Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ንሶም ብቻ ኣይኮኑን ዝሕተቱን ዝምሉሱን ዘለዉ ኣሕናዉን ምስኦም ንሕተትን ንምልስን ኣለና ዙይፈለጥናዮ ዉን ብዙሕ ንፈልጥ ኣለና ኢናሞ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዕና ክቡራተይ ቀፅልዎ 💚💚💚
🙏🙏🙏amen haqi ki wey haqka ga
ክንደይ ደስ ይብል እቲ ኣካዳድናክን ቀፀሉ ተዋህዶ ምካን ትዕድልት እዩ
kkkkkk
@@hanabrhane8142 Entay dea kndzi sehaq
@@kbrinegzabherykun8396 naqet yemsel gen aygban
Nay bahaqi
Nay behaqi 💚🙏
ቃለሂወት የስመዐና በጃኩም ከምዙይ ኢልኩም ቀፅሉሉ ኣምላክ ምሕረት ከዉርደልና ድማ ምፍላጥ ብቻ ዘይኮነስ ትእዛዛቱ ክነክብር ኣምላክ ይደግፈና ፍቁራተይ
⛪️⛪️❤️❤️❤️ ኮራላይሶን አዝጋብሄር ዘመንከን ይባረክ የሕዋተይ ❤️🙏🙏🙏🙏
እዝጋብሄር❌እግዚአብሔር ✅ እያ ትኽኪል። ፅጋበይ ትርጉም ኣለዎ እዩ ኪብሪ ንስሙ ይኩን
ቃለ ሂይወት የስመዓልና !ብጠዓሚ ኣዝዩ መሃሪ መደብ እዩ 😊😊 ብዙሕ ሰብ ነፍሱ ክፍትሽ ይሕግዞ'ዩ ሞ ፣ በጃኹም ከምዚ ዓይነት መደብ ቀጽልዎ ።🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️
ብሓቂ ንፍዕቲ ክብርቲ ሓፍትና ንዓና እውን ርእስና ክንፍትሽ ገይርኩምና አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም አብ ቤቱ የፅንዕኩም
ቃለ ሂወት የስመዐልና ማኣዚተይ ብሓቂ ንፉዕቲ እግዛቢሄር ኣምላክ ፀጋኡን በረከቱን የብዝሐልክን ኩቡራተይ 🙏🙏🙏♥️
እየሱስ ማለት ፈውሲመዲሂናኣለም ማለት ተሰቂሉ ዓለም ዘድሐነ ኣማኒኤል ማለት ሰብ ከለ ኣምላክ ዝኮነ ኣምላክ ከለ ሰብ ዝኮነ ካብ ዝተምሃርክዎ እዩ ብዝተረፈ ጊን ፅጉኡ የብዝሕ
ቃለ ሂወት የስመዕልና አማኒኤል እግዚአብሔር ምሳና ከነ እየ ተምህረያ አነ ውን
ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ፀግኡ የብዘሐልክን ኣሕዋተይ መኣዛ ሓፍተይ በጃኪ ኩሉ ግዜ ከም ኣዴታትኪ ከምዚይ ዓይነት ክዳን ተከደኒ ኣብ ፊልምታት አትክደንዮ ክዳን ናይ ብሓቂ ንእግዚኣብሔር ዘሐዝን ንድያብሎስ ዘሐጉስ አዩ አንጀራ አዩ ትብሊ ትኮኒ ግን በጃኪ መዓርግ ዘለዎ ክዳን ተከዲንኪ ስርሒ ሓደራ ይብለኪ ዛሓፍተይ በረከትክን ይሕደረኒ ፍቁራተይይይ
ናይ ባሓቂ ቃል ህወት ይስመዕልና ኣሐዋትይ አግዚኣብሄ ር ጰጕኡ ይብዘሐልክን 🙏
እሰይ ፅሩያትይ ቃል ህይወት የሰምዐልና ክቡራት አሕዋተይ ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልክን✝️✝️✝️✝️✝️✝️
ኪርያላይሶን ኪርያላይሶን ኪርያላይሶን ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኪን ምቁራተይ ብጣዓም ደስ ዝብል እዩ ግን መንፍሳዊን ኣለማዊን ዳኣ ኣይጋራጨወኪን ሓፈተይ ማኣዛ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፡ደስ ዘብል መድብ ኢዩ፡ቀጽላሉ፡የቀንየልና ካኣ
