Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ግደፉና ስኪ ስደትና ያኣክለና ኣይተንብዑና እንዳ ጀርጆ ካብ ስደት ዘንብዕ የለን ኦ ኣምላክ ሰላምካ ሃበና ሃገርናን🇪🇷 ህዝብናን ባርክ ጎሮባብትናን ዓለምናን ሰላም ኣውርደልና !!!
Amen 🙏
Amen Amen Amen
አሜን ኣሜን ኣሜን
አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣብዛ ስዓት እዚኣ ኦንላይን ዘለኹም❤😍ብሰላም ወፊርኩም ብሰላም ተመለሱ😍ኣደይ ማርያም ትሓልኹም።ስደትና የሕጽሮ
🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሩኸይ ኣሕቢሩ ንኹላትና
Amen amen amen
Amen🙏🙏🙏❤️
ጆርጆ ሓወይ ጽቡቕ ገሊጽካዮ ሰብ ኣይተረድኦን ብስደትን ብዓድን ይነብዕ ከምዘሎ ኣምላኽ ንሃገርናን ንጎረቤትናን ሰላም የውርደልና 🙏👍🌲💚❤💙🐪💐
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ኣንዳ ጆርጆ ሙቁራት
OMG ጆርጆ ኣንቢዒካና ኮ ኣይከኣልኩን ደቂ ኤሬይ ፈጣሪ ሰላም ሂቡ ዓድና ይምለሰና ፍቅርና ይሓልወልና። ሃገርናንዞባና ኣህጉርናን ፍቅርን ስኒትን ይሃበልና ።
እንዳ ጆርጅ አብኺኩምና ሞት ወላዲ ኣዝዩ ከቢድ ኢዩ ምሳኻ ከሎ ድፍለየካ ኾኑ ኣይስመዓካ ኢዩ ብህወት ከሉው ንበሎጾሎም ስድራና 🙏❤️💕
Nay bhaki eza community mara mesitatni 🙏
መርሓባ እዳ ጀርጆ እካዕ ብሰላም መጻኩም ኣቢዕካና ጆርጆ ሰገን ሽኮሪና እካዕ ብሰላም መጻኪ
እዋይ ኣንቢዕኩምና ጸላኢና ምስ ወላዲኡ ይፈላለ ሓዘን መሪር ምስ ናፍቖትካ።
ባእ ከምዛ ናይ ብሓቂ ምሳኹም ነቢዕና እንዳ ጆርጆ ኣደይ መድህን ጆርጆ ማራ ከብደይ በሊዕኩምኒእዘን ኣደይ ለምለም ብርትዕቲ ሓማት ሕኒን ይብላ ክሳብ ሕጂ ጉዳይ ሓዘነን ዘይገብራ ዘውዲ በትን በትን ተጸፊዓ ውላድ ኣብዘየእትወካ የብሉን ባሃቦሎመየ ኣበይ ኣቲኹም 😭😭💔
ናይብሓቂ ሰገን ኣምጺኹማ የቀኔልና እንዳ ጆርጆ
እንካዕ ብሰላም መጻኩም ቤተሰብ ጆርጅ ተናፈቅቲይ ደቂ ኤረይይይይይይ ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
ከምዛ ናይ ብሐቂ ምሳኩም በኪና ጆርጆ አብኪና አደንጊጹና 😭😭
Ya hade hade gzie alo msiom tbekyelu nay bhaki ymesleka anyway jorjo film is my favourite movie keep going on
Betami kea sdrabitna teyomna eko😭😭
@@haftialemey1971 66
Behaki behaki abikikumina eko nay behaki betami
ከምዛ ናይ ብህቅ ምሳኩም በከይ
አገሬን ህዝብን እግዚአብሔር ይጠብቅልን ስደትን ያስለቀሰን ይብቃን
Amen 🙏🏽
God blessed deki eriy shikor 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እንዳ ጆርጆ እንኳዕ ብደሐን ተመለስኩምና።፣❤️❤️👏👏
