ብሕጽረት መነባብሮ ኣቦይ ምንዝርና ሚሂሩኒ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 22 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 17

  • @yafetamanuel6539
    @yafetamanuel6539 11 годин тому

    ዝኸበርኪ ሓፍትና እዚ ብወላዲኺ ተመኺርክን ተማሂርክን ክትገብርዮ ዝጸናሕኪ ስራሕ ዓቢ ጌጋ ኢዩ እቲ ንወላዲኺ ትንፋሱ እና ሓለፈት ዘይምድሓንኪ ግን 200% ቅኑዕ ኢዩ።ምኽንያቱ እዚ ወላዲ ኣይኮነን ይምት ጋሕ እበል መቃብሩ ይገምጠሎ ሕማቕ ሰብ ጸላእኹ፡፡ሕጂ ግን ኣይትጋገዩ ቅዱስ ሓሳብ ሓሲብኪ መገድኺ የዐሪኺ ወሊድኪ ዘሚድኪ ስነ-ስርዓትን ጽቡቕ ስነ-ምግባርን ዘለዎም ውሉዳት የዕብዪ ኢኺ ተሓጒስኪ ከኣ ነታ ኣቦኺ ዝበደላ ሂወትኪ ትኽሕስያ ውላድኪ ምስ ሓቆፍኪ ሩፍታን ሓጎስን ባህታን ክስመዓኪ ኢዩ፡ ሰብ ወዲ ሰብ ንውላዱ ኢሉ ኢዩ ዝነብር፡እምበር ከምዚ ናይዚ ስሱዕ ቁራጽ ሰይጣን ኣቦኺ ሂወት ውላዱ ኣብ ዋጋዕዳጋ ዘእቱ ኣይኮነን።

  • @صقرالعتيبي-و8ص
    @صقرالعتيبي-و8ص День тому +1

    ሰብ ኸይኑ ዘይጋገይ የለይ ገጋ መፍጥርትና እዪ ካብ ኣቦና ኣዳም ካብ ኣደና ህዋን ጀምርኻ. ግን እዚ ነገር ናባት ነብስ ምንጋር ፀቡቅ ሕልና ወን ይዓርፍ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ባዓይኑ ምሕረቱ ይጠምትኽ😢

  • @helenmicheal9978
    @helenmicheal9978 День тому

    Haftey btaimi xbuq gn ktrnbbi koleku qurub thweki aleki hdie elki anbibio, please 🙏 .🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @IsakAman-b2i
    @IsakAman-b2i 19 годин тому

    Yrgalem Abrha diki ezi dmxks xahley ms mokosu gusti ms felemu 😂😂😂😂ktbli keleki ytem😂😂😂😂😂

  • @TslalmuzGeredihin
    @TslalmuzGeredihin День тому +1

    ምፀተኣለም😢😢😢😢

  • @SayeKidane
    @SayeKidane 7 годин тому

    Ezias kab hakqi zrehaqe iyu mara teganinu film Hollywood ko gierkiyo

  • @Beti-x3x
    @Beti-x3x День тому +1

    ይርግኣለም ኣብርሃ ንፍዕቲን ሓያልን ጋል ኢኪ ግን ኣብዛ ንባብ ግን ትጸቅጥዮ ኣለኪ ቅሩብ ፍንው ኣብሊዮን ኣይትተሃወክን ከምዚ false self confidence ኣብቲ : ወይ :: ርእይቶ ዩ ምናልባት ውን ኣነ ተጋግየ ከይከውን 😂

    • @Abistar.4
      @Abistar.4  День тому

      ስለ'ቲ ሃናጺ ሪኢቶ የቐኔልና ቤቲ

  • @rahelabrhe
    @rahelabrhe День тому

    Way gude😢😢😢

  • @DjgDvjx
    @DjgDvjx День тому

    😢😢😢😢

  • @صقرالعتيبي-و8ص
    @صقرالعتيبي-و8ص День тому

    😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @habtearaya3886
    @habtearaya3886 День тому

    Wawwww

  • @ጓልሰየምቲአድያቦ

    Gud😢😢😢

  • @millionefrem
    @millionefrem День тому

    ❤😢

  • @hidatogbamichael7
    @hidatogbamichael7 День тому

    Wey guddddd

  • @AsAs-y9k7m
    @AsAs-y9k7m День тому

    😢😢😢😮😮😢😮😢😢😮😮😮😮😢

  • @yirgalemberhe5987
    @yirgalemberhe5987 День тому

    Weyyyy gud zey giber yelen