" ኣነ ኣይተዛረብኩን" ኦ ሕዝበይ ስማዕ!

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 18 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 543

  • @ጓልተዋህዶትግራይ
    @ጓልተዋህዶትግራይ 8 місяців тому +24

    ቃል ህይወት የስመዕና ክቡር መምህረና ብሓቂ ካብካ ብዘሕ ትመህርና ኣነ ኣብ መናፈቅ ዘነበረኩ እየ ❤❤❤ ሰበኣየይ ግን ሃሌሃሌ ይበል ኣሎ ናይ ኣቤል ትከተላ እዩ 😂😂😂😂

    • @bestebeste5137
      @bestebeste5137 8 місяців тому +6

      ኣምላክ ናብታ ቅንዕትን ቀጥተኛን ዝኮነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ይመልሶም 🙏🙏😢

    • @buucsbb8535
      @buucsbb8535 8 місяців тому +4

      ፈጣር ልቦና ህቡ ብሰላም ይመልሶም ብእውነት

    • @12aboy21Adey
      @12aboy21Adey 8 місяців тому +4

      ንዕዑ ኣምላክ ናብ ልቡ ይምለሶ ንስኪ ግን ኣጆኪ ከምቲ ሃ/ጳውሎስ ዝበሎ ኣጆኩም ኣብ እምነትኩም ጽንዑ በርትዑ ሰብኡት ኩኑ ዝበሎ ንስኪ ከኣ ጸሎት ከይገደፍኪ ካብ መንገዱ ክትኣልዮ እምበር ናብ መንገዱ ከእትወኪ የብሉን ካልእ ግዜ ናብ ልቡ ተመሊሱ ኢልኪ ከተበስርና ብተስፋ ክንጽበ ኢና ብዝተረፈ ጸሎት እመ ብርሃን ኩሎም ህሩያነ ኣምላክ ኣይፈለኪ ዝሓሓፍተ

    • @ጓልተዋህዶትግራይ
      @ጓልተዋህዶትግራይ 8 місяців тому

      @@12aboy21Adey ብሓቂ ግን ኣነ ንሱ ብሓድ ኣይነበር ኢና ትፈቱሕ ኢና ዝሓፍተይ / ዝሓውይ

    • @12aboy21Adey
      @12aboy21Adey 8 місяців тому

      @@ጓልተዋህዶትግራይ sorry ሰብኣየይ ስለ ዝበልኪ'የ ብሓደ ዘለኩም መዚሉኒ በድጋሜ ይቅርታ

  • @temie668
    @temie668 8 місяців тому +166

    በዚ ትምህርትካ ቡዙሕ ሰብ ዩ ተቐይሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ተዓዘብትካ

    • @hiwilove19
      @hiwilove19 8 місяців тому +7

      ሰላም አብመላእ ዓለም ትርኩቦ እሕዋተይ አብ ዞሎኽምዎ አምላኽ ሰላምን ራህዋን ይሃብኩም ❤@ሳብስክራይብ ሓጉዙኒ

    • @Aynomey
      @Aynomey 8 місяців тому

      Mesilka ykewn mber zqyr qal amlak tray eyu nmntay ikum neziom tsiebu endi

    • @temie668
      @temie668 8 місяців тому +2

      @@Aynomey እስከ ንገረንይ ካብ መጽሓፍ ቑዱስ ወጻኢ ዝምህር እንተደኣ ሃልዩ

    • @enate-
      @enate- 8 місяців тому +2

      ​@@Aynomey ኩላትና እንዲና ን ክርስቶስ ንስዕብ ግን እዞም ናይ ኣቤል ጻጸ ትምርቲ ትከታተሉ ሲ ምስ ሱዚኒኖ ኮሜዲ ዘይትፍትኑ

    • @Aynomey
      @Aynomey 8 місяців тому

      Klae kemakum tehawudo ye nere Abzi kereba Eway nskum ab nay drama hiwet ikum tnebru

  • @gebremedhinkeshi7116
    @gebremedhinkeshi7116 8 місяців тому +2

    አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና
    መንገዲ ህይወት ይምርሐና እግዚአብሔር ፍቁር ሓወይ መምህር ስልጣን ብዕድመ ይሓልወልና ፈጣሪና እግዚአብሔር

  • @rishant9980
    @rishant9980 8 місяців тому +3

    እዋይ አነስ ዝገርመኒ እቶም ተከተልቱ አሜን ዝብላ ዝብሉ ብጣዕሚ እየ ዝጉህይ ማዕረ ክንድዚ ኢና ተደፊና ዘለና ባዕሉ ጎይታ ምሕረት የውርደልና

  • @user-uv9rw3zv1l
    @user-uv9rw3zv1l 8 місяців тому +1

    ባሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልካ መምህር ስልጣን ሓውና 🙏🙏🙏 ምሕረት ይላኣከልካ ትድምፅካ እውን ❤❤❤

