As a young Eritrean, one of the dreams I wish to realise during ma lifetime is witnessing abrar landing Asmara airport with his well-deserved honour. Abrar man of principles wrapped with respect.
Men mo kemaka abrar habibna we love you kulu gzye ab lbna eka kulu derftatka zeyhases zkrtat alewo halwelna edmen tinan yimneyelka kubur abo tbeb ❤❤❤❤❤
ኩቡራትን ፉቑራትን ፡ ንዘይይሕለል ደገፍኩምን ምትብባዕኩምን ብልቢ እመስግን ፡ባህታኹም ዝመልእ ክሰርሕ ዘኽእለኒ ፍቕርኹ አዩ"ሞ አይይፈለየኒ አንዳበልኩ ፡ ሓጎስን ቅሳነትን አምነየልኩም ❤️❤️❤️❤️❤️
👑🤍
We love u bab abrar
Kubur memhr abrar fikrawi derfitatka kindey eko mitkemena abzi zemed sdetna. Please nafiknaka alena dehayka aytehabana
ክቡር ሰነ ጥበባዊ ባህር ኣብራር ዑስማን ክብረት ይሃበልና ኩቡር መጠን ነብሱ ይኽብረካ ዝብሃል ከምዚ ኢዩ
Uncle abrar betami tum muzika
Fre kalat gen bnutsur ayseman
Eza derfi ente tehedeswa ka des mibelni
ናይ ኣብራር ዑስማን ኩሉ ደርፍታቱ ጽን እልካ እንተሰማዕካዮ መርር መልኤኽቲ ሕዙ ይጸንሕ ዘገሪም ሓያል ኤርትራዊ ሰነ ጥበብኛ
ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ኣብራርኖ
ኣብራር ማለት ማንታ የማነ ባርያ። proud of you !
As a young Eritrean, one of the dreams I wish to realise during ma lifetime is witnessing abrar landing Asmara airport with his well-deserved honour.
Abrar man of principles wrapped with respect.
Meglexi albo derfka 100%100 neska 1000%100 fera alowo xaerka abrarrrrrr
This only can happen if the blood thirsty dictator is gone forever
That's my dream too bro ❤
አዚ ደርፊ ቅድሚ 25 ኣመት ይስሞዕ ነረ፡ሕጂ አንደገና ክሰምዓኦ ከለኩ አቲ ዓቅሚ ኸአለት ጥበበ ይገርመኻ ፡ኣብራር መጻኢ ኽትንትን ብቅዓት ኸአለት ዝውንን በሃር ጅግና ሐበን ሃገር ሞጎስ ፡ኤረትራ አንቃዕ ናትና ኮንካ።
ክብረት ይሃበልና ኣቦና ኣቦ ጥበብን ጽንዓትን ኣርኣያ ቃልስናን ደርፍታትካ መልእኽቶም ፍቕሪ ሃገርን ሃገራውነትን እዮም ክሊብ እንተትሰርሓሎም ዝያዳ መቐረት ምሃቡን ቀጻልነት ክህልዎም መሓገዘ። ውላድካን ውሉድካን ስለዝኾኑ ድማ ንዘልኣለም ክንከናኸኖም ክንዕቅቦምን ኢና።
ዋውውው ኣብራር ኣነ ባኣካ ሑሙም አየ ደርፍኻ ከጸለልኒ አዩ ዝደሊ ምክንያቱ ማራ ከፊ ኣለዎ ኣይትጥፋኣና
ያ ኣብራር ቢር ክብል ትቅንጀለኒ ደርፊ ኣብ ኣጋ ወጋሕታ ❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይመነየልካ ካብ ኣድናቂካ ሰመር
ኣሜን ኣሜን ! ክብርትን ክብርትን ፍቕርትን ገነት :
የቀኒየለይ ብልቢ አመስግነኪ
ኩሉ ሰናይ
❤️❤️❤️❤️
ኣብራር
God bless you there's not much like you abrar bleed my heart ✌✌🎹🎼💯❤❤❤✔
I’m in love with this beautiful song. I have heard almost hundreds time.
