ሃረርታ ድሕነተይ | Harerta dhnetey New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur ብቤ/ት/ሰ/ኮ/ገ/አቡነ ገብረ መንፈስ ቅዱስ:ገጀረት

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 7 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 236

  • @Fqrtekrstos-nz5gq
    @Fqrtekrstos-nz5gq 8 місяців тому +68

    በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ!!!
    ሃረርታ ድሕነተይ
    ሃረርታ ድኅነተይ ፍጻሜ ረኺቡ
    ሓጎስ ልበይ ዝመልስ ዝእውጅ ሰላሙ
    ሳላኺ ማርያመይ ኃሤት ተገዚመ
    ሓጎስ ከፊልክኒ ደጊም ውሉድ ኮይነ/2/
    ትእዛዙ ጥሒሰ ናይ ሞት ሞት ክፍደ
    ካብ ገጹ ርሒቐ ተስፋይ ምስ ጸልመተ
    ጣዕሳይ ተቐቢሉ ምስ ኣተወለይ ቃል
    ካባኺ ተወልደ ድኅነተይ ክፍጽም/2/
    ሥጋይ እናሸጥኩ ነፍሰይ ኣጸሊመ
    ብዝሙት ብርኽሰት ኃጢኣት ተሰሊመ
    ነቢዐ ኣብ እግሩ ምኅረቱ ሂቡኒ
    ተዘይትወልድለይ መን ኮን መንጽሓኒ/2/
    ብሓበላ ኃጢኣት ተሸፊኑ ኣዒንተይ
    ብርሃን ከሎ ቅድመይ ሃሰስ ኔሩ ናብራይ
    ጸሓይ ኣብሪቕክለይ ጸላም ተጋሊሁ
    ፍረ ናይ ከርስኺ ሕይወተይ ኣብሪሁ/2/
    ሽፍታ ዝነበርኩ ኃጢኣት መውዓልየይ
    ብሰሪ ገበነይ ስቕለት ዝተፈርደለይ
    መድኅን ወሊድክለይ ኣብ ጎነይ ዝስቀል
    ክኣቱ ኣብቂዑኒ ገነት ቅድሚ ኣዳም/2/
    ስብሃት ለእግዚኣብሄር
    ወለወላዲቱ ማርያም ድንግል
    ወለመስቀሉ ክቡር ወኃያል ኣሜን!!!

  • @elsaembaye1019
    @elsaembaye1019 9 місяців тому +3

    ዝማሬ መልኣክቲ የስምዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጸግኡ የብዛሓልኩም ገብረመንፈስ ቅዱስ ካብ ቤቱ ኣየውጽእኩም እዞም ደቀይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤

  • @RutaGilay
    @RutaGilay 9 місяців тому +1

    ኣሰይይይይይ ኣሰይይይይይ ፍትዋት ኣሕዋተይይይ እዋይይይ ንስኩምሲ ተፈቅቲ ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ፍትዋተይይ ኩሉ ግዜ ካባኩም ካብዚ ንላዕሊ እና ንጽበ እሞ ኣጆኩም ዞምኣሕዋተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @therry_henry14
    @therry_henry14 9 місяців тому +1

    ዝማሬ መልኣኽቲ የስምዓልና እንዳ ጋብርና ❤

  • @danielhabtom4569
    @danielhabtom4569 4 місяці тому +2

    ሃረርታ ድሕነተይ ናይ ብሓቂ ኣደ ሂወት መሕደሪ መለኮት ዓይኒ ማይ ሂወት ድንግል ማርያም።ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና መድሓኔዓለም ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ዘመን ዕድሜኩም ይባርክ❤❤❤

  • @swsw5226
    @swsw5226 9 місяців тому +1

    ኣሰይይይይይ ዝማሬ መላአክቲ የስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ አገልግሎት ዘመንኩም ይባርክ ኣምላክ ደቂ እመብርሃነይ🌺✝️♥️🥰🌺🥰