  • @OoOo-wk9ue
    @OoOo-wk9ue 8 місяців тому +1

    ቃልህይውትየስመዓልና ክብርመምህርናስአምላክስልጣን❤❤ናይብሓቂእዝግብሕርፀጉኡየብዙሐልካ❤❤❤❤

  • @WeldeMaryam185
    @WeldeMaryam185 8 місяців тому +11

    ቃል ህይወት የስምዓልና ስልጣን ሓወይ😇🥰🥰🥰 እግዚኣቢሔር ይባርኽካ፣ ኣነ ብጥዓሚ እየ ዝፈትወካን ዘድንቐካን፣ በቲ ናባና ተውርዶ ትምህርትታት ብዙሕ ኢና ንምሃር ዛሓወይ🥰 ነዞም ሓሰውቲ ነብያት ድማ ዓይነ ልቦኖኦም እስኪ ይኽፈተሎም እምበር ብጥዓሚ እዮም ዘሕዝኑኻ😢

  • @ksaksa9236
    @ksaksa9236 8 місяців тому +4

    ብጣዕሚ እዪ ዝገርም እቲ ሰማይን ምድሪን ዝፈጠረ አምላክ ዘይአመነ ስ ብሱሙ ታአምር ይገብር እየ "ክብል ሓሳዊ "በሎ🤔
    ብሓቅ ቃለ ህይወት የስመዐልና ሥልጣን ሓወይ ❤

  • @buucsbb8535
    @buucsbb8535 8 місяців тому +1

    ቃል ህይወት ቃል በረከት ያስመዐልና ኽብር መምህርና ስልጣን ብእውነት እግዚአበሔር አምላክና ናይ አገልግሎት ዘመንኻ ይባርክ
    ብዕድመና ብጥዕና ያሓልወልና አሜን አሕናውን ሰምዕና አብ ቦናና ያሕድረልና አሜን፫🤲🕯 ምሕረቱ ይልኣከልካ ፈጣር ክብር መምህርና ሳዓልዶ ሕዙካ ዩኡ ድምጽካ አሜን፫
    አሕዋትናውን ልቦና ያሃቦም ብግዘኡ ናብ ቅድስት ቤቶም ይመልሶም ፈጣር ብእውነቱ😒😓

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy 8 місяців тому +1

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና መምህረይ እመ ብራሃን ምሳካ ትኩን 🙏🙏🙏🤲🤲

  • @ቃንዛአለኒቃንዛህዝበ-ኈ6ቐ
    @ቃንዛአለኒቃንዛህዝበ-ኈ6ቐ 8 місяців тому +1

    _ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐና መምህርይ ሳዓል ድዩ መምህረይ ድምጽኻ ምሕረት ይዉርድልካ እግዚአብሄር አምላክ መምህረይ_

  • @OoOo-wk9ue
    @OoOo-wk9ue 8 місяців тому +2

    ❤❤ ቃልህይወትየስምዓልንክብርመምህርናብሓቂ እዝግብሕርይመስገንፀጉአየብዛላችን ቅድስትድንግልማርያምጠብቅኝየተዋህዳልጅነኝእዝግብሕርይመስገንይክበርጸጋውንየብዛላችን ❤❤❤

  • @ተመስገንኣምላኬ-የ8ወ
    @ተመስገንኣምላኬ-የ8ወ 8 місяців тому +5

    እግዚኣብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ኩቡር መምህረይ ኣጆኻ ቀፅሎ እኻ ሓቀኛ መምህር እኻ ንስኻ❤

  • @ሓፍቲየሚፍቅር
    @ሓፍቲየሚፍቅር 8 місяців тому +12

    እግዚኣብሄር ይመስገን ።እንኳዕ ብሰላም መፃካ ክቡር መምህረይ ኣቦ ሓቂ❤ ቃለ ሂወት ቃለ ሰናይ የስምዐልና ። እቲ ትኣምኖን ተገልግሎን ኣምላክ ካብ ክፉእ ዘበለ ኩሉ ይሓልካ ።

  • @ኦጎይታከምዝፈቀዲኻዮይኩን

    “ህዝበይ ሰኣን ፍልጠት ይጠፍእ። ፍልጠት ስለ ዝኣቤኻ፣ ኣነ ድማ ካህን ከይትዀነኒ ኽኣብየካ እየ። ሕጊ ኣምላኽካ ስለ ዝረሳዕካ፣ ኣነ ኸኣ ንደቅኻ ኽርስዖም እየ።”
    - ትንቢት ሆሴዕ 4፥6
    እግዚአብሔር አምላክ መስተዉዐል ልቦና ይሃቦም 👏
    ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኻ ክብር ሓዉና

