ሓፍተነኺ ፈቒዳትለይ እያ ኢሉ ደፊሩኒ😢 ደፊረያ እናበለ ንኹሉ ሰብ ይዛረብ ኣሎ ልበይ ኣድምዩኒ😢

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 28 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 82

  • @YdfhurfYrbkt
    @YdfhurfYrbkt 17 днів тому +11

    ኣጀኺ ዝሓፍተይ ሓሚሙ ዝምተ እምበር ተሓሙዩ ዝምተ የለን ሰለ ሰብ ኣይገደሲ ዝሓተይ ጠንካራ ኩኒ👏👏😢😢

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 17 днів тому

      ደምርኒ ዝያዳይ🙏🙏🙏

  • @ChchdGsfs
    @ChchdGsfs 17 днів тому +13

    ኣጆኺ ዛሓፍተይ ንባዕሉ የሕፍሮ እምበር ንስኺ ዘሕፍር ኣይብልክን ኣብየይ ደስ ትብል መሃሪት ዛንታ የቐንየልና ዝገደደ ርኢና ተመስገን ምባል ዓብዪ ነገር እዩ❤❤

  • @JrddHgfc
    @JrddHgfc 16 днів тому +1

    አጀኺ ዝሓፍተይ ማዓረይ ብሓቂ አበየይ ላባም❤😢😢😢

  • @ገኒየድንግልማርያምልጅ

    ብሓቂ ኣቢየይ ለባመይ❤ኣጆኺ ዝሓፍተይ ናይ ሰብ ብዘይገድስ ጥራሕ ንስኺ ጠንክራ ኩኒ ኣብ ኩሉ ዝጋጥም እዩ 😢😢

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 17 днів тому

      ደምርኒ ዝያዳይ🙏🙏🙏

  • @BerhanaBayraoma
    @BerhanaBayraoma 17 днів тому +3

    ፈጣሪ ምሳኪ ይኩን ዝሓፍተይ መዓረይ መዝሙር ስምዒ መንፈሳዊ ትምህርቲ ተካታተሊ ቃለ እግዝያብሔር ስምዒ ማሕበር ኣባ ሰላማ ካሳትየ ብርሃን ብኣብና ኣባገብረመድሂን ብኣቦና ኣባ ሳምኤል ብእትብ ብፈስቡክ ፅሕፍኪ እተዊ ዝሓፍተይ

    • @Abi-bj8qv
      @Abi-bj8qv 17 днів тому

      @@BerhanaBayraoma 💖

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 17 днів тому

      ደምርኒ ዝያዳይ🙏🙏🙏

  • @ኣፅቢ
    @ኣፅቢ 17 днів тому +2

    ማዓረይ ናይ ሰብ ኩሉ ውዮ እዩ እና ኣጆኪ
    ካብ ዘረባ ሓሊፉ ዝገብረኪ ሰብ የለን ኢዝኒ ኣይትሃብዮም ።።።❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 17 днів тому

      ደምርኒ ዝያዳይ🙏🙏🙏

  • @ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ

    ስላምኺ ይብዛሐለይ ማዓረይ ርእስኺ ክትድንኒ የብልክን ናብ ፈጣሪኺ ትመልስኺ አብ መንፈሳዊ ማሕበራት ኣትኺ ንስኺ መን ምኳንኺ አርእዮ✋☝
    ንሱ እዩ ክሓፍር ዝግባኣ ዓንጃል ዝከነ ወዲ😎

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 17 днів тому +2

      ደምርኒ ዝያዳይ🙏🙏🙏

    • @سميرةالفيفي-خ4ح
      @سميرةالفيفي-خ4ح 17 днів тому +2

      አንሲ ናይ ሰብ ነገር ይገረመኒ እኮ ፅብቅ ነገር አንተሃሊዮ ዘይውግዕ ንቱ ሓማቅ ነገር ግን ዋላ ትክክል ይኹን አይኺን ይውጉዑ (አን አብ ሂወትይ ዝጠቀመኒ ነገር ግን ሰብ ዝገብሩኩውኒ ዘይገብሩኩውን አብ ሰድት ተወጊዑኒ አን ግን ጀጋና አዩ ማለት አየ ሰብ ዘልዐለኒ ዘሎ አለ ነብሰይ ይፀናኒዓ ባዓለይ እግዚአብሔር የመሰገን ድማ አብ ፅብቅ ደረጃ አለኩ ሰለዚ አሕዋትይ ሰብ ከምዚታት አሉና ክንጥንክር ጥርሕ አዩ ዘለና በዘተረፈ አቢተይ ይቀንይልና ሰለቲ ሰናይ ምክርኪ ዝሓፍተይ❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤

