ኣዎራ ሓዱሽ ተኸታታሊ ሲትኮም ኮሜዲ_awora sitcom comedy 2024

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 20 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 579

  • @Kalu_nekifar
    @Kalu_nekifar  5 місяців тому +228

    ንቃሉ ኣፍሪሱ እዩ ሰሪሕዎ ዝብል ሰብኮ ኣይሰኣንን😷 like .share .subscribe ናገበርና ቤተሰብ🔥 ክፋል 2 ቐፃሊ ሶኒ 12:00 ሰዓት

    • @Haregte
      @Haregte 5 місяців тому +3

      😂😂😂ኡይይ ብሓቂ ካሊእ ቆልዓ መሲሉኒ ነይሩ😂😂😂 ብዝኾነ ይመችኻ😅🤭

    • @ኣዙጋልትግራይ
      @ኣዙጋልትግራይ 5 місяців тому +4

      ብሓቂ ብድምፅኻ ፈሊጠካ ቃሉየ መቕሰን❤😂😂😂😂

    • @faswelsfr1974
      @faswelsfr1974 5 місяців тому +3

      ቡሱሩ ባዓልካ ድካ ቃልዋይ❤😂😂

    • @NebyiDaniel
      @NebyiDaniel 5 місяців тому

      😂😂😂😂😂😂😂

    • @ሃረገወይኒማርያመይYouTube
      @ሃረገወይኒማርያመይYouTube 5 місяців тому

      😂ቃሉ ሓወይ ለባም

  • @galtigiray8049
    @galtigiray8049 5 місяців тому +61

    ቃሉ ሓወይ ቡሉፅ ናይዚ ዘመን ተዋሳአይ ዋዛ ምስ ቁምነገረ ኹሉ ትሰርሖ ስራሕትኻ በጣዕም መሳጥ እዩ ። ቃፅለሉ ሓወይ ናተይ ♥️🤍

    • @Kalu_nekifar
      @Kalu_nekifar  5 місяців тому +5

      የቐንየለይ ጓልኖ❤🙏🙏

    • @yalemyalem-wf2wz
      @yalemyalem-wf2wz 5 місяців тому

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MuluMulu-qp3bq
    @MuluMulu-qp3bq 5 місяців тому +127

