New
Вставка
- Опубліковано 6 вер 2024
- ሮራ ቲቪ ምስ ምዕባለን ዕቤትን ቴክኖሎጂ ንምስጋም፡ ኣብ ስነ ጥበብ ኤርትራ እጃማ ንምብርካት ሓሊና ምሩጽ ደርፍታት ኮሜድታት ቃለ-መሕተት ምስ ዓበይትን ዕውታትን ስነ-ጥበባውያን ሃገርናን ካልእን ሒዛ ዕግበት ተዓዘብታ ንምርዋይ ተዓጢቓ ኣብ ምርብራብ ትርከብ፡፡ ፍትዋትን ክቡራትን ተዓዘብቲን ቤተሰብን ናይዛ ቻነል ድማ ከም ኩሉ ግዜ Subscribe Share Like Comment ብምጥዋቕ ሃናጽን መሃርን ነቕፌታኹምን ምትብባዕኩምን ኣይፈለየና ንብል፡፡
ዋዉ ብጣዕሚ'ዩ ፀብቅ የቀንየልና እዘሐወይ ወዲ አሰመራ ጻዓዱ ቡዙሕ'ዩ ትዝታ ጊዜ አብጸሕና ቀጸሎ ንስራሕን ትምህርት ንቅድሚት ንስጕም ተጠርኒፍና ደቅ ዓደይ መዓረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሓፍተይ መደበይ ሪኢኺ ሳብስክራይብ ግበርለይ
ዕድመ ጥዕና ይሃብኻ ክቡር ስነ-ጥበባዊ ሃገርና።
ሓፍተይ መደበይ ሪኢኺ ሳብስክራይብ ግበርለይ
ደቂ ኣስመራ ጻዕዳ ፋሕፋሕ ኢልኩም ኣምላኽ ዝኣኻኽብ ዘመን የምጽኣልኩም ፍቅሪ ኢኹም ብሓቂ
ሓፍተይ መደበይ ሪኢኺ ሳብስክራይብ ግበርለይ
Amien zehaftay Mariam Asmeraiti ketakakebom eya kerebu eyu
ሓፍተይ ናተይ ሳብስክራይብ ግበረለይ መደበይ ሪኢኺ
MADE IN Asmara Azmarionttttt
Sekti gahba nejis nfeltekom ena ndeqi geter faratat ktblu twulu endikum nezom xeadu keamber aletawyan nblom
ኢሰገ ጡዑም ድምጺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አይትጥፋአና ብእፍሊ ዓርማሳት አዉጃ ዝጥዕም ድምጾም አእዛና ጨርባሕባሕ በዚሕዎ አሎ ሐደራኻ ሙሴላ
ኩቡር ሓወይ ናተይ ሳብስክራይብ ግበረለይ መደበይ ሪኢኻ
Beautiful. Great voice. An ode to childhood friends, loves, hopes, memories of growing up in Asmara--specific neighborhoods and sites that depict personal experiences, aspirations, and joys. Although, some of us grew up elsewhere, it is quite touching and endearing to hear this piece of narratives from true sons of Asmara residents. Lovely.
