +2

    Selam nay hzbi ertra zeyehguseka hade lekbat eka nska 👎

  • @mulugetamikal6255
    @mulugetamikal6255 6 років тому

    ጎሓፍ

  • @hiweteyasu6030
    @hiweteyasu6030 6 років тому

    Think yes Eretriay wana

  • @shabaymender9126
    @shabaymender9126 6 років тому

    ብዛዕባ ደርፍን ደረፍትን ዝግበር ዘረባ ግደፎ ፋኑስ ሓውና ፡ ምኽንያቱ ዓቕሞም ዮም ዝገልጹ ዘለዉ ።

  • @goitomfessahs5277
    @goitomfessahs5277 6 років тому

    welcome fanus net work very nice messig, god bless you keep on! !

  • @msganatnsaei9232
    @msganatnsaei9232 6 років тому

    ኣበይ መርዚ ዝበሃል ሰብኣይ ነሩ ኣብ ዓድና ከምዚ ምስ ረከበ እንታይ ሞ ንበል ይብል ነሩ ሰላም ካብ ልቢ እዩ ዝብገስ ሰላም ጽሪቲ እያ ሰላም ጻዕዳ እያ ኮታ ሰላም ሰላም እያ ከም ስማ ጊን ነዚ ናይ እሰያስን ናይ ኣብን ሰላም እዩ ዝብል እንተሎ መረት ወጊሕካ ኣሎ ጥራሕ ኢና ንብሎ ሰላም ኪመጽእ እዩ ጊን ብፈጣሪን ብህዝብን እንበር እሰያስን ኣብን ሲ ፊልሚ እዮም ዝሰርሑ ዘለዉ

  • @taamegabremadhn9905
    @taamegabremadhn9905 6 років тому

    ምዝራብ ኩሉ ይዛረብ ኢዩ ኢቲ ሓቂ ግን ተገዳስነት ይሓትት

  • @wedihagos5774
    @wedihagos5774 6 років тому +1

    I am looked you are smart

  • @kebreabwoldemariam8821
    @kebreabwoldemariam8821 6 років тому

    ፍቅርን ሐልዬትን
    ነታ መሐዛኺ ዝገበረቶ ን ኢሱ (ሰይጣን) ነጊርናዬ እም ናቱ መልሲ ከምዚ ይመስል
    1/በአኺ አይተጀመረን ግን ቀጹሊዬ በዐል ፍዝያ እዉን አለዋ ኢሉዋ ።
    2/ ቀጹሊዬ ካብቲ አበይ አሕመድ ዝሀበኒ መሐበሲ ዓይንኺ ዝኸዉን ሐንቲ ዝጸበበትኒ ጂባ አላ ነቲ ሀላይ ደቃሲ ጢኖ ወደይ ዝሐሰብኩዋ ክሰደልኪ እየ ወደይ እንተ ሀብኩዎ እውን አብ እንዳ ገሊኤን ሰግረቶ ምስ ሸገገ ክርስዖ እዮ ስለዚ ንአኺ ከሰደልኪ ኢሉኪ አሎ በልለይ።

  • @systemcell5009
    @systemcell5009 6 років тому

    💚💚👍👍👍

  • @isyasasfaha3482
    @isyasasfaha3482 6 років тому

    ኣንበሳ ብፉዕ ቐጽሎ

  • @mbayimikeal102
    @mbayimikeal102 6 років тому

    በርትዕ ጥራይ ኣጀኻ ኣንበነሳ። ንዕዘበካ ኣለና።

  • @abrahamafewerkikingafrika1585
    @abrahamafewerkikingafrika1585 6 років тому +8

    Wellcome bro FaNus Network

  • @biniamyemane9740
    @biniamyemane9740 6 років тому +1

    ህግደፋዊያን ተረዋቲ ኢሰያስ አፉወርቂ አብርሃ ተምቤናይ ወዲ መድህን በራድ ረዊእኩም እዩ ብማዓኮርኹም ሑሱራት ደቂ

    • @erisweet1532
      @erisweet1532 6 років тому

      አንታ ቢነይ ሎምስ አባ ቀይራ ሓንቲ ዓየነት
      ሸምኻን እተን ትጽ ሕፈንን ክሽምደን ጀሚረ

  • @yosfzit
    @yosfzit 6 років тому +3

    ሰላም ዶ እሎማ ሰላም ናይ ኢሰያስ እድካ አብ አፍ ሐርገጽ ምእታው እዩ !!!

    • @salehmohammedsaid1119
      @salehmohammedsaid1119 6 років тому

      Hi Letina
      Dewlki nierki ,2:30 nay nighho bi and malebeakhum saat 10:30 nay qetri nau nighho.
      Quzri mobile sededilna ikhi
      Kab Hatinekhin Abokhim
      Medinan & Salehn

  • @melawitkbrab1114
    @melawitkbrab1114 6 років тому

    You are smart Eritreaw

  • @newgeneration6110
    @newgeneration6110 6 років тому +1

    ከይትሓለልና ብዓቅልን ትዕግስትን ክንሰርሕ ኢና fanus bal haqi ajoka qeriba eya eza brhan

  • @gebargheie1746
    @gebargheie1746 6 років тому

    Nay bihaki xibuk tintane eyu ni ziridaesi kexilo bravo yuela wedi hizba wedi halal meret

  • @alsatsfay7277
    @alsatsfay7277 6 років тому

    ሩሕስ ሐድሽ ዓመት ኣታ ፋኑስ ፋኑስ ከም ሽምካ ሐቂ ተዛሪብካ ጥራሕ ምስዕሳዕ ኮና