  • @Mesimesi-ir4vt
    @Mesimesi-ir4vt 8 місяців тому +1

    ቃል ሂወት የሰመዐልና መምህር ስልጣን ሓወይ

  • @selamalem28
    @selamalem28 7 місяців тому +2

    ብሓቂ ቃል ለሂወት የስመዐልና🙏 ክዉር መምህረይ❤️ ብሳላካ ኣእምሮይ ተሃኒፁ❤

  • @samerabb1026
    @samerabb1026 8 місяців тому

    ሰላምኻ በክርስቶስ ይብዛሐልይ ክብሩ መምህርይ ደምፅኻ ምሕረት ያወርደለኻ ስልጣንይ

  • @פייבןגאיים
    @פייבןגאיים 8 місяців тому +1

    ቃል ሂወት የስምዓልና ስልጣን ሓወይ ምሕረት የዉርደልካ ዝሓወይ ጎረረካ ጥዓጺካ ኣለካ ብጣዕሚ እና ንፈትወካ እመብርሃን ምሳካ ትኩን ኣሜን

  • @AnnoyedFishingRod-xl2ly
    @AnnoyedFishingRod-xl2ly 8 місяців тому +2

    መምህረይ ቃለ ህይወት የስመዐልና❤

  • @saraabha7842
    @saraabha7842 8 місяців тому +1

    ቃል ህይወት የስመዕና ክብር ምህርና ብዚ ትምህርትካ ቡዙ ሰብ ዩ ተቀይሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏🙏🙏

  • @bluekai-qz6je
    @bluekai-qz6je 8 місяців тому +2

    ስልጣነይ ኣምላክ ፅጉኡ የብዘሐልካ
    ጎረረካለ ምሕረቱ ይልኣከልካ

  • @YonasDanile
    @YonasDanile 3 місяці тому +1

    Kbur hawna memhr sultan kalehiwet yesmealna

  • @ትግራይሃገረይእያዓለምይራ

    ቃለ ሂወት የሰመዕልና መምህሬ ኣብ ተዋህዶ ዘለና እወን ብሰም ዘይኮንናስ እምነታና ታይ ከም ዝብል እና ንሪዳእ ዘለና ፈጣሪ ዕድመ ያሃብካ እዚ ሓውና ወን ናብ ልቡ ይምለሶ❤🙏

  • @ara6934
    @ara6934 8 місяців тому +7

    እግዚአብሔር ይመስገን ቃለ ሃወት የስመዓልና እመ ኣምላክ ምሳካ ትኩን መምህረይ ስልጣነ ሓውና ❤❤❤❤

  • @ndgsr2892
    @ndgsr2892 8 місяців тому +1

    *_እንኳዕ ሰላም መፃእካ ክቡር መምህርናን ሓውናን ስልጣን ምሕረት የውርደልካ ቃል ህይወት ቃል በረከት የስመዐልና አምላከ ቅዱሳን ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልካ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤_*

  • @yordanostesfay3100
    @yordanostesfay3100 8 місяців тому

    Amen Amen Amen Qal Hiwet Yesmealna 🙏🙏🙏

  • @komaistekle4512
    @komaistekle4512 8 місяців тому +1

    ቃለ ሂወት የስመዐልና መምህረይ ድምፅካ ሰዓለሰ ድዩ ሙቅ ነገር ውሰድ አባቴ በርተዐልና

  • @ድንግለይዋሕስሂወተይ-ቨ4ቸ
    @ድንግለይዋሕስሂወተይ-ቨ4ቸ 8 місяців тому +3

    ነብይይ ዘይ ኮነ ሌጌዎን ዝበሃል መንፈስ እዩ ኣብ ኣእሙሩኡ ሰፊሩ ዘማክሮ ዘሎ እግዚኣብሔር ሓዳግ ፈቃር እዩሞ መስተዋዓሊ ዓይነ ልቦና ይክፈተልካ
    መምህር ስልጣን ሓዉና ከማካ ዝበሉ የተንሰአልና❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @yohannesnegassi174
    @yohannesnegassi174 8 місяців тому +20

    ቃለሂወት የስመዓልና መምህር ስልጣን ሓወይ፡እዚኣቢሔር ዕድመን ጥናን ይሃኻ።ናይ ኣጎልጎሎት ዘመንኻ ይባረኽ።

  • @SandroSandro-tr9sr
    @SandroSandro-tr9sr 8 місяців тому +12

    ቃል ሂወት የስማዓልና ክብሪ ሓወይ ናተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፍጣሪ ❤❤❤

  • @ShewitGery
    @ShewitGery 8 місяців тому

    ቃል ሂወት የስማዓና ፈጣሪ ወሲኩ ወሳሲኩ ፍልጠት ይዓድልካ ብኣካ ቡዙሕ ንማሃር ኣለና ኢናሞ ነመስግን

  • @bestebeste5137
    @bestebeste5137 8 місяців тому +1

    ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡር መምህርና 🙏🙏🙏 ካብ ሓሰውቲ ነብያት ንጠንቀቅ አሕዋት ኣሓት 🙏🙏🙏😢😢