  • @Hdks-gg9hy
    @Hdks-gg9hy 16 днів тому

    ኣጆኽ ኹሉ ኣብውሽጡ ላኾነ እበር ካብኡ ንላዕል ፀገም ኣሎ እዩ እካዕ ፀገ ዘየምፀአልኽ ዳኣም❤❤ ግን ኣብተይ ህንደይ መሕዘን ነገራት ታቕርብለኽስ ህንደይ ትጥንክር ይብል

  • @ግዘ
    @ግዘ 17 днів тому +2

    ኣጆኺ ዝሓፍተይ ሓሚሙ ዝሞተ እምበር ተሓሙዩ ዝሞተ የለን ስለ ሰብ ኣይገደሲ ዝሓፍተይ ጠንካራ ኩኒ 🙏🙏🙏

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 17 днів тому

      ደምርኒ ዝያዳይ🙏🙏🙏

  • @cjrcnf4212
    @cjrcnf4212 12 днів тому

    ኣጆኪ ሓፍተይ ኣብየይ ለባም ቀፅልሉ❤❤❤😢😢😢

  • @ليلى-ص9و
    @ليلى-ص9و 17 днів тому +1

    የውሪ ስቅልኪ ዕላማኪ ፈፅሚ ዛ ሓፍተይ ሰደት እኮ ድርኡ ከሙኡ እዩ
    ዓመፅ ኣሎ ችግር ኣሎ ንኩሉ ተቃቢልና ኢና ወፂአረና ኣዘክኒ ድኣም

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 17 днів тому

      ደምርኒ ዝያዳይ🙏🙏🙏

  • @MeseretHaftu
    @MeseretHaftu 17 днів тому

    እኻዕ ብሰላም መፃኪ ኣቢተይ❤ ኣጅኪ ዛሓፍተይለ ማዓረይ ጠንካራ ኩኒ😢

  • @HrPl-m8c
    @HrPl-m8c 17 днів тому +1

    ኣጀኪ ማዓረይ😢

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 17 днів тому

      ደምርኒ ዝያዳይ🙏🙏🙏

  • @Woubnesh
    @Woubnesh 16 днів тому

    ኣጆኺ ምዓረይ😢

  • @selamburuk
    @selamburuk 17 днів тому

    ኸሕፍሮ ዝግባእ ንሱ እምበር ንስኪ እንታይ ዘሐፍር አለኪ ካብ መኣዝ እዩ ምድፋር ጅግንነት ኮይኑ ዘይንነብሱ እዩ ሕሱር ምኳኑ ዝዛረቦም ዘሎ ስለዚ ንስኪ ምንም ክመስለኪ የሎን ወዮ ቤት ካዋሊ እንዳኮነ እዩ እምበር እዚ ፈተና አብ በይንኪ ኣይኮነን አብ መብዛሕቲአን ስደተኛታት ዘጋጥም እዩ እና እማ ጠንካራ ሰብ ኩን እግዚአብሔር አምላክ ከኣ የጠንክርኪ አጆኪ ድማ ክብረተይ❤️

  • @Mariy-k6j
    @Mariy-k6j 17 днів тому +4

    90%ባህሊ ሓበሻ ረጋፂ ኣጓላት ዩ😢

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 17 днів тому

      ደምርኒ ዝያዳይ🙏🙏🙏

  • @Abi-bj8qv
    @Abi-bj8qv 17 днів тому +1

    ብሓቂ ኣቢተይ❤ ኣጆኪ ዝሓፍተይ ኣብ ኩሉ ዘጋጥም ነገር እዩ ጠንካራ ኩኒ

  • @ኣብነኣርጋዊጥብቅኝ
    @ኣብነኣርጋዊጥብቅኝ 17 днів тому +2

    ኣይዘኽ ዝሓፍተይ ምንም ኣይኮነን እዚ ጥራሕ እሺ ከይትብልዮ ገንዘብኽ ከይትህብ❤ ነዛ ሓፍቲኽ እውን ልቦና ይሃቦ ሓደ ሓደ ዘልዉ ሰባት ግን ፀገምን ሽግረን ዘይሓልፍ ዝመስልኩም ርእስኩም ናበይ ከምዚኸድሎ እንድዕይ😢

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 17 днів тому

      ደምርኒ ዝያዳይ🙏🙏🙏

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z 12 днів тому

    ኣይዛኽ ጋልንዋ ዲሓለፈ ሓሉፉ ኣሎ ኣብእ ከለል ኣይትበል ካብ ሑሉፉና ንምሃረሉ ዱኣም ንነቢረሉ የብልናይ
    ኣይዛኽ ምንም ኣይትጨነቅ 😢

