Thank you very much wedi Negus. You articulated it very well. Very brilliant Analysis. Thank you also brother Seltene for inviting him and for your kind contributions in raising the thoughts of our people. Well done !!👏 👏
I really admire Tesfom mind set the way he is passionate about his view about the actual situation in Eritrea. Seltene your effort to build fraternity between 🇪🇷and Tigray is Admirable keep doing your best. Kemakum yebzehayom deki hizbi ikum amlak hayli yihabkum ktksiluwo izi kalsi ne selam fikrin harenet nay kulu wusuh hizbi. Respect to both yehwatey.
መደብ ተፈታዊ ህዝብና ዝከታተሎ ናብ ውሽጢ ዓዲ ዝኣቱ ሳትላይት እዩ። ነዚ ሳትላይት ወርሓዊ ኣሽሓት ዶላራት ኢና ንኸፍለሉ ን ቐጻልነት ሳትላይት ውሑስ መታን ክኸውን ኩላትኩም ዓቕምኹም ወርሓዊ ክትሕግዙ ብ ትሕትና ይላቦ።
Let’s support TEFETAWI TALKSHOW SATELLITE 📡 🎩donorbox.org/tefetawi-talkshow
የ
Edey ayembrelan eye hasot ksema ele
د
د ككل
ተስፎም ሽኮር ብሩክ ሓውና ለባም ሓፍትካ ካብ ትግራይ ሰልጠነ ውን ከምኡ ❤️🙏
ተሰፎኦም አቦ ሐቂ ተሮግ ተሮግ እያ ወዲ ንጉስ እምበር ወዲ ንጉስ❤️❤️❤️
ተስፎም ወዲ ንጉስ ጅግና ተባዕ ባዓል ሕልና ከምኡ ዉን ሰልጠነ ሓዉና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🥰🙏➱ ነቲ ዉፁዕ ህዝብና ተስፋ መፃኢ ኢኩም ቃልስኩም ኣበርቲዕኩም ክትቅፅሉ ንላቦ 🥰🥰🥰
ወዲ ንጉስ ተስፍኦመይ ኣታ ጅግና ወዲ ህዝቢ እንቃዕ ደሓን መጻኻ🥰🥰🥰🥰🥰🥰selteney thanks ❤❤❤❤❤
ናይ ባሓቂ ዓበይቲ መምሃራና ነዓኩም፡ምስ ሰማዓኩስ ሓደማዓልቲ ሕልመይ ከምዝጋሃድ ብተስፋየ ዝጋዓዝ ርግጸኛየከኣ ውብዝሓጸረ ከምንዕወት።
ወዲ ንግሥ ጀግና ለባም ወዲይ ህዝቢይ ተባረኽ ❤️💛❤️💛❤️💛
King of king ተስፎም ሓቅነቱ ኣብ ገጹ ኢኻ ተንብቦ ኣቦ ሓቂ 👍
ጀጋኑ
ح
መርሓባእ ወዲ ማሓሪ ጥዑም ድምጹ
ዋው ተስፎም ወዲ ማርያም ደብረሲና ማርያም ብሪውሪው ለሚንካያ ሰማዒት
ክልተ ጎባልል ኣቦታት ፍትሒ ድምጺ ውጹዓት ጽቡቕ መደብ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ⭐️⭐️🌹🌹❤️❤️
ተስፎም ኣቦ ሓቂ ንበረልና ጅግና 🥰🥰🥰🥰
ብጣዕሞ ጽብቅ መደብ ወዲ ንጉስ በሊሕ ሰብ።
እቲ ብጣዕሚ ዘሐጎስኒ ድማ ወዲ/ደብረሲና ምኻኑ!