  • @Adhanomtesfay-z6b
    @Adhanomtesfay-z6b 8 місяців тому +1

    😢እግዚኣብሔር ይመስገን ቃለ ህወት የስመልና ኣምለክ ምሳካ ይኩን መምህረይ ስልጣን ሐውና ❤❤❤

  • @Brihan-dl8pg
    @Brihan-dl8pg 8 місяців тому +7

    ኣሜን(፫)ቃለ ህይወት የስመዐልና ሰልጣን ሓወይ ነቲ ድሚፅ ውን ምሕረት የዉርደልኻ❤❤❤❤

  • @Tete909-h4m
    @Tete909-h4m 8 місяців тому +3

    እዉይ መምህረይ ድምጽካ ተቀይሩ ምህረት የዉርደልካ🎉❤

  • @ሸዊትዘ-ክርስቶስ
    @ሸዊትዘ-ክርስቶስ 8 місяців тому +11

    እግዚአብሄር ይመስገን ❤እንኳዕ ብሰላም መፃኻ መምህረይ ❤

  • @salamasalama1266
    @salamasalama1266 8 місяців тому +2

    ዝፈትወካ መምህረይ እንኳዕ ብሰላም መፃእኻልና እና ናይዚከዓ ፍልይይይ ዝበለ እዮ ካብቶም ብሉፃት ናይ ቡሉይ ኪዳን ነብያት ኣነይበልፅ ኢሉ ብጣዕሚ እዩ ዝገርመካ

  • @semu2071
    @semu2071 8 місяців тому +1

    Amen kalehiwet yesmealna memhr hawna Egziabher ymesgen sletikalu xegiu yebzhalka

  • @aminaa5981
    @aminaa5981 8 місяців тому +2

    መምህረይ እቱ ናትካ ትምህርቲ ክሰመዕ ከለኩ ልበይ ይሕጎስ❤🙏🙏🙏

  • @KidaneKiflay-z7m
    @KidaneKiflay-z7m 8 місяців тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማልና ሱልጣን ሃወይ ❤❤❤

  • @BiniWedifadl
    @BiniWedifadl 8 місяців тому +2

    ስልጣን ሓወይ ተባዕ ወዲ ተዋህዶ፡ዓይኒ ኣባይ ይድፈነልካ እግዚኣብሄር❤❤❤

  • @salamassalama1671
    @salamassalama1671 8 місяців тому +14

    እንዃዕ ብድሓን መፀካና መምህረይ ♥️🥀🥀

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye1293 8 місяців тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማልና መምህረይ🙏🙏🙏

  • @dnglmaryamweHashiwetei
    @dnglmaryamweHashiwetei 8 місяців тому +2

    ቃለ ሂወት የስመዐና ስልጣነይ ብዝትህበና ትምህርቲ ክንደይ ኢና ተማሂርና ፀጉኡ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ🙏❤️ ኣቤት ድፍረት ሓሰዉቲ ኣረ በዛካትኩም ዘይኮን ኣይትዛረቡ ብኣምላክና ኣይትላገፁ ኣነ ዝገርመኒ ከኣ እቲ ሰብ እንታይ ኮይኖም እዮም ኣዒንቶም ተሺፊኖም መስተወዐሊ ልቦና ይሃበና ፈጣሪ 😥

  • @AmusedBabyKittens-wi4wh
    @AmusedBabyKittens-wi4wh 8 місяців тому +1

    ቃል ሂወት የስምኣና መምህር ሰልጣን ❤❤❤

  • @fyoritewelde7802
    @fyoritewelde7802 8 місяців тому

    ሰልጠነ ሓወይ ምሕረት የውርደልካ ፈጣሪ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤️❤️❤️

  • @azmeraasgedom1205
    @azmeraasgedom1205 8 місяців тому +2

    እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልካ ሓውና መምህር ስልጣን ❤❤❤❤❤❤❤

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 8 місяців тому +3

    መምህረይ ምሕረት የውርደልካ ናዓና ልብና የብርሃዮ ናብዘይኾነ መንገዲ ከይንጠፍእ ናይ ፍፃሜ ግዜ እዩ ዝመስል ሓወይ ናብ ልብኻ የመልስካ ናይ ትዕቢት መንፈስ ይጫወተልካ አሎ ንአቤል ማለተይ እየ

  • @titigalemebrhan
    @titigalemebrhan 8 місяців тому +3

    በሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር መምህረይ ክንደይ ከ ይጥዕም ❤❤🎉🎉

  • @Adam-we1lo
    @Adam-we1lo 8 місяців тому +4

    ቃል ሂወት ይስማዓና ይሕዋተይ ንጠንቀቅ ሃይማኖትና ኢያ ብልጽቲ.