  • @ChchdGsfs
    @ChchdGsfs 17 днів тому +4

    1ይ ባዕለይ ኣብየይ ዌልካም ኣርእስቱ ከፍርሕ😢

  • @Mariy-k6j
    @Mariy-k6j 17 днів тому +2

    ዘሕፍር የብልክን ዛሓፍተይ ብፍቓደን ምስ ብዙሓት ዝዘራዃ ዘይሓፈራ ንዙ ወዲ ከኣ ክትከስዩ ትኽእሊ እኺ ብታ መልሓሱ ኣብ ሚድያ እዉን እዚ ኣብ የመን ኣጓላት ዓጊቱ ከምዝደፍር ምውዕዋዕ ደፋሪ ይሓፍር እምበይ ተደፋሪት ከመይሉ የሕፍረኪ ዋ ያላ ንዞም ፋሉጣት ናይ ሚድያ ዝኾኑ ሰባት ተጋሩ ንኒ በረከት ንገርዮም።

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 17 днів тому

      ደምርኒ ዝሓፍተይ🙏🙏🙏

  • @mmaa4178
    @mmaa4178 14 днів тому

    😢😢

  • @aataat1524
    @aataat1524 17 днів тому

    አካዕ ብሰላም መፃኪ ኣቢተይ

  • @ThgHbd
    @ThgHbd 17 днів тому

    😢😢😢😢😢

  • @adwsdas25
    @adwsdas25 17 днів тому

    ብሓቂ

  • @FgVb-k2k
    @FgVb-k2k 17 днів тому

    ኣጆኪ ማዓረይ

  • @YdtHr
    @YdtHr 17 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MuluAkele
    @MuluAkele 17 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SmeraAlsslme
    @SmeraAlsslme 17 днів тому

    😢😢😢😢😢😢😢

  • @MargKahsay-he1oy
    @MargKahsay-he1oy 17 днів тому

    ደምሩኒ ክምልስ እየ ኣነዉንዋ ቡሩኳተይ🙏

  • @EdYg-d4g
    @EdYg-d4g 17 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢

  • @سلامسلام-ث5ط6ج
    @سلامسلام-ث5ط6ج 17 днів тому

    ❤❤❤❤😢

  • @AffectionateFloppyDisc-xg8zo
    @AffectionateFloppyDisc-xg8zo 17 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @adwsdas25
    @adwsdas25 17 днів тому

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @WdKn-s4b
    @WdKn-s4b 17 днів тому

    😢😢❤❤

  • @ኣሉሓበሻዊት1921
    @ኣሉሓበሻዊት1921 17 днів тому +2

    ንዳማመር ኣሕዋተይ 200 ኣእትዋኒ ብፍቃድክን ጀማሪት እየዋ

  • @haya11-p4w
    @haya11-p4w 17 днів тому

    ኣጆኪ ማዓረይ ❤

  • @adwsdas25
    @adwsdas25 17 днів тому

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢💔💔💔💔💔💔

  • @SsWw-e6w
    @SsWw-e6w 17 днів тому

    ደምራኒ ኣሕዋትይ❤❤❤❤❤

  • @ብሬወልዳይbriewelday
    @ብሬወልዳይbriewelday 17 днів тому +1

    ሳብስክራይብ ግቦሩለይ ተጋሩዋይ ጀማሪትእየዋ ክምልስ እየ

  • @ጓልተንቤን
    @ጓልተንቤን 17 днів тому

    ኣሻዓ ቃደምክናኒ😂😂

  • @SalamaBebe-e4u
    @SalamaBebe-e4u 17 днів тому

    Ajoki sle ziabekyo eu nab kalia keti kedi eye keniau xekirki serihki ab adi yhsheki

  • @imebrhaney
    @imebrhaney 17 днів тому

    ደምራኒ ዘን ኣሕዋተይ

  • @wslm5070
    @wslm5070 17 днів тому +4

    ቀደመይቲ ባዓለይ😂

  • @زمزمّ-و5س
    @زمزمّ-و5س 17 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤😢

  • @SalamaBebe-e4u
    @SalamaBebe-e4u 17 днів тому

    😢😢😢❤️

  • @TtanTtan-k9j
    @TtanTtan-k9j 17 днів тому

    ❤❤❤❤❤

  • @ቅሱ-ፐ3ደ
    @ቅሱ-ፐ3ደ 17 днів тому

    ❤❤❤❤

  • @SalamaBebe-e4u
    @SalamaBebe-e4u 17 днів тому

    ❤❤❤❤❤

  • @YedguYrdfu
    @YedguYrdfu 17 днів тому

    ❤❤❤❤❤

  • @hjktdujhf8fho99
    @hjktdujhf8fho99 17 днів тому

    ❤❤❤❤❤