This Psychological thriller movie got me hooked! Kudos to the writer, director, producer, and casting. Aman Hamid, you are an unsung hero, and your talent knows no bound. Thank you for uploading.
I love the movie and the cast did a great job. It is a movie every one should see. It is the type of movie that makes you think 🤔 true meaning of love ❤
This movie reminded me of "ROMEO & JULIET", one of the best ever. ሕብረተሰብና ንከም "ፍቕሪ" ዝኣመሰሉ ብወለዶም ተበዲሎም ዝዓበዩ ዝሓቁፍን ሕብረተሰብ ኣይኮነን (ብዓይኒ መውስቦ ማለተ'የ) ፡ ብጣዕሚ የሕዝነካ !
This move has to be the best nominee from the world. 1. Script writing and story flow by touching several topics. 2. Sound track 3. Visual angle 4. Location 5. Actors The list is long!!!! Thank you for your intelligently detailed best work. Keep it up.
ገጹ መሊስክሙሉ ነዚ ስነ ጥበብ። ኣጆኹም ከምዚታት ምስራሕ ተቐጺልኩም ምትብባዕና ግድንዩ።
ምትብባዕ እንዶ ዕሞ ብመልሓስ ጥራይ ኮይኑ
እስከ ብነጻ ናይ ዝረኣኻዮ ሓንቲ ቅርሺ ለኣኸሎም
@@user-dy5kf3dr4h ጽቡቅ ኣለካ መዓስ እሞ ዘይግብኦም ኮይኑ። እቲ ብመልሓስካ ምትብባዕ ወን ካብ ገንዘብ ዝነኣኣስ ኣይኮነን፡ ኮመንታተረ
@@muluhabtu8165 true
2021 ብልጽቲ ፊልም 💖
Yegebaaa eyu kemzia film.kesab hji Ayrakun
Selam anbes ab zemexe medebat serhat miki eyasu amxalna eka beluxe serh ❤::
ከምዚ ዓይነት ፊልም(ስራሕ ) ከፊልካ ከማን ኣይትረክቦን ቡኡነት
Thank you Michael eyasu (harmony )
Great job 👏🏽🇪🇷
💯 behaki
nay bhaqi
እሞ ሃየ ናይዛ ዝረኣካያ 1 ቅርሺ ለኣከሎም
ንሕና ንፊልምታቶም ብነጻ ስለንርእዮ እዮም ክሳብ ሕጂ ብሉጽ ከምዚኣ ዓይነት ፊልምታት ክስርሑ ዘይከኣሉ: ዝርደኣና እንተኾይኑ ብነጻ ምርኣይ ክሳብ ክንደይ ከምዝሃስዮም እዩ
Yeah kemu eye zbl zeleku ….. hanti bella application (like Netflix) kemzi aynet films sansur gerom post zbluwo tekoynom …. Nsom yeabiyu nhna kea agibna nrie.
Yeah bltshti film.
