@@n-cj3db wedi tegadalay hizbi Eritrea 🇪🇷 kulu hawi tegadalay hawi suew hafti suwue kulu negeriyu entekone mis agame zidenagex gin ayedliyenaniyu…ezi wedi ka mis weyaneyu menfesu kulu hiwetu temeliska reayo video tatu bebun bediyun Eritreawi slezkone hade seb Eritreawi ayebloniyu.
Yonas loqmax koynu ember, there was no reason for him to and ask the administration office, even if wedi Jebeli was wrong, it was no reason for Yonas to do what he did. Yonas did his best make viewers hate wedi Jebeli, then he wants him to get into trouble legally in his area, shame in Yonas
❤❤😊😊hji xbuq aleka Aba rgrx wedi jebeli tewexau u zelo yonas gn tgbaratu hmaq seb kem zkone ab kalay medebu entela babadt teseqluwa u eta nay abashawl kea zgedet
ዋዉዉዉ ፋኒ ተሐጉሰኒ ዘለኻ ኣቦ ዉጹዓት ኣብ ጎኒ ዝተወጽዐ ወዲ ጀበሊ ምኻንካ👍👍👍👍
ወዴ ጀበሊ ኩሕገዝ አለዎ
ዮናስ ጅብኡ ስለዝጎደለ እዩ ንወዲ ጀበሊ ከጸልሞ ሓሲቡ ግን ኣይኮነሉን
@@TemesgenFetari-ld4sv nay bhaki
እወ ክሕገዘ ኣሎዎ ❤❤❤🎉🎉🎉
ንምስኪን ሰብሲ ኩሉ ድኣ የግባዕብዓሉ ወዲ ጀበሊ ኣዝዩ ምስኪን ለዋህ እዩ
ገንዘበም ብመስተ ንዘጥፍእዎ ስለጥበበኛታት ዘይኮኑን ብ ጎ ፈንድ ሚ ዝተሓገዙ ወዲ ጀበሊ ግዳ ኣይሰቲ ኣይሕሱ ካብ ዘላቶ ቀሪሱ ዘማቅል ጭዋ ።
ወዲ ጀበሊ'ዶ ይብደል😢
ወዲ ጀበሊ ግርህነቱ ሕጂ ብዝያዳ ጎሊሑ👍👍👍
ቅንዕና የለን ምስ ዮናስ. ናብ ምምሕዳር ክኣ ይጎይ እምበር. ሓሳዊ ዝኾነ ሰብ.
ወዲ ጀበሊ እታይ ኤለዎ ንቂዲሚኡ እዩ ዘላቶ ኤዩ ዝሂብ❤
ንመጀመርያ ግዜ ምስ ወዲ ሰዉራ ተሰማሚዐ
ጽቡቅ ኣለኻ ፋኒ ወዲ ጀበሊ ክሕገዝ ኣለዎ
Dadi & wadi sawran ቢጣዕሚ ንደኩም ዒድመን ጥዒናን ቃጽሉዎ❤❤❤❤❤❤
ትክክል ዮናስ ሰራቂ
ያ ምስኪን እዩ
ውዲ ጀበሊ ክንሕዞ ኢና ። ሓሳ ድ ሰብ ኣምሰሉ ሰብ ግን ጥዑይ እናመሰለ ይጻብኦ ስለ ዘሎ ጌጋ። ወዲ ጀበሊ ሐውና ኢዩ ከም ቆልዓ ጌርካ ኣይተካፍኣዮ ። ጋንዘቡ ከምድላዩ ይግበሮ የማቅል ።❤
Kid weslat hasawi Eritreawiye keman aytbel tedenagaxi tigraway eka nisika anta kedae agame Dadi mami bahalay kedaee.
@@misghinagheb9692 tegagika mami dadi wedi tgadelti deki harbgatat eu ok abzey tfelto atika halw lew aitbel ok
@@n-cj3db wedi tegadalay hizbi Eritrea 🇪🇷 kulu hawi tegadalay hawi suew hafti suwue kulu negeriyu entekone mis agame zidenagex gin ayedliyenaniyu…ezi wedi ka mis weyaneyu menfesu kulu hiwetu temeliska reayo video tatu bebun bediyun Eritreawi slezkone hade seb Eritreawi ayebloniyu.