  • @RutaGilay
    @RutaGilay 9 місяців тому +2

    በጃኩም ግን ኣይትደንጉዩና ኢኩም ብሃንቀውታ ኢና ንጽበ ❤❤❤❤❤

  • @abrahamghebru8562
    @abrahamghebru8562 7 місяців тому +2

    Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna xegeu yebzhalkum kuburat Ahwatna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @saudgsjev3716
    @saudgsjev3716 6 місяців тому +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም🙏❤

  • @genetakiliu3819
    @genetakiliu3819 2 місяці тому +3

    ወላዲት አምላክ የሰማይ የምድር ንግስት ይህን ችግሬን አሸንፍ ዘድ ከጎኔ ቁሚ

  • @mumuyeihagos2151
    @mumuyeihagos2151 8 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ ዝማረ መልአክቲ የስምዓልና ጸጋ አብ ሊዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም የሕዋተይይይይ

  • @Merhosenay-kr5sp
    @Merhosenay-kr5sp 9 місяців тому +1

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ክቡራት ማሕበር እግዚኣብሔር ጸጋ በዲበ ጸጋ ይዓድልኩም ልቢ ዘረስርስ ዝማሬ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kflomdebessay646
    @kflomdebessay646 8 місяців тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣኽት የስሜዓልና።

  • @lidiamerhawi184
    @lidiamerhawi184 9 місяців тому +1

    ኣሰይይይይ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ቡሩካተይ ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ የብዝሓልኩም❤❤❤❤

  • @harenatsegay2991
    @harenatsegay2991 9 місяців тому +1

    Zmarie Melaekti Yesmalna ❤ Edmen tenan yhabkum

  • @yafetmengstab
    @yafetmengstab 9 місяців тому +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ፡ ደስ ትብሉ ደቂ ብርሃን ጸጋ የብዝህ❤❤❤

  • @filiposhaile7738
    @filiposhaile7738 8 місяців тому +1

    Xega goyta bumulu adimkum ysiabkum aehwatey zmare melakt yesimealna ziteadele eu zizimri harertay eu kzimri gin sideti qihmini ✝️✝️✝️

  • @ፍቕሪክርስቶስ
    @ፍቕሪክርስቶስ 9 місяців тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ዞም ደቀይ ብሩኻት

  • @ghidewonmisghna450
    @ghidewonmisghna450 9 місяців тому +1

    ዝማሬ መላእክት ዝተቀበለ ጎይታ ዝማሬኩም ይቀበለልኩም ኣሕዋት ❤❤❤

  • @adiamateshim8537
    @adiamateshim8537 9 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤ ዝማሬ ምላእክት የስምዓልና እግዚአብሔር ዘግኡ ይብዝሓልኩን ማሕበርና

  • @Adebrhane
    @Adebrhane 9 місяців тому +1

    Asey deki gaberey edmen teonan yehabkum naye agelgelot zemenkum ka yebarek 🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏

  • @Zemenmisgna-m6k
    @Zemenmisgna-m6k 9 місяців тому

    ኣሜንንንን ዝማሬ ❤ መላኣክት የስማዓልና ❤ኣደይ ማርያም❤ ጽላላ ተምብረልኩም ፍትዋት የሕዋተይ i love you ደቂ ዓደይ

  • @ghebremicaelmengstab9515
    @ghebremicaelmengstab9515 9 місяців тому +1

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እግዚኣብሔር ጸጋ የብዝሓልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mikyasabreham1474
    @mikyasabreham1474 9 місяців тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስምዓልና ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @XioneyTube
    @XioneyTube 9 місяців тому +1

    ❤ዝማሬ መላእክት የስምዓልና ብሩኻት፡ ጽላላ ተንብረልኩም❤።

  • @g776yy3
    @g776yy3 6 місяців тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስማዓልና ጸጋን በረኸትን ረዲኤትን ናይ ኣቡነ ገብረ መንፈስ ቁዱስ የካፍለና ኣብ ዘሃለና ሃሊና ብጸጎኦም ይሓልውና ✝️🙏✝️🙏✝️🙏❤️❤️❤️✝️✝️✝️🙏🙏🙏