I can't stop listening this master piece ❤🇪🇷❤️
Thank you "Bella" for your nice compliment.
Abrar
❤️❤️❤️
Yitadem kulu Kab rihuk / kereba !!! 😍🍾 i am proud of Memhir Abrar 🇪🇷
መግለጺ ስእነልካ ባባ ኣብራር ምሉ ትገብሮ ስራሕካ ኣሳልጦ ይመንልካ
ኩቡር ስነጥበባዊ ኣብራሪኖ በዓል ሓያል ቃላት ❤❤❤❤❤❤🙏👈
ሓው የማነ ባርያ ጽኑዕ መትከል፡ኣብራሪኖ።
ኣጆኻ፡ንስኻ እዚ ሙዃንካ ውን ሓበን ይሰማዕካ!!!
Men mo kemaka abrar habibna we love you kulu gzye ab lbna eka kulu derftatka zeyhases zkrtat alewo halwelna edmen tinan yimneyelka kubur abo tbeb ❤❤❤❤❤
Baba Abrar Osman Hero
Edmen tinan yhabeka fetari
I am in love with this priceless song it reminds me of my Ex back days 😢😢😢😷😍😍
ከምዚ ከማይ ገሩ ን ኣያና ኣብራር ዝፈቱ ❤❤❤ ይህልዶ ኸዉን
ኩቡ ር ኣብራር አድመን ትአ ናን ይምንይልኣቦይ ካብ ኣውህነ ዓረት ብረት
@@tesfakahase-r5h ኣሰይ ፡ የቐንየለይ ክቡር
ተስፋ ፡ስለ ዝሃብካኒ ኣኽብሮትን ሰናይ ምንዮትን ብልቢ አመሳግነካ ።
ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ
ኣይየሰኣእነና
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
15 ዓመት አንከለኹ ንስደት ወጺየ ብ 2009
ቡዙሓት ሰባት ዓቅምኻ ደርፊ ስማዕ ይቡሉኒ ኔሮም
አቲ ድሕዝነኒ ነገር ኣብ ጥቃይ አንከሎ ረኺበካ ዘይምፍላጠይ ኢዩ ኣብራሪኖ
አንበር ፉሉይ ኮኾብ ኣርቲስት ሃገርና ኢዩ
ኣዝጋቤሄር ዓፊያ ይሃበካ ።
ካብ ዘፍቅረካ ኤርትራዊ
Abrar gtmi ba tsehafelna zymno werkawi derfi
መርሓባ የማነ ፍቕርን ሰላምን ናዓኻ ይዂን ፡
የቐንየለይ ፡ንስለ ዝለገስካለይ ንሰናይ ለበዋ ብልቢ አመሳግነካ ፡ኣብ ግብሪ ከውዕሎ ክጽዕር'የ
ደጊመ ደጋጊመ የቐንየለይ ይሙነይ ኣይየሰኣእነና
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
@@AbrarOsmanArt ክቡር ኣብራር በጃኻ ግዳ እታ ግጥሚ ኣብዚ ለጥፈልና! ኣዝዩ ኣገዳሲ ትሕዝቶ እናሃለዋ ኣብ ምስማዕ ንሽገር ኣለና። ኣቐዲመ የመስግን። ብዙሕ ሰላምን ጥዕናን ዝምነየልካ ሓውኻ ወድኻ
@@bruksamson2406
ሰላም ብሩኽ ፡ልዑል ኣኽብሮተይ ናዓኻ ያኹን
ንዝሃብካኒ ርኢቶ ብልቢ እንዳኣመስገንኩ
ተኽእሎ እንተልዩ ክልጥፎ ክፍትን'የ ።
ደጊመ ደጋጊመ የቐንየለይ
ሰሰናዩ
♥️♥️♥️
Sieneyen zneberku derfi Abrar edmen tinan yhabka
Legendary abrar osman!!
