ወለዲ እነዘውትሮ ጌጋታት / What parents need to stop

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 20 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 36

  • @Godenaselam-2023
    @Godenaselam-2023 8 місяців тому +9

    ሎሚ ዘሎ ወላዲ ኣብ መንጎ ንሱ ዝዓበየሉን ግዜ ዝሓቶ ዘሎን ዝተቐርቀረ እዩ። ነዚ ሓድሽ ኵነቱ (ምስ ስደት ተሓዋዊሱ) ገና እናገጠመ እንከሎ፡ እቶም ቆልዑ ብዙሕ እዮም ዝህሰዩ። ኣብ ቆልዑ ዘተኮረ እሞ ድማ ብፍልጠት ዝተሰነየ ብዙሕ እዩ ዘድልየና - good job.

    • @adiamabraha
      @adiamabraha  8 місяців тому +4

      ናይ ሎሚ ወለዲ ካብቲ ዝዓበናሉ ወጺና ግዜ ዝጠልቦን ንዕቤቶም ብኣወንታ ዝጸልዎም ኣተዓባብያ ክንመልኽ ግዴታ እዩ። ምኽንያቱ ደቅና ኣብቲ ንሕና ዝዓበናሉ ባህሊ፡ ልምዲ ኮነ ሕብረተሰብ ኣይኮናን ነዕብዮም ዘለና።

  • @Samilu-231
    @Samilu-231 8 місяців тому +2

    ኣብ ቆልዑ ፍልጠት ጥራይ ደይኮነ ወፍሪ ውን ኢዩ ዘድልየና። ብደቃትና ንዋጠረሉ ግዜ ኢና በጺሕና። ንሕና ድማ ብቕልጡፍ ክንልወጥ ኢና ዘለና። እዚ መምህር ኣድያም ተቕርቦ ዘላ መደባት ክንከታተሎን ክንጥቀመሉን ኣለና። ነመስግነኪ።

  • @MEKSEBALEM
    @MEKSEBALEM 4 місяці тому

    You are wonderfull adu shikorr, thanks ab lbna yehdro❤❤❤❤❤

  • @alemberhe5307
    @alemberhe5307 3 місяці тому

    Adu haftey nay bhaki abi tmherti eu thankyou haftey natey

  • @YrgalemKebede
    @YrgalemKebede 8 місяців тому +1

    Adu haftey btaemi tekami aresti eyu qexlyo bravo

  • @saliemmussie4749
    @saliemmussie4749 8 місяців тому

    የቀኒየልና ኣዱዬ ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ ብፍላጥን ብዘይ ምፍላጥን ንጋገ ኢና ንሕና ወለደ ጽቡቅ ናይ ዉላድና ካብምድላይ ❤

    • @adiamabraha
      @adiamabraha  8 місяців тому +1

      ልክዕ ኣለኺ። ንጽቡቅ ኢልካ ትገብሮ ጌጋ ኮይኑ ስለዘይስመዓካ ክትቅይሮ ዘሎ ተኽእሎ ውሑድ እዩ።

  • @akederissa6985
    @akederissa6985 8 місяців тому +1

    መምህር ኣዱ! ኣቕሪብክዮ ዘለኺ ነጥብታት ኣዝዩ ኣገዳሲ ኰይኑ ረኺበዮ። ብናተይ ተገንዝቦ ግን እቲ ኣውራ ምኽንያት ኣብ መብዛሕትና ኣብ መጻኢ ውሉዳትና ካብ ዘለና ባህግን ሃረርታን እዩ፤ ልክዕ እዩ ብገለ ሸነኹ ድማ ቅኑዕ ስለዝመስለናን ሳዕቤን ናይቲ እንኽተሎ ሜላ ኣተዓባብያ ደቅና ስለዘይንፈልጥ እዩ። በዚ መንጽር ድማ እቲ ብዙሕ ዘይነስተውዕሎ ሳ'ዕቤናት ብዝርዝር ከተቕርብዮ ምኽኣልኪ፡ እዚ ኣስተምህሮ ፍሉይ ኣመና ፍሉይን ኣገዳስን ኰይኑ ተሰሚዑኒ'ሞ ከም ወትሩ ምስጋናይን ኣድናቘተይን ኣብ ቦትኡ ኰይኑ ከይተሓለልኪ በትርዒ እብል።

