ታሪኽ መበቆል ህዝቢ ኤርትራ መበል 13 ክፋል መበቆል ህዝቢ ሰሓርቲ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 12 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 46

  • @FekerteSahle
    @FekerteSahle 2 місяці тому

    Thank you great educational

  • @Addis-n6d
    @Addis-n6d 5 місяців тому

    ሰለዋ ሰሀርቲ አብ አንደርታ ትግራይ ይርከብ::አንፈት ደቡብ ገፅ መቐለ ይርከብ::

  • @sammyzerai7244
    @sammyzerai7244 2 роки тому +3

    ጌጋ ሓበሬታ፣ ሰሓርቲ ዝብሃላ ዓድታት 21 እየን። ካልእ ላምዛ ሰሓርቲ ሰለስተ ወቐርቲ ዝብል ኣሎ። ካልእ ድማ ሽዱሽተ ሰሓርቲ ሻውዓይተን ወቐርቲ ዝብል ታሪኽ ኣሎ፣

  • @Addis-n6d
    @Addis-n6d 5 місяців тому

    ሰለዋ ሰሀርቲ አብ አንደርታ ትግራይ ይርከብ::አንፈት ደቡብ ገፅ መቐለ ይርከብ::ዉቅሮ አዉን አብ ሰብአ አንደርታ ይርከብ::

  • @abrahamisak7011
    @abrahamisak7011 3 роки тому +2

    6 ክፋል ክረክባ ኣይካልኩን ክትስቅላ ምስ ትክእል ጽቡቅ ነይሩ

  • @nhna6183
    @nhna6183 9 років тому

    Where r part 10 and 12. Purposly deleted?

  • @tsegagebrezgi4623
    @tsegagebrezgi4623 7 років тому +2

    ደቅ ሐገረ ኤርትራ አፈትወኩም አየ ኩል ግዘ ሰልጡን ተባእ ፀአራይ ደይትልምነ ሕዝበይ ፍትው ፍትውትው የብለኩም አዩ !!!!!!!

  • @tesgaytesfamicheal4755
    @tesgaytesfamicheal4755 7 місяців тому

    Mekaber abaete

  • @biniam9636
    @biniam9636 7 місяців тому

    ኣከለን ጉዛይን ደቂ ደቂ ኣገውምኻኖም ድዩ እቲ ሕጊ እንዳባ ኣከለ ምልጋዕ.,....

  • @tabraham312
    @tabraham312 7 років тому +4

    ክቡር ኣባ ድርብ ፡እቲ ኩሉ ሰነዳት ምርምር ዝኣከብካዮ ታሪኽ ሓረግ ወለዶታት ኤርትራ ዘለኒ ኣድንቖትን ሓበንን ድሕሪ ምግላጽ፡ኣብ ኣጠቓቕማ ኣስማት ዓድታት ቁሩብ። ኣቐዲምካ እንተትፈልጦ (ተትለምዶ)ምሓሸ።ከምኣብነት'ውን ኣብ ዓዲ ጉልቲ እንዳቦይ" ንዋዩ" ቤተሰበይ ስለዝኾኑ እታ ስም ብልክዕ ኣይጠቐስካያን ንስለ ቁሩብ ሓጋዚ እብተኾነ ብምባል'ድኣምበር ተቓውሞ ኣይኮነን! !

  • @tesgaytesfamicheal4755
    @tesgaytesfamicheal4755 7 місяців тому

    Kebraet yehabeka

  • @berihualem2971
    @berihualem2971 6 років тому

    Kubur hawna Aba Derb Edmen tenan yhabka.Bhaki anfet welodena kemnmeramer gerka eka.yekenyelna.

  • @alwayshopeful2614
    @alwayshopeful2614 4 роки тому +1

    ከተፋቅረና ኢልካስ ኩሽ'ዶ ከለዉ ትብለና ንሕና ሓማሴን ደቂ 3 ኣሕዋት ጫሉቅ ፋሉቅ ማሉቅ ኢና ካብኡ ንላዕሊ ኣቦይእዝጊ ይፈልጥ ክክክ

    • @simonmengstab2620
      @simonmengstab2620 2 роки тому

      Yes

    • @Wedi-d2h
      @Wedi-d2h 11 місяців тому

      ሓማሴን ዝብሃል ወለዶ የለን ኣብ ሓማሴን ልዕሊ 22 ወለዶታት ኣለዉ ፈጺሞም ብወለዶ ኣይራኸቡን እዮም ደቂ ምሮኒ ግን ሓቅካ ኣለዉ ንሶም ካብቶም ኣብ ሓማሴን ዘለዉ እምበር ህዝቢ ሓማሴን ሓደ ወለዶ የብሉን።