    ቃሉ ዝተመቸዎ like❤ ይጠውቅ❤❤🎉🎉

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 5 місяців тому

      ሳብስክራይብ ግበረለይ

    • @Kalu_nekifar
      @Kalu_nekifar  5 місяців тому +2

      🔥🙏🙏

  • @MotivationAHSahs
    @MotivationAHSahs 5 місяців тому +41

    Oh እዞም ናይ ቀደም ተዋሳኣይ ስለ ዝረኣኽዎም ደስ እሉኒ ቃሉ ብሉፅ ❤

  • @musse_shakur
    @musse_shakur 5 місяців тому +46

    ቃሉ ኣይትድገሚ መሕረር😂😂😂
    ካብ 50 ፈተናስ 1 ናይ ዓሚ እዩያ ኣይ ቃሉ😅😅

    • @Kalu_nekifar
      @Kalu_nekifar  5 місяців тому +4

      ጨነቐናኮ😂

    • @TyTy-xe8yt
      @TyTy-xe8yt 5 місяців тому +3

      ​@@Kalu_nekifarቃሉዋይ ምንጪ ስሓቅና ኣይትስኣን ድኣም ወደይ😂😂😂

    • @mmn4535
      @mmn4535 5 місяців тому +2

      በርትዑ❤🎉

  • @SeidMohammed-ev5fc
    @SeidMohammed-ev5fc 5 місяців тому +7

    Wow ናይ ኣምለሱ ብኽያትን ናይ ቃሉ ፀጉሪ stile ዝተመቸዎ 🥰🥰🥰♥️

  • @DhdHdhdhd-lf4oj
    @DhdHdhdhd-lf4oj 5 місяців тому +21

    ቓሉዋኒ ሙቑር ፍጥረት ቐፅለሉ❤❤❤

  • @liyatTigraweyti
    @liyatTigraweyti 5 місяців тому +2

    ቃሉዋይ ሸኮር ቀፅለሉ❤🙏

  • @Dgdewgsg
    @Dgdewgsg 5 місяців тому +6

    አቦ ካሕሳይ ዚባሃሉ ነይሮም ክልአይ ቤትምህርቲ ወልደ ንጉስ ኳሓ አነ ለ መርፈዳት አየ ነይረ አየ ተዘክሮ ነይ ትምህርት ቤት ደስ ክብል ነይሩ 😊❤
    ቃሉ አና ሊዱ ለውጥ ማ መሊኡ አዩ 😋😅😅😅

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 5 місяців тому

      ሳብስክራይብ ግበረለይ

  • @Djxiy
    @Djxiy 5 місяців тому +1

    ይመችካ ቃልዋ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤

  • @slam-c1o
    @slam-c1o 5 місяців тому +8

    ዋዉ ፅቡቅ ስራሕ ተጋሩዋይ በርትዑልና እስቲ ❤❤❤

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 5 місяців тому

      ሳብስክራይብ ግበረለይ

  • @ኣዙ
    @ኣዙ 5 місяців тому +3

    ቃሉዋይ ጎይታ ትራይ❤❤❤❤ክፈትወካ ኣነስ ኣድናቂትኻ እየ ቀፅሉሉ ፅሩያት ተጋሩ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ScfFhe-xx3hq
    @ScfFhe-xx3hq 5 місяців тому +6

    ቃሉ ቡሉፅ ናይዚ ዘመን ተዋሳአይ ❤❤❤ ዋዛ ምስ ቁምነገር ኩሉ ትሰርሖ ስራሕትካ ብጣዓሚ ጎበዝ ኢካ ❤❤❤❤

  • @Brihentsify-zc8wc
    @Brihentsify-zc8wc 5 місяців тому +3

    ሕርርር ኮእኽ ትብል ኣምለሱ😂😂😂😂 ብዝኾነ ቀፅሉ❤❤❤

  • @ግሬስ-ሠ5ለ
    @ግሬስ-ሠ5ለ 5 місяців тому +1

    ቃሉዋይ ናይ ሳሓቕና ምንጭ 😂😂😂😂❤❤❤❤

  • @Rayetaywedngus
    @Rayetaywedngus 5 місяців тому +1

    ቃሉ ፈተና ይበል😂😂

  • @herugaltgray
    @herugaltgray 5 місяців тому +1

    ቃሉዋኒ ብሉፅ❤❤

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz 5 місяців тому +1

    እዞም ኣቦ ከስሕቁኻ😂😂😂❤

  • @LamlmLamlm-hn4cf
    @LamlmLamlm-hn4cf 5 місяців тому

    ቃሉየይ አይንስካን 😂😂😂

  • @muneraalmeri
    @muneraalmeri 5 місяців тому +4

    ቃሉዋይ ጭሕምካ ናበይ ኬይዱ🙆😁

  • @ዓቅሊደረትአለዎ
    @ዓቅሊደረትአለዎ 5 місяців тому +3

    እንካዕ ዳአመይ ሓወይ ኾንኻለይ ቃሉዋይ ወድነይ ምንጪ ሳሓቀይ ቡሉፅ ናይዚ ዘመን ተዋሳአይ ኹሉ ትሰርሖ ስራሕትኻ ዋዛ ምስ ቁም ነገር ብጣዕሚ መሳጢ እዩ ። ቀፅለሉ ዝሓወይ አብ ዝለዓለ ደረጃ በፂኻ ዓድና ዓዲጉደምና ብፅቡቅ ብደስስ ብሃሊ ስራሕኻ ከም እተፀዉዓ ባዓልቲ ሙሉእ እምነት እየ ወለላይ እና እግዚአቢሄር አብ ዙርያኻ ይኹን🙏🙏🙏 ❤❤❤❤❤🥰🥰🥰❤❤❤💘💘💘💘💘😘😘😘😘😘😘