    • @adiamabraha
      @adiamabraha  8 місяців тому +2

      ኣዝየ አመስግን! እቲ ዝበዝሕ ካብ ሰናይ ድሌት ዝበገስ ኮይኑ፡ ከምቲ ዝጠቐስካዮ ድማ ሜላታት ኣተዓባብያ ቈልዑ ኣብ ባህልናን ቋንቋና ተሞርኪስና ነዕብየሉ ባይታ ኣይረኸብናን።

  • @meriyosef5639
    @meriyosef5639 4 місяці тому

    Thank you so much adu

  • @SamruBrhane
    @SamruBrhane 8 місяців тому

    Xubuk timirti eki tihgizina kemesgneki edeli kexilyo ❤❤❤

  • @sofanabraha
    @sofanabraha 9 місяців тому

    Bitamie nemesgen memhir adiam. Tesfa ygebir kulu weladi tegedisu semiu ketegbro!

  • @habtedebora1510
    @habtedebora1510 8 місяців тому

    You are blessed thanks adu keep it up 😊😊

  • @merrygt1956
    @merrygt1956 8 місяців тому

    ❤Thanks my sister Bless u❤

  • @godislove2743
    @godislove2743 8 місяців тому

    Tebareki zhaftey kul gize ms beal betey kona enkatateleki hadeshti weledi eina❤❤

    • @adiamabraha
      @adiamabraha  8 місяців тому

      ኣዝየ አመስግን። ኣቦን ኣደን ሓቢሮም ክሰርሑን ፍልጠቶም ከዕብዩን ከለው፡ ኣብ ዕቤት ደቆም ኣወንታዊ ውጽኢት ኣለዎ።

  • @luwamhagos1075
    @luwamhagos1075 8 місяців тому +1

    Asante sana adu

  • @eyobelezra1544
    @eyobelezra1544 8 місяців тому

    Helpful as usual wow❤❤❤❤

  • @mussiekaleab4429
    @mussiekaleab4429 8 місяців тому

    Enqa dehan mexaki adi shikor❤❤❤

  • @grapega4114
    @grapega4114 8 місяців тому

    Thanks for your great effort.

  • @Dngley
    @Dngley 8 місяців тому

    Des zbl aresti eyu thanks ,
    Khateki delye bkemey krekbeki ykel gzye ente aliki

    • @adiamabraha
      @adiamabraha  8 місяців тому

      ኣብ Instagram @adiamab

  • @Blenbiniam5341
    @Blenbiniam5341 8 місяців тому

    I will send this to my parents. ❤

  • @Shewit-shewit4
    @Shewit-shewit4 8 місяців тому

    ❤Thanks Adu ❤❣️❣️

  • @NegaWeldeghiorghis-oi7eu
    @NegaWeldeghiorghis-oi7eu 8 місяців тому

    Excellent Job.❤

  • @semharhabteab9456
    @semharhabteab9456 8 місяців тому

    Thanks Adu ❤❤❤❤❤

  • @MahfuzaMohammad-p7h
    @MahfuzaMohammad-p7h 8 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤Thanks.Adu

  • @MebrihitTesfalem
    @MebrihitTesfalem 8 місяців тому

    ❤❤❤❤❤

  • @salemaraya9182
    @salemaraya9182 8 місяців тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @weghetbelay7333
    @weghetbelay7333 2 місяці тому

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @yordanosdanel9098
    @yordanosdanel9098 8 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @fiyoriyosef532
    @fiyoriyosef532 8 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @mebrihittakle731
    @mebrihittakle731 8 місяців тому

    ❤❤❤❤❤

  • @SelamMezelo
    @SelamMezelo 6 місяців тому

    ❤❤❤