Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ማና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ታሪኽና ክዝንቶን ክወራረስን ገጅፍ ስራሕ'ኳ ከም ዜጋታት ብመትከል ክስርሓሉ ይግባእ እንተኾነ ንእትገብርዮ ከየድነቕኩኺ ክሓልፍ ኣይደልንቲቪ ኤረ ኣርካይቫ ከብሕታት ስነዳ ከፊታ ካብ ሓንቲ ፊልም ሓደ ታሪኻዊ ሰነድ ክትሰርሕ ንላቦእዚ ወለዶ ብፍላይ ድሕሪ እዚ ወራር ወያነ ዝተወልደ ካብ ስነምግባር ወጻኢ ንዝኸዶ ብውሽጥን ወጻእን ጻዕሪ ክግበረሉ እላቦካብ 'ዚ ጠለፋ ድጅታል ወያነ ዶ ታሪኻውያን ጸላእትና ክንሰርሕ ሃማመተኤ ብገጅፍ ውዳቤ ክሕይል ምስ ዝነበረ ናይ መኸተ ግዜ ሎሚ ገጽና መሊስና ክንዓዪ እላቦ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐 ክብሪ ንሰራሕቲ ቅያ
ጅግና ኢከእ ምብራአራአቅ ሐፈተይ ጸእላኢኪ ይንባእ እደመእን ጥእናን ይሐብኩም እቶኦም ስውአት ደእቀንስቲን አውዳቶሞ ከነዘንትው ብመጽሐፈ ክጻሐፈ በእተፈላለየ ቋንቃአ ቀሊል ዋጋ መስዋእቲ ክቦርሕወት ፈሎይ መስዋእቲ ክትሰምኦ ደሰካካሕ በእሐቂ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Mana kinade eza ahxir abilki tibil zerba gidefiya thanks ❤🇪🇷👍
ክትኣምኖ ዘጽግም ጅግንነት ጀጋኑና ፡ዘለኣለማዊ ክብርን ዝክርን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ። 🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤❤❤
ዝተረፈ ዕድሜኹም ይባረኽ ጀጋኑ ሰብ ታሪኽ።
ብጾተይ ኣኣብ ዘኹሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤!
Welcome 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌸🇪🇷
ERi dignity the Eritrean women dignity Amazing🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🙏
Our heroes thank you God bless our beautiful country ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️
peace to all...Eritrean Hero's!!!
Jeganu deki Ereyyyyyyyy Waterloo yehwatkin mkqaney hbnti eyemo btaemi adenaki tarik abkayi proud of you 👏👏👏👏💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕❤️❤️❤️
ዝሓለፈ ታሪኽና ከምዚ ዝኣመሰለ ከዘንትው ከለዉ ብሂወት ተሪፎም 3 ሰዓት ውን ይኹን ይሓጽረኒ ብጣዕሚ ክብርን ሞጎስን ይሃብኩም ጀጋኑና ማና ክኣ ጽቡቕ መደብ ❤ ግና እዚኣ መደብ እዚኣ ንኣሰራርሓ መግቢ ዲኺ ሓሲብክያ ወላ እንታይ ቁርጽ ኣቢልክና ኣባላሺኽያ እዛ መደብ ኩሉ እቲ ግዜ ኣብኡ ኣጥፊእክዮ
ዝገርም ታሪኽ!!
We Need More longer
You are our hero Mebrak sister.
Glory to our martyrs & thank you, our veterans🫡🐪🇪🇷✊🏿
Glory to our Martyrs!Our gallant heroic sacrifice thier life, and please we need to documented our brother and sister heroic struggle
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኤሪትራዊ ምዃን ትዕድልትን ጸጋንዩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcome deqi eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🌸
Gual gereweldi jigna ❤
"ኣዋልድ ኤርትራውያን የሕዋትና ኣብነት እንታይነትና!" ተዓወት ተዓወት ተዓወትViva Eretra 🇪🇷
ምብራቕ ዋዕሮ ውጻዕ መዓት፣ እንቋዕ ክትጸውይሉ ኣብቐዓኪ፣ የቐንየልና ማና
Glory to our martyrs!! Thanks our be loved veterans
Adres nayzahaftinaba telekom yehwat ❤❤❤❤❤❤ gele beluni ❤❤❤❤❤❤
ጣዕሙ መሊሱ ዝምቅር ዕላል ጅግንነት ኤርትራውያን ብፍላይ ድማ ናይዘን ኩቡራት ኣዴታትና ምስ እዚ ኹሉ ባህርያዊ ጸጋታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ንኹልኽን ዋዕሮታት 🇪🇷❤️🇪🇷👸💐💐💐⛪💞🕌🌴🐪
Me to i am crying😢 it is heartbreaking, i feel you Mbrak haftey😢
ምብራቀይ ዘይንብዕ ኣይኮን እቲ ብሉጽ ብጻና እንድዩ ኣብቂዲሚ ዓንኺ ተበጅዩ ሰዋኣትና ብገብሪ ይደበሱ!