ነዛ ፊልም ቆራሪጽኩም ስለ ዘይ የቀርብኩማ ጥራሕ ምስጋና ይግባአኩም እዩ ኣዳለውቲ እንተ ብዛዓባ እዛ ፊልምን ተዋሳእትን ግን ቃላት ስለ ዝሐጸረኒ ኣይ ትሳአኑ ጠጥዕምኩም ይብዛሕ ኢለ ጥራሕ ክሐልፎ ።
🇪🇷💚❤️💛💙🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍🥰🥰🥰🥰
Wawwwwww amlak xega ab leli xega yebzahalku qexlwo 100%
ንከምዚ ዓይነት ፊልም ክነተባብዕ እንተጀሚርና ጽቡቅ ክስራሕዩ
Negerat kulu gize hade aynet tekiynom asechewti yom
Negerat kulu gize hade aynet tekiynom asechewti yom
@@sbah5072 ö.... l
@@sbah5072 u
ዋውውው ናይ ብሓቂ ብልጽቲ ፊልም ኣርኢኹምና ደቂ ኤረይ ሹር ኢየ 100% ብልጽቲ ፊልም ናይ 2021 ከምእትኸውን።
ካብዞም ዓሌታውያን ክኣ ኣምላኽ ባዕሉ ይሰውረና one love eri
The best actor in the world aman hamid ( badsha)
Siku mexia nay tiktok ati feger 😁😁😁🔥🔥
Siku mexia nay tiktok ati feger 😁😁😁🔥🔥
እቶም ዝተሃንጹ ገጸ ባህሪ ብጣዕሚ መሰጥቲ፡ኣብ መንጎኦም ዝነበረ ምብሃል ውን ኣዝዩ ብሉጽ።መደምደምታ እታ ፊልም ግን ኣይዓገብኩን፡መክንያቱ ፍቅሪ ምስዚ ኩሉ ፍልጠታን ርእሰ ተኣማንነታን ነቲ ናይ ብሓቂ ትብህጎ ዝነበረት ድሌት ድኣ ክትነብሮ ነይርዎ እንበር ተስፋ ክትቆርጽ ኣይተዋኣሕጠሎይን።ንደብሪ ተስፋ ቆሪጻ እንበር ብድሌታ ኣይኮነትን ከይዳ።ስለዚ ንተመሳሳሊ ጸገማት ዘሎዎም ኣሕዋትና ደብሪ ዩ ቦታኩም ያ ተስምዕ።
ናይ ባሓቂ ብልጽትን ጽብቅትን ፊልሚ ያ ኣጆኩም ቀጽልዎ ኢኩም ደቂ ኤረይ መለይ እግዛኣቢሄር ሰላምኩም የብዝሓዮ።
ንሕና ኤርትራውያን ንፉዓት ደርስትን ተዋሳእትን እንበር ንፉዓት ኣስተማቀርቲ የብልንና። እዛ ፍሊም one day ጌራ ክሳብ ሕጂ 60k ኣላ ከይገረመኒ ኣይተረፈን ።
Naye behaki brother Riley 💯
This movie must be nominated for the best movie of 2021 just one word for all the cast masterpiece 👌 👏 🙌 😍 👍
etom award ziedlu neza commentka rioma eyom mesleni
@@ሕይወትበተስፋነው hahahah kema ya tmsel
Best film.best director. Best actor male and female. Best cinematographer. Best screen writer.. Bekulu hibeya aloku Oscar
ጽብቅቲ film. ቃላት ሓጺሩና ዘይትምኖ film. 100% ብልጽቲ film.
ብጣዕሚ ብሉጽን ምሃሪ መሳጢ ጽፉፍ ብዉሕዳት ሰባት ምኻኑ ብኡ ጥበብ ቕብኣ ትርጉም ኢንግልስሽ ዘለዎ ዘይ ተበር በረ ማዕሙቅ ስነ ትበባውያን ሃገርና ብከምዚ ክወጽአ ሃረር ንበል ነድንቀኩም ኣብ ዓለም ሃሳብ አንዳ ኣውረድካ አንዳ ኣደየብካ ከምዚ ዓይነት ስራሕ ክትሰርሕ ከለኻ ዘለዎ ርዝነት ከቢድ አዩ ኣብ ዚ ሕጂ ግዜ ክት ረብሑ ዝግባኩም ወጻኢታትኩም ከት ትኩኡ ዘይትክአሉ ምኻንኩም አዩ ኣጆኽም ጻዕራማት ስነ ጥበባውያን ሃገረይ ንኽሕሰኩም ግዜ ይሃበና ፈጣሪ ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ኣብ ስርሓኩም ኣሳልጦን ዓወትን ይግበረልኩም ፈጣሪ!!!!!!!!!