. ደብረሲና ጥንታዊ ገዳም-ኣብ ኣውራጃ ሰንሒት ዝርከብ our landmark
. ኣብ ግዜ ቃልሲ ብዙሕ ታሪኻዊ ኣደራዕ ጌታት ካብ ዘጋነፋ ብሙኻና
. ካብተን ጽንዓት ሓድነት ዘመሰከረት ዓዲ ብሙኻና
. ኩለን ብሄራት: ካብ ኩሉ ሃይሞኖታት ብሓባር ዝነግድዋን ቃሌቤት እምነት ኤሪትራውያን እያ::
.ብጠቕላላ ታኣምራታዊት ተፈታዊት መደበር ባህሊ ሃገርና እዩ::
ብዝኾነ ብጣዕሚ ብሱል ሰብ and I recommend you strongly to work together ( be workmates)
Mogos Berhane
ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ሐደ ካብ ሽሕ ሐቀኛ ሰብ☝
ልክጵ ተስፎም ጅግና ናይዓድና ዘሕዝን አዪ ምሁራት አዶም ጠሚሮም ይር ኡ ዋላዘይዓጅቦም አለዉ ኩሎም ስለዝወጹ
#ተስፎም ተስፋ ወትሱዓት ኣቦ ሓቂ ኣምላኽ ጉልበት የሃብካ በጣሚ ዘኽበሮ ሰብ 🙏
ኣረዳኣዮም ንገሮም እቲ ሓቂ ነዚኦም ህግደፊ ኢና ባሃልቲ በላዕቲ ሰብ
ተስፎም ጅግና ደላይ ሰላም
ተፈታዊ ድማ ጎበዝ ተቐባሊ ሓሳባት ቀፅለሉ
ልዕሊ ተስፎኦም ንሓቂ ዝገልጻ የሎን ብራቮ ተስፎኦም።
ዝሰምዕ እዝኒ እንተሃልዩስ ብጣዕሚ ሃናጺ ሓሳባት ኢዩ
ብጣዕሚ ንጽር መልእክቲ ፡ ንጹር ዕላማ ዘሎዎ ዘረባ ወዲኑጉስ።
ኣቦ ውፁዕ
ሃገር ኣብ ሓዊ ሰኽትቶም ኣብ ቑራዕ
ኣብ ጥፍኣቶም ዝብሉ ኩራዕ
ክንድዚ ዕሽነት ብነብሱ ዝጣላዕ
ሖማቕ እዋን ተካል ስማዕ
ዘገርም ኩርዕ ጥራይ ተጋዓዝ
ትጋዓዝ ተጋዓዝ ተጋዓዝ ተጋዓዝ
ኩራዕ ዝበልኩዎ በል
ኩሉ ግዝየ ደጋግሞ ክም ሕማቅ ኣመል
ንሳ እያ መድሃንትካ ናይ ህግደፍ ጸበል
እዳመትካ እዳበላዕካ ዓፈል
ኣብ ፍስብካት ኩራዕ ትቓባብል
ወዲ መሓሪ & ስልጡን ጀጋኑ ደቂ ትግርኛ
Tesfom kabtom aziye zediniqo eyu he is humble and honest with a beautiful heart 👍👍❤❤ Thanks Tefie for inviting him 💯💯👌👌
ወዲ ንጉስ ጅግና ቅድሚ ሰብ ዝነቅሐ ተባዕ እዪ ብጣዕሚ ዝገርም ትብዓት ' የቀንየልና ሰልጠነ ❤️💛❤️💛❤️💛✅✅✅✅✅✅✅
ተስፎም and ሰልጠነ አቦ ሐቀኛታት ክቡራት የሕዋተይ ሐቅነትኩም መግለጺ ስኢነሉ ጀጋኑኑኑኑ
ዝፈትወኩም ሰብ ሕሊና💗💗💗💗💗💗💗💗
Extremely, game changing discussion!
Wedi Negus and Tefetawi Great as always
ወያነ ወሪሩና ውግእ ከፊቱልና ይብሉኻ
ተስፎም ጅግና ተባረኽ
ወዲ ንጉስ ዓብይ ሰብ
ዝፈትወኩም ሰብ ሕልና Seltene & tesfom 💖💖💖
Very sad story, I am glad you're survived surely God was with you. Let GOD give you the desire of your heart and God bless you Tesfom 🙏
ተስፍሽ ኣቦ ሓቂ ❤
ክልተ ጀጋኑ ሰብ መትከል❤❤❤🌹🌿🌿🌿🌾🌾🌾
ወላሂ ዘይምኖ ታሪክ ደደጋጊምካ ስሚዕካዮ ዘይጸገብ ዛንታ ሐቢቢ ተስፎም ዕደመን ጥዕናን ይምነየልካ ስልጠነ ሐቢቢ 🥰🥰🥰🥰🥰
Extremely, game changing discussion
Wedi Negus and Tefetawi you are great as always!
