new eritrean orthtodox mezmur#"ድሕነትና ክእውጅ"ዘማሪ መር, ኣሮን ተስፋይ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 19 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 132

  • @DawitAman-f3v
    @DawitAman-f3v 11 місяців тому +4

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዝማሬ ንስለ ኽብሪ ጎይታ መ/ር. ኣሮን ሓውና ዝማሬ መልኣኽቲ ዝማሪ ቅዱስን ዝተቀበለ ዝማራኻ ይቀበለልካ ኣምላኽ ናይ ኣጎልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካ ። ሩሑስ ባዓል ልደት ንኩላትና ህ/በ ክርስቲያን ኣሜን🙏

  • @BinyamMengstab-ho9se
    @BinyamMengstab-ho9se 11 місяців тому +3

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል መዝሙር መርጌታ ሓወይ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ ፈጣሪ

  • @merhawitbrhane9158
    @merhawitbrhane9158 11 місяців тому +3

    Aseyyy wedi hutuney mareyyy zmare melakt yesmalan amlak xegu yebzhalka ruhus awdamet❤❤❤

  • @SuzanaBereket-v9s
    @SuzanaBereket-v9s 11 місяців тому +3

    እልልልልልልልልል ብጣዕሚ ደስ ዝበል ዝማሬ መምህረይ ጸጉኡ ይብዛሓልካ ፈጣሪ ❤❤

  • @FthiYemane
    @FthiYemane 11 місяців тому +3

    ኣልልልልልልል ዝምረ መላአኪቲ የስማልና ዘማሪ ኣሮን ❤❤❤❤❤❤

  • @Berhanekiflu3065
    @Berhanekiflu3065 11 місяців тому +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማኣልና ሩሑስ በዓል ልደት ነኣኩም ኣነቃቅሑ ቅዱስ መዝሙር ዘስማኣና ሉኡል እግዚኣብሔር ለዘለኣለም ይክበር ይመስገን ኣሜን

  • @habenhaben3412
    @habenhaben3412 11 місяців тому +3

    ዝማሬ መላኣክቶ የስምዓልና ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልካ

  • @AfiEfrem
    @AfiEfrem 11 місяців тому +3

    ኣምበሳው ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ግበዝ በርትዕ መ.ኣሮን ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-AMINADAB
    @user-AMINADAB 11 місяців тому +2

    ዋዋዋዋዋዋ ዝማሬ መልኣክት የስምዓልና ፡ ርሑስ ኣውድኣመት ይግበረልና ፈጣሪ ክርስቶስ ፡ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ ይባረኽ መ/ታ ኣሮን ሓወይ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @shewityohannes573
    @shewityohannes573 11 місяців тому +2

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዲ.ኣሮን ሓወይ ጸግኡ ይብዝሓልካ ❤❤❤

  • @መዝሙርኦርቶዶክስ
    @መዝሙርኦርቶዶክስ 11 місяців тому +2

    ዝማሬ መላኢክት የስመዓልና መርጌታየ ናይ ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርከልኩም እልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Kahasegebrekidan1022
    @Kahasegebrekidan1022 11 місяців тому +2

    Amen3 Elll Ellll Ellll zmarie melakti yesmalna Amlak xega ablili xega ybzhlkum kburat yhwatey ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️✝️🌿❤️❤️❤️

  • @abutesfay594
    @abutesfay594 11 місяців тому +2

    ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ድያቆን ሓወይ ዘመን ኣገልግሎቱኩም ይባርክ ጎያት ❤❤❤❤❤

  • @Hermontesheme-xk1ce
    @Hermontesheme-xk1ce 11 місяців тому +2

    ዝማሬ ማላእክት የስመዐልና
    ናይ ኣገልጉሎት ዘመንኹም ይባርኽ ፈጣሪ

  • @hawifebu
    @hawifebu 11 місяців тому +3

    Aseyyy btami dea zbl zmare zmare melaikt yezmalna brukey ❤❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 11 місяців тому +2

    ዕልልል ዝማሬ መላእክት የስማዓልና ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላክና

  • @tesfommoges381
    @tesfommoges381 9 місяців тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስማዓልና፡ዲያቆን ሓወይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካን ይቐድሰልካን እግዚኣብሄር ኣምላክ።

  • @LuwamHailemariam
    @LuwamHailemariam 11 місяців тому +2

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል መዝሙር ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርክ ዲያቆን ኣሮን ❤❤❤