Welcome deki erey jiganu 🇪🇷🐪❤️🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷❤️🇪🇷💪✊🇪🇷🇪🇷
ሰገን ቀመም አንቃዕ ዳሓን መጻክና። ስድራ ጆርጆ ጽንዓት ይሃብ።
መርሐባ ፡ ደቂ ፡ ኤረ ፡ ብሩካት ፡ 🇪🇷🇪🇷✊✊🌹🌹❤️❤️🙏
ባእ ኣውዓሎም ክመውት ኣይነበሮምን ከይተሓጎሰ ሓሊፉ ኡፍፍ😭😭😭
ኣለኩም ዲኩም እንቓዕ ብሰላም መጻእኩም።
መርሓባ ደቂ🐪💖🇪🇷 ጻዕዳ ሰላም ሰላም ሰላም ኢንቃዕ ደሓን መጻኹም
ጆርጆ ኣንብዕኒ ዋይ😭💔💔💔💔
? ? ታይ ኣለኪ ኣብ ገዛና ።
@@blm5287 ኣንታ ሰላም ዘይትህቡና
well Come Deki Erey Sada 🇪🇷💖⭐Peace, Love and Prosperity for Eritrea and Eritreans💖🇪🇷⭐🇪🇷💖⭐🇪🇷💖⭐🙏🙏🙏by THE Power of God Amen
Nazreit Tasfamikale ናይባሓቂ ዘውዲ የሕዚናትኒ አብ ሞንጎ ተቀርቂራ ይባሓቂ
ናይ በሐቂበኪና ምስ ጆርጆ
Welcome back original segaan I love 💘❤💕 beautiful lady ❤😍♥سقن إنتي جمال ده الفلم مرحب بيك مرة تانية والف مبروووك مبروووك لي مولودك يتربى في عزكم
God bless my Eritrean people and my country. well come you beloved georgio
ተዛናጉዕና በልና እምበር የሕዚንኩምና ብዝኸነ ኣይትሳኣኑ
Welcome Segen Abza hazen dea Mexikna ember Awalom arifomBehabelom koblilom N Geiorgo ab hazen shemimom
አዋይ ጆርጆ ኣቦይ ማዖረይ ኢሉ ክበኪ ኮሎ ምስኡ በኽየ ናይ ብሐቂ ኮይኑ ይስማዓካ ናፍቆት ወለድና ስለ ዘለና ❤ ደቂ ኤሪ
ናይ ባሃቦሎም ኢዩ ገሪሙኒ ስግረዶብ ከይዱ ከይከዋን
ክክክክክ
እንዳ ጆርጆ እንዲኢ መግለጺ እኮ ስእናሉ ናኩም ፊልሚ ትከወን እንበር ብህሪ ከብና ገማቲልኩሞ ብፍላይ ኣብ ስደት ዘለና ኣምላክ ሰላምን ክሳነትን ይውርደልና በስ
Uffffff mesakum eko bekyna betami hazene ane si nay bhki kenu tesemni lebey tenkfe 😭😭😭😭🥺🥺
ማራ በኽዮም ኣብክዮሙና ያዓኽ 😥😥😥❤❤❤❤❤❤
They made me cry,poor Giorgio has not been lucky.
welcome Sedrana🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
Deki erey halalat Haki amsilkuma deki kidisti meryet adi Sematat 🙏💒🕌☝️❤️🌾🐪🇪🇷🌾🐪🇪🇷🌾🐪🌾🍀🇪🇷🍀👊🌹🤝
ኡፍፍፍፍ ኣይካልኩን ኣቦይ ብጣዕሚየ ዝፈቱ ኔረ ዓኽክክ ኣቦ
Welcome back Original Segen.I love you so much!