ናይ በሓቂ መግልጺ ሲኢነላ ዓቢ መልእክቲ ዘሓዘት ፊልሚ ኢያ " ን ፍቅሪ" መግለጺ ዝሰኣንላ ንእሽቶይ ቃል ከላ ብዙሕ ቃላት ደርድርካ ዘይርከበላ ምካኑ ንፍቅሪ ንሓብሕባ።
ደራስን፡ ተዋሳእትን ሞራል ዝግባኩም ብሉጻት ተዋስእቲ 2021 ምካንኩም ይግላጽልኩም ኣጆኩም ቀጽልዎ።
ፊልም ማለት ይበል ጥበብ ዕድመን ጥዕናን ደቂ ሪመይ💙🙏🏽
ብልጽቲ ፍልሚ ምስ ውህበት እግዝኣብሄር ኣምላኽ ንኩሉ ፍቕሪ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መቸም፡እቲ ጽቡቅ ፍሊም ኣይንርእዮን ኢና
ሃኒባል ተድሮስ ረአይዋ ክብል ምስ ሰማክዋ ሪአያ ካብ ትጽቢተይ ንላዓሊ ጸንሓትኒ 100%
ክብረት ይሃበልና ንኩሉክም ኣብዛ ስራሕ ዝነጠፍኩም፡፨፨፨
The same to you
Harmony belux dersin directern eka kulu giza eya serhatka zektatelo.ኣድናቀመኻ'ውን የ..ስራሓትካ ከም ወይኒ እንዳ ሓደሩ'ዮም ዝምቅሩ።ካብዚ በሊጽካ ከም ትመጽእ ከኣ ናይ ኩልና ተስፋ እዩ'ሞ በርዕትዕ እየ ዝብለካ፡፡ንተዋሰእቲ ዝኸውን ቃላት የብለይን ብፍላይ ንወዲ ነገደ ናይ ኩሉ ግዜ ብሉጽ ምበልክዎ።ኣነ ብወገነይ ናይዛ ዓመት ብሉጽቲ ፈሊም ኢለ ምሰመኽዋ፡❤❤❤❤❤ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩም ሓላላተይ ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታታት።
Ab gele kalat eko gudlet entelo gn zbezhe kfala sle zbelx adnakotey wesen yeblun brekum ysesn deki Erey mearey kabzi ናይ ቃላት ብድዐን ኩላትና ደቂ ሰብ ብኣርኣያ ስላሴ ዝተፈጠርና ሓደ ሙካንና ኣሚንና ብፍቅሪ ክንነብር ልዑል እግዚኣብሄር ቁዱስ ፍቃዱ ይኩነልና
ከምዚ ዓይነት ፊልም ክተባባዕ ዘለዎ እዩ ብጣዕሚ ጽቡቅ ፊልም ፍረ ጻማኩም ፈጣሪ ይሃብኩም
ዓቢ ዕምቆት ዘለዋ ብልጽቲ ፊልም ብርዕካ ይሰስን ሃርሞኒ ሓወይ ኣብ ኩሉ ትገብሮ ስራሕካ ምድርን ሰማይን ዝፈጠረ ምሳካ ይኩን🙏🙏🙏
ናይ ባሓቂ ደስ ትብል ፊልም በጃኻትኩም ይሕዋተይ ንኸመና ሰም ዓሌትኩም ዓድኹም እናበልና ኣይ ንፈለዮም በርኣያ ስላሰ ዝተፈጠረት ነብሲ🙏🙏🙏
Nay behave Ruta sis
ብጣዕሚ ማሃሪት እያ እግዚአብሔር ንሰመያዊ ንሓስብ ይግበረልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም አሕዋተይ
ኩሉ ግዜ ብጥበብ ሃገርና ምስ ኮራዕኩ የ ካብቲ ደስ ዝበለኒ ግን ኣማን ሓምድ (ብድሻ) ካብዓቀን ንላዕሊ ተላቢስካዮ i hope award ክትዕወት ግምተይ ሂበ ኣለኹ 🇪🇷💪🏿🙏🏿
ዋዉዉዉ ዋዉዉዉ ብልጽቲ ፊሊም ደራሲ👈
ዳርክተር👈
መራጺ ቦታ👈
ብጣዓሚ ኣድንቀኩም👌 ከሙኡ ዉን ኣማን( ባድሻ) ቀመም ናይ ፊልሚ ንምካሓሉን ንኮርዓሉን ተዋሳኣይ ብሓቂ ብሓፈሻ ኩሉኹም ንፉዓት ጽቡቅቲ ጌርኩ ሰሪሒኹማ ማሃሪትን መሳጢትን ብሓቂ!! ኣብ ቀጻሊ ከምዚኣ መሳጢት: ጥዑማትን ዉቁባትን : ቃላት ዝወነነት ስራሕ ክንጽበ ኢና ማይክ 👌🎉❤👏 Thank
This movie deserves African Eritrean Oscar of 2021! Weldon movie director such a peaceful and heart touching movie. God bless Eritrea hagerey!