ማሓሪ ብሓቂ ወዲ ንጉስስስስስስስስስስስስስስስስስስስስስስስስስ ኢኻኻኻኻኻኻኻኻኻኻኻኻኻ
ሰልጠነ ድማ ስስስስስስልጡንንንንንንንን
ኣቦታት ትግርኛ
የትንሸ እዋቂ ነዉ ! ለ ሌሎችም ልባና ይሰጣቸው 👌 በርታ ሀወና
I am stand with you,because your thiniking is right💯
ከብራት ይሕወተይ እትጽዕርዋ ዘለኹም ቀሊል አይከነን ይዝራአ አሎ ክበቁሉ ዝበቀልናዊን ብዛሓት አለና ማለት ነቲ ክፍአት ናይ ህግደፍ ፈሊጥናዬ ፍትሕ ርትዕ ስነ መጎት ሕጽረት ብዝሕ እና ከባኹም ንማሃር ምስ ተም ከመና ደረጃ ዘለዉ አፎም ነትሕዞም አጀኹም ጌና ከንፈሪ ኢና በርቱዑ
ተሰፎም ባዓል ሕልና 🙏💙💙💙💙💙💙
ተስፎም ሓወይ ከማኻስ የለን 👑
ናይ ብሓቂ እግዚአብሔር ኩሉ ፈጡሩ ኩሉ ኣብ እዱ ዘሎ ፍጥረቱ ማይ እና ሓዊ ኣቅርበልካ ኣለኩማ ናብ ደስ ዘበለኩም እድኩም ስደዱ እዩ ዝበለና😢
በኣምሳል እግዚአብሔር ዝተፈጠረ ካብ ዝፈትዋ ኣደኡ ኣበኡ ኣሕዊቱ ማሓዙቱ ተፈልዩ ካብ ሃገሩ እማ ብሕማቅ መንግስት ከብድ እዩ ኣጀኩም ክቡራት ኣሕዋተይ ሐጅወን ሓዲንትኩም ኣስጥምኩም ሓዙ ተረከብት ሃገር ከም እትኮኑ ኣይጣራጠሪን እየ እግዚአብሔር ያሓግዝከም🙏
ሰብ ሕለና ኣሕዋትና ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም እግዚአብሔር ኣምላክ❤❤❤
ተስፎም በሊሕ መንእሰይ ራኢ ኣለካ ጎቦዝ
ወዲ ንጉስ ሓቀኛኢካ ጸጋ ካኣ ተዋሂቡካ እዩ ጽቡቅ ናይ ዘረባ ክእለት ኣለካ ማርያም ወለንሳ ትሓግዝካ
Thank you wedi kolugozai...Egziabher yihabena kab addis ababa
Thank you bro keep it up I am so proud kemziom aynet atahassba zelewom kitsemie keleka shuweya keman dekiska tihadr maletsi kurub tesfa tigebr
ተስፎም ካልኣይ ጊዘ ዓድሞ በሊሕ ኢዩ
ተስፎም ትዛረቦ ኩሉ የድንቆ እየ :: እታ ሐቂ ንሱ እዩ
Hlkus entay beritrawneka Kurae tiblo dea entay dekure alewo D/r dika wela gaza riesi qurse
Great job guys!👍👍👍
ብጣዕሚ መሃሪ ሓሳብ ኣሕዋት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ናይብሓቂ
ተስፎኦም ጅግና
God bless you brothers thinks 😍😍😍💖💖💖💖💞💞💞💞💞💞💯💯💯💯💯
ደብረ ሲና መንበረ ታቦተ ጽዮን መሓዛ ኣክሱም ጽዮን ተስፎም ደብረ ሲና ኣብ መጻኢ ሃገርና ናብ ንቡር ምስ ተመለሰት ዓባይ ታሪካዊት ከተማ ክንገብራ ኢና ኣጆና እዞም ሓሳዳት ጥራይ ጹር መሰረቶም ይጥኢ
ሰልጡን ብጣዓሚ ጎበዝ ተሰፎም አንበሳ❤
ብጣዕሚ ጽቡቕ ሕጂ እውን ሓያል በዳሂ ጅግና : ሰብ ኣላሊኻና ምኽንያቱ እዚ ስብ ልዕሊ ሰብ ተቓሊሱ ግን ከምቲ ዝበልካዮ ኢዩ:: ዘበን ግምጥልሽዩ!
ተፈታዊ ቅኑዕ ሰብ፣ፈታዊ መንነቱን ህዝቡን😘❤
Hiji teredieka xilul mukanka felitka thanks. Arifka tiray kof bel. Proud to be Eritrean.