ኣብራራችን ኣያ
This was my favorite song on mid 90s anyways love all your songs and your political view also really appreciated for being steady.
Thank you Moses
❤❤❤
Ane xelotey kulu gzye nabrar meryet adu regexu bhagos kzelel kreyo maryu bahgi zelni edme yhabka
Kulu srhatka mgbi amro eu baba abrar edmen Tinan ymnyelka.
kubur.eritraei.abo kulu.geze.rezin.abo. amlak.misaka.ykun
Abrar osmon good job l love this song so God bless you
Abararino our supper star lenged go head
Ane bnay abrar derftat eye abye love abrarey
አብራር ጥበባዊ ጅግና
@@SamDan-zp2hx የቐንየለይ ክቡር ሳም_ዳን
ብልቢ አመሳግነካ
ወትሩ ኣብ ልብይ ኢኻ
ኣይየሰኣእነና
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
Well come Abrar abo tebeb
😢❤❤ንዓካያ ትምልከት እዛ ግጥሚ ኣቦና ኣብራር ኩብር ስብ ሓዊ የማነ ባርያ
Abrar Osman l wish you happiness and health and l hope one ☝️ day l will meet you in person (concert) 😘😘😘😘😘😗😗😘
ኣብራረይ ዝኽሪ ቁልዕነተይ ❤🎉🎉❤🎉❤🎉 ኣብ ዘለኻዮ ሰላም ሰሰናዩ ንዓኻ
የቐንየለይ ክብሮመይ
ኩሉ ሰናይ
❤️❤️❤️❤️
ኣብራር
@@AbrarOsmanArt❤🎉❤🎉❤❤❤❤❤
Living legend
Abrar u r the most talent of all time .Thank u for nice and great melody of your music
Wooow zfetwa derfi
Kulu selam kikowin iyu. Memhir fiqri.
🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 jegna aberar nice 🎵 🎶 🎵 🎶 🎵 Eritrean song best
ፍቑርን ኩቡርን ተኽሊት ፡ክብረት ይሃበለ ፡ብልቢ አመስግነካ
ኩሉ ሰናይ❤❤❤❤❤💓
My legend zeykeal koynu ember edmey mhabkuka neyre gn amlak edmen tienan yhabka wegeney
Abrareyyy wetru nay lbey komue wetru semieka zeymno nzelalem nbereley
ከዕብደኒ አዩ አንታይ ዘበለ ሙዚክ ዩ ኮኮብ ናይ ዓለምና ኢለ ዶ ክስይሞ ልበይ ጊን ኣይዓርፈን ሽም ሲኢነልካ ኣበራረይ
ኩብር ካብ ኢልማዝ ንላዕሊ ዝሕረ ኣቦ ጥበብ (ኣብራር ዑሱማን) 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️
ኩቡር ኣቦናን ኣያናን ኣብራሪኖ ኣቦ ሓድነት ንብረልና ኪበረልና እስከ
Zideliya zineberku derfi
ABRAR OSMAN
The Greatest of all time 👑❤
Thank you very much dear Shiquer.
❤️❤️❤️❤️
Abrar
sgaboy nay abrar srhat !!
I think this song is in 1991 during Liberation.
Yo really
Abrarey ahhh ab tekaleskala meriet intenirakeb ereytra ahhhh 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኩቡር ኣፍራ ክኽውን 'ዩ !