  • @Alexs-m9y
    @Alexs-m9y 11 місяців тому +2

    ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና መ/ር ሓወይ ጸጋ ኣብ ርእሺ ጸጋ ይዓድልካ ፈጣሪ

  • @LwamIssak
    @LwamIssak 11 місяців тому +2

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና መምህረይ ጸግኡ የብዝሓልካ አግዚኣብሄር

  • @Kandi868
    @Kandi868 11 місяців тому +2

    ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና መርጌታ ሓወይ❤❤❤❤❤❤

  • @amlakeyosef
    @amlakeyosef 11 місяців тому +2

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ዘማሪ መርጌታ ኣሮን ሓወይ❤❤❤❤❤

  • @tuhetuhe6387
    @tuhetuhe6387 11 місяців тому +2

    እልልልልልልል ዚሚሬ መላአክት ያስመዐልና ክብር ሓውና እንኻዕ አብፅሓኻ አብፅሕና ናይ ድዕመተ ስብተ ይብልና አግዚኣብሔር አምላኽ

  • @bitialbrhane8306
    @bitialbrhane8306 11 місяців тому +2

    እልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና እንቃዕ ኣብቅዓና ድ ሓወይ ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ ❤❤❤ተባረክክክ

  • @Stability_Daughter_of_Mary
    @Stability_Daughter_of_Mary 11 місяців тому +4

    ❤❤❤❤❤❤😊

  • @jsshshjrjdd7860
    @jsshshjrjdd7860 11 місяців тому +2

    Zemra melekti yesmalna ❤❤❤

  • @angosomweldemonkorios420
    @angosomweldemonkorios420 11 місяців тому +2

    ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ዲያቆን ሓወይ ። ርሑስ በዓል ልደት

  • @tuhetuhe6387
    @tuhetuhe6387 11 місяців тому +2

    እልልልልልልልል ዝመሬ መላኣኽት ያስመዕልና እንዃዕ አብፅሓኻ ክብር ሓውይ አብ ቤት ያንብርኻ አግዝኣብሔር አምላኽ

  • @ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ
    @ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ 11 місяців тому +2

    አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና❤

  • @EyobedWeldegebriel
    @EyobedWeldegebriel 11 місяців тому +2

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ድያቆን ኣሮን

  • @alagkonjo8263
    @alagkonjo8263 11 місяців тому +2

    እልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዝሕ እግዚአብሄር ኣምላክ አሜን አሜን አሜን🙏💐💒💐💒💐💒💐💒💐💒💐🙏👏🙏👏

  • @E-uh7gp
    @E-uh7gp 11 місяців тому +2

    ዮም ፍስኃ ኮነ በእንተ ልደቱ ለክርስቶስ እም ቅድስት ድንግል - ቃለ ህይወት የስምዓልና መርጌታ ሓውና ቀጽሎ

  • @milibahgi4713
    @milibahgi4713 11 місяців тому +2

    ኣሰይ አልልልልልልልል ዝማሬ መላአክቲ የስመዓልና ዲያቆን ሓውና ናይ ኣጎልጉለት ዘመንኩም ይባርክ አንቃዕ ❤❤❤
    ሩሑስ በዓል ልደት🎉❤

  • @rehasetmichael
    @rehasetmichael 11 місяців тому +2

    እልልልልልልል ዝማሬ መላእኽቲ የስምዓልና

  • @ትግራይኣምላክየሓልኪ
    @ትግራይኣምላክየሓልኪ 11 місяців тому +2

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልል ኣሰይይይይይይይይ ዝማሬ መላእከት የሰመዐልና ከቡር ሓወና