ብጣዕሚ ብሉጽ ስራሕ, ካብ ደራሲ, ዳይረክተር, ኤዲተር, ተዋሳእቲ,,,,,,,,,, በቃ ብልጽቲ. Well done deki Ereyy keep going ❤️💪🏽 much lovee and respect ya all.
ፍቕሪ ሰመያዊ ናይ ክንደይ ሰባት ድኻም ከምዝፈሰሳ በቶም ዝርዘ ሰባት ትግምት ጽብቕቲ ስራሕ
እዚ፡ዝመስል፡ፊልምስ ኣብ ሲነማ ሮማ ኢምፔሮ ኣፍርቃ, ,,,,,,,...ትርእዮ እንበር፡ ጻማ ዘይብሎም ኣርቲስት ሃገርና ኣጆኹም ሓንቲ፡መዓልቲ ኣላ ውህሉል ጻማ ትኽፈሉላ
Dehri newih gize hiwet zelewa film yrei aleku 100%👌👍!!!!!!
ሰላም ደቂ ኤረይ ኣብዛ ፊልም ዘንበዓትኒ ዘረባ ተላ (ኣምላክ መን ኢካ ጋል መን ኢካ) ዘይሃትት ትብል ልበይ ዝተንከፈት ዘረባ'ያ ደስ ትብል ቃል እወ ኣምላክና ኩሉ'ዩ ንዓና ንወዲ ሰብ ኣበይ ኔርካ ዘይኮነስ አበይ ኣለካ ዩ ዘገድሶ ሶ ክብሪን ምስጋናን ንሉዑል ንእግዚአቢሔር።
THE BEST ERITREAN MOVIE I HAD EVER SEEN SINCE THE PAST THREE YEARS. THIS FILM MUST NOMINATED BEST MOVIE 2021. THANKS HARMONY WITH THE HALL YOUR TEAM.
ካብ ኣርቲስት ሃኒባል ቴድሮስ እየ ተጋቢዘ መፅየ so ብልፅቲ ፊልም 2021 like ኣጥዑሙኒ በጃኩም
Ane ka kb modesha eye semueya mexe
ፊልሚ ሃገርና ከምዚ ናይዚኣ እንተ ዝቅጽል ርግጸኛ ኣብ ዓለም እቲ ዝበለጸ ፊልም ናይ ሃገርና ምኾነ so ብጣዕሚ መሳጢት ማሃሪት ።
ደራሲ :ዳይሪክተር ፡,ተዋሳእቲ ኣብዛ ፊልም ዝዓየኹም wawww ዝድነቅ ስራሕ ሰሪሕኩም የቀኔልና ዘይ ውዳእ ፍቅርን ነዊሕ ዕድመን ይሃበኩም።❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Betaemi tsebekti film Aman basha my hero kulukum seare ruta nay behaki tsebuk serah
ንብቅዓታ መግለጺ ስኢነ❤️🙏🏼🥰
Me too 🥰🥰❣
ኣነሲ እዙ ሙሉእ ፊልሚ ደስ ክብለኒ፡ ምክንያቱ እዚ ተከታታሊ ኣብ መንጎ ሰለ ዝቃርጽዎ ነቲ ዘቋርጽዎ ባዕለይ ክምልእ ኣእምቶይ የጨንቆ ከይነ።
🤣🤣🤣🤣
😂😂😂😂
ፓው ናይ ባሓቂ ፊልሚ ማለት ከምዚ ዝበለ እዩ❤💛❤🙏💙💚💙
💚💙💛❤💞💞💞✊🤝
2021 ብልጽቲ ፍልም
ንብቅዓታ መግለጺ ስእነላ!: ደጊምካ ከተስተማቅራ ትዕድም ፍልም❤️
Good Job Harmony
This Psychological thriller movie got me hooked! Kudos to the writer, director, producer, and casting. Aman Hamid, you are an unsung hero, and your talent knows no bound.