Esgaa Natay Azmarino zaymeno Edema Tenan yehabekom fatari daqi Ereyyyyyy Halalayyy feterat 🇪🇷❤️🇪🇷❣️❤️❣️
ኢሰገ ኣንበሳው ! ኣብ ዝኽሪ ኣጥሒልካና ሓው ለምለም ጅግና።
Esege kemeka sheh yweles mosi akal wsetey neaka zkewn qalat yelen ❤❤❤❤❤ deqi erey fqri ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሙሴ ሓወይ ዕዳጋ ዓርቢ
ኣዘኪርካኒ መማህርተይ ዕቢ
ሰብ።
🌹🌹🌹🌹🌹🌹run 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤ ኣታ ኣነ ናፍኸ ኣታ ኣነ ናፍኸ ሃገረይ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍✊✊✊✊👏👏👏👏👏❤️❤️❤️❤️👌👌👌👌🌹🌹🌹🌹🌹😘😘😘😘😘🌷🌷🌷💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eisege asli admen tana yehabeka
Shawley meley da 16❤👑🍾❤✊✊
Kongo zefen yet Ganga keep up
WAJ NAFikE 👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹💐💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
what a nice voice you reminds me my childhood time asmerina
ኩቡር ሓወይ ናተይ ሳብስክራይብ ግበረለይ መደበይ ሪኢኻ
ብራቮ ሙሴላ {ኢሰገ} ብጣዕሚ ልብቢ ዝትንክፍ ተዘክሮ ጽቡቅ ስራሕ💪🏿🇪🇷❤️🇪🇷💪🏿🇪🇷🇪🇷👍🏿❤️🇪🇷🌹👍🏿💪🏿❤️❤️
ናይ ዲንያ ነገር መወዳእታ የብሉን! ኣምላክ በብዘለናዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃበና🙏😍🎶🇪🇷
Esge shulu gororo neber asmarino🇪🇷❤️😭
I Love you 🇪🇷🇪🇷🇪🇷(
Shikor Demxika kuleu Negr Des Yeble 🦁❣️👋👌💞
Deki erey jeganu 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 👌👌👌✅✅✅✅✅✅
ጽብቅ ስርሓ ቀጽሎ ነይብሓቂ ተዘኪሮ ገርክለና ምስኩሎም ፈትዊትና የርኪበና ፍታር
Esege asli yebal demxi forsa forsa
ሓወይ ናተይ መደበይ ሪኢኻ ሳብስክራይብ ሓግዘኒ
ጥዑም ድምጺ ቀጽሎ ዕዉት አርቲስት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።
ሓፍተይ መደበይ ሪኢኺ ሳብስክራይብ ግበርለይ
amazing pure natural voice musiela👍🙏🙏🇪🇷❤️
ኩቡር ሓወይ ናተይ ሳብስክራይብ ግበረለይ መደበይ ሪኢኻ
ሓወይ ናተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ.
So sweet song 🎵lovely wadi Asmara Shkor, keep up please 🙏 God bless you ♥️🇪🇷♥️
ኩቡር ሓወይ ናተይ ሳብስክራይብ ግበረለይ መደበይ ሪኢኻ
ahhhh Awaye sdet tzkirni ba
Amne filiposey yhalwena ab zelenayo deqi asmera xaeda😢😢😢
Hayal nay afrika derafay
Ewa nafiqye behaki
ኩቡር ሓወይ ናተይ ሳብስክራይብ ግበረለይ መደበይ ሪኢኻ
ኢሰገ ኣበይ ኣሎ እንዳ ተባሀለ ከሎ ኣብ ቓዛ 🙏❤🙏 ኩሉኹም ኣዝማሪኖ ናይ ሽዑ ዝነብርኩም ከመይ ተስተንትንዎ ነዚ ግዜ እዚ 🙏💔🙏
Are gele eyou ezi seb❤❤❤❤❤❤
Welcome Esege hawey deki Eriy Shikornatat edmen tienan yhabkum fetari♥️🇪🇷🙏🏼
𝐀𝐦𝐚𝐳𝐢𝐧𝐠 𝐠𝐨𝐨𝐝 𝐣𝐨𝐛 𝐯𝐨𝐢𝐜𝐞
Nice thanx Kem Tekle Tesfazgi dmxe Aloka God blles you kab Asmarino
ኣገናዕ ጽቡቕ ዜማ ሕብሪ ቀደም ብዘለዎ እተዚሞ ቀጽሎ ክበር ንበር ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ብልቢ። 👋👋👋👋👋👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏💐💐💐💐💐💐💐
Welcome wedi eriy 😍😍😍💕💕💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷
What a voice 👏🏾👏🏾👏🏾 🔥🔥🔥
Wow love it deki Erey 🇪🇷🤔
Music btami adneka
Nay kedm azekakrkani bsankolo swa aetinayo ahh