  • @ማርያምኣደይ-249
    @ማርያምኣደይ-249 11 місяців тому +2

    Aseyyyy elellllllll💒 zmarie melakti yesmalna🙏🏼❤ enqa nab brhane ldetu abxahana 💒

  • @habenwelday-m3o
    @habenwelday-m3o 11 місяців тому +2

    ዕልልልልልልልቃለ ሂወት የስምኣልና

  • @ngsitweldebrhan7845
    @ngsitweldebrhan7845 11 місяців тому +2

    ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና🙏🙏🙏🌺🌺🌺🌺🌺

  • @raheelrahee9494
    @raheelrahee9494 11 місяців тому +2

    ዕልልልል ዝማሬ መላእክት የስመዐልና

  • @yonasrezene6070
    @yonasrezene6070 11 місяців тому +2

    zmarie melaEkt yesmalna memhrey nayegelglot zemenkum ybark amlak

  • @Bienonaron-ou3ji
    @Bienonaron-ou3ji 11 місяців тому +2

    Zemarie melaikt yesmalna ruhus beal ledet mergeta hawey ❤❤❤❤

  • @merhawiberihu4074
    @merhawiberihu4074 11 місяців тому +5

    ድሕነት ክእውጅ መድሕን ወረደ
    ብቅድስና ፍጹም ተወልደ
    ሰብኣ ሰገል መጹ ዜናኡ ሰሚዖም
    ሳጾኖም ከፊቶም ከቅርቡ ሂያቦም
    *
    ቤተሊሄም ኣጋ ወጋሕታ
    ልዕሊ ጸሓይ ደሚቃ
    ብልደት ናይ ጎይታ
    ፍሉይ'ዩ ለውሃቱ ዘይብሉ መዘና
    ወዲ ዳዊት ንበል ዋልታ ድሕነትና
    *
    ጽሑፍ ተፈጺሙ ቃል ቅዱስ ነብይ
    ቤዛና ተወልደ ድኻምና ክፍውስ
    ኣብ ዙፋን ናይ ዳዊት ክገዝእ ብፍቅሪ
    ኢየሱስ ክርስቶስ ግሩም መኻሪ
    *
    ማያት ንመዓሙቅ ከም ዝጉልብቦ
    ዉርደትና ጋሪዱ ምሕረቱ ከዝንቦ
    ፍሉይ ጸጋ ለቢሳ ምድሪ መስኪራ
    ዘርኣ ክትህብ ትርጉም ምፍጣራ
    *
    ድንግል ክትወልድ ክኸውን ታሪኽ
    ጛሶት ተበሲሮም ዘሚሮም ብሕብረት
    ፍስሃ ኮይኑሎም ብሰማይ ብምድሪ
    ከም ሰብኣ ጥበብ ንስገድ ንፈጣሪ

  • @AllApp-i1g
    @AllApp-i1g 11 місяців тому +2

    Elllllllll zemrya mallet yesmlna dear doknyyyy 🥰🥰🥰 ዝማሬ ቁድስ ዳዊት ዝተቀበለ ዝማሬ ይቀበል❤❤❤

  • @LwamYgzaw
    @LwamYgzaw 11 місяців тому +2

    Elllllllllll Elllllllllll Elllllllllll zmare melakti yesmalna nay zemen agelgletkum ybarekelkum memhrey enqa abxhana brhane ldetu abxhana