ጆርጆ ኣብኪና ኡፍፍፍ ኣቦይ ኣውዓሎም ኣይግብኦምን ዪ ኔሩ መስኪናይ ብጋሂ ጋሕ ኢሉ
Welcome Deka Er🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ናፍቆትውን ተሓዋዊሱና ፀላኢና ይንባዕ😥💔
ንጽልኢ እና ዘመርኩም ኤርትራዊያን ቀተልትና እና በልኩም ሲ ጸላኢና ይንባዕ ትብሉ፡ኣየ ።
@@blm5287 ስድራይ ተራእዮምኒ እምበር አይምነባዕኩን ግን መን በዳሊ መን ተበዳሊ እግዚአብሔር ኩሉ ነናይ ኢዱ ክህቦ እዩ ስለዚ አስተውዕል ናይ መሬት ገዲፍካ ናብ እግዚአብሔር ሕግታት አስተውዕል ግዜ የለን መሲሉና እምበር አይንብርን ዕድመና ሓፀርቲ እየን ዘይከሓድ ሓቂ እናረአካ ግን መን ቀታሊ አይትበል አነ ሰብ እየ ንቲ ኩሉ ዝከአሎ ዘክር ክቡር ሓወይ)ሓፍተይ
ጽቡቅ ስራሓ
መርሓባ ደቂ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@@ascia1236 🤩🤩🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣሰይ ደቂ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ሽኮሪናታት እንኳዕ ብ ሰላም መጻኩም 😘😘😘😘😘😘😘
እውነት ያማል ጆርጆ
መርሓባ እንዳ ኣቶ ጆርጆ እንቓዕ ደሓን መጻእኩም
ጽቡቕ ስራሕ!
ሰገን ናይ ቀደም ተመሊሳ ብጣዕሚ ጽቡቅ
ኣይክኣልኩን ንብዓተይ ወዲአ ፊልሚ ምኻኑ ረሲዐዮ
Welcome tefetewti natey😍❤
Welcome deqi Ereyyy ❤❤❤💯
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍ አንድዒ ናይ ብሓቂ ኣብኪኩምና
Welcome back!
እንዳ ሰገንሲ ኦርጅናል ሰገን ምጺኣ
ያ ብጣዕሚ ደስ ኢሉና
Good job 👏 👍 well come
Ajokum deki ereyyy abi godinkum alona kexiluwo
welcome da jorjo xbuk srah nbahabelom mleswo adi ezgiheru keytsedwo...
Owww bela deki eri good job, bflay n segen mmlaskum
ሰገን ክኣ ትመሊሳ ያ መብሬን ኣውዓሎምን ጎዲሎም ዋይ
Wellcome deqi Ereyy 😘😘😘
Segen ekae temeleski hiji grim 💐🌺🌺❤❤❤❤
merhaba burukat sdrabietey muqurat yehwatey maarey amlak msakum ykun amien bahaqi
ده حظ كل مغترب مابراك جورج ياما نعرف قصص تكسر القلب الله يعينك من غربة سنين عمرك الؤلم إلي تأنيب الضمير عيشه مره وحالة صعبة الله يعينك وعين كل من صادف معه مثل قصتك 😭😭😭😭
ኳኦ ድሓን መጻኹም ዝተወድአት መሲሊኒስ ብጣዕሚ ናፊቀያ ኔረ ደቂ ዓደይ መዓረይ ናፍቆት ኣስመራይ በዛ ድራማ እዚኣ እየ ዘውጽእ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🙏🏽❤💐
ኩሉና ናፍቂና ሓፍተይ ናተት ብፍላይ ኣስሚረይ ሓላል ድሮ 8 ዓመት ገይረ ካብ ዝፍለያ።
@@blm5287 ብሓደ ኢና ዳርጋ ወጺና 10፡ዓመት ጌረ ኣነ ኸኣ ካብ ዝፍለያ 11 ዓመተይ ይኸይድ ኣለኩ ኣጆኻ ኽንምለሳ ኢና ዕድመን ጥዕናን ጥራይ ንለምኖ ንፈጣሪ 🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤💐🇪🇷