ቃለ ሂወት የስማዕልና ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ኢዩ ኣምላኽ ሓይሉ ይሃብኩም ኣነ ዝገርመኒ ግና እዞም ዝሕተቱ ነዚ ሕቶታት ከመይ ገይሮም ኢዮም ዝምልስዎ ዘለዉ ይምሃሩ ድኣ እንተልዮም እምበር
ኣሰይ ደስ ትብላ ጎበዝ ምኣዚየ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጎበዛት ቀፅላሉ ንሕናውን ንመሃር🙏😥😘❤️💛🌿🌿🌿🌿
በሓቂ ደስ ዝብል ቃላት የብለይን ኣሕዋተይ ብዙሕ ንመሃር ኣለና ናይ በሓቂ ሓደ ስነጥበበኛ ብኹሉ ነገር ኣርኣያ ናይ ሕብረተ ሰብ ክኸውን ኣለዎ ኣካዳድናኽን ከኣ በጣዕሚ ሕፉርን ግርማ ዘለዎን100%🤗! ብድጋሜ ክብረት ይሃበልና ብዙሕ ንጽበ ካባኽን!
ኣሜን ቃል ሂወት የስማልና ግን ክሳብ ሕጂ ሓንቲ መልሲ ዘላ ናይ ስነጥበበኛታት ዓለማዊ ፍልም ክትሰርሕ ጸገም ኣየምጽእን እዩ ማለት ኣይጋጮን እይ ምስ መንፈሳዊ ይብሉ እዚኣ ኣነ ብውልቀይ ኣይሰማምዓላን እየ መክንያቱ እቲ ናይ ቀደም ፊልም እንተ ዝከዉን ያ ናይ ሎሚ ፊልም ዘሎ ግን 90% ንዝሙት እዩ ዝዕድመካ ከምይ ገሩ ሓደ እዩ ይብሉ እዚኣስ ኣፍትሑላ ዳ ሶ thank you for teaching us about our religion 💒💒💒🙏🙏🙏
ምሳኻ ኣለኹ ኣነ ዉን።
እሞ ንዝሙት ዘይዕድም ፊልም ክትሰርሕ ኣይከኣልን ድዩ፧
ጽቡቅ ኣለካ ሓወይ ናተይ ግን እንታይ ይፍለጥ እንተ ገደፈቶ
Nay bhaqi nay zmut eyu nay lomi film msaka aleku
ቃለ ህይወት የስመዓልና ። መኣዝየ ጸግኡን በረኸቱን ይሃብኪ ጎይታ ኣጆኺ በርትዒ ።
_አሰይይይ ተመስገን ፈጣሪ ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልክን እግዚአብሔር አምላክ_
ጾም ማለት ካብ ማይን መግብን ምኽልካል ማለት ኣይኮነን ጾም ማለት ምስ እግዛኣብሄር ዘራኽብ ሓደ መንገዲ ኮይኑ ነብስኻ እንዳቐጻዕካ ዝግበር እዩ እምበር ካብ ማይን መግብን ደኣ መዓልታዊ እንዲና ንሕሰም ብሰንኪ ስራሕ ጻዕቂ ።
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓና የሕዋተ
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡራት የሕዋት ክትቅጽልኦ ድማ ንምሕጸን፡፡
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኢዩ ስነ ጥበብና ምስ እምነትና ተሳንዩ ክከይድ ኣለዎ፡ ድያና ከኣ ትርጉም ስምኪ ፍለጥያ እሞ ቀይርያ ናብ ድምያና ወይ ደናይት፧ መኣዛ ከኣ ንፍዕቲ ኢኪ ብጣዕሚ። ክምልሱ ከለዉ ከኣ ኣድንቅዮም ባ፡ ደረስቲ ከኣ ኣምጽኢ ሓፍተይ።
Diyana entay malet u ❤️
@@galdigsa3394 ድያና ናይ ግሪኽን ሮማውያንን ርኽስቲ ጣኦት ስም ኢዩ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና ብሰላም ብርሃነ ትንሳኤ የብጻሓና