ተስፎም ጀግና ኣጀካ እቲ ሓቂ ምሳካ እዩ
ኣበሳድሪ ተስፎም ዕድመን ጥዕናን ኣሃብካ
Tesfim nay behaki seb
I love U My Brother Tesfom
I’m very proud of U . U represent the real Humanity keep on doing the good job
God bless U
ክልተ ዝፈትዎኩም ጀጋኑ ተስፍኦም ሓወይን ፣ሰልጠነ ሓወይን ዓቃላትን፣ለባማትን ኢኹም ዝኹሉ ፀርፊ ኽኢልኩም ኣብሓቂ ከም ወርቂ ተኾሊዕኹም ኣለኹም፣ክትነብሩ ኢኹም እውን ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዞምኣሕዋተይ። ካብትን፣ካብትን ዝመጽፀኩም ፀርፊ ከይትሰምዕዎም ምኽንያቱ ሰነፍ ሰብ ዓቕሙ ፀርፊ ጥራሕ እዩ
ተሰፎም ሓቀኛ ሰብ ሰልጠነ እውን ባዓል ሙሉእ ልቦና
Thank you very much wedi Negus. You articulated it very well. Very brilliant Analysis. Thank you also brother Seltene for inviting him and for your kind contributions in raising the thoughts of our people.
Well done !!👏 👏
ህዝብና ምዕባለ ሙዚቃ ሰሚዕካ ጥራይ ደቅስ በሎም ተስፎም ዓርከይ
ካብቶም ዘድንቆ ወዲ ኩሉ ግዜ ኣቕርበልና ሰልጠና ሓውና ብዙሕ ሰብ ክልውጥ ዝክአል አዩ
ደብረሲና ሃንቲ ኣብ ሃገርና ቅርጽታት ታሪክ ኦርቶዶክስ ዘለዋ ኣቡመ ፈረመናጦስ( ኣቡነ ከሰተ ብርሃን አግሮም ዘንበሩላ ቅዱስን ታሪካውን ቦታ አዩ፥ህግደፍ ህዝቢ ከጽንት አንተድኣ ኮይኖ ብቀዳምነት ኣበይቲ ታሪካዊ ቦታን ቅርጽታት ባህላዊ ቦታታት አዩ ዝአኑ፥ህግደፍ ሃይማኖት ዝባሃል ኣይኣምኑን አዮም፥ጸረ ሂወት ደቂ ሰባት ስለዝኮኑ ደብተሲና አንተኧነዉ ዝገርም ኣይኮነን፥
ተፈታውን ተስፍኦም ጀጋኑ ፈተውቲ ህዝቦም
ተስፍኦም ዝበሰለ ንቁሕ ሰብ
Dani wedi memher amxalna tefatawe brother
Exactly wedi ngus
Thank you guys I enjoy the program 👍👌
Brother you the best I wish everyone is understood.
Dxbeyo zneberku wedi nugus jgna enka selam mexaeka. Thanks tefetawi talkshow.
ተስፎመይ ወዲ ሐቂ መምህር ኢካ ብሐቂ❤
ሰላም ሰላም ኩቡራኣት ሰባት
እቃዕ ድሓን መጻኩም
አብ ልዕለኹንም አብ ልዕሊ ትፈልጥዎም ሰባት ዝወረደ ግፍዕታት ዓመጻት ብጃኹም ተዛረቡ።
Tesfom aba tregggg wahs wedi tigrina
I really admire Tesfom mind set the way he is passionate about his view about the actual situation in Eritrea.
Seltene your effort to build fraternity between 🇪🇷and Tigray is Admirable keep doing your best. Kemakum yebzehayom deki hizbi ikum amlak hayli yihabkum ktksiluwo izi kalsi ne selam fikrin harenet nay kulu wusuh hizbi. Respect to both yehwatey.
ተስፎም ዓብይ ሰብ
Very intelligent person
ዓበይቲ።።።።!!!!!!!
ተስፎም ጅግና
Tesfom jugna wedi hezbi bitami semat
My two favorite intelligent guys
Tesfom big boos Adinkaka thanks more for everything ❤ 💕 ♥ 💖
ተስፎም ኮንፓስ ናይዚ ግዜ
Very true ane wedi debresina eye haku eu
Egzabiher mssakatkum yikun kiburat deki meninet geganu tebat.
Tesfom. Hasab libka yesmrelka. Abzihasere gizye hagere Eritrean Tigrayn debeck. Yibel astemhiro teftawui
ተስፎም ጅግና ሕንቃእ ኣምጸካልና ንተስፋን ሕውና
ሰላም ስላም ክቡራት ሰባት ተስፎም ጅግና
ሰላም ንኩሉኩም ተስፍኦም ሓው እንካዕ ብሰላም መፃካ ይቀንየልን ሰልጠን ወላ እብ ኪልተ ሰሙን እምፀላና
Well came seltene hawna 🙏🙏🙏
Wedi ngus and seltene i hope good meeting 👌.