@@misghinagheb9692ኩላ መረብ ኣስጊርኩሞ ብዓቢኡ እሰያስ እንዶ የመሓድረካ የለን
ዮናስ ሕማቕ ሰብ እዩ። ናይ ኣባዲት ከማን በጨቅ ኣቢልዋ ካበና ምሰከደት ፎኺሳ ሰብ ጸሊእዋ ከብል ሰሚዕኽሞ ትኾኑ
Tkkl hmaq seb mkanu abta qedameyti melsi zhaba ena terediena
yes nay bhaqey bro w.sawera the is true 👍 🙌 👌
ወይዚ ሓቂ ክጥዕም ኣንቱም ሰባት ዘይንዕረቅ
Thanks bless ❤❤❤
ፍትሒ!
ጋዘጠኛ ሓውና ዮናስ ብዋንነት ገዛ ውን መዚንዎ ክከውን ይክእል ኢዩ ይሕዋት፡ ከመይሲ ንኣብነት ኣብ ኣፍሪቃ ብፍላይ ድማ ኣብ ዓበይቲ ከተማታት፡ ወላ ክንዲ ሰኒ ኣግነት ትኩን እንተልዩካ ሃብታም ኢካ ትሕሰብ፡ ስለዚ በቲ ሓደ ገጽ፡ ልክዕ ኣሎ ክብሃል ከይከኣል🤔
🤝❤🕊
@@dawitgebrat1878ብዙሕ ጌጋ ኣለዎ ዬናስ
1 ምምሕዳር እንታይ እምጽኦ ምካድ
2 ብዛዕባ ዉልቃዊ ሂወቱ እንታይ ይምልኸቶ
3 ብዛዕባ ጎፋንድሚ ንዓና ድዩ ሓልዩ ወይስ ወዲ ጀበሊ ንኸይሕገዝ እዩ
ትማሊ ትማሊ ብሓደ ይስርሑ ኒሮምሲ ከምዚ ጌሩ ይሕልጉ ክህቦ ዘይሰርሕ ዝብሎስ ወዩ ደኣ ግቡኡ ኣይሃብዎን እንበር ምስኦም ይስርሕ እንድዩ ዘሎ
ዮናስ ሰራቂ ኢዩ ሓሳድ ኣብ ብርኩ የተንፍስ ክብሎ ወዳዛ ገጽን ፈረቃን ናይ መወዳእታ ሓሳድ ኢዩ
አየ ወዲ ጀበሊ ተፃዊተሙልካ'ዶ ግርህኒትካ ልቦናካ ወፀዑካ ቡዝኮነ ምሰተቲ ልዑል ልቦናካ ምሰቲ አብ ሰማይ ዘሎ ሐቀኛ ፈራዲ እምኒትካ ይትረር 🙏🙏🙏
Ezeya hebey
kabu temahar neras ab mewadata anxru tebagisa
ፋኒ ንስካን ነሽነሽን ኣብዛ ጉዳይ ኣብ ሓቂ ሒዝኮም ትጉዓዙ ዘለኩም ሰብ ሕልና ኢኩም
Abel zbhal you Tuber alo. Kman haki zmeskere kmom.ybzalna edmen tenan yhabom
NAYBHAQI👌👌🤙🤙🇪🇷🇪🇷👌♥️♥️
🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰
እንበር'ከ በዚ ጉዳይ ምስ ንዬናስ ዝድግፍ ኣሎ?