  • @Hana-y4t
    @Hana-y4t 5 місяців тому +1

    ቃሉዋይ አይ ፈሊጥካስ ምሕርር😂😂😂 ናይ ዓሚ ዩ😂😂❤❤❤❤

  • @haftomtesfay12
    @haftomtesfay12 5 місяців тому

    Good Job my Families ❤

  • @tmsgnamlky6344
    @tmsgnamlky6344 5 місяців тому +1

    እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ❤❤ ቃሉዋይ ኣነስ ክፈትወካ❤❤🎉🎉

  • @rchigal585
    @rchigal585 5 місяців тому +1

    ዋውው ቃሉየይ ጽቡቅ ስራሕ ዝፈትዎም ናይ ቀደም ተዋሳእቲ ❤❤

  • @eyobberhane9496
    @eyobberhane9496 5 місяців тому +1

    Let’s support this guy ❤

  • @GshShh-mz5xi
    @GshShh-mz5xi 5 місяців тому +1

    ቃሉዋይ ብሉፅ ናይቅድሚ ዓሚ አዩ ኣይበልካይ ታይዶ ገዲሸካ አዩ😅😅

  • @UuUu-e2t
    @UuUu-e2t 5 місяців тому +3

    ቃፅለሉ ቃሉየይ ዝሓወይ❤❤❤

  • @Meri-Queen
    @Meri-Queen 5 місяців тому +2

    ቃሉዋይ ልፈትወካ ጽሩይ ፍጥረት ቀፅለሉ❤

  • @gullala4624
    @gullala4624 5 місяців тому

    ዞም ዋርድያ መልከዖም ክፅብቁ ❤❤

  • @SalamSha-wl4tm
    @SalamSha-wl4tm 5 місяців тому +2

    ❤❤❤❤ይሞቹይኩም ዞም ናተይ❤❤❤❤ቀፅለሉ ቃሉየ ምንጭ ሳሓቀይ ጭሕሚ እዩ ዘጥዕመልካ ቃሉ ❤❤
    😂😂😂😂😂😂😂 ዓብዪዪ ሕንጦ ክትበኪ ከላ ዛሓፍትና

  • @ፊፊትግራወይቲ
    @ፊፊትግራወይቲ 5 місяців тому +1

    ቃሉየይ 😅 50,1 እዚ እማ ናይ ቅድሚ ዓሚ እዩ ያ 😂😮😅😊

  • @RhohAbody
    @RhohAbody 5 місяців тому +1

    ቃፅሉሉ ❤❤❤❤❤

  • @AbiAbi-lg5sv
    @AbiAbi-lg5sv 5 місяців тому +4

    ለውጢ ድዩ ነውጢ ቃሉ ካልእይ ክፍል ንፅበ❤❤❤

  • @RakiRaki-ne6vb
    @RakiRaki-ne6vb 5 місяців тому

    ቃሉ መቅሰን ቀፅል ኣጆካ

  • @tigraweytiQueen
    @tigraweytiQueen 5 місяців тому +4

    ዋየየ ቃሉ ናዓሚ እዩያ😂😂😂 ዓይደር ት/ት😢😢

  • @Adishonest
    @Adishonest 5 місяців тому +1

    ትፍለዩ ኢኩም😍😍😍😍😍😍

  • @AmanHaysh-e8m
    @AmanHaysh-e8m 5 місяців тому

    ቃሉ ብሉፅ ሰብ ቀፅለሉ

  • @ሓፍቲተጋዳላይ
    @ሓፍቲተጋዳላይ 5 місяців тому +1

    ቃሉዋይ መሕረርርር ካብ 50/3 😂ለዱዋይ ምቅርቲ❤

  • @tigraweyt1
    @tigraweyt1 5 місяців тому +1

    ቃሉዋይ ፅሩይ ቀፁሉሉ ደቂ ሪመይ❤💛

  • @HlftiGrazihar
    @HlftiGrazihar 5 місяців тому

    ቀፅለሉ ቃሉየይ❤❤❤

  • @hsugsh9598
    @hsugsh9598 5 місяців тому

    ቃሉ ምንጪ ስሓቅና❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ማሚፍቅርማሚፍቅር
    @ማሚፍቅርማሚፍቅር 5 місяців тому +1