Thank you for uploading.
I don't know what to say as an Ethiopian filmmaker. Wisdom will reward you 🙏🙏
እዚኣ ፊልም ብዘይ ክፍልፋል ብምቕራብኩም የመስግነኩም: ስነጥበበኛታት ሃገርና ንሕጽረት ባጀትን ን ሳንሱርን ውን ጥበብ ሓዊሶም ዝስዕሩ ዘይርብርቡ ኣብ ምዕባለ ማዕረ መሰትኦም ዝኾና ሃገራት ዝስጉሙ ስነጥበበኛታትትና ዕድመን ጥዕናን ይምነየሎም
በቃ ይምነየሎም ኢልካ ዓጺኻያ
ያ በርበረ 44 ግደፍ
ናይዛ ብነጻ ዝረኣካያ ብውሕዱ ሓንቲ ቅርሺ ለኣከሎም እሞ ምስጋናኻ ክሰርሕ
My favorite Eri 🇪🇷 actor Aman Hamid ❤. Glad to see you back hawina. You are unique, talented and can act/play any role.
ብልጽቲ ፊልም ስነ ጥበብ ኤርትራ ይዕንብብ 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
ስነ ጥበብ ሃገርና ዳግም ትንሳኤኡ ክንርኢ ኢና መስለኒ፡ ፈኸም ይብል ኣሎ።ሰስኑ ደቂ ሪመይ ጨው ዛምድሪ።
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክንድይ ድስ ትበሉ እዩ ኩሉ ግዝ ከምዝይ ስራሕ ንስብ እውን ብጥዕማ እዩ ማህራ
This movie must be nominated for the best movie of 2021. There are no other movies that can compare to this one. Well done 👏👏❤️❤️
ዋውውውው ገለ ዓይነት ፊልሚ ከምዝ ዓይነት ፊልሚ ክታባባዕ ኣልዎ ዕድመን ጥዕናን የሃቡኩም ቀጺልዎ
ዋውውውው ገለ ዓይነት ፊልሚ ከምዝ ዓይነት ፊልሚ ክታባባዕ ኣልዎ ዕድመን ጥዕናን የሃቡኩም ቀጺልዎ
ኣመና ካብ ተመሳጥ ዩ የ ዝብል፡ መጀመርያ መስርኣክዋ ክልተ ጊዜ ክደግማ ተገዲደ፡ ኣዝያ ጽብቅቲ ፊልም።
መርሐባ ባድሻ ሐውና መርሐባ ተፊእካና እምበር ንስካ እንተሊካ እቲ ፊልም ውን አብ ርእሲ ጽባቀ ጽባቀ ይውስክ ኩሉኩም ጽቡቅ ስራሕ።💘💘💘💘💘💘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💗
ስለቲ ከይ ቆራረጽኩም ብምልእታ ዘጋበዝኩምና ምስጋናና ካብ መሬት ክሳብ ሰማይ እዩ !