  • @FfyRfy
    @FfyRfy 8 місяців тому

    ቃል ህይወት ያስመ ያስመ ያስመ ዐልና❤

  • @እቲዘይጠልምእግዚኣብሄርም

    እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ስልጣን ሓወይ መታን ንሕና ክንረብህ ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @mebrhitmehari6491
    @mebrhitmehari6491 8 місяців тому

    qalehiwet yesmealna memehr sltan hawey zemen agolguletka amlak ybark amen amen amen

  • @teigeGhre
    @teigeGhre 8 місяців тому +5

    ዋውውው አንቃዕ እባ ብሰላም መጻኻና ክቡር ሓውና፡እዋይ ኣታ ኣነስ ነዚ ምስኪን ሓውናስ ክቤኺየሉ ዶ ወይስ ክስሕቀሉ ኣይፈለትኩን ባዕሉ ኮ መስኪሩ ሓደ ካብቶም ሓሰውቲ ነብያት ምኻኑ ሕዝበይ ኣምላኽ ምሕረቱ ይሃበናን ይሃብኩምን ኣሜን

  • @12aboy21Adey
    @12aboy21Adey 8 місяців тому +62

    ብድንግላ ረኪበያ ንኮመንት ሎሚ liki ርገጹለይ ብምቅጻል ኣይትከውንን እያ ንበሎ ንፕላስቲክ ኣቤል ኤእ እቶም ኣብኡ ዘለኩም ከኣ ኣምላክ መዋጽኦ ይፍጠረልኩም & ስልጣን ሓወይ ኣነ ክብለካ ደልየ ዘለኩ ብዛዕባ እዞም ካህናትን ዲያቆናት ንሕና ንፈልጥ ካህን መስቀል እምበር ባንዴራ ክስከም ርኤናን ሰሚዕናን ኣይንፈልጥን ኣብዚ ዘመን እዚ ግን እንዳ ገነነ ይመጽ ኣሎ ብሓፈሻ ግን ንኣገልገልቲ ኣብ ክልቲኡ ዘለዉ ደገፍትን ተቃወምትን ኣብ ክንዲ ንህዝቢ ምጥርናፍ ፋሕ ምባል ኮይኑ ስርሖም ንሕና ንፈልት ስጋ ወልደ እ/ሄር ሓንቲ ሙካና ኢና ንኣምን ዝርአ ዘሎ ግን church ናይ ህግደፍን ተቃወምትን እንዳበልካ ምፍልላይ መጺኡ ነዚ ህዝቢ ኣብ ዘይድለ ሓጥያት የእትውዎ ኣለዉ ""ካህነይ ዝጸረፈ ብሌን ዓይነይ ከም ዝተንከፈ ኢሉና ጎይታ"' ግን ብሰንኪ ተግባሮም መንእሰይ ኣብ ዘይተደለየ ጸርፍን ካልእን ንኣቱ ኣለና ብኡኡ ኣቢሎም ከኣ መናፍቃን ብኮታትና ፈሊጦም ህዝብና የጥፍእዎ ኣለዉ so ከም ተግሳጽ ኣምሲልካ ትምህርቲ እንተትሰርሕ ጽቡቅ ነይሩ ይቅሬታ ግን ደፊረ ከይከውን & ምሕረት ከኣ የውርደልካ ❤❤❤❤❤❤

    • @melattesfamariam8642
      @melattesfamariam8642 8 місяців тому +1

      ጽቡቕ ኣለኻ ክቡር ሓው! ኣነ ኣብዚ ዘለኽዎ ዓዲ ናይ ደገፍትን ተቃወምትን ቤተኽርስያን ኣሎ። ካብ ትዕዝብተይ ከኣ እቲ ኣብቶም ተቃወምቲ ማለት ( ን ኣቡነ ኣንጠንዮስ) ሓቅነት ደው ዝበሉ ቤተክርስያን ኾነ መእመናን እንድሕር ሞይቱ/ሞይታ ኣብ ኤርፖርት ኤርትራ ምስ ወረደ ንቤተሰብ መዋቲ ኣበየናይ ቤተኽርስያን ከምዝተፈትሐ ይሓትዎም እሞ፡ ኣብ ናይ ተቃወምቲ ከምዝኾነ ምስ ፈለጡ እቲ ሬሳ ስርዓተ ፍትሓት ከም ግቡኡ ከይተገብረሉ ናብ ዓዳ/ዓዱ መዋቲ ይቅበር😢 እዚ ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ።

  • @MAMAMAMA-c8e3y
    @MAMAMAMA-c8e3y 8 місяців тому

    እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልካ መምህረይ🙏💠

  • @SemharEyob
    @SemharEyob 8 місяців тому +1

    ኩቡር ሓወይ ቀጽሎ።❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️--------

  • @YohannesBokure
    @YohannesBokure 8 місяців тому

    Amen Amen Amen ewe bhaki Kale 🥬 hiwet yesmalna egzabhere amlaxna

  • @sabamedhin9783
    @sabamedhin9783 8 місяців тому +1

    Amen❤❤❤

  • @Ostirch
    @Ostirch 8 місяців тому

    ቃል ሂወት የስምዓልና ክቡር መምህርና ❤❤❤

  • @ሰሉጓልድንግልማርያም
    @ሰሉጓልድንግልማርያም 8 місяців тому

    ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህረይ ተመስገን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዝኮንኩ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 8 місяців тому +9