    ዎጮፎ ከስሕቁኒ ማዓት 😂😂😂😂

  • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
    @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 5 місяців тому

    ዋው ቃሉየ ፅቡቅ ጅማሮ ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @UuUu-e2t
    @UuUu-e2t 5 місяців тому +6

    ይመችካ ቃሉየይ ናይ ለሚ ካዓ ትፍለ እያ ትዝ እካ በለኒ ናተይ ትምህርቲ መርፈዲት ነይረ❤❤😂😂

  • @Hsjs-sf8xm
    @Hsjs-sf8xm 5 місяців тому

    ቃሉ ጭሕሚ ለይብሉቶሎ😅🎉🎉❤❤❤

  • @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ
    @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ 5 місяців тому +1

    ዋይ ጉድ ረኺቦም ኣያ ካሕሳይ 😂😂

  • @merigaltigray-u2n
    @merigaltigray-u2n 5 місяців тому +1

    ዓይደር ቤት ትምህርተይ ናፍቆት😢

  • @Samira-c6b
    @Samira-c6b 5 місяців тому

    ቃፅለሉ ቃሉዋይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ

    ቃሉ ብቆልዕዑ 🥰🥰🥰

  • @miliblesley8327
    @miliblesley8327 5 місяців тому +2

    ደስ ባሃልቲ ቀፅልሉ❤

  • @ሰብኩን-ሰ3ኸ
    @ሰብኩን-ሰ3ኸ 5 місяців тому +1

    ቃሉዋይ ጋዕናን😁😍😍👊

  • @ዕድልቲጋልዓባይትግራይ
    @ዕድልቲጋልዓባይትግራይ 5 місяців тому +1

    ቃሉተይ ዛድራማ ናይ ቃደም መሰልኒ ነይረ ኣብተክቶክ ረኽብያ ቃሉ ቃሉ ድዩ ዘብል ኩሞንቲ ኣንብብ ክራጋግፅ ናሃነንኩ መፀአ እውይ ቃሉተይ 😂😂😂😂

  • @genigaljunta598
    @genigaljunta598 5 місяців тому +1

    ኣይ ቃሉየይ ሽኮር ክርኣካ ከለኹ እዩ ሰሓቅ ልመፀኒ😀🥰

  • @haylayey
    @haylayey 5 місяців тому +1

    ቃሉዋይ ድንግል መሲሉ😂😂😂😂😂

  • @ኣርሱጋልትግራይ
    @ኣርሱጋልትግራይ 5 місяців тому +4

    ተጋሩዋይ ክፈትወኩም እኮ ፍትውትውውውው❤❤❤❤🥰🥰🥰💝💝

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 5 місяців тому

      ሳብስክራይብ ግበረለይ

  • @RgbeyTirnh
    @RgbeyTirnh 5 місяців тому +1

    ኣሰይይ ተጋሩ ጽርያት
    ናይ ቅደማ ትምህራትና ኣዘካኪሩኹማና❤

  • @destaabusami9385
    @destaabusami9385 5 місяців тому +1

    🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @KisanetTeame
    @KisanetTeame 5 місяців тому

    Ay faltikas ebar ka kalu du😂😄 gin gelaynt kexlwo ❤❤❤👌

  • @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
    @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ 5 місяців тому +1