እንብር ከስ ትቁረጽ ውን ኣይኮነትን ስለ ዘይተቆርጸት እያ ድማ ኣብ ርእሲ ጽባቄኣ መሊሳ ድምቀት ወሲኻ💙
Deki Erey shkorinatat eza filmi btaiemi eya xbkti ab aymanot ztemerkoset kotas kulu ngere zemaliet eya ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
እዛ ፊልም ዶንጌ ርኤያ ግን ናይ ብሉጻት ዝበለጸት ፊልም ብሓቂ ደራሲ ሃርሞኒ ከምኡ ውን ብፍላይ ብላዕሊ ዝነበር ናይ ድሮን ስእሊ ማራ ሰሓቢ ነይሩ ፊሊ ውን ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ ስራሕ ኢኻ ሰሪሕካያ ብኣዝዮም ንፉዓት ሑርያት ዝኾኑ ተዋሳእቲ ክትስራሕ ኣመና ጸቢቓ። ህያው ዝመስል ፊልም ደጊምኩም ከምዚ ክትሰርሑልና ንላቦ ደቂ ኤረይ 😘🌹
ሻሞት 2022 🏅ክትዕወት ይጽበያ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ዝንኣድ ፊልም ብሉጻት ተዋሳእቲ ምስ ብሉጽ ድርሰት ሰማያዊ ፍቕሪ
(Aman badsha) he is the best actor in the world👑🇪🇷
Btw best film 2021
I love the movie and the cast did a great job. It is a movie every one should see. It is the type of movie that makes you think 🤔 true meaning of love ❤
ጀሚራ ክሳብ ትውድእ የዒንተይ ንብዓተን ኣየቃረጻን 😭😭😭 ባድሻ ንፉዕ ኩሉም ንፉዓት❤️።
The best movie ever in Eritrea 💯 credit to all of you worked on this movie. Please keep up this all great job ❤️🇪🇷💯
This movie reminded me of "ROMEO & JULIET", one of the best ever. ሕብረተሰብና ንከም "ፍቕሪ" ዝኣመሰሉ ብወለዶም ተበዲሎም ዝዓበዩ ዝሓቁፍን ሕብረተሰብ ኣይኮነን (ብዓይኒ መውስቦ ማለተ'የ) ፡ ብጣዕሚ የሕዝነካ !
Respect Our eritrean Artists 🙏
🇪🇷🇪🇷✊🇪🇷🇪🇷
💊💊💊💊💊
Omg waw .... i can't believe it beravo 👏👏👏👏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪🙏🙏 .ካልእ ክንሰርሕ ከም ንኽእል ዓቅምታትና ይገትኣና ምህላው ብጣዕሚ ይሓዝን ።
ብልጽቲ ፊልም ናይ 2021 ኣብ Bible ዝተመርኮሰት ብልጽቲ ንጹር መልእኽቲ ዘለዋ ዓሌትካ ሃይማኖትካ ዘይሓቲት ሓደ ፈጣሪ ጥራይ እዩ። I like the plot.
This move has to be the best nominee from the world.
1. Script writing and story flow by touching several topics.
2. Sound track
3. Visual angle
4. Location
5. Actors
The list is long!!!!
Thank you for your intelligently detailed best work. Keep it up.
I love the idea of this movie everything perfect👌👌
Omg kemzi eye movie nafiq nare good job 👍 💯 kab 💯 🇪🇷🧠❤️❤️❤️❤️❤️💜💜💜💜💙💚❤️💛
We are moving to the next dimension Ellllllllllll, Asey Asey 🙏🙏🙏
What an outstanding job. I can't explain my feelings it's really a great film. Thanks for all participating in this amazing job🇪🇷🇪🇷❤
wawww gele aynet film kemz film kabzey nrie newh grna alena kab kulu kaa atom tewasaet ahgsomn bejakum kem ziaynet aqrubu 👏 ataw tawtatkum yebzahayo
I don't how to difene. I proud director and writing all partispacin in this movie🇪🇷🇪🇷🙏🙏
ዋው ገጸ ባህርያት ማራ ማራኽን መሳጥን ::✅️❤️
እግዝኣቢኔር ፍቅሪ ኢዩ።
ቃላት ዝሰኣንኩላ ፊልም። ጹቡቅ ስራሕ ተሰሪሑ፤ ቡዙሕ ጻዕሪ ከምዝሓተተት ኣብዚ ዉሽጣ ይረአ።
Great movie !! Probably the best movie of 2019, 2020, and 2021 …. . This is my opinion.
Oh l love this movie seriously,aman badsha he is very talented person keep going Michael eyasu you did Good job every one should have see this movie
Waww Nay bhki belxti film deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ፉሉይ ድርሰት ምስ ሳሓቢ ዛንታ፡ብኩሉ ብልጽቲ ፊልም።ካብዚ ናይ ሎሚ ህውታትያ ፊልምታት ፍልይቲ።የቀንይልና፡
Blxti film nay bhaqi nfqri kulu tkewun ❤️🇪🇷
ናይ ባሓቂ ኣብ ገለ ሂወት እትእትወካ ፊልሚ ቀጽልዋ ደቂ ኤረይ ማኣረይ
I am in awe of Aman Hamid. Carrying the weight of this movie. 👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾
ናይ ብሓቂ ጽብቅቲ ፊልም ዝናኣድ ስራሕ አዩ
Wow ገላዓይነት ፊልም😱❤️💯🙌
ናይ ብሓቂ ብልጽቲ ፊልም thank you!
It is hard to explain and admire this film through words only . Proudful movie I have ever seen👏👏👏👏
ናይ ብሓቂ ዝንኣድ ስራሕ ኣብ ስራሕኩም ወትሩ ዓወትን ኣሳለጦን ይምነየልኩም ደኪ ሓላል ሜሬት 🇪🇷።
FILM Award Awedadrwa Bejakum, Kemtewet ka rgxecha ye🙏🌞🌍
Ewey Film bunet kulu negera kab kulu eti dmxi abuu zelo botatat Kameramann kulu mqnbarat bicha kulu negera b smiet ktketatela etiedmeka Film Nay Adina dersti kabzi teazibkum Xubuk srah nktserhu niedmekum 🥰🥰🥰🙏🇪🇷✊💪
Btami xbuq srah harmony nay behaqi zeabeye negeru keyteqorqrexet mimxea so thanks harmony well done wedi erey
ብጣዕሚ መሃሪትን ስነ ጥበባዊትን መቀረት ስነ ጥበብ ጠፊኡ ዝነበረ ዝመለሰት መሳጢት ፊልም ብሓቂ ቀጽልዎ
Super movie 2021
Amazing and best movie 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 well done 👏 Great job Harmony
ዋወወወወ እታ ዝበለጸት ናይ 2012 እዛ ፊሊሚ ኢያ 𝑏𝑒𝑗𝑎𝑘𝑢𝑚 𝑘𝑒𝑚𝑧𝑖 𝑎𝑦𝑛𝑒𝑡 𝑓𝑖𝑙𝑢𝑚𝑖 𝑠𝑟ℎ𝑖 𝑘𝑢𝑙𝑢 𝑘𝑟𝑖𝑎𝑙𝑘𝑜𝑚 𝑎𝑗𝑒𝑘𝑢𝑚 𝑑𝑒𝑘𝑖 𝑒𝑟𝑒𝑦 𝑥𝑎𝑑𝑎 💖💖💖
Nice great sirah nay bihaki wideti sirah kitslwo .biezi teketatali filim hamimina beka kulu hade aynet koynuna. Buzuh melkti alewa eza filim .egzabher tiray eu kabey mexika wedimen eka abey eu adika zeyhatit .
Endie kalat siene meglexi,,it's just amazing...i so proud of your wisdom..
ዋውው መጀመርታ ወላ ኣይተረዳኣትንን ኢታ መልእክታ ደሓር ግን ኣቢ መልእክቲ ከምትሕልፍ ተፈሊጣትኒ ኣቢዓትኒ ከ የቀንየልና ደቂ ኤሪ ከይትሓለልኩም ብጻዕሪ ንተቅሩቡሉና
ዓሽ አገናዓ ዛሓፍተይይይ
ናይ በሓቂ ብልጽቲ ፊልም ደሪ ሪመይ 🥰🇪🇷🥰
Wow በቃ እንድዒ መግለጺ የብላን ብጣዕሚ ደስ ትብል መሃሪት harmony ከምዚ ሒዝካ ክትመጻና ክንጽበ ኢና
Btaemiii xbktn meharitn film kexlwo deki eri , bertue amlak msakum ykun xegue yebzhalkum 🙏
ሃርሞኒ ሓወይ ብጣዕሚ መሳጢት ፊልም
ብልጽቲ ፊልም 2021😍ፍቅሪ ሴማያዊት🥰🥰🥰