ዮናስ በኣኻ ብጣዕሚ ሓፊርና(ወዲ ጀበሊ u are our library
ሕጂ ውን ክሕገዝ ኣለዎ ወዲ ጀበሊ ❤
❤❤❤❤
ኣነ ናይ ዮናስ ዝገረመኒ ወዲ ጀበሉ ስሙ ኣየሊኣሎን ነብሱ ስለ ዝሓኸከቶ እዩ ከይተቀደምኩ ክቅድም ኢሉ ብዛዕባ ዉልቃዊ ሂወቱ እንዳምጽአ ካብሜድያ ከጥፍኦ ሓሲቡ
እዉይይይይ ፍኒ ሐቢቢ አደ ወሊዳ ትምከን ኢንታ አስድ❤❤❤❤❤
ጹቡቅ ሓሳብ
ሰላም ሰላም !ወዲ ጀበሊ ካብ ኢትዮጵያ !!we respect u
THANKS WEDI SEWIRA KUNUE ZEREBA🤙🤙👌👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
እግራ ዕልም ብልዕ
ብዛዕብ ሓቂ
ምዝራብካ
ወድ ሰውራ ሰላሊዓ ይመስል
የናስ ቸካን ኒ ወዲ ጀበሊ ምስ በላካዮ ናብ ምምሕዳር ኣረክስካዮ ገሪሙኒ....
ንፉዕ ፋኒ😘😘
Goyta ybarika ❤❤
bless ❤❤❤
ኣገናዕ ፍናን ሓወይ ንዬናስ ዝድግፉ ዘለዉ ብፖለቲካ ኢዬም ዝኸድዎ ዘለዎ እዞም ጨካናት ፍጥረት።
Yonas,hasad. Bitte Gofundme ne wedi Gebli
ኩቡራት የሕዋትናይምቅራብ ዘረባ ደይንዛረብ ምውንጃል ንሰባት ጽቡቅ አይኮናን እዞም ሕድሽ ስራሕ ምስክቡር ወዲጀበሊ ክትሰርሑ ትህንደዱደለኩም ነዞምብሓባር ነዊሕ ክሰርሑ ድጸንሑ ይሕዋት ተናክስዎም አለኩም ናይ ምርዳእ መንፈሶም ተራሓሓቅዎ አለኩም ከም ሓለይቲ ትመስሉ እንተካአልኩም ብሐደ አራኪምኩም ናይክልቲኦምቃል አስምዑናብድሕሪኡ ክንአምን
ዬናስ ን ወዲ ጀበሊ ሕማቅ አይመለሰሉን ዬናስ ሐሳቡ ብሱል ዘረብኡ ብሱል ሸቃጦ ኢዂም ትቃወምዎ ዘለኹም ስራሕ መይታትኩም ድያ ስረቁ ካብ ሰባት ምክፈእ
Nay bahaqi
ምሽዶ ናይ ይምልከቶ ምምሕዳር ከይዶ ታይ ይምልከቶ ብዛዕባ ዉልቃዊ ሂወቱ ታይ ይምልከቶ ብዛዕባ ጎፍንድሞ ን ዬናስ ስለ ዘይትፈልጦ ስቕ ክሕሽካዪ ሕልና ኣልቦ
Yonas hasad kefue gebri dendani neikewo endialu gen felitewo alo hezbi kabti zetezarebo astemhirotat ko aymeharin temelisu kewegieo sedi nefuat yehwatey ❤❤❤❤❤
Antum sebat kab hade trah semiekum aytfredu,
Keltifkum nab xerfi aytetewu, bethut dmxi nhagzo dea zebl seb entebezihus, Yonas dehr aymbelen.