  • @herutmengsteab6788
    @herutmengsteab6788 11 місяців тому +2

    Zimare melakti yesmalna Egzabiher xegueu ybzhalka 🙏 ♥

  • @henokmichael4011
    @henokmichael4011 11 місяців тому +3

    Amen Amen Amen Qali hiwet yesmallina Egziabher ❤❤❤❤

  • @bahtagebremeskel240
    @bahtagebremeskel240 11 місяців тому +2

    Amen Amen Amen zmara mlakit yasmalna

  • @yonastsadik1416
    @yonastsadik1416 11 місяців тому +2

    amen amen amen zmare melaekti yesmalna' ❤❤❤

  • @Yohanakelati
    @Yohanakelati 11 місяців тому +2

    Elillllllllllllllllll zmare meliakiti yesmealna ❤❤❤❤❤❤

  • @ArsemaZeresenay-ju9lj
    @ArsemaZeresenay-ju9lj 11 місяців тому +2

    Elllllllll zmare melakt yesmalanመታ/"Aron ❤❤❤

  • @mengstabshewit9705
    @mengstabshewit9705 11 місяців тому +5

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ❤❤❤❤

  • @arsemaberhu3479
    @arsemaberhu3479 11 місяців тому +2

    Zmarie melaekti yesmaalna m.aron hawey

  • @hawifebu
    @hawifebu 11 місяців тому +3

    በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ
    ❤❤ድሕነትና ክእውጅ❤❤
    ድሕነትና ክእውጅ መድሕን ወረደ
    ብቕድስና ፍጹም ተወልደ
    ሰብኣ ሰገል መጹ ዜናኡ ሰሚዖም
    ሳጹኖም ከፊቶም ከቕርቡ ህያቦም
    ቤቴልሄም ኣጋ ወጋሕታ
    ልዕሊ ጸሓይ ደሚቓ ብልደት ናይ ጎይታ
    ፍሉይ እዩ ለውሃቱ ዘይብሉ መዘና
    ወዲ ዳዊት ንበል ዋልታ ድሕነትና
    ጽሑፍ ተፈጺሙ ቃል ቅዱስ ነብይ
    ቤዛና ተወልደ ድኻምና ክፍውስ
    ኣብ ዙፋን ናይ ዳዊት ክገዝእ ብፍቕሪ
    ኢየሱስ ክርስቶስ ግሩም መኻሪ
    ማያት ንመዓሙቕ ከም ዝጉልብቦ
    ውርደትና ጋሪዱ ምሕረቱ ከዝንቦ
    ፍሉይ ጸጋ ለቢሳ ምድሪ መስኪራ
    ዘርኣ ክትህብ ትርጉም ምፍጣራ
    ድንግል ክትወልድ ክኸውን ታሪኽ
    ጓሶት ተበሲሮም ዘሚሮም ብሕብረት
    ፍስሃ ኮይኑ'ሎ ብሰማይ ብምድሪ
    ከም ሰብኣ ጥበብ ንስገድ ንፈጣሪ
    ወስብሃት ለእግዚኣብሄር ወለወላዲቱ ድንግል ወለ መስቀሉ ክቡር 🙏🙏
    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና መርጌታ ኣሮን ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ🙏🙏🙏

  • @dawitalem7927
    @dawitalem7927 11 місяців тому +2

    Zmare melaekt yesmaln ftuw memhrey

  • @Teklu-l2l
    @Teklu-l2l 11 місяців тому +2

    ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የሰማዓልና ድያቆን ሓወይ

  • @TarikhMichael-gv9dj
    @TarikhMichael-gv9dj 11 місяців тому +2

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰memhrey nateyy egziabhier bereketkum ykhfelena🥰🥰🥰🥰

  • @menbarbemela
    @menbarbemela 11 місяців тому +2

    Zmarie melaekti yesmealna 🙏🙏🙏🙏

  • @MikalGezae-s6f
    @MikalGezae-s6f 11 місяців тому +2

    Zmare melakti yesmalna ❤ zemen agelguletka ybarek

  • @FANATwelde
    @FANATwelde 11 місяців тому +2

    አሜን አሜን አሜን❤❤❤

  • @Z-jp9lp
    @Z-jp9lp 11 місяців тому +2

    ዝማሬ መላእክት ያስማልን❤❤

  • @እመብርሃን-ጘ8ከ
    @እመብርሃን-ጘ8ከ 11 місяців тому +2

    Aseyyyyy zmare melaekt yesmealna Egziabher amlak xegu yebzhalka ❤

  • @SelamHabteslasie-n9j
    @SelamHabteslasie-n9j 11 місяців тому +2

    Aseyyyyy Elllllllllllllll zimarie meliakt yismealna Mergieta haweyyy

  • @habenmeso6839
    @habenmeso6839 11 місяців тому +2

    zmare melaekti yesmalna mergeta arom

  • @arsemagerezgiher3985
    @arsemagerezgiher3985 11 місяців тому +2

    Amen Amen Amen zmare melaekt yesmalna

  • @LetenkielTeklebrhan
    @LetenkielTeklebrhan 11 місяців тому +2

    Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll Ellllllllllllllllllll zmare melaekt yesmalna egzabiher zeben agelglotkum ybarek rediet emebrhan bereket kudusan ms kulna ykun bereketom yhderena semaet zenbele dem bxuu wekudus abona entenyos amen amen amen rhus awdamet ygberelna egzabiher ❤❤❤

  • @CapitalShimendi
    @CapitalShimendi 11 місяців тому +2

    Zmarie melaikti yesmealna

  • @RobelHaile-sf1wo
    @RobelHaile-sf1wo 11 місяців тому +2

    zmarie melaekt yesmalna (emenetna kllti begrma hxrti bemenfes qdus egberelna)

  • @Ostirch
    @Ostirch 11 місяців тому +2

    Zmare melakti yesmalna memhrey

  • @FeruzMakele
    @FeruzMakele 11 місяців тому +3

    Aseyy zmare melakt ysmeana kubur hawna 🙏♥️❤️❤️

  • @user-nz9rk5sq8b
    @user-nz9rk5sq8b 11 місяців тому +2

    Qal hiwet ysmalna ❤❤❤

  • @OrtodoxMezmur-d2q
    @OrtodoxMezmur-d2q 11 місяців тому +3

    Zmare mlakte ysmalna memhrey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yordanosaregheytekle2851
    @yordanosaregheytekle2851 11 місяців тому +2