Telponka sdeley
ኩቡር ሓወይ ናተይ ሳብስክራይብ ግበረለይ መደበይ ሪኢኻ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 👍👍👍
nayss
Amazing guy drive back home
Edmen tenan neaka esge bro 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷❤🇪🇷❤❤🇪🇷❤🇪🇷
ሓወይ ሰላም መደበይ ሪኢኻ ሳብስክራይብ ግበረለይ
እሰገ ሓወይ ብጣዕሚ ጥዑም ድምጺ'ዩ ዘለካ። ኣብዛ ስራሕ ግን ሰሓብነት ጎዲሉኒ። እቲ ጸገም
1, ንኽሊብ ዝተጠቀምኩምሉ ስቴጅ፡ ናይ ፍግራ ስለዝኾነ ኣብ ጎደና ገዛውትኻ ምስ ጆምዓን ቆልዑ ገዛውትኻን ተኣኪብካ እንተዝሰኣል ዝያዳ ሰሓብነትን ዝኽርን ምፈጠረ።
2, ተወሳኺ መሳርሒ ሙዚቃ ነቲ መሰረታዊ ጣዕሚ ናይቲ ዜማ የህሲስዎ፡ ክራር ጥራይ ኣኻሊ ኔሩ።
3, ብዙሓት ናይ ፍግራ ደርፍታትና ሰሓብትን ተፈተውትን ኢዮም፡ ኣብዚ ሒዝካዮ ዝቐረብካ ናብ ዘመናዊ ዓይነት ዝኸደ ስታይል ግን፡ ነቲ እንፈልጦ መሰረታዊ ጣዕሚ ናይ ፍግራ ደርፊ መቐርቱ ኣጉዲልዎ። ምኽንያቱ እዚ ትደርፎ ዘለኻ ብዝተፈላለዩ ክራሪስት ቅድሚ ሕጂ ተደሪፉ ኢዩ።
ድምጽኻ ብኽራር ላይቭ ክደርፍ ከለኻ ይፈልጦ ኢየ፡ ኣዝዩ ጥዑምን ኣብቲ ዝለዓለ ሜጀር ክድይብ ዝኽእልን ኢዩ። ቀጽሎ ኣድናቒኻ ኢየ። የቐንየለይ❤
Nice music
Betami des zebl hawey edmen tenan yehabka fetari
ልዕሌኻ ኮኾብ የለን ኢሰገ✅✅✅✅✅✅✅
💙💙💙💙
Eway I miss you Asmera Adey tsada.
I miss asmra .daky matbitay
Eisege hawey shikor zibuk srah
edmen tenann yehbeka wedi erey
Wedi abash anbesa nice voice i love it God bless you
ኣሰግ ኣብ እርጋና ኣዘኻኺና ዓሽ ያሸኽ
Essge arkey miss you Azmrino ✌
PLEASE,PLEASE TURN BACK THE HANDS OF *GOLDEN PAST TIME BLASH A-DU-N-YA KALAS ......AYEWE ASMARENO TETAFAFEANA PERNENTE..????
ኢሰገ ኣስሊ
Wawawa aman zikone dimitsiey
ይበል ድምጺ (ኢሰገ)
ተዘከሮ
በለሰከ በሎ ዓለም ገዛ ኽራይ ዕድመኻ ነዊሕ እግበሮ!!
AYEWE SETENAYO AYMLSN S-BUK KEY -BE-L-ÑAYO HALEFU AWE????LWONDER FULL LOVLY ASMARENO SONG OF MEMORIAL ALEM 9 AWE ZE-YT-MEL-A10.....DREAM SPIRIT SONG THANK'S MOSSES ....
Great Music
With
Great Voice !
Esege Yahoo.
Shkor abyet dmxi
ዓሕሕሕ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጥዑም ድሙጺ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኮ ናዩ ቀደም ንብዘን ንግደት አዛኻኪርካና
ኩቡር ሓወይ ናተይ ሳብስክራይብ ግበረለይ መደበይ ሪኢኻ
Esege ,,, abi hawey meteabiti
ኩቡር ሓወይ ናተይ ሳብስክራይብ ግበረለይ መደበይ ሪኢኻ
Nice Music Deqi Eri
Bravo
ኩቡር ሓወይ ናተይ ሳብስክራይብ ግበረለይ መደበይ ሪኢኻ
thanks my bro
ኣብሽርካ ሙሴ ጅግና ጽቡቅ ስራሓ ቀጽሎ
Golden voice
Ayewe deke asmera bihafesha deki erey rekibnayo zelena ..akakibo yifterelna tirah
ኩቡር ሓወይ ናተይ ሳብስክራይብ ግበረለይ መደበይ ሪኢኻ
@@iteentertainment sub gere aleku bro
ሙሴ ጎይታ ጠባይ ምስታ
ክራርካ ከጥዕመልካ (ዳሰራው
ባንዲ መሊስካና)የቐንየልና።
ኣዝማሪኖ አቶም ንህዝቢ አሪትራ ክልተ መድረኽ ዝጠለሙ ከዳዓት ኣምለኽቲ አሰያስ
nic pic
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤️❤️❤️👍👍👍👏👏👏
እዚ ድምጺ ኣበይ ኔሩ ብጣዕሚ ዝድነቅ ድምጺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ውዲ ሞኬ ካልእ ደርፊ ኣይስምዕን እየ ኣብኡ ኮሎ ክፍ ኣቢልካዮ ጎዶሎ ዘይብሉ ።
Akkk deki ERey mtiekkab yfterelna ab Adina
Akoka arkey mearey
ኩቡር ሓወይ ናተይ ሳብስክራይብ ግበረለይ መደበይ ሪኢኻ
ኢሰገ በዓል ጡዑም ድምጺ ንበረለይ
Beautiful 🤩
❤
Lovely!