ብልቢ አነስግበካ።
ሰናይ ምኒዮተይ ናዓኻ ይኹን
❤❤❤
ኣብራር
Thank you very much my legend
Old music gold
Abrarino king
Abrarey idmen tieinan yahabeley
Yesssss Indeed ንስኻምበር መን ደ አሞ
መዘናይ ውሉድ ኩሉንተባይ ንበረለይስከ/ አኽፊ አና ich mus dir einladen Love u Brother ንበረለይይይ ወትሩ ብሙዚቃታትካ (ጽባሕ )ወዘተ ዝዓብድ ሰብየ ካብ ኩሉንተባይ ጀሚረ
ክብረት ይሃበለ በረኸተይ ሓወይ .ታኣምር ተዘክሮ'ዩ
ንምኡዝ መልእኽትኻ ምጋናኳ ዝንእሶ እንተኾነ :
እቲ ኣብ ልበይ ዘለካ ፍቕርን ኣኽብሮትን ብዓቢኡ
ዘልኣለማዊ እዩ.:: ኣይየሰኣእነና
ከሉ ሰናይ
❤️❤️❤️❤️
ኣብራር
Vielen lieben Dank Abrareyyy
@@berekettsegay199 የቕኒየለይ በረኽተይ ኩሉ ሰናይ
❤❤❤❤❤
ኣብራር
Abrar Abrar Abrar Abr...................
እንታይ ሞ ኽንብል ስታዝ ኣብራር... ሙዚቃ ናይ ኤርትራ ኣይመተን ኢንፊዩጅን ኮንካ ትልኽ ኣቢልካዮን ተብሎን ኣሎኻ። ካብቲ ብዙሕ ፆሎተይ ሓደ. . ..መዋእል ሂወትካ ዝኸፈልካላን ዝኸርተትካላን ዓድኻ.. ንስኻ ንዓዓ ኣነ ድማ ንዓኻ ብኣካል ከይረኣኹኻ ሕጊ ተፈጥሮ ከይቅድመና ዩ ። ሙዚቃ ናይ ኤርትራ ብጀካ ናትካ ናይካልእ ሰሚዐ ወይውን ኣድኒቐ ከምዘይፈልጥ መንፈሰይን ቀረብተይን ምስክረይ እዮም። long live our legacy ❤️
ኩቡርን ፉቑርን ዮሴፍ ፡ንሙኡዝ መልእኽትካ ክብረት ያሃበለይ ፡ብልቢ አመስግን
ናዓኻን ከማኻን ለባማት ዝወለደት "ፍቕርቲ ኤርትራ" ጸልማት ተቐንጢጡ ክትዕምብብ ምዃና ርግጸኛ እየ።ብፍቕሪ ስኒትን ምክብባር ሰሪሕና ብህጋ ክነዐውቶ ኢና
ኤርትራዊ ፍቕርን ሕውነትን ይሰስን
ኣብውሽጠይ ገለ ዝመተ ነገር ሂወት ክዘርእ ይስመዓኒ ሎ 😥 ካብቲ ኣብሂወተይ ብፍሉይ ዘድንቖን ዘኸብሮን ዓቢ ስነጥባዊ ከምዚ ዓይነት መልእኽቲ ሓሲበዮን ሓሊመዮን ኣይፈልጥን። ኪንዮ ዓሚቕ መልእኽትን ሙኡዝ ዜማን ዘለዎ ስነ ጥበባዊ ስራሕካ... ኣብቲ ካልእ ሂወትካውን በቲ ትውንኖ ፉሉይ ባህሪኻ ማለት ንሰባት ብእትልግሶ ፍቕሪ ትሕትናን ኣኽብሮትን ኣብ ልቢ መላእ ኤርትርራዊ ፍሉይ ቦታ ኽትውንን ክኢልካ !!! ብዘይካ ብፍሉይ ምኽንያት ብቓላት ቅድሚ ሕጂ ነቢዐ ኣይፈልጥንየሞ ሕጂ ነቢዐ። ክብረት ይሃበለይ ስታዝ ኣብራር...ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ምስ ምሉኣት ስድራቤትካ ሂቡ ንኹላትና ድማ ኣብታ ንምናያ ፍትሒ ዝነገሳ መፃኢት ኤርትራ ክኣኻኸበና ይምነ። ❤️