Yonas kem gazetegna meten, mnalbat kab tom bkebid hmam tetahizom zelewun, akalesnkulatn,ayneswratn si nsu yihaysh zibl atehasasba hizuwo yikewn. ❤
ክላ ስቅ ኢልካ መዋቃዕቲ ኩስቶ ንኹስቶ ከምዚ ኢልዎ ኩስቶ እዚ በለ ትሕግዙ ተትኾኑ ክንደይ ክሕገዝ ዝግብኦ ጥዕና ዝሰኣነ ስእነት ልዕሊ ዓቅሙ ዝኾነቶ ዝዓበየ ስንኩል ኣሎ
ስቅ ኢልካ ምውርጻጽ ወዲ ጀበሊ ምሉእ ኣካላት ኣለዎ ሰብ ሶፍቲ ሸይጣያ ትድረር ዘላ የማነ ባሪያዩ ወላ ገለ ባርያኮ ክሳብ እታ ዝሓለፈላ ነብሱ ኪኢሉ ጽዒሩ ዝበልዕን ዝሕግዝን ዝነበረ ሰብዩ ኣበይ ተራኺቦም ምስ ወዲ ጀበሊ
ገዛ ፈሪስዎ ንምምሕዳር ይሕብር ንማዛጋጃቤት ከይዱ መጸገኒ ፍቃድ የውጽእ ብድሕሪዚ ልዕሊ ዓቅሙ እንተ ኮይኑ ንህዝቢ ይሓትት
ንዝሕገዝ ሓግዙ ክንደይ ምእንቲ ሃገር ክትብል ዝሰልከለት እስኩጆታት ተሰኪማ እናተሳቀየት ትኸይድ ኣላ ክንደይ ሓልፋይ ዘይብላ ኣላ ወዲ ጀበሊ ሰሪሑ ክበልዕ ዝኽእል ለፍሊፈ በላዕዩ
ወዲ ጀበሊ ክትብሉ ግርም መኤከቢ ላይክ ረኺብኩም
ኤህ...ከይሓቡሩ ኣብ ማዛጋጃቤት ይቀፍዱኻ ጸብሒ ጽልልቲ kkkkk
እሞ ሓግዞም ታም ጽጉማት ካብ ገጽ ምሉእ ትጽሕፍ
Yonas He is so H A S A D
👍👍👍👍👍
ውዲ ጀበሊ ክንሕዞ ኢና ። ሓሳ ድ ሰብ ኣምሰሉ ሰብ ግን ጥዑይ እናመሰለ ይጻብኦ ስለ ዘሎ ጌጋ። ወዲ ጀበሊ ሐውና ኢዩ ከም ቆልዓ ጌርካ ኣይተካፍኣዮ ። ጋንዘቡ ከምድላዩ ይግበሮ የማቅል ።ወዲ ጀበሊ ብዛዕባ ስድራቤቱ ክነግረካ የብሉን። ( it is personal ).You don’t have to know
Everything about him.Just treat him like a human Yonas.❤
❤❤❤❤❤❤❤
Eway Kemey Zbelka Mestewali Menesey Sewrana pro Tebarek. Kemuwen Fani bless you. Goyta Ybarkkum.
Kbret yhabka wedi Sewra wedey tebarek......
Masked wade jabale rabe ykun msaka ajaka
ወዲ ሳውራአብ ህወተይ አዚየ ዘጺላአኒ ሰብ ዩ ነይሩ።እንተ ሕጂ ግን 100%100ሐቂን አብ ጎኒ ውጺሕ ደው ብምባሉ ምሲጋና ይግቦኦ።
Wedi Gebeli ❤ God blessed you 🙏 ❤❤❤
Yes wedi sewura yonas ketafi au mskinay wedi jebeli 🥹
Yonas loqmax koynu ember, there was no reason for him to and ask the administration office, even if wedi Jebeli was wrong, it was no reason for Yonas to do what he did. Yonas did his best make viewers hate wedi Jebeli, then he wants him to get into trouble legally in his area, shame in Yonas
ጥፍጣፉ ኤንዳናጠረ አባ ተኸኽ ኣቢልዎ ነይሩ መሽክናይ ወዲ ጀበሊ አዚ ሞርማር ጀበና ኣምሓራ kkkkk
Ane msakum ysemama aye fani👍👍👍