    ቃለ ሕይወት የስመዐልና ጸጉኡ የብዝሕ ተመስገን አምላክ አስራኤል🤲📚ንሓውና ዓይነ ልቦንኡ ይክፈተሉ/ና🤲😢

    • @hiwilove19
      @hiwilove19 8 місяців тому

      ሰላም አብመላእ ዓለም ትርኩቦ እሕዋተይ አብ ዞሎኽምዎ አምላኽ ሰላምን ራህዋን ይሃብኩም ❤@ሳብስክራይብ ሓጉዙኒ

    • @ጓልተዋህዶትግራይ
      @ጓልተዋህዶትግራይ 8 місяців тому

      ​@@hiwilove19ገረ ኣለኩ

  • @ኣሰረቅዱሳንAserekdusan
    @ኣሰረቅዱሳንAserekdusan 8 місяців тому

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር ኣምላክ ዓይነ ልቦንኡ የብርሃሉ ብጣዕሚ ብትዕቢት ዝዓወረ እዩ ሰይጣን ይጫወተሉ ኣሎ ምሕረት የውርደሉ 😢

  • @BossMiche
    @BossMiche 8 місяців тому

    ቃል ሂወት የስምዓልና

  • @AbielTesfay-p8g
    @AbielTesfay-p8g 8 місяців тому +2

    ምሕረቱ ይልኣኸልና ፈጣሪ❤ን ኣቤል ከኣ ናብ ሉቡ ይምለሰልና😢

  • @zenewualema3302
    @zenewualema3302 8 місяців тому

    እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ሰላምካ ይብዛሕ ክቡር መምህርና ሰልጣነይ አሜን ብሓቂ ቃለህይወት የሰመዐልና ደሰ ዝብል መልሰ እዩ ❤❤❤❤
    እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት ይልኣከልካ ክቡር መምህረይ ድምፅካ ውን ሰዓል ሒዙካ ይመሰል ዘሎ ❤❤❤🎉

  • @mussietesfatsion3757
    @mussietesfatsion3757 8 місяців тому

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ስልጣን ሓውና❤❤❤❤❤

  • @ማዕቢላገረዚሄር
    @ማዕቢላገረዚሄር 8 місяців тому +27

    ቃል ሂወት የስመዐልና ረቡኒ
    ድምፅካ ስልጣነይ ንፋስ ድያ ምሕረት የውርደልካ ክቡር መምህርና😌

    • @hiwilove19
      @hiwilove19 8 місяців тому +2

      ሰላም አብመላእ ዓለም ትርኩቦ እሕዋተይ አብ ዞሎኽምዎ አምላኽ ሰላምን ራህዋን ይሃብኩም ❤@ሳብስክራይብ ሓጉዙኒ

    • @hiwilove19
      @hiwilove19 8 місяців тому +2

      ሰላም አብመላእ ዓለም ትርኩቦ እሕዋተይ አብ ዞሎኽምዎ አምላኽ ሰላምን ራህዋን ይሃብኩም ❤@ሳብስክራይብ ሓጉዙኒ

    • @Sibhatu.-lh9qe
      @Sibhatu.-lh9qe 8 місяців тому

      ኩቡር ሓውና ቃለ ሂወት የስማዕልና ዕድመን ጢዕናን ይሃበልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ❤❤❤

  • @jghghh63
    @jghghh63 8 місяців тому +1

    ብሓቂ ቃልሂወት የስመዐልና ክብር መምህርና እግዚአቢሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክቡረይ❤

  • @fiyoribrhane3166
    @fiyoribrhane3166 8 місяців тому +1

    Kale hiwet yesmaalna memhr

  • @mihretyemane7301
    @mihretyemane7301 8 місяців тому

    ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ቃል ሂወት የስምዓልና እዚኦም ቆርበት በጊዕ ዝተኸደኑ ቶኻሉ እዪም ።

  • @saa4252
    @saa4252 7 місяців тому

    ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡር ሓውና❤❤

  • @BrktiFtwi-rj7qw
    @BrktiFtwi-rj7qw 8 місяців тому

    ቃል ሂወት የሰምዓልና ❤❤❤❤❤

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh 8 місяців тому +2

    እግዚአብሔር ይመስገን ክብር መምህር ምሕረት የውርደልኩም

  • @ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ሰልጣነይ❤ ፀጉኡ በረከቱ ያብዘሐልኺ እግዚአብሔር አምላክ ሰልጣነ ሓወይ ክብር መምህረይ ሰልጣነ ከሰተ ዕድመን ጥዕናን ያሃቢኻ ፈጣሪ አምላክ 🕊

  • @EyerusalemHmaryam
    @EyerusalemHmaryam 8 місяців тому +5

    ተመስገን ባዕለይ ቀዳመይቲ መምህረይ እንቋዕ ብሰላም መፃኻ እግዚአብሔር ይመስገን❤

    • @hiwilove19
      @hiwilove19 8 місяців тому

      ሰላም አብመላእ ዓለም ትርኩቦ እሕዋተይ አብ ዞሎኽምዎ አምላኽ ሰላምን ራህዋን ይሃብኩም ❤@ሳብስክራይብ ሓጉዙኒ

    • @EyerusalemHmaryam
      @EyerusalemHmaryam 8 місяців тому

      @@hiwilove19 እሹኒ ድማ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @lemigaltewahdo7122
    @lemigaltewahdo7122 8 місяців тому +1