@@josephabraham4376 msaka bekye kubur haw ab wushtey zelo hasab kulu aqmetkayo aleka abona abrar dema abta nfetwa hagerna regexu kzelel nay wetru mneyoteyu mknaytu fuluy feqri eyu zelwo
Abrar abi sinetibeb
ጽቡቕ እቲ ተፍቅሮ ህዝቢ የርእይካ ኣብራረይ king 👑🇪🇷❤️
ክብረት ይሃበለ "አሪ ግላስ" ብልቢ አመስግነካ
ኩሉ ሰናይ
ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን
ኣብራር ❤❤❤
Best of 90’s
Well Abonan ayan abbrae osman ketslo
اسد🇪🇷❤️
Men emo ksemio yu seb ab keboro yu zelo Abrar abona ember ezia dea megbi koyu
ابرارينووا 🇪🇷😍🇪🇷
ግዋይላ ምስ ዕሰለ
Abrarey Abo tibeb 🇪🇷❤❤
Baba Abrar gele Aynet eyu derftatka edmen tienan yihabka fetari
Langes Leben unserem Held 💪🤩😍
መን ኣሎ ግጥማ ክጽሕፈይ ዝኽእል
Buzhat sebat Abrar entay koyinu iyu bi Tigre zayiderif yiblu nerom imo nay Tigre iwin awurida ikha Abrarino
🥰💫
Wawwawawawa gele aunet tenafqti
hadas diya nay kedem timesil?
Fitsum Tesfa ናይ ቀደም ምስ እዮብ ኮይኑ ዝደረፋ ምልእቲ ኣልቡም እያ
Abrareno
እዛ ደርፊ ብፍጽም ክውድኣ ኣይክኣሉክን 😢 ባባ ኣብራር ግን ካባና ካብ'ዞም ትግርኛ ንስምዕ ፍሉይ ፍጥረት ኢካ ንኩሉ ኣቐዲምካ ትፍልጦ ፈጣሪ ንንዊሕ ዕድመ ይሃብካ ምእንታን ንዓና ክጥዕመና ፍሉይ ፍጥር👑👑👑
ስም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ 'ዩ ባሓቂ ሓጎስ ኢኻ' ሞ ፡ንዘልኣለም ሃልወለይ
ብምቁር ቃላትካ ፡ኣብ' ዚ እዋን ዘይርከብ ሓጎስ
ስለ ዝሃብካኒ ልባዊ ምስጋናይ ወሰን የይብሉን
ኣየሰኣእነና
በዚ ኣጋጣሚ ሓጎሰይ ኩሉ ሰናይ እምነየልካ
❤️❤️❤️❤️
ኣብራር ዑስማን
@@AbrarOsmanArt ኣሜን (2) ባባ ኣብራር ንኩልና 🙏🏿👑
Abrarino eta b tigre zderefkaya defi kea post geberelna thanks
Abona Abrar Osman edmen tinan yihabka shama shama CD Zeneberet Classical music awrelna ab youtube
❤️❤️
EZA DERFI AB 1994 YSEMA NERE. TEMTI DERFI ANE WUN AB BETMHRTNA YDERFA NERE. Bzuh Tezekakreni.