@@fasikamesfun7232 ከም ኣፍኪ ይበሎ እምበር ኣብ ንእስነትና ተጻዊትልና ኢዩ ሂወት ስደት።ሰላምኪ ይብዛሕ ኣብ ዘለኪዮ ኣዝማሪኖ።
@@blm5287ኣሜንንንንንን..🙏🏽 ኣጆኻ ዋና ጥዕና ዝይስገር የለን ኩሉ ከኣ ክሓልፍ እዩ ንሕና ጥራይ ተስፋ ኣይንቁረጽ ፈጣሪና እንዳ ለመና ቲኪኪለኛ ጎደና ስደት ሒዝና ንጽናሕ ስጋብ ዝወግሓላ ዓድና ዝይሞተ ይራኸብ ይብሉ ሓላላት ወለድና ኣብ ዓድና ንራኸብ ንዥከውን ኩሉ ምስ ሓለፈ ጥራይ ሰላሙ ይልኣኸልና እግዚኣብሄር ሰላም ኩነለይ ዝሓወይ ኣጆኻኻ.......ኻ🙏🏽💐❤🇪🇷
Mexkmuley do kxbeyekum kenye deki erey🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇫🇷🇫🇷
ጽቡቅ ስራሕ ፡ ቅሩብ ግን ኩላ ሓዘን ንሓዘን ገርኩማ አበር፡
waw enka beselam mexakum bahebolom zelwa eiya xebketi bejakum rekebwom
Welcome back 😊
ጀርጆ ከደንግጸካ😭😭😭😭😭
ነብስኻ ኣይትኽሰስ ጆርጆ
ኣሕ አዋይ ስደት ,,,
Welcome gergo we miss you guys
መርሓባ ደቂ ኤረይ ሉል ዑንቂ ባሕሪ
Btami enber meqira memelisa deqi rimey xbkti film senbet kemey ela tmexi kinxbe ena🤘🏽❤️🇪🇷
I really cry today I feel it
Entay dea kethxen deya qena segen dea maeguera mexa
Jorjo hawey adenguxkani
Segu shukor enkae temeleski
Adeu njerjos seb aykonetn.
Segen welcome back
እዋይ ጆርጆ በኪካ ኣብኪካኒ
Sdet hsum u.engieraka yebiyu adka entemeleseka. Ab mongokan abmongo hadarkan sdrskan fhfehe kemzfetr flut u bziyada gelitdkumo alekum. Aziye zemsgnekum sdrabiet jerjo. thanks. Bebzelenayo selamn kssnetn yewurdela fetari.
Tebatay movie eya wela 👏👏
Bebi hade mot aykleana lke kmzi nzmote ena afanona nzterefe enateberna enastenanaena nrialo gze yemstealna jab ketilom keytkebrwo zblu arawit ysewrena✍️😭😭😭😭💔
betami nebena
Enqai bselam metsakum
Welcome back segen
well come segen gual gumesh ke dea qeyarkum eko wedekumen nezen segenat
Wawwwww enqae bselam temeleskum kemu wn kab resna keyhaseset sle zmexaekum thank u . Orjinal segen nay bhaki eya temxo thank u to See u again
ጆርጆን ዘውድን አደንጊጾሙኒ ግዳይ ኮይኖም ዘይሓስብካዮ ርኸብ አይ ምርግም አይ ምርቓ
እወ ሎሚ ዘለና ክፈርይ ዘይኮና ክንበታትን እና ንምርዓዉ።
Abotatna burukat abaykum deki eri
Ade Gorgo's nezom geza fah- btn keteetwelom eya gegae zteredia aytmesln zela. Kem nay gorgo nebsa kitwekis nerwa mikiniyatu ab mot sebaya ejam nerwa eyu. Kabzi kemzi yedhinena deki erey.