  • @eednaberha1701
    @eednaberha1701 9 місяців тому +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኣሕዋት ጸግኡ የብዝሓልኩም እግዚኣብሔር ❤❤❤

  • @BeliverfromUSA19
    @BeliverfromUSA19 7 місяців тому +1

    ከምዝሚ ናይ ሕብረት መዝሙር ብጠዓሚ ኢና ንናፍቆ እሞ በጃኩም ክቡራት ህዝበ ክርስትያን ኣይትዘሓሉና በርትዑ እመ ብርሓን ምስ ኩልና ትኩን!!!

  • @giFs-y7q
    @giFs-y7q 9 місяців тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብረተይ

  • @ምስጋናዩመልሰይmsganaumelse
    @ምስጋናዩመልሰይmsganaumelse 9 місяців тому +1

    ዝማረ መላእክት የስመዓልና ደቂ አመብርሃን ደቅዛ ቅድስት ሃገረ ጽዮን

  • @Salam-in7ct
    @Salam-in7ct 9 місяців тому +1

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልኩም👏👏🍀❤

  • @natanteweldebrhan4477
    @natanteweldebrhan4477 9 місяців тому +1

    Zemare melakti yesmalna xegu yebzhalkum fetari qexelwo ❤

  • @tekluwelderufael9744
    @tekluwelderufael9744 8 місяців тому +1

    Amen amen amen zimari melakiti yesmalina ❤❤❤❤❤❤❤

  • @KabielRusom
    @KabielRusom 9 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @sabahabtemariyam2051
    @sabahabtemariyam2051 9 місяців тому +1

    Amen zmare melakti yesmealna eme brhaney harertana tmlsi nski eki emo ykunelki belni😢

  • @luwamgebrehiwot1882
    @luwamgebrehiwot1882 8 місяців тому

    እሰይይይይ እልልልል እልልልልልል እልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ ይስምዓልና ኣጆኩም ዞም የሕዋተይ ቡሩካተይ ጸግኡ የብዝሓልኩም ብጾሎትኩም ዘኩሩና ኣሕዋትኩም ❤

  • @rahel7771
    @rahel7771 6 місяців тому

    ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና ፍትዋት መዘምራን ኣነስ ክፈትወካቱም🌹
    እግዚአብሔር ኣብ ገዝኡ የንብርካቱም አሜን

  • @SamrawitTekle-q6s
    @SamrawitTekle-q6s 7 місяців тому

    Amen amennnnnnn zmarie melakiti yesmealna kuburat ahwatna xegeu yebzhalkum ❤❤❤❤❤

  • @trhaskbrom4507
    @trhaskbrom4507 9 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ደቂ ጋብረ❤❤❤❤❤❤

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ለ1ኰ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ለ1ኰ 8 місяців тому +1

    Amen ❤Amen ❤Amen ❤Zmare Melaikt Yasemaln ✝️🙏🏾🥰😇😌🥹😍💕

  • @mikyasabreham1474
    @mikyasabreham1474 7 місяців тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስምኣልና 🙏❤️🙏❤️🙏❤️

  • @rahelsolomon5865
    @rahelsolomon5865 7 місяців тому

    ዝማሬ መላኽቲ የስምዓልና ናይ ዘመን ኣጎልጉሎትኩም እግዚኣቢሔር ይባርከልኩም❤❤❤❤❤

  • @Kahasegebrekidan1022
    @Kahasegebrekidan1022 9 місяців тому +1

    Zemri malkti yasmalna xage yabzahalkm Amlak yahwt 🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰

  • @azmeraMaekele-z6u
    @azmeraMaekele-z6u 19 днів тому

    AMEN 🙏 AMEN 🙏 AMEN 🙏 AMEN 🙏 AMEN 🙏 AMEN 🙏 🙌 ❤️ zmare melakti yesmana 🎉🎉🎉AMEN 🙏 AMEN 🙏 AMEN 🙏 AMEN 🙏 AMEN 🙏 AMEN 🙏 AMEN 🙏 AMEN 🙏 🙌 ❤️

  • @AbelAndemichael-r6e
    @AbelAndemichael-r6e 7 місяців тому

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ሰሚዕካ ዘምኖ ዘይጽገብ መዝሙር ጸጋኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ትግራይኣምላክየሓልኪ
    @ትግራይኣምላክየሓልኪ 5 місяців тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ሕቶ ኣለኒ ለምነለይ ናዓይ ፀልየለይ ክንብሎ ድና ልክርስቶስ ባዓሉዶ ፈጣሪና እይኮነን እዩ ልቆድስን ልመላእክት ዶ ኣይኮነን እዩ ለምንሉና ልንብሎም እና ኣይተረደእን ሰለ ዝኮነ እየ ምስ ይቅርታ ክመትልስሉይ ተስፍ ገብር ዝይርደእኩም ሕተቱ ስለ ዝብለና

  • @g776yy3
    @g776yy3 5 місяців тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክተ የስማዓልና ✝️🙏✝️🙏✝️🙏✝️❤️✝️❤️✝️❤️✝️🤲✝️🤲✝️🤲❤️❤️❤️🙏🙏🙏✝️✝️✝️🤲🤲🤲❤️❤️❤️

  • @taklitbahata8578
    @taklitbahata8578 8 місяців тому

    ኣሜን፡ኣሜን፡ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የስማዓልና ኣምላኽ ጸገኡ የብዛሓልኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Elsawelday
    @Elsawelday 7 місяців тому

    ዕልልልልልልልልልልል ዝማሬ መልኣክቲ የስማዕልና፡፡

  • @robelbrhane9491
    @robelbrhane9491 9 місяців тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዓልና

  • @ZemenMisgna
    @ZemenMisgna 6 місяців тому

    ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የስማዓልና❤❤❤

  • @WehazitSamuel
    @WehazitSamuel 6 місяців тому

    ኣሰይ ደስ ትብል መዝሙር ቃል መላክት የስማዓና 🙏🙏🙏

  • @filiposhaile7738
    @filiposhaile7738 9 місяців тому

    Xega goyta bumulu adimkum ysiabkum aehwatey zmare melakt yesimealna ✝️✝️✝️ behankewuta zixbykum aehwatey ✝️✝️✝️

  • @yosieftesfazgi8993
    @yosieftesfazgi8993 7 місяців тому

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሓልኩም ማሕበር ጽቡቅ ዕዮ ብሓቂ ።❤❤❤

  • @tsion3643
    @tsion3643 5 місяців тому

    ዝማረ መላእኽቲ የስመዐልና እግዚአብሔር ጸግኡ የብዘሐልኩም 🙏🙏🙏

  • @heavenzerietzeriet5819
    @heavenzerietzeriet5819 9 місяців тому +1

    Zmari meleakti yesmealna yhwatey tebareku ❤❤❤

  • @hiwotyosief119
    @hiwotyosief119 9 місяців тому +1

    ኣደ ኩሉ 😢
    ❤❤❤❤❤

  • @asgodomkonstantinos8325
    @asgodomkonstantinos8325 4 місяці тому

    ❤❤❤❤ ዝማሬ መላአኽት የስሙዕሉና መዛምር የሕዋተይ አግዝኣብሄር ጸጉኡ የብዝሓልኩም❤❤❤

  • @rutaruta5920
    @rutaruta5920 8 місяців тому +1

    Zmarie melaekti yesmealna brukat ❤❤❤

  • @ksanettekleab8927
    @ksanettekleab8927 8 місяців тому

    ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ❤❤❤ ዘመንኩም ይባርክ ኣምላከ ቅዱሳን

  • @MebrahtuKesete
    @MebrahtuKesete 9 місяців тому

    ኣሜን ዝማርየ መላእክት የስምዓልና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TsigeYigzaw
    @TsigeYigzaw 9 місяців тому +1