ብጣዕሚ የሕፊሩና ኩሉኹም አብዚ ሚድያ ወጺእኩም ሃባ ተቀበላ ትባሃሃሉ አለኹም
ጽባሕ ከይነውሐ ጊዜ መብርሂ ኩህቡና
ብተስፋ ንጽበ
ኩልና ካብ ዝዓበየ ጉዳይ ሃገር አንፈትና አይነርሕቅ
ክብርን ሞጎስን ንስውአትና
ኤሪትራውነት ኩቡር መንነት
ዓወት ንሐፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዚ ዉን ሓደ ካብቲ ጉዳይ ሃገር እዩ ሃገር ብዘይህዝቢ 0000
let’s help Wedi Jebeli ❤❤❤🎉
ዮናስ ሐሳድ ብጣእሚ ሕማቅ ስብ ኢካ
ወዲ ጀበሊ እጆካ ረቢ ምስ ንፁሀት እዩ
Yonas entay amxeo ajewjew zbl zelo wedi jebeli memhir hiwet❤🎉
Fthi niwedi jebeli miskinay sle zitehate yonas hasad kethto nimntay yonas kem tegageye yemenelu ykre ybelo 😢😢😢😢😢😢
እቲ ሎቕማጽ ጋዜጠኛ ጉድ ናይ ሃገር ከይወጽእ ያኢ ህግደፍ ንክሕጎስሉ ንወዲ ጀበሊ ከፈራርሕ ይርአ ኣሎ እዚ ከም ኩሉ ግዚ ቁስሊ ህዝብና ሓቢኦም ሃገር ጽቡቕ ኣላ ንምባል ኢዩ እቲ ቶንኮሎም
Xbuk meglexi
ወዲ ጀበሊ በኣል ሕልና
Dadi I agree with you wedi Jebeli tebedelu eue. Nisu eue eti haki.
ዮናስ ብጣዕሚ ሓደገኛ ሰብ እዩ
👍👍👍👍
ሓቅኻ ፋኒ ቀጽሎ😍😍😍😍
Ja,wedi gebli kihgezi alewo mesikinay ❤❤
ዮናስ ሓሳድ ወዲ ብጀበሊ ተሓጊዙ ከይሓልፈካ ኢኻ ዓይንኻ ደም መሊእካ
ወዲ ጀበሊ ክራቫታ መግዚኢ ሲኢኑ ዘይኮነስ ፡ ኣብ ቂድሚ ጥሙይ ህዝቢ ከረቫታ ጌሩ ክረኤይ ድሌት የብሉን። በዓል ዮናስ ከኣ ዕቁብ ኣትዮም ክራቫታ ይገዝኡ።ዮናስ ሓደ ረሳሕ ሰብ ምኳኑ ኣርኢዩና።
❤❤😊😊hji xbuq aleka Aba rgrx wedi jebeli tewexau u zelo yonas gn tgbaratu hmaq seb kem zkone ab kalay medebu entela babadt teseqluwa u eta nay abashawl kea zgedet
ኣስተውዒልና መሚና ብርትዓዊ ካብ ሻራ ወገን ፖለቲካ ወጺእና ንሕልናና ንፍረድ፡ ኣይነጎሃህር፡ ዘይጋገ ኣምላኽ ጥራይ እዩ፡፡ ስለዚ ካብ ክልቲኦም ጌጋ ክህሉ ግድን እዩ። ብዝኾነ ተዓሪቖም ወይ ተመሳጊኖም ክፈላለዩ፡ እንተጥዒምዎም ድማ ይቕጽሉ፡፡ ስለዚ ካብ ቤላ ቤለው ወጺእና ሃናጺ ዝኾነ ሓሳብ ነቕርብ፡፡
እዞም ዩቲበራት እዮም ቀንዲ ነዚ ተራ ጉዳይ ፣ብቀሊል ክንዲ ክዕረ፣ዓቢ ባእሲ ቀይሮም ከም ዘይዕረ ዝገብርዋ ንቅሩብ ቅራቦ😢ምንባርካዩ ዘጽልእ ዘመኑ።
ምስትውዓልና ይኽፈተልና
ሐገዝ አይተቆርጹ ወዲ ጀበሊ አቦ ፁጉማት
Natkum gedede Halawatii Daddy and Mummy Kondafati Agame you are Adgii ni kebdu wedii Wifuy Terosist wahidiii
ክሕገዝ አለወ❤❤
Yonas wexyu ykreta khatut alewo
Ezi seb kehgzi alo
ብራቮ ፍናን ሓቂ ተዛሪብካ ኣብ መገዲ ባቡር ደቅስ ይባሃል።
ዮናስ ብደዔን ሕስድናን ከምዘለዎ ኣብታ ካልኣይቲ ቪድዩኡ ተዓዚበ፡