Selam selam enqe dihan mexakum
♥️♥️♥️♥️♥️♥️🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰zewudi adegxatni
Well come back segen neaki ena nfetu
Welkom ቡርኻት ♥♥♥
ጨካን ወላዲት ረኺብካ ጆርጆ
Well come back segen shkor eza segn eza ena nfetu
The real Segen is back
ግደፉና ስኪ ስደትና ያኣክለና ኣይተንብዑና እንዳ ጀርጆ ካብ ስደት ዘንብዕ የለን ኦ ኣምላክ ሰላምካ ሃበና ሃገርናን🇪🇷 ህዝብናን ባርክ ጎሮባብትናን ዓለምናን ሰላም ኣውርደልና !!!
Amen 🙏
Amen Amen Amen
አሜን ኣሜን ኣሜን
አሜን አሜን አሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣብዛ ስዓት እዚኣ ኦንላይን ዘለኹም❤😍
ብሰላም ወፊርኩም ብሰላም ተመለሱ😍
ኣደይ ማርያም ትሓልኹም።
ስደትና የሕጽሮ
🙏🙏🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሩኸይ ኣሕቢሩ ንኹላትና
Amen Amen Amen
Amen amen amen
Amen🙏🙏🙏❤️
ጆርጆ ሓወይ ጽቡቕ ገሊጽካዮ ሰብ ኣይተረድኦን ብስደትን ብዓድን ይነብዕ ከምዘሎ ኣምላኽ ንሃገርናን ንጎረቤትናን ሰላም የውርደልና 🙏👍🌲💚❤💙🐪💐
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ኣንዳ ጆርጆ ሙቁራት
OMG ጆርጆ ኣንቢዒካና ኮ ኣይከኣልኩን ደቂ ኤሬይ ፈጣሪ ሰላም ሂቡ ዓድና ይምለሰና ፍቅርና ይሓልወልና። ሃገርናንዞባና ኣህጉርናን ፍቅርን ስኒትን ይሃበልና ።
እንዳ ጆርጅ አብኺኩምና ሞት ወላዲ ኣዝዩ ከቢድ ኢዩ ምሳኻ ከሎ ድፍለየካ ኾኑ ኣይስመዓካ ኢዩ ብህወት ከሉው ንበሎጾሎም ስድራና 🙏❤️💕
Nay bhaki eza community mara mesitatni 🙏
መርሓባ እዳ ጀርጆ እካዕ ብሰላም መጻኩም ኣቢዕካና ጆርጆ ሰገን ሽኮሪና እካዕ ብሰላም መጻኪ
እዋይ ኣንቢዕኩምና ጸላኢና ምስ ወላዲኡ ይፈላለ ሓዘን መሪር ምስ ናፍቖትካ።
ባእ ከምዛ ናይ ብሓቂ ምሳኹም ነቢዕና እንዳ ጆርጆ ኣደይ መድህን ጆርጆ ማራ ከብደይ በሊዕኩምኒ
እዘን ኣደይ ለምለም ብርትዕቲ ሓማት ሕኒን ይብላ ክሳብ ሕጂ ጉዳይ ሓዘነን ዘይገብራ ዘውዲ በትን በትን ተጸፊዓ ውላድ ኣብዘየእትወካ የብሉን ባሃቦሎመየ ኣበይ ኣቲኹም 😭😭💔
ናይብሓቂ ሰገን ኣምጺኹማ የቀኔልና እንዳ ጆርጆ
እንካዕ ብሰላም መጻኩም ቤተሰብ ጆርጅ ተናፈቅቲይ ደቂ ኤረይይይይይይ ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
ከምዛ ናይ ብሐቂ ምሳኩም በኪና ጆርጆ አብኪና አደንጊጹና 😭😭
Ya hade hade gzie alo msiom tbekyelu nay bhaki ymesleka anyway jorjo film is my favourite movie keep going on
Betami kea sdrabitna teyomna eko😭😭
@@haftialemey1971 66
Behaki behaki abikikumina eko nay behaki betami
ከምዛ ናይ ብህቅ ምሳኩም በከይ