ክቡር ወዲ ያረድ ፡ የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ
ብልቢ አመሳግነካ
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
😍😍😍💟💟💟👍👍👍👍👍
እዛ ደርፊ ድሕሪ ምስ ፔን ኤርትራ ድሕሪ ዝተገብረ ቃለመሕተት እየ ንፈለማ ዝሰምዓ ዝለኹ። መልሲ ናይቲ ዝነበሩኒ ብዙሓት ሕቶታት ከኣ ኣብ ግጥምታታ ረኺበዮም። ብልቦና፡ ርእሰ ተኣማናንነት ናይ ፍትሒ ህርፋንን መምህር ኣቦና ኣብራር ዑስማን ከኣ ከም ኩሉ ግዜ ተገሪመ። ህዝብና እዚ ዓይነት ርእሰ ምትእምማን ሃልይዎ እዚ እዩ ቅኑዕ ኢሉ ከም መምህር ኣቦና ኣብራር ዑስማን እንተዝጸንዕ ኣብዚ ዘለናዮ ኣይምበጻሕናን። ኤርትራ ዕድለኛ እንተኾይና ንከም ኣቦና ኣብራር ዑስማንን መሰልቶምን ኣባላት ባይቶ ጌራ ብልቦንኦም ፍትሖምን ትምረሓሉ ግዜ ክመጻ ኣለዎ።
ኩቡርን ፍቑርን ኣዝማሪኖ
ዝህብካኒ ሉዕል ክብሪ ፡ ልዕሊ ዓቕመይ ፡ብምዃኑ'ኳ እንተኸበደኒ ፡ንፍናንካ ፍቕርኻን ክብረት ይሃበለይ ፡ብልቢ አመስግነካ።
ናትካ ብምዃነይ ኣዝየ ሑቡን እየ ።ደጊመ ክብረት ይሃበለይ ኣይየሰኣእነና እንድበልኩ
ኩሉ ሰናይ እምነየልካ ።
ሕውነትን ፍቕርን ይሰስን
ኣብራር ❤❤❤❤❤
❤️🇪🇷❤️🤷🏻
ኣብራረይ ተስፋ ይገብር እዛ ሃገር ብሂወትካ እንከለኻ ሰላም ኮይኑ ክትሪኣ፣
ዓድምዮ እዛ ደርፊ ገላጺት እያ.
ግን እንቓዕ ተረፈካ እቲ ዕድመ ሰላም ኣይርኣናን ኩልና ደቅኹም ድሕሪ እታ ናጽነት ዝብልዋ ኢና ተሰዲድና ፈቐድኡ ፋሕ ኢልና ዘለና፣ ስለዚ ድምብርጽ ኣይበልካ እርድኣኒ ዩ ዓድኻ ዩ ዓድኻ ግን ሰላም ዘይብላ ዓዲ ኮይና😢፣ንስኻ ግን ደኺመ ከይበልካ ኩሉ ፍቕርኻ ናይ ስደት ኣቦ ኬንካና ኢኻ እሞ ኣብ ልብና ዘይ በርስ ሓወልቲ ንዘላለም ናትና ናይ ህዝቢ ኢኻ ፣
ሰላ ንዓኻ ካብ ብልቢ ዝፈትወካ ኣድናቒኻ❤ኣብራር፣፣
ኩቡርን ፍቑርን ተሜ ብቐዳምነት ልባዊ ምስጋናይ ናዓኻ ይኹን።
ኣብ ስደት'ውን እንዳ ነበርኩ ብመንፈ ብዕምቘት ምስኣ እነብር ፡ስለ'ዚ ድማ ብሓደ ጎነይ እሕጎስ ብሓደ ጎነይ ድማ እጉሂ ።
ሰብ ዕድሉ ይነብሮ ዳኣምብር ክልውጦ
ስለዘይክእል ኣነ ድማ ከም ኩሎም ደቃ ፡
ዕድለይን ዕድሎምን እነብሮ ።ዋላህ'ው'ን እንተ ጸልመተ ክወግሕ ምዃኑ ብምእማን ብፍቕሪ ከማኻ ናይ ዘፍቅሮም ተስፋ እንዳ ሰነቕኩ ክንብር ዕድለኛ እየ ኣየሰኣእነና ኣብለካ ።
ብተወሳኺ ኩሉ ዝተጀመረ ምወዳእታ ስለዘለዎ
ኩሉ ክውዳእ ምዃኑ እኣምን
ንስለ'ቲ ምኡዝ መልእክትኻ ደጊመ አመስግነካ።
ሰናይ ቅኒያት
ኣብራር
@@AbrarOsmanArt 🫅🏿🎶👏
HAYAL TIBEB EYU EZA DERIFI RIGISTENA EYE NI ERITREA EYA LIBEY AWIDIKE EYE ZISEMA YGERIM EYU ERITREA HIZIBAWI GHINBAR TEKEBILA TEGADILO HARINET ERITREA GHIN LOMI DIMA ZEKITIMA TERIFA ERITREA HAGERY 🥲🥲🥲🥲🥲
ዝኸበርኻ ኣብራር ንስኻ ሓደ ኻብቶም ኣብ ኤርትራ እንኾርዓሎም ድምጻዊያን ኢኻ ሓጺር ልበዋ ዩ ዘለኒ።ናይ ቐደም ደርፍታትካ ኣይትብቐቐልና በጃኻ ኩሉ ደኣ ኣስማዓና ብፍላይ ሽኮር ደምጺ ናይታ ደርፊ ንጹር ኣይኮነን ? ? ?