ወዲ ጀበሊ ግን ቱሑትን የዋህን ፈቃርን እዩ።
Good idea wedi sewra bro ❤
Mejemerta fnan aytgage ezi ms beletika zetahahz yblen tearemela nbalka ezi nay hlna guday yu : kabta mejemerta athizu yonas yu tegahyu eta megemrta znebret xbuq tezaribu aytbel fnan mknyatu wela abta qedameyti bzaeba hiwetu , bkdan yu tezarib kab mejemerti nay yonas yu eti giega :: nska ka meliska giega aytwesk tearemelu fnan
ንመጀመርታ ግዜ ምስ ወዲ ሰውራ ብሓሳብ ተሰማሚዐ።
geza ayfereson zingo yu feriswo zbela yonas kem kelbi ab zingo electic endanebers 2yti nezi abi sebay si kabana nlaeli ytie zbela kserh ykel yu dfret yu amlak yu zferd
Bhaki meguhayi eyu ezi qedi emoke ety dhagezuwo zingy kemanko 2nd hand eyu hadish keman deykone besmiammm wedi jebeli amlak yibarika edmen tienan yihabka .
እንበር”ከ” ካብታ ዝረኽባ ቅጫ ንዝጠመየ እንተመቀለ እንታይ ጸገም አሎዎ ወዲ ጀበሊ ወዲ አምላኽ እዩ ስለዚ ብሐቂ ዮናስ አብዛ ካልኤቲ ቪድዮኻ አይብላዕ አይስተ ዘረባኻ ዐገብ ወዲ ጀበሊ ድአ ሰሪሑ ዝአቱ ክትብሎ ክትፈልጥ በል ዮናስ ወዲ ጀበሊ ውዠጹዕ እዩ ሐገዝ ዬጌብኦ እዩ ::🇪🇷🐪🌴
Bravo fani
Yonas ketafi
አፋራሪሖ በል ክብልዎ እዮም እዚ ረሳሕ ዮናስ ብ አባዲት ዘይንዕዘብ ዲሂልዋ እዚ ረሳሕ ዮናስ
Yes ❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
😍😍😍😍
Ezi yenas hasad SEB iu
ወዲ ሰውራ ኣብዚኣስ ብምሉእ እሰማማዕ እየ። ወዲ ጀበሊ ግድን ሓገዝ የድልዮ እዩ።ከመይሲ ኣቦ ኩሉ እዩ።
Awe xbuk alekum fani kzntlo ayneberon
🥰🥰🥰🥰🥰
ዮናስ !!!ብጣዕሚ ሓዚና !!ዮናስ በኣኻ ሓፊርና
Wedi Jebeli qnue seb ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉
ወዲ ጀበሊ ብወግዒ ኢዩ ዓለም ዘይመነነ እምበር ሞንክሱ ኢዩ. ሓድር የብሉ ገዛ የብሉ ሃብቲ ኣይምነንን ኢዩ.. ዝረኸቦ ካእኡ ንዘይ ሕሹ ይረድእ!ካብዚ ዝዓቢ ጽድቂ የለን. ዮናስ ይሕስዶ ኢዩ ዘሎ.!!!
@@SamuelEyob-z4g ኣይ ንነብሱ ዘይ ሓገዘ ስ ንሰብ ክሕግዝ።ድኻስ ደርሆ ትጸድፎ ኢዩ ጉዳዩ ናይ ወዲ ጀበሊ።
ዮናስ ቀጣፊ'ዩ ካብ ወዲ ጀበሊ ዝረኽቦ ረብሓ ስለዝጎደለ እዩ ዝሕስዶ ዘሎ
🤣🤣riska asrhyo bejaki zeyele
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉wellcome fnaney marey
ኣባጅጎ ብጥበብ ኢዩ ገዝኡ ኣፍሪስሉ ። ሕማቅ ከምዘሎ ከምዘይጣዓሞ ንክሕብረና ኢዩ።