አገሬን ህዝብን እግዚአብሔር ይጠብቅልን ስደትን ያስለቀሰን ይብቃን
Amen 🙏🏽
God blessed deki eriy shikor 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እንዳ ጆርጆ እንኳዕ ብደሐን ተመለስኩምና።፣❤️❤️👏👏
Welcome deki erey jiganu 🇪🇷🐪❤️🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷❤️🇪🇷💪✊🇪🇷🇪🇷
ሰገን ቀመም አንቃዕ ዳሓን መጻክና። ስድራ ጆርጆ ጽንዓት ይሃብ።
መርሐባ ፡ ደቂ ፡ ኤረ ፡ ብሩካት ፡ 🇪🇷🇪🇷✊✊🌹🌹❤️❤️🙏
ባእ ኣውዓሎም ክመውት ኣይነበሮምን ከይተሓጎሰ ሓሊፉ ኡፍፍ😭😭😭
ኣለኩም ዲኩም እንቓዕ ብሰላም መጻእኩም።
መርሓባ ደቂ🐪💖🇪🇷 ጻዕዳ ሰላም ሰላም ሰላም ኢንቃዕ ደሓን መጻኹም
ጆርጆ ኣንብዕኒ ዋይ😭💔💔💔💔
? ? ታይ ኣለኪ ኣብ ገዛና ።
@@blm5287 ኣንታ ሰላም ዘይትህቡና
well Come Deki Erey Sada 🇪🇷💖⭐Peace, Love and Prosperity for Eritrea and Eritreans💖🇪🇷⭐🇪🇷💖⭐🇪🇷💖⭐🙏🙏🙏by THE Power of God Amen
Nazreit Tasfamikale
ናይባሓቂ ዘውዲ የሕዚናትኒ አብ ሞንጎ
ተቀርቂራ ይባሓቂ
ናይ በሐቂበኪና ምስ ጆርጆ
Welcome back original segaan I love 💘❤💕 beautiful lady ❤😍♥سقن إنتي جمال ده الفلم مرحب بيك مرة تانية والف مبروووك مبروووك لي مولودك يتربى في عزكم
God bless my Eritrean people and my country. well come you beloved georgio
ተዛናጉዕና በልና እምበር የሕዚንኩምና ብዝኸነ ኣይትሳኣኑ
Welcome Segen
Abza hazen dea Mexikna ember Awalom arifom
Behabelom koblilom
N Geiorgo ab hazen shemimom
አዋይ ጆርጆ ኣቦይ ማዖረይ ኢሉ ክበኪ ኮሎ ምስኡ በኽየ ናይ ብሐቂ ኮይኑ ይስማዓካ ናፍቆት ወለድና ስለ ዘለና ❤ ደቂ ኤሪ
ናይ ባሃቦሎም ኢዩ ገሪሙኒ ስግረዶብ ከይዱ ከይከዋን
ክክክክክ
እንዳ ጆርጆ እንዲኢ መግለጺ እኮ ስእናሉ ናኩም ፊልሚ ትከወን እንበር ብህሪ ከብና ገማቲልኩሞ ብፍላይ ኣብ ስደት ዘለና ኣምላክ ሰላምን ክሳነትን ይውርደልና በስ
Uffffff mesakum eko bekyna betami hazene ane si nay bhki kenu tesemni lebey tenkfe 😭😭😭😭🥺🥺
ማራ በኽዮም ኣብክዮሙና ያዓኽ 😥😥😥❤❤❤❤❤❤
They made me cry,poor Giorgio has not been lucky.
welcome Sedrana🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
Deki erey halalat Haki amsilkuma deki kidisti meryet adi Sematat 🙏💒🕌☝️❤️🌾🐪🇪🇷🌾🐪🇪🇷🌾🐪🌾🍀🇪🇷🍀👊🌹🤝
ኡፍፍፍፍ ኣይካልኩን ኣቦይ ብጣዕሚየ ዝፈቱ ኔረ ዓኽክክ ኣቦ
Welcome back Original Segen.
I love you so much!