ደስ ዘብል መደብ ኢዩ ንስኹም፡ኣይኮንኩምን ትሕተቱ ትምልሱ ዘለኩም፡ኩሉ ህዝቢ ኢዩ ካብኩም፡ዝመሃርን ዝሕተትን ዝምልስን ዘሎ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጋኡ የብዝሐልክን ክቡራተይ
ቃለ ሂወት የስማዓልና ማዚታ ሓፍተይ ኣምላኽ ጸጋ ብድበ ጸጋ ይዓድሊኪ ብሓፈሻ ንኹላትክን ምቅዩራት ኣሕዋተይ ኣጆኹም ቀጽልዎ
አቡነ ዘበሰማያት ጽቡቅ ጌራ ኣይበለታን ጌጋታት አለዋ ስቅ ኢልካ ክሕለፍ ዘይብሉ ስለዝኾነ ኢየ ተትእርምያ ንኹሉ ሰብ ጽብቅ መረዳእታ ምኾነ ነይሩ ኾይኑ ይስመዓኒ ብዝተረፈ ጽቡቅ ቃለ ሂወት የስምዓልና
ያ ናይ ብሓቂ
ቃል ኅይወት የሠመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልክን ኣሕዋተይ
ኣሰይ ዘን ኣሕዋተይ ኣምላክ ፀጉኡ የብወሓልክን ክንደይ ደስስ ትብላ ክብርቲ ሓፍትና ሓታቲለ ጎቦዝ ጭፍርኪ ቆሪፅክዮ ❤❤❤
ብሓቂ ደሰ ዝብል እዩ ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጋኡ የብዘሐልክን ክቡራት ኣሕዋተይ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ብሓቂ ፀጉእ የብዘሐልክን እግዚኣቢሔር ኣምላክ ፀጉእ የብዘሐልክን 👏👏👏
ብሓቅ ክንደይ ይጥዕም አሰይ ቃል ህይወት ያሰምዐልና ክቡራተይ ንዓና ውን ብጣዕም ይኡ ርእሲና ይፍትሸና ቀፅላሉ❤❤
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዝሐልክን እግዚአብሔር ኣምላክ ፍቅራት ኣሕዋተይ
የሕዋተይ ፀግኡ የብዘሐልኪን ምዓዛዬ ንፍዕቲ እኺ ዓለማዊነትን መንፈሳውነትን ጎጎድኒ ሕዝክየን 👍👍👍
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራተይ እግዚአብሔር ትእዛዛቱ ክንሕልው ሓይሉ ይሃበና
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ሓፍተይ ናተይ😇❤💛ሓታቲት ሓፍትና ግን ሕቶ ምስ ሓተትክዮም ንእሽተን ዕድል ሃብዮም ከም ልቦም ክምልሱ ክብርተይ😌
ብሓቂ መዓዛ ንፍዕቲ ኣነስ ናይ ፊልሚ ጥራይዩ ዝመስለኒ ነይሩ ብሓቂ ጎበዛት🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪን ፍትዋት የሕዋተይ ቀጽልኦ ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ።
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡራት ኣሓዊትና እግዚአብሔር ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይሃብኪነ
ጸግኡ የብዝሓልክን እግዚኣብሔር ፍቁራት የሕዋተይ ንእሽቶይ መእረምታ ግን ኣቡነ ዘበሰማያት ኢልክን ወዲእክንኦ ነገር ግን ብሰላመ ቅዱስ ገብርኤል ክትቅጽልኣ ነይሩክን ብዝተረፈ ጽቡቅ ቀጽልዎ።
❤️❤️❤️❤️🙏❤️❤️❤️❤️
welcome ጽብቃተይ❤❤ኣብዚሑ ጸጋ የብዘሐልክን ፈጣሪ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዕልና
ማዛየይ ሽኮር ኣስይ ኣከዳድናክን ክጥዕም እግዚኣብሔር ኣምለክ ፀጉኡ የብዘሐልክን ኣሕዋተይ ማኣዘየይ ኣጆኪ ቀፅሉሉ❤❤❤❤