    Aseyyy zimarie meliakt yismealna mergieta hawey❤❤❤

  • @SabaKflom
    @SabaKflom 11 місяців тому +2

    zmarie melakti yesmalna

  • @asternerayo3279
    @asternerayo3279 11 місяців тому +2

    እልልልልልልልልልልልልልል ❤️❤️❤️❤️

  • @akberetafom7234
    @akberetafom7234 11 місяців тому +2

    Zmare Melaekt yesmealna

  • @Orthodoxe-emnet
    @Orthodoxe-emnet 4 місяці тому +1

    Zemare melakt yemalna dyaqonhawey❤

  • @SaimonYonas
    @SaimonYonas 11 місяців тому +2

    Zmare melaekt yesmealna❤❤❤❤❤

  • @tsyoney912
    @tsyoney912 11 місяців тому +2

    Ellllllllll zamarie yesmalna memehrey xegu ybzh

  • @Weditgrniya
    @Weditgrniya 11 місяців тому +2

    Zmarie melakt yesmealna ❤❤

  • @SamiTesfomariyam-ng9dz
    @SamiTesfomariyam-ng9dz 11 місяців тому +2

    ኣሜን

  • @ቴቄል
    @ቴቄል 9 місяців тому +1

    Zmarie melaEkt yesmalna ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kewanitTesfamariam
    @kewanitTesfamariam 10 місяців тому +2

    ❤❤❤❤❤ thank you

  • @PaulosNguse
    @PaulosNguse 11 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ እልልልል እልልልልል የኔ ወንድም

  • @yonimerihawey4949
    @yonimerihawey4949 11 місяців тому +1

    Zemare melakti yesmealna Deacon 🙏🙏🙏

  • @RahelAbrha-v5k
    @RahelAbrha-v5k 11 місяців тому +2

    Zamarie melaekt yasemaln

  • @ናትናሰላም
    @ናትናሰላም 11 місяців тому +2

    Elllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllll Elllllllllllllllllllllll zmare melakti yesmealna tewahdo nzelalem

  • @MebrihitMahray
    @MebrihitMahray 11 місяців тому +2

    zmarie melaekti yesmalna❤❤❤

  • @LuwamBERIHU-c3d
    @LuwamBERIHU-c3d 11 місяців тому +2

    Zmare melaekti ysmaelna ❤❤

  • @HanaAbel-e8s
    @HanaAbel-e8s 11 місяців тому +2

    Elllllllllllllll❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @KisanetKahsay-m5t
    @KisanetKahsay-m5t 11 місяців тому +2

    zemarie melakit ysmalna ❤️❤️❤️

  • @maharigebrehiwet1810
    @maharigebrehiwet1810 11 місяців тому +2

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና መ/ኣሮን ዓርከይ ኣጆካ በርትዕ ሳብስክራይብ ከኣ ኣይንብቀቀሉ የሕዋት

  • @HanaAbel-e8s
    @HanaAbel-e8s 11 місяців тому +1

    Amen Amen Amen ❤❤❤

  • @WintaMogos-q3g
    @WintaMogos-q3g 11 місяців тому +2

    Elillililililil ❤❤❤❤❤

  • @letekidanafewerki4604
    @letekidanafewerki4604 11 місяців тому +2

    Ellllllllllllllllllllllllll 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @hanitesfamicheal4562
    @hanitesfamicheal4562 11 місяців тому +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @LuwamTame
    @LuwamTame 11 місяців тому +2

    Elllllllllllll ellllllllllll ellllllllllllll❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Fiyorikbrom
    @Fiyorikbrom 11 місяців тому +2

    Ellll goyta ymesgn

  • @tomaskbret5591
    @tomaskbret5591 11 місяців тому +2

    🙏🙏🙏❤❤❤❤

  • @AkberetTeame-g6v
    @AkberetTeame-g6v 11 місяців тому +1

    አልልልልልልልልልልል

  • @selamteklay9307
    @selamteklay9307 10 місяців тому

    ELLLLLLL ZMARE Melakti yesmalna 🎉🎉🎉🎉