    AMEN AMEN AMEN 🙏🙏🙏 Zmare Melakti Yesmalna Brukat Yehwatey 🎉🎉🎉Emebrhan Ms Kulatina Tkun 🙏🙏🙏

  • @GeweMuiu
    @GeweMuiu 2 місяці тому

    ዝማሬ መላኣኽት የሰምዓልና ጥዕምቲ መዝሙር❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @WonderfulCardGame-lw5hh
    @WonderfulCardGame-lw5hh 9 місяців тому +1

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና

  • @SolianaHabtom-nj6sd
    @SolianaHabtom-nj6sd 3 дні тому

    Zmarie melaekt yesmaln♥️♥️♥️✨

  • @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ
    @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ 9 місяців тому +1

    Elllllllllllllllllllllll
    Zmare melakt yesmealna fquratey ❤❤❤

  • @hanaberhe6747
    @hanaberhe6747 8 місяців тому +1

    Zmare amlikiti yesmielna Amen amen amen ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @tsegakiflay2373
    @tsegakiflay2373 8 місяців тому +1

    Zmarei melakt yesmealna kubrat yehwat ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ftsumandemariam6082
    @ftsumandemariam6082 9 місяців тому +1

    Zmare melakti yesmealna nay zebene agelgletkum yqedselkum amlak ❤❤❤

  • @ጓልወጀራት-ኀ7ዀ
    @ጓልወጀራት-ኀ7ዀ 7 місяців тому

    ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክቡራተይ 🥰🥰

  • @rufta-jv8ep
    @rufta-jv8ep 9 місяців тому +1

    Zemarie melakti yesmialna beruikat yehwatey❤❤❤❤

  • @YalemTakele
    @YalemTakele 6 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤God bless you

  • @abelafworki7187
    @abelafworki7187 6 місяців тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ለዋህ ኣደ ኣላትና

  • @fevenandemeskel1809
    @fevenandemeskel1809 9 місяців тому +1

    Amen zemarie melaket yesmalna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MerhawitTeweldemedhin-l4x
    @MerhawitTeweldemedhin-l4x 8 місяців тому

    Amen zmare melakti yesmalna kburat yhwatey btami des tblu menfeska zhdes mezmur anes kfetwekum Amlak xegu yebzhalkum 🙏 ⛪️ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yohanamebrahtom6494
    @yohanamebrahtom6494 9 місяців тому +1

    Zemari melakti ysmalna xage ybzhalkum egzibher amlek nay agolgelot zemnkum yebrkalkum❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🤲🤲🤲

  • @aruntyarunty7413
    @aruntyarunty7413 9 місяців тому

    Zmare melaekt yesmealna brukatey❤

  • @babilove148
    @babilove148 5 днів тому

    Zmari melakt ysmalna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Wintana.Kibreab
    @Wintana.Kibreab 9 місяців тому +6

    ዝማሬ መላአኽት የስምዓልና ጥዕምቲ መዝሙር 💕❤️💕

  • @filimonabraham5472
    @filimonabraham5472 8 місяців тому

    ❤❤❤❤❤zmarie melaket yesmalna kuborat muzmran Abue G/M/Q ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @samsommehari-fs9el
    @samsommehari-fs9el 8 місяців тому

    ዝማሬ መላእኪቲ የስማዕልና

  • @KisanetKahsay-m5t
    @KisanetKahsay-m5t 8 місяців тому +1

    zemarie melakit ysmalna ❤❤❤❤

  • @abrahamghebru8562
    @abrahamghebru8562 6 місяців тому

    Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna kuburat Ahwatna Egziabhier Amlak xegeu yebzhalkum
    Nay Agelgulot zemenkum yibarkelkum
    🙏🙏🙏✝️✝️✝️❤️❤️❤️😇😇😇🥰🥰🥰😘😘😘👍👍👍💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @AsmayetWeldensie
    @AsmayetWeldensie 5 місяців тому +1