    ቃለ ህይወት የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልካ ዛሓወይ ደሞ ምሕረት የውርደልካ😊

  • @SemaitTekle
    @SemaitTekle 8 місяців тому +2

    MEDHN ALEM KDSTI HNO AMLAK MS KULUNA YKUN .
    BZUH ZBUK TMHRTI NMHAR ALONA .
    AJOKA WEDEY AMHRENA DA KNFELT. AMLAK KULOM MELAHKTI MSAKAN MSANAN YKUNU AMIEN.🙏🙏🙏

  • @weynige1493
    @weynige1493 8 місяців тому +1

    መምህር ስልጣን ሓውና ከማካ ዝበሉ ይብዝሑልና፡ነዞም መደናገርቲ ዘቃልዑ።

  • @ሂዊጋልአሕፎሮም
    @ሂዊጋልአሕፎሮም 8 місяців тому

    እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይመስገን ኹቡር መምህርና ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና አሜን ምሕርት የውርደልካ ስልጣን ሓወይ 🎉🎉♥️♥️♥️

  • @salamsalam1464
    @salamsalam1464 8 місяців тому +2

    እግዚአብሔር ይመስገን ቃለ ሂወት የስመዓልና እመ አምላክ ምሳካ ትኩን መምህረይ❤❤❤

  • @رهوه-ت9ت
    @رهوه-ت9ت 8 місяців тому

    ዝፎትየካ መምህረይ ዓቡይ ክብር አለና ንዓኼ ክቡረይ❤

  • @suhhd
    @suhhd 8 місяців тому

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ክቡር መምህር ስልጣን❤❤❤❤❤❤

  • @amandaniel8424
    @amandaniel8424 8 місяців тому

    Thank brother qal hiwet yesmalna. 🙏.

  • @huf7gy
    @huf7gy 8 місяців тому +34

    ኣነስ እቱ ድፍረቱ እዩ ብጣዕሚ ገሪሙኒ 😢መምህረይ ቃልህይወት የስመዐና 🙏💕🙏👏

    • @hiwilove19
      @hiwilove19 8 місяців тому +2

      ሰላም አብመላእ ዓለም ትርኩቦ እሕዋተይ አብ ዞሎኽምዎ አምላኽ ሰላምን ራህዋን ይሃብኩም ❤@ሳብስክራይብ ሓጉዙኒ

    • @Erilebna
      @Erilebna 8 місяців тому

      Talk about this do not separate orthodox church please

    • @Falaፈታዊኪሮስ
      @Falaፈታዊኪሮስ 8 місяців тому

      🙏🙏🙏

  • @timtemehri3533
    @timtemehri3533 8 місяців тому +1

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና መምህር ስልጣን ሓወይ

  • @habtemariammerhawi7282
    @habtemariammerhawi7282 7 місяців тому

    የቀኔልና አምላኽ ዘበንካ ይባርክ።

  • @እግዚአብሔርሁሉምግዜእረኛ

    ቃለህወት ያስመዐልና መምህረይ ጸጋኡ ያብዘሐልና

  • @rgathaylemnkael605
    @rgathaylemnkael605 8 місяців тому +1

    ሰላም ክቡር መምህረይ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ መ ምህረይ መስተወዓሊ ይዓድሎ ምሕረት የዉርደልኩም መምህረይ ዕንቂ ተዋህዶ እግዚአብሔር ይመስገን ሂወተይ ንስካ ኢካ ቃየሰርካለይ ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ ምስባዓልቲ ቤትካን ድቅካን መላእ ስድራ ቤትካን❤❤

  • @MichaelegebremeskelBokuretsion
    @MichaelegebremeskelBokuretsion 8 місяців тому +1

    ብጣሚ ንፉዕ ስልጥን ሓወይ ኣብ ሳዓቱ ጉቡእ መልሲ ሂብካዮ ኣለካ እግዛኣሀር ጸጉኦ የብዛሕልካ ዛሓወይ❤❤❤

  • @selamselam7608
    @selamselam7608 8 місяців тому +1

    ቃለ ሕይወት ስልጣን ሓወይ::
    ኣቤል ፍልጠት %😉እዩ ብዙሕ ግን ተማሂርና!!