    ኣረ ቃሉ ኣትድገሚ ብሱ ጨጉርካ ቆሪፅካዮ 😂ሽንኩሪሒት ኣጥፍእካ ነይሩ ዝወድ ዓድና❤

  • @afgcg5271
    @afgcg5271 5 місяців тому +1

    ፅበቅ ስረሕ እዩ ጀጋኑ ❤ግን ቃሉ ፀጉረካ እዩ ዘጥዕመልካ😢 ዋይ ካልእ መሲሉ😂

  • @MustWith-w1u
    @MustWith-w1u 5 місяців тому

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ፅቡቅ ሰራሕ ተጋሩዋይ
    በርትዑልና ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ggcf1371
    @ggcf1371 5 місяців тому

    ተጋሩዋኒ❤❤❤

  • @selam801
    @selam801 5 місяців тому +7

    ቃሉ ሓወይ የኽብረኻን እፎትወኻን'የ ጽቡቕ ናይ ሰራሕ ዘመን ኽኮነልኻ ሰናይ ትምኒተይ እዩ😊❤

  • @Rayetaywedngus
    @Rayetaywedngus 5 місяців тому +1

    ኣምለሱዋዋይ😂😂😂

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 5 місяців тому

      ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ

  • @swswots6782
    @swswots6782 5 місяців тому +2

    2006ዋርድያ ናይ ቤትምርተይ ኣዘኪሮምኒ ኣቦይ ካሕሳይ 😂😂😂ልምን ንዉዕሎም እሞ መጨረሻ ኸይትለምዳ ኢሎም የእቱዩና ኔሮም

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 5 місяців тому +6

    ደቂ ሪመይ ብሉፃት 😄ሓወቦካ ድዮም ቃሉዋይ 😀♥️

  • @AbrahamGhiwet
    @AbrahamGhiwet 5 місяців тому +1

    ቃሉ ምንጪ ሳሓቀይ ፅብቅ ሰራሕ ቀፅለሉ😂😂😂😂

  • @Rahel.smail.
    @Rahel.smail. 5 місяців тому +1

    3/50 አረ ኣይትድገምይ😅😂😂

  • @Rayetaywedngus
    @Rayetaywedngus 5 місяців тому +1

    ፅቡቕ ስራሕ ቃሉ ዓብይ ሰብ❤

  • @FwwdDawd
    @FwwdDawd 5 місяців тому

    😂😂😂😂😂😂😂😂😂ብጣዕሚ ደስ ዝብል ድራማ ቀፅሉ

  • @semhalk
    @semhalk 5 місяців тому +1

    ወጨፎ ዝፈቱ 😂

  • @memeqwerty
    @memeqwerty 5 місяців тому

    ቀፅልሉ ብልፃት ደቂ ትግራይ🎉❤

  • @GgFf-u6o
    @GgFf-u6o 5 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
    ተጋሩዋይይ ደቂ ሪመይ❤❤❤❤

  • @user-wk6dh1ik2o
    @user-wk6dh1ik2o 5 місяців тому +1

    ቃሉ ባዕሉ ልቃሉ ይመስል ይብል ነይረ😂❤🎉

  • @brllabay3842
    @brllabay3842 5 місяців тому

    ፅብቅ እዩ ዋዛ ምስቁምነገር ቀፅልሉ❤❤❤❤🥰🥰🥰

  • @rehan222-l1h
    @rehan222-l1h 5 місяців тому

    ፅብቅ ስራሕ ቃሉ ሓወይ

  • @Asefu-mn8
    @Asefu-mn8 5 місяців тому

    ቃሉዋይ ኩሉ ትኽእለሉ ጎይታዋይ ቀፅልሉ❤

  • @GereziherGebreyewgans
    @GereziherGebreyewgans 5 місяців тому

    ትግራዋይ ልቕድሚት መርሽ❤❤❤❤

  • @dngelmariam2369
    @dngelmariam2369 5 місяців тому +21

    ሰላም ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም ፈጣሪ ምሉኡ ጥዕና ይሃብኩም ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ስድራኹም የስምዕኹም ብር ክትብሉ ተሓጎሱ ከምኡ ዊን ብር ክትብሉ ብስራት የስምዕኹም ሳብስክራይብ ክትገብሩለይ ብፍቅሪ ይምሕጸነኩም ሓደራ ሸለል ኢልኩሙኒ ከይትሓልፉ ብሩኻት