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 24 дні тому

    ህዝቢ ሰሃርቲ ኣብ ክሉ ምሉአ ኣሪትራ ዝተዘርሀ ዎለዶ ዘለዎ ኣቢ ህዝቢ አዩ ፥

  • @goitomwoldu8807
    @goitomwoldu8807 7 років тому

    ዋላካ ቲታሪክካ ኣስተምህሮካ ጹቡቅዩ ፡ግና ኣኣኣኣኣኣ ኣይተብዛሐሉ,ቲኢላልካ፡ክምቅር፡ኢኢኢኢኢኢኢ፡ኣይተብዛሐሉ

  • @አዚቲአዚቲ-በ7የ
    @አዚቲአዚቲ-በ7የ 8 років тому

    ወይ ታሪክ ልወፃ የብልን ሃጠው ቐጠው

  • @tesgaytesfamicheal4755
    @tesgaytesfamicheal4755 7 місяців тому

    Nbleh zegdum alowo

  • @rozeroze711
    @rozeroze711 7 років тому +1

    Wowwwwwwwwwww

  • @woredeimam6966
    @woredeimam6966 7 років тому +1

    ኩቡር ተመራማሪ መምህር ኢዚ ኩሉ ታሪኽ ዝኒገር ዘሎ ዕድሚ ኡ ኽ ኪንደይ ይገብር ?

  • @binammengstab2822
    @binammengstab2822 6 років тому

    Kemey geraka rekibkayo ezikilu tarik

  • @hamedsherif2531
    @hamedsherif2531 6 років тому

    please. ehwat hanti hasab blue klu club nmntai zegber? deqe blu zeakeblu ab internet wy ab baltalk .

  • @tesgaytesfamicheal4755
    @tesgaytesfamicheal4755 7 місяців тому

    Lameza sahatety 7 wekaerty

  • @tesgaytesfamicheal4755
    @tesgaytesfamicheal4755 7 місяців тому

    Ab mretna gobo abamote zebahel awlezeru alo

  • @KuflomEyasu
    @KuflomEyasu 8 місяців тому

    Xubuk meglexi slemntay eyeu lbi zeyblae ab seharti

  • @amanuelhailu6416
    @amanuelhailu6416 5 років тому

    ንጉስ መሮኒ ዝወለዶም ካበይ ተበጊሶም ክሳብ ክንደይ አብ ከበሳ ኤርትራ ከምዘሎዉዶ ክትገልጸልና ምኸአልካ።

  • @tesgaytesfamicheal4755
    @tesgaytesfamicheal4755 7 місяців тому

    111

  • @eyorzeray7816
    @eyorzeray7816 9 років тому

    komalat agame..keep off from this.....

  • @awettekeste6554
    @awettekeste6554 3 роки тому

    ባሻይ ኣውዓሎም ካብ ደቂ ኣተሺም ወዲ ቡሩክ እዩ ዝውለድ ካብ ሳሐርቲ ዓዲ ሐበሻ ኣይኮነን ዝውለድ ሃዘጋ እዩ ዓዱ ኣርማ ።

    • @AsTikatok
      @AsTikatok Рік тому

      Kam misugag eyu::

    • @Wedi-d2h
      @Wedi-d2h 11 місяців тому +1

      ባሻይ ኣውዓሎም ምስጋግ ሎጎ ጭዋ እዩ።

  • @esayasserese6232
    @esayasserese6232 7 років тому

    Aba derbe 100% kabten madnat werki brur almaz zbelexka eka yekenyeley

  • @solomonkidane9204
    @solomonkidane9204 6 років тому

    Ane kilu asemakuwe nabaki sebuki eye kesilo edimen tiena dima yihabika feteri

  • @asmerommesfun288
    @asmerommesfun288 9 місяців тому

    Ziban anegib ka aytqseyon

  • @habtomhabtom5913
    @habtomhabtom5913 6 років тому

    May albo ab sefa eyu zrkeb ab kumoredae aykonen hawey arma.

  • @amanuelfirzghi6062
    @amanuelfirzghi6062 7 років тому

    You are talking randomised Sahar is not eritrean they are agame

  • @esayasserese6232
    @esayasserese6232 7 років тому

    eta mexhaf wxia do weys ala

  • @habentesfa1409
    @habentesfa1409 8 років тому

    tmi belu

  • @jondoe3310
    @jondoe3310 9 років тому

    ezom klte tsemamat kknstelu ygbae

  • @ghebrehabte9581
    @ghebrehabte9581 10 років тому

    EEEEEEEEEEEE EEEEEEEeeee bezihiwo. Why you say eeeeeeeeeee eeeeeeeee eeeeeeeee nay seraki azerarba yimesil.

  • @abelsimon8114
    @abelsimon8114 9 років тому

    blablabla!!!

  • @Addis-n6d
    @Addis-n6d 5 місяців тому

    ሰለዋ ሰሀርቲ አብ አንደርታ ትግራይ ይርከብ::አንፈት ደቡብ ገፅ መቐለ ይርከብ::

  • @Addis-n6d
    @Addis-n6d 5 місяців тому

    ሰለዋ ሰሀርቲ አብ አንደርታ ትግራይ ይርከብ::አንፈት ደቡብ ገፅ መቐለ ይርከብ::ዉቅሮ አዉን አብ ሰብአ አንደርታ ይርከብ::