ሹኩረ ኣብራር
ኣብራር ወዲ እቲ ኩቡር ህዝቢ
ናይ ቀደም ደርፍታት እባ ይትብቀቐልና በጃኻ?
ሕልሚ ኮይኑ ይስማኒ ኩሉ ደርፊ ኣብራር ዑስማን ንበር ወዲ ቅድስቲ መርየት ኤርትራና ወዲ ቀይሕ ዕምባባ ባሕሪ ዓደይ።
ኣብራር ስራሕቲኻ ኩሉ ዘለኣለማዊ ዩ።ዋላ እዚ ናይ ሕጂ ወለዶ ዉን ኣይበፅሖን ትርጉም ስራሕትኻ
@@TeweldeHadgu-r2y ክቡርን ፍቁርን ተወለደ ልዑል ኣኽብሮተይ ናዓኻ ይኹን
ወረጃ መልእኽትኻ ንምንባበይ ሓጎስ እስማዓኒ፡
የቐንየለይ ክብረት ይሃበለይ
ኩሉ ሰናይ
♥️♥️♥️
ኣብራር ዑስማን
ኣብራረይ ፍቅሪ ኢካ ንስኻ ሓደ መዓልቲ ምስኻ ኮፍ ኢለ ብኣካል ኣድናቆተይ ክገልጸልካ እየ እዞም ጀምዓተይ ኣብ ዝተኣከብናዮ ናትካ ደርፊ ክሰምዕ እንከለኩ ዘመድካ ድዩ ናይ ኣብራር ጥራይ ትሰምዕ ይብሉኒ ኣነ ከ ቀሊል ዶ ዘመድ ልበይ ይብሎም ኣብ ዘለካዮ ዕድመን ጥዓናን የሃብካ ኣብራረይ
ኣብራረይ ዝኽሪ ቁልዕነተይ ❤🎉🎉❤🎉❤🎉 ኣብ ዘለኻዮ ሰላም ሰሰናዩ ንዓኻ
ኣሰይ ክብሮመይ
እቲ ቃላትካ ደስ ከብል ............ ፈጢሩለይ
ኣይየሰኣእነና
❤️❤️❤️❤️❤️
ኣብራር
@@AbrarOsmanArt ናይ ብሓቂ ኣብ ገዛና ዓይቢ ሓወይ ክፈትወካ ምዓት'ዩ ኣለዋ ዝብሃላ ዜማታትካ ኣብ ገዛና ሰሚዐየን ዓብየ ኣነ ጥራይ ዘይኮነ ገዛና ዝመጹ ኣዕሩኽተይ ከይተረፈ ሕጂ ይዝክርዎ ኣእምሮ ዘሕድስ'ዩ ዜማታትካ የቐንየልና ኣቦና ኣብራር ደጊመ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መዝሙር ፍቕሪ ኣብታ ኣብ ኣእምሮና ዝስኣልካያ ምጭውቲ ኤረና ክረኽበካን ክርእየካን ይምነ ሰሰና'ዩ ንኹልና ኣቦና ኣብራር ዑስማን ።
@@Habenasgedom757 ኣሜን ኣሜን
፡ኣፍካ ይስዓረለይ ክብሮመይ
ሓላል ወዲ ሓላላት ኢኻ።
ኩሉ ሰናይ
❤️❤️❤️❤️
ኣብራር