    • @smera-jw4cz
      @smera-jw4cz 5 місяців тому +1

      Amen amen amen 😘 🙏 🙌 👏

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 5 місяців тому +1

      ​@smera-jw4cz ሳብስክራይብ ግበረለይ

  • @selamntgrayadey2059
    @selamntgrayadey2059 5 місяців тому +1

    ፅቡቅ ጅማሮ ተጋሩዋይ ቀፅልሉ 🥰🥰

  • @SlamhSlamy
    @SlamhSlamy 5 місяців тому

    እንኻዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ❤❤❤ ቃሉየይ ምንጪ ሰሓቀይ😅😅😅

  • @ተዋህዶእምነተይ-ቘ1ኸ
    @ተዋህዶእምነተይ-ቘ1ኸ 5 місяців тому +1

    2010 9ይ ክፍሊ ተዘክርኒ ተናፍቅኒ ውን ሐዚሞ ስደት 😢

  • @selamgebrekidan6956
    @selamgebrekidan6956 5 місяців тому

    ደስ በሃሊ 🥰🥰🥰🥰

  • @زايد-د8ع
    @زايد-د8ع 5 місяців тому

    እንኳዕ ብደሓን መፃኩም ተጋሩዋይ ቃሉ መሕረር❤❤❤❤😂

  • @wejereteyt
    @wejereteyt 5 місяців тому +1

    parti ፅሓፈሉ❤❤

  • @richochewa1640
    @richochewa1640 5 місяців тому

    ይሞችኹም ❤🙏❤

  • @MeriGaltewahdo-h5h
    @MeriGaltewahdo-h5h 5 місяців тому

    ትሻክላ ስዋ መሊኡ ሒዙ ወፅኡስ ጥርሑ ኣቅርይዎ ናፍሰሰ 😂😂😂ቃሉ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤😂

  • @ዩዳሄንበል-ዠ4ቨ
    @ዩዳሄንበል-ዠ4ቨ 5 місяців тому +2

    ቃሉ ከይጫሓመ❤😂

  • @swswots6782
    @swswots6782 5 місяців тому +1

    ቃሉ ቅድሚ ኩነታት ድያ ተቀሪፃ ዛፊልሚ ብድምፅኻ እየ ኣለልየኻ😂❤

  • @YqrietaNebsey
    @YqrietaNebsey 5 місяців тому

    በጃኻ ቀጽላ ቃሉ ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @MuluBRhanTesfakiRos
    @MuluBRhanTesfakiRos 5 місяців тому

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ቃሉ ❤❤❤❤❤

  • @mili_Tube23
    @mili_Tube23 5 місяців тому

    ቃልዋይ ዝፈትወኻ❤ ቀፅለሉ❤❤❤

  • @BrhanKidanu
    @BrhanKidanu 5 місяців тому

    Kalu hawey tefetawi ❤❤❤❤❤❤

  • @haset1987
    @haset1987 5 місяців тому

    I love Kalu's video's, and i could proudly say i am very addicted , i love his work, he's a superstar young gentleman! I wish you a big success ahead of you my dear brother

  • @ብዓልቲተስፋ
    @ብዓልቲተስፋ 5 місяців тому

    ቃሉ ሓቢቢየ ያኣኪ ይመቸይኩም ❤️❤️

  • @HdG-ul8ur
    @HdG-ul8ur 5 місяців тому

    ቀፅልሉ ደቂ ሓላል መሬት

  • @Tem560
    @Tem560 5 місяців тому +3

    ቃሉ ድዩ😂 ብድምፂ ብቻ ይፍለጥ

  • @galmhrey
    @galmhrey 5 місяців тому +3

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ቃሉ ዋይ ናይ ሳሓቀይ ምንጪ ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @ጩራብሪሀን
    @ጩራብሪሀን 5 місяців тому

    ቃሉዋይ ምንጪ ስሓቀይ😊😊