ንመለስ ሕጂ ዘክርዎ ፡ ግጥሚ ብ ወዲ ሃይለ ቅያ ፡

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 14 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 11

  • @ፍቅሪጥዑም-ቐ4ቈ
    @ፍቅሪጥዑም-ቐ4ቈ 4 роки тому +4

    ክንዲ መለስ እሞ ክንደየና ከይርከብ ሕጂ ይርከብ እቶም ን27 ዓመት ኣብ ጸልማት ነርና ዝቦሉ ኣጆኩም ተጋሩ ኣሕዋትና ኣብ ጎንኩም ኣለና ትግራይ ትዕወት 💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @yordigaltigray
    @yordigaltigray 4 роки тому +3

    ወዲ ውለዲ'ሞ
    መለስ በልዮ መለስ
    ዘመን ክምለስ ❤

  • @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ፀ5ኘ

    መለሰይ❤ ብዲሒረካ አይጣዐማን ትግራይ ዓደይ💔

  • @h.klearnchannel8490
    @h.klearnchannel8490 4 роки тому +1

    ♥♥♥

  • @ባኣካኩርዕቲእየፍቅረይውዲ

    መሌዎ ኩሉግዜ ኢና ንፍትወካ ናፍቅናካ ድቅካ በጀካ ተመልስና ርእዮ ትንሮና ብኩሉ ስቃይ በዚሑና ብስደት ባዓዲ ምድሪ ስኦል ኮይናትና እፍፍ

  • @ilove_you_ereyyyyy1997
    @ilove_you_ereyyyyy1997 4 роки тому +1

    መለስ ብርግጽ ጹቡቕ ናይ ትግራይ ይምነን ይገብርን ኔሩ እዩ ነማሓሩ ግን ከም ሑሱም እዩ ጨቂኑዎም ኣይገበርካን ከይባሃል ሓደ ሓደ ነገራት ይገብር ኔሩ ማለት ነማሓሩ ወላሓንቲ ኣይገበሮሎምን ክንብል ኣይንኽእልን።
    ሕጂ ንተጋሩ ዲኻ ዘክሩዎ ትብሎም ዘለኻ ወላስ ነምሓሩ?
    ንተጋሩ እንተ ኮይኑ ረሲዖሞ ከማን ኣይፈልጡን እዮም።

    • @shammedia6918
      @shammedia6918  4 роки тому +1

      መሬት ኣምሓራ ግን ብሱዳን ተደፊሩ ኣይፈልጥን ኢዩ ኔሩ

    • @ወዲዓጋመትግራይደመይ
      @ወዲዓጋመትግራይደመይ 4 роки тому +3

      bal gonder ab gize Meles iu tehanxu zebenawit train zetewe mendiy n tegaru iu zey geberelom ab haq entemexka

  • @merryyemane4493
    @merryyemane4493 4 роки тому +1

    ❤❤❤💔😭

  • @sfhgdssgbfds7941
    @sfhgdssgbfds7941 2 роки тому +1

    ❤❤❤❤💔😭