😢ኣሕ ኣባይኪ ይንባዕ ሓላል ወላዲት😢
👍 nice
ጅግንነት ኤርትራውያን ዘርዚርካ ኣይውዳእን ዩ እዛ መደብ ግን ኣይወደኣትን እናተጸበና ናብ ካልእ ቀጺላ
ጀጋኑና ሰሚዕካ ዘይምኖ
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜
መደብ ሳይዳ ኣይግድን: ነቲ ከቢድን መሪርን ተመክሮ ገድሊ ኣብ መንጎ በቲክኩም ኣብ ምውዕዋዕ መደብ ምእታውኩም መቀሬት ምክትታልና በቲክሞ: ንቀጻሊ ጽቡቕ ስለዘይኮነ ከይድገም ሓደራኩም: ናይ ምዕዋዕ መደብ ዲዩ ዋላስ ? ኣይግድን: ኣይግድን
ዋው ጂግና ባዓልቲ ቅያ!!
♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መስለኒ ቅድሚ ክልተ ዓመት ኣቢሉ ኣብ ናይ ኤምባሲ ሚድያ ምስ ብጾትኪ ኮንኪ "ስዉእ ታንኪ ዘዊሩ" ዝተዛረብክላ መስለኒ።
ወዲ ደርጊ ኣቦታትካ ጸኒቶም ፡ሻዕብያ ግን ኣሎን ክህሉንዩ ቅርጽ በል
አተወለድካሉ ዓዲ ምንጋር ነውሪ ድዩ? አብ ገጠር ተወሊደ እንታይ ማለትዩ ?
Kigermeka ane Ewen kemzia natka indabelku iye. Hayello zoba maekel iya tewelida
ዋዕሮታት
ማና! ኣይግድን! ዓቢ ታርኽ እንዳተተረኸ ናይ መግቢ ሚሪኢት እንታይ ኣድለየ። ሰብ ኣፉ ከፊቱ ዛንታ ናይ ጀጋኑ ክሰምዕ እንዳሃለወ ናይ መግቢ? እዚአ ድአ ጨው ዘይብላ ጸብሒ እንዲኺ ገርክያ። ንግበሮ'ሞ ኣይነጸብቆ'ዶ ኣይገበርክያን?
ኣይግረምካ ንቡር ኣካይዳ ህግ እዩ ፣ግብ መሪር ኩናት ውዒልካ ጀጋኑ ብጾት ኣሰዊእካ ንምሽቱ ድሙቅ ጓይላ ምግባር ዝሓለፍናዮ ሕሱም ተመክሮዩ
Why gin neti nay tegadelti program ajarixkum zharerr cake terieuna
Vegan ahwatey tarikin terko key tersee👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👌👌👌💕💕💕🤾♀️
ናይ ቢሓቅ ሓዊ ንዚሮቁጹ እገሪ ትሱሙዑ
Way slezis msfish tfalet do tekewun
ዝኸበርኪ ብጸይቲ ምብራቕ፡ ታሪኽ ተጋዳላይ/ሊት፡ ሓፋሽ ውዱባቱን ህዝቡን ብሓፈሽኡ መዳርግቲ ኣልቦ ኽነሱ፡ እሞ ድማ ብህይወት እናሃለኹም ከተዘንትውዎ፡ ክትስንድዎን ክትቀርጽዎን ግቡእ እኳ እንተኾነ፡ ክሳብ ሕጂ ግን ገና ኣይተዳህሰሰን ዘሎ። ብዝኾነ እዚ ጀሚርክዮ ዘሎኺ ኣዝዩ ኣደናቒ ዝኾነ ታሪኽ/ፍጻመ ብሓቂ ዘደንጹን እንታይ ዓይነት ምረት ከም ዘሕለፍኩምን ብኸፊል ዝድህስስ ኣርእስቲ፡ ብዕምቆት ብጽሑፍ ከተስፍርዮ እላበወኪ። ከም ኤርትራዊ ዜጋ፡ ኣብ ኩሉ ታሪኽ ናይ ምስናድ ስርሓትኪ፡ ኣብ ምእራም ቃላት/ፊደላት፡ ኣርትዖት፡ ወዘተ. ክተሓባበር በዚ ኣጋጣሚ ቃል እኣትወልኪ። ሰብ ውዕሎ ከዘንትውዎ እንከለዉ'ዩ ኩሉ ነገራት ዝያድ ዘድምዕን ዝጽብቕን እሞ፡ ኣጆኺ።
Kibrin megosin ni siwatna ykun
TARIK JEGANU ENDA TEZENTEWE ENTAY AMTSIO MEGBI WEDI MEGBI....NIYEW BELIWO TARIK JEGANUNA KINDI MAYIN MEGBIN KOYNU EYU BI HIWET KINKITSIL ZIGEBRENA ZELO......ERI TV AYIDEGM BEJAKUM......ZIKRIN MOSAN NI SEMAETATNA
ተዓሊምና ተወጊርና ወርቃዊ ግዜኽን ወፊኽናሉ መሓዙትክን እውን ከሲርክናሉ ፡ እንታይ ኣፍሪኽን ፧
እንታ ዝኾነ መሳጢ ዕላል ጸኒሑ:ናብ ዮናስ ቀጺልክስ ከይተስምዕ :ናብ ናይ መግቢ ኣሳራርሓ ክትኣትዊ ዓገብ:ዘይንጹር ግዕዘይ ኣሳራርሓ ምኾኑ ንጹር እዩ:ናዓኺ ትንቅፍ ነገር የብልክን ማና
ኣደይ ማና : ክንደይ እኽን ትውድሳ : ኢሰይያስ እንታይ ክገብር'ዩ ናባኽን መጺኡ ? መሳኺን ኣዴታተይ: : ኣብ 77ተን 78ተን ኢስይያስ ብጣዕሚ ወላህላህ'ዩ ዝብል ነይሩ : ናይ ሽዑ ዋና ጸሓፊ መም. ረመዳን ኣብ ካርቱም ኣብ ሕጽኖት'ዮም ::
Nothing wrong with sis tegadalit , talkng Now , all correct...but how about Now ,,, I say John black is super correct, undo, z totally b slaves owner!!! Hope not wrong...
ዕድሚኻ ሙሉኢ ዝደኸምኻሉ ምስ ትዕቅቦ ጥራይ ኢዩ ውጽኢት ዘለዎ ። ኢዚ ሕጂ አብ ደገ ዝረአ ዞሎ ኽሳድ ኤረትራዊ ንምቅባር ኸምኡ ውን አብ ውሽጢ ሃገር ዝድግፍዎምን ዝታሐባበርዎምንሰባት ኸም ዘለዉ ኽንፈልጥ ይግባአና ኢዩ
ኩሉ ጊዜ ናይ ኩናት ዘሕዝን 😂😂
ንደቂ ማልሻ ስርናይ ዝምልከት ኣይኮነን,.. እንተ ንሕና ግን ጀጋኑና ንመዋእል ክንመሃረሎምን ክነኽብሮምን ኢና ::
@@nimrod6964 ሰነፍ
ካብ ህዝቢ መኒጢልኩም ትበል ኡ ነርኮም ሰረቅቲ ደርጊ ምዝሃሸና ካባኩም
ንኽብዱ ሓዳሪ! ከዛብ! ትግራይ ትዕወት እንዳበልካ ቶጎንባሕ። ዕሱብ! ሕልና ኣልቦ!!!
❤❤❤❤❤❤❤
ማና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
ታሪኽና ክዝንቶን ክወራረስን ገጅፍ ስራሕ'ኳ ከም ዜጋታት ብመትከል ክስርሓሉ ይግባእ እንተኾነ ንእትገብርዮ ከየድነቕኩኺ ክሓልፍ ኣይደልን
ቲቪ ኤረ ኣርካይቫ ከብሕታት ስነዳ ከፊታ ካብ ሓንቲ ፊልም ሓደ ታሪኻዊ ሰነድ ክትሰርሕ ንላቦ
እዚ ወለዶ ብፍላይ ድሕሪ እዚ ወራር ወያነ ዝተወልደ ካብ ስነምግባር ወጻኢ ንዝኸዶ ብውሽጥን ወጻእን ጻዕሪ ክግበረሉ እላቦ
ካብ 'ዚ ጠለፋ ድጅታል ወያነ ዶ ታሪኻውያን ጸላእትና ክንሰርሕ ሃማመተኤ ብገጅፍ ውዳቤ ክሕይል ምስ ዝነበረ ናይ መኸተ ግዜ ሎሚ ገጽና መሊስና ክንዓዪ እላቦ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐 ክብሪ ንሰራሕቲ ቅያ
ጅግና ኢከእ ምብራአራአቅ ሐፈተይ ጸእላኢኪ ይንባእ እደመእን ጥእናን ይሐብኩም እቶኦም ስውአት ደእቀንስቲን አውዳቶሞ ከነዘንትው ብመጽሐፈ ክጻሐፈ በእተፈላለየ ቋንቃአ ቀሊል ዋጋ መስዋእቲ ክቦርሕወት ፈሎይ መስዋእቲ ክትሰምኦ ደሰካካሕ በእሐቂ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Mana kinade eza ahxir abilki tibil zerba gidefiya thanks ❤🇪🇷👍
ክትኣምኖ ዘጽግም ጅግንነት ጀጋኑና ፡ዘለኣለማዊ ክብርን ዝክርን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ። 🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤❤❤
ዝተረፈ ዕድሜኹም ይባረኽ ጀጋኑ ሰብ ታሪኽ።
ብጾተይ ኣኣብ ዘኹሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤!