Swa bshankelo elka derfi alo. Tum dimtsi kelekas nezi sakt derfi tderf. Bzkone suhul gororo
ኩቡር ሓወይ ናተይ ሳብስክራይብ ግበረለይ መደበይ ሪኢኻ
🇪🇷✌
ሓወይ ናተይ መደበይ ሪኢኻ ሳብስክራይብ ሓግዘኒ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሓፍተይ መደበይ ሪኢኺ ሳብስክራይብ ግበርለይ
Aesmera saeda ewe Agoka eske
ሓወይ ናተይ መደበይ ሪኢኻ ሳብስክራይብ ሓግዘኒ
amazing voice good job
ዓሕ ስደት ሕሱም
ኣታ ኣነ እንታይ ዝገብሮ ኢሰገ ክሰምዕ ኮለኩ ምክኣል ይስእን ብንብዓት።። ሙሴ ሓወይ ስሕል ድምጽ - አምላክ ምሳኻ ይኹን🤝👏👌
thanks my bro
ጨጎራና ኸማን ይነብዕ ኣሎ
👍👍😍
ኩቡር ሓወይ ናተይ ሳብስክራይብ ግበረለይ መደበይ ሪኢኻ
❤❤❤❤❤❤❤😍😍😍😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰላም ደቂ ኤረይ ንቀደም በለ ናብዛ ቻነል ሓደሽቲ ኮሜድታት ሃገርና ናባኹም ሳብስክራይብ ኣይትሕመቁ
nayss 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኢሰገ ከም ኩሉ ግዜ ጹብቅ ስራሕ ካብ ልቢ ነመስግን !
ነገር ግን እዚ ፖሮግራም ናይ ኩሉኩም ሪኤዮ ተከታቲለዮ ፕለይ ፓክ ኢዩ ኔሩ እቲ ጸወታ ብፋልይ ብዓል ተስፋይ ንርአዮ ብዓል ራዛ ዓበይቲ ክራሪስቲ አብዚ ሎሚ ግዜ ብምላእ ናይ ስቱድዮ ክጻውቱ ክትርእይ ከለካ ብጣዕሚ ኢዩ ዝሕፍር ምሉአት ሙዚቀኛ ሙሉእ መሳርሒ ሂዝካ ፕለይ ፓክ ክጻወቱ ንስእሊ ወላ ዘይተርፍ ።
Dmxka mlket kraran zwexeka yelen gn tetekemelu
ኩቡር ሓወይ ናተይ ሳብስክራይብ ግበረለይ መደበይ ሪኢኻ
Anta entay rekibeo bswa ke alo diu derfi
Atum telamat . tigtay tiwet awesome thanks so much strong enough tigray taweta.amhuru.
Wuxae gida izi nay deki Erey halalat iyu. No politics here. Tilmet kea nay abotatka iyu . Game over
ክክክክ አንታ ሃለፍታ ይገብረልካ አሎ በስምአም በል ከምቆጽሊ ይረግፉ አለዉ ደቂ ድኻ ይሕዋትካ ንስለ ግብጽን አሜሪካን ይግብሩ አለዉ ስሌኦም ዶምጺ ኹን ተኺእልካ አብዚ መጺኻ ሃለፍታኻ አይትንገረና እዚ ገዛ ጀጋኑ ን አያታትካ ትሕቲ ጉድጋድ ዘዉረዱ እንዳ ጀጋኑ እዩ
Gezaka tegagika aleka wedi Tigray hasowi nay Wayane asobe nay America
Tigray teweta kkkkkkkkkkk Fuch off Tigray Wayane tshrqe
ሓላላተይ መሃርቲ ኣዛናጋዕቲ ኣገረምቲ ኣስሓቅቲ ምስ እትደልዩ (( ሳብስክራይብ )) ግበሩለይ ሓላላተይ ,ክብረት ይሃበለይ ኣሕዋተይ ፨፨፨