    Amen Amen Amen 🙏

  • @tsegakiflay2373
    @tsegakiflay2373 9 місяців тому +1

    Zmare melaekti yesmealna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Marrybrauhan
    @Marrybrauhan 6 місяців тому

    zaamare melaekti yesmaelna AMEN🧡🧡🧡

  • @MerhawitMehari-d5g
    @MerhawitMehari-d5g 3 місяці тому

    Amen Amen Amen zmre mlakt ysmalna yhwtiy Mariya amlak xgu ybzhlkuom 🙏❤️🙏❤️🙏❤️

  • @tsinatmichael8962
    @tsinatmichael8962 9 місяців тому

    ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mogoshabteslase7921
    @mogoshabteslase7921 9 місяців тому

    Amien Amien Amien zmarie melaekti yesmealna kuburat yehwatey xeguau yebzahalkum egziabihier amlak nay Agelguletkum zemen ybarek edmen teanan yhabkum fetari kulu alem ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @Tewahdotube-lb4hm
    @Tewahdotube-lb4hm 9 місяців тому +1

    ዝማሬኹም ይቀበል!

  • @ተዋህዶናይዘለዓለምቤተይ
    @ተዋህዶናይዘለዓለምቤተይ 9 місяців тому +1

    ኣዕጽምቲ ዘጥልል ዝማሬ

  • @NardosbereketTesfagebriel
    @NardosbereketTesfagebriel 5 місяців тому

    ❤❤❤❤❤ ዝማሬ መላእኽት የስማዓና።ኣሜን
    ኣምላኽ ጽጉኡ የብዛሓልኩም ።ኣሜን ክሳብ ፍጻሜ ኣቤቱ የጽንዕኩም።ጥዑም ዝማሬ
    ግን ኣጠቓቕምቅ ጸናጽል ቃጪል ኮቦሮ ግን ኣት ግድን ስርዓትን ሕግን ዝተኸተለ ኣይኮነነ እሞ ከትእርሙዎ ይላቦ።ምኽንያቱ ብእንታይ ኣለዎ ዝኸይድ ስርዓት ሕግን ኣይኮነን ዘለና እሞ ክንሕልዎ ይግባእ ጽናጽል መዓስ ቃጭል ከም ከቦሮ ኸ መዓስ ኢኻ ኮፍ ኢልካ ዝህረም ብግልጺ ዘቐመጠት ቤተክርስትያን እያ ዘላትና ሞ ንሓልዎ።

  • @abrahamghebru8562
    @abrahamghebru8562 6 місяців тому

    Amen Amen Amen zmarie melakti yesmealna
    Kuburat Ahwatna xegeu yebzhalkum
    Nay Agelgulot zemenkum ybarkelkum xolotan bereketan nay Nxhte nxuhan Adiena dngl Mariam ms kulatna ykun
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Azie860
    @Azie860 9 місяців тому +1

    Amien Amien Amien zmare melakti yesmalna.❤❤❤❤❤

  • @simretmichael8691
    @simretmichael8691 8 місяців тому

    Zmarie melaekti yesmealna enda gabrna nay agelglot zemenkum ybarek🙏🏽❤️❤️❤️

  • @JfcfHcvg-rn8hk
    @JfcfHcvg-rn8hk 4 місяці тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏

  • @AdhanomHabte-i8l
    @AdhanomHabte-i8l 3 місяці тому

    Amen Amen zemer mlkete yesmalna

  • @RutaAndom
    @RutaAndom 7 місяців тому

    እልልልልል ዝማረ መላእክቲ የስማእልና ኩቡራት ማሕበር

  • @BerhaneKebrom
    @BerhaneKebrom 9 місяців тому +1

    zemar melakt yesmalna❤❤❤

  • @Amal.02
    @Amal.02 7 місяців тому

    Ameeen zmare melakti yesmealna🙏🏽 ❤️❤️❤️❤️❤️