Welcome 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌸🇪🇷
ERi dignity the Eritrean women dignity Amazing🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🙏
Our heroes thank you God bless our beautiful country ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️⚘️
peace to all...Eritrean Hero's!!!
Jeganu deki Ereyyyyyyyy Waterloo yehwatkin mkqaney hbnti eyemo btaemi adenaki tarik abkayi proud of you 👏👏👏👏💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕❤️❤️❤️
ዝሓለፈ ታሪኽና ከምዚ ዝኣመሰለ ከዘንትው ከለዉ ብሂወት ተሪፎም 3 ሰዓት ውን ይኹን ይሓጽረኒ ብጣዕሚ ክብርን ሞጎስን ይሃብኩም ጀጋኑና ማና ክኣ ጽቡቕ መደብ ❤ ግና እዚኣ መደብ እዚኣ ንኣሰራርሓ መግቢ ዲኺ ሓሲብክያ ወላ እንታይ ቁርጽ ኣቢልክና ኣባላሺኽያ እዛ መደብ ኩሉ እቲ ግዜ ኣብኡ ኣጥፊእክዮ
ዝገርም ታሪኽ!!
We Need More longer
You are our hero Mebrak sister.
Glory to our martyrs & thank you, our veterans🫡🐪🇪🇷✊🏿
Glory to our Martyrs!
Our gallant heroic sacrifice thier life, and
please we need to documented our brother and sister heroic struggle
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኤሪትራዊ ምዃን ትዕድልትን ጸጋንዩ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcome deqi eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷🌸
Gual gereweldi jigna ❤
"ኣዋልድ ኤርትራውያን የሕዋትና ኣብነት እንታይነትና!" ተዓወት ተዓወት ተዓወት
Viva Eretra 🇪🇷
ምብራቕ ዋዕሮ ውጻዕ መዓት፣ እንቋዕ ክትጸውይሉ ኣብቐዓኪ፣ የቐንየልና ማና
Glory to our martyrs!! Thanks our be loved veterans
Adres nayzahaftinaba telekom yehwat ❤❤❤❤❤❤ gele beluni ❤❤❤❤❤❤
ጣዕሙ መሊሱ ዝምቅር ዕላል ጅግንነት ኤርትራውያን ብፍላይ ድማ ናይዘን ኩቡራት ኣዴታትና ምስ እዚ ኹሉ ባህርያዊ ጸጋታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ንኹልኽን ዋዕሮታት 🇪🇷❤️🇪🇷👸💐💐💐⛪💞🕌🌴🐪
Me to i am crying😢 it is heartbreaking, i feel you Mbrak haftey😢
ምብራቀይ ዘይንብዕ ኣይኮን እቲ ብሉጽ ብጻና እንድዩ ኣብቂዲሚ ዓንኺ ተበጅዩ
ሰዋኣትና ብገብሪ ይደበሱ!
😢ኣሕ ኣባይኪ ይንባዕ ሓላል ወላዲት😢
👍 nice
ጅግንነት ኤርትራውያን ዘርዚርካ ኣይውዳእን ዩ እዛ መደብ ግን ኣይወደኣትን እናተጸበና ናብ ካልእ ቀጺላ
ጀጋኑና ሰሚዕካ ዘይምኖ
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
👍
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜
መደብ ሳይዳ ኣይግድን: ነቲ ከቢድን መሪርን ተመክሮ ገድሊ ኣብ መንጎ በቲክኩም ኣብ ምውዕዋዕ መደብ ምእታውኩም መቀሬት ምክትታልና በቲክሞ: ንቀጻሊ ጽቡቕ ስለዘይኮነ ከይድገም ሓደራኩም: ናይ ምዕዋዕ መደብ ዲዩ ዋላስ ? ኣይግድን: ኣይግድን
ዋው ጂግና ባዓልቲ ቅያ!!
♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መስለኒ ቅድሚ ክልተ ዓመት ኣቢሉ ኣብ ናይ ኤምባሲ ሚድያ ምስ ብጾትኪ ኮንኪ "ስዉእ ታንኪ ዘዊሩ" ዝተዛረብክላ መስለኒ።
ወዲ ደርጊ ኣቦታትካ ጸኒቶም ፡ሻዕብያ ግን ኣሎን ክህሉንዩ ቅርጽ በል
አተወለድካሉ ዓዲ ምንጋር ነውሪ ድዩ? አብ ገጠር ተወሊደ እንታይ ማለትዩ ?
Kigermeka ane Ewen kemzia natka indabelku iye. Hayello zoba maekel iya tewelida
ዋዕሮታት
ማና! ኣይግድን! ዓቢ ታርኽ እንዳተተረኸ ናይ መግቢ ሚሪኢት እንታይ ኣድለየ። ሰብ ኣፉ ከፊቱ ዛንታ ናይ ጀጋኑ ክሰምዕ እንዳሃለወ ናይ መግቢ? እዚአ ድአ ጨው ዘይብላ ጸብሒ እንዲኺ ገርክያ። ንግበሮ'ሞ ኣይነጸብቆ'ዶ ኣይገበርክያን?
ኣይግረምካ ንቡር ኣካይዳ ህግ እዩ ፣ግብ መሪር ኩናት ውዒልካ ጀጋኑ ብጾት ኣሰዊእካ ንምሽቱ ድሙቅ ጓይላ ምግባር ዝሓለፍናዮ ሕሱም ተመክሮዩ
Why gin neti nay tegadelti program ajarixkum zharerr cake terieuna
Vegan ahwatey tarikin terko key tersee👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👌👌👌💕💕💕🤾♀️
ናይ ቢሓቅ ሓዊ ንዚሮቁጹ እገሪ ትሱሙዑ
Way slezis msfish tfalet do tekewun
ዝኸበርኪ ብጸይቲ ምብራቕ፡ ታሪኽ ተጋዳላይ/ሊት፡ ሓፋሽ ውዱባቱን ህዝቡን ብሓፈሽኡ መዳርግቲ ኣልቦ ኽነሱ፡ እሞ ድማ ብህይወት እናሃለኹም ከተዘንትውዎ፡ ክትስንድዎን ክትቀርጽዎን ግቡእ እኳ እንተኾነ፡ ክሳብ ሕጂ ግን ገና ኣይተዳህሰሰን ዘሎ። ብዝኾነ እዚ ጀሚርክዮ ዘሎኺ ኣዝዩ ኣደናቒ ዝኾነ ታሪኽ/ፍጻመ ብሓቂ ዘደንጹን እንታይ ዓይነት ምረት ከም ዘሕለፍኩምን ብኸፊል ዝድህስስ ኣርእስቲ፡ ብዕምቆት ብጽሑፍ ከተስፍርዮ እላበወኪ። ከም ኤርትራዊ ዜጋ፡ ኣብ ኩሉ ታሪኽ ናይ ምስናድ ስርሓትኪ፡ ኣብ ምእራም ቃላት/ፊደላት፡ ኣርትዖት፡ ወዘተ. ክተሓባበር በዚ ኣጋጣሚ ቃል እኣትወልኪ። ሰብ ውዕሎ ከዘንትውዎ እንከለዉ'ዩ ኩሉ ነገራት ዝያድ ዘድምዕን ዝጽብቕን እሞ፡ ኣጆኺ።
Kibrin megosin ni siwatna ykun
TARIK JEGANU ENDA TEZENTEWE ENTAY AMTSIO MEGBI WEDI MEGBI....NIYEW BELIWO TARIK JEGANUNA KINDI MAYIN MEGBIN KOYNU EYU BI HIWET KINKITSIL ZIGEBRENA ZELO......ERI TV AYIDEGM BEJAKUM......ZIKRIN MOSAN NI SEMAETATNA
ተዓሊምና ተወጊርና
ወርቃዊ ግዜኽን ወፊኽናሉ መሓዙትክን እውን ከሲርክናሉ ፡ እንታይ ኣፍሪኽን ፧