  • @EfremAmanuel-mr5kn
    @EfremAmanuel-mr5kn 8 місяців тому +1

    ዓገብ ዓገብ ዓገብ ሰልጠነ አዝጋቢሂር ፍራሕ Exodus 20 ትግ - ዘጸአት
    4: ኣብ ላዕሊ ኣብ ሰማይ ካብ ዘለዉ፡ ኣብ ታሕቲ ድማ ኣብ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ኣብ ማይ ከኣ ኣብ ትሕቲ ምድሪ ኻብ ዘለዉ፡ ምስልን ስእሊ ዘበለን ንኣኻ ኣይትግበር።
    5: ኣይትስገደሎምን ኣይተገልግሎምን ድማ። ኣነ እግዚኣብሄር ኣምላኽካ፡ ቀናእ ኣምላኽ እየ እሞ፡ ንዚጸልኡኒ ሓጢኣት ኣቦታት ኣብ ደቂ ኽሳዕ ሳልሳይ ክሳዕ ራብዓይን ወለዶ ዝቐጽዕ፡ ሰልጠነ ንሰብ ኣይተዳናገር ነዚ ዘይንበብ ምአመን ሒዝካ ከተዳናገር ኣይትፈትን ኣብ ላዕሊ ካብ ዘለዉ ወይ ኣብታሕቲ ወይ ኣብ ትሕቲ ባሕሪ ካብዘለዉ ምስልን ሰአል ኣይትግበር ኣይትስገደሎምን ኣነ ቀናአ ኣምላኽ ኢየ ይብለካ ኣሎ ኣብ ሰማይ ደለዉ መን ኢልካ ዲካ ትኣምን መላኣክቲን ቁድሳንን አኮ ኣብ ሰማይ ኢዮም ደለዉ ስልዚ ድማ ኣነ ቀናአ ኣምላክ ኢየ አሞ ኣይትስገደሎም ሰአልን ምስልን ኣይትግበረሎም ይብለካ ኣሎ ካበይ መጽሓፍ ኣንቢብካዮ ኢካ ኣብ ፋብሪካ ተሓቲሙ ዝመጸ ሰአሊ ኣድሕኖ ኢልካ ናቡኡ ትሰገድ፡ ትዓጥን ፡ ትጽልይ ደለኻ ተመለስ ሰብ ኣይተጥፈአ ። ዓገብ ዓገብ ዓገብ ሰልጠነ። ቁዱሳን ይማሉዱ ወይ ይሉሙንልና ኢዮም ዝበል ኣበይ ኢካ ኣንቢብካዮ ድልሙኑልና ተኮይኖም ንምንታይ ጎይታ ብስመይ ለሙኑ ክገብረልኩም ኢየ ኢልና ?John 14 ትግ - ዮሃንስ
    14: ብስመይ ገለ እንተ ለመንኩም፡ ክገብረልኩም እየ።

    • @ጓልተዋህዶትግራይ
      @ጓልተዋህዶትግራይ 8 місяців тому +1

      ሰልጣን እዩ ሸም ሰልጠነ ዝብሃል የለን 😂😂😂

    • @EfremAmanuel-mr5kn
      @EfremAmanuel-mr5kn 8 місяців тому

      ​@@ጓልተዋህዶትግራይኣብ ሽም ድሓን ዘካትዕ ይብልናን ነቲ መለአክቲ ኣንቢብኪ ተረደዮ ንዓኪ ድማ ሂወት ክኮነኪ ኢዩ ።ደሓር ከኣስ ስብኣየይ ፔንጠ ኢዩ ኣነገን ኦርቶ ኢየ ገለ ትብልስ አዚ ናይ ስልጣን ድራማ ዘይትገድፈዮ አዚ ናይ ስልጣን ድራማ ሂወት ኣይህበክን ኢዩ ቃል ኣምላኽ ኣንብቢ ካብ ጽንጽዋይ ናይ ስልጣን ክትናገፊ ሂወት ድማ ክትረኽቢ ኢኺ ሻሎም።

  • @SofiaHh-le3lj
    @SofiaHh-le3lj 8 місяців тому +1

    ቃል ህይወት ያስመዐልና ፅጋኡ ያብዘሓልኻ ስልጣን ሓወይ

  • @KusunKusu
    @KusunKusu 8 місяців тому

    Kale hiwet yesmealna kbur hawna.

  • @galmhrey
    @galmhrey 8 місяців тому

    ክቡር መምህረይ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምሕረት የውርደልካ ክቡር መምህርና✝️💒✝️❤️

  • @Luwamtewelde-p1z
    @Luwamtewelde-p1z 8 місяців тому

    Kal hiwet yesmealna kubur hawna

  • @mhretberih7827
    @mhretberih7827 7 місяців тому +1

    🤣🤣ፕሮፌት ኣቢ ኢሉ ንነብሱ ይጽውዓ እወ ሰሓቅ ሞይተ መምህረይ ቅዱሳን ክዝንጥል ዘይሓፈረ እዚ ንፈርሃሉ ድፍረቱ ኣምላክ ይቅር ይበለልና
    ንፉዕ ቃል ሂወት የስምዕልና thankyou for sharing

  • @HabuBetram
    @HabuBetram 8 місяців тому

    Amen((3))🙏kale hewit yesmalna hawen❤❤

  • @RichMan-tc6wy
    @RichMan-tc6wy 8 місяців тому

    ብሓቂ ቃል ሂወት ቃል ሰናይ የስምዐልና ስልጣነይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏ታይ ኮይንካ ድምፅካ መምህረይ ምሕረት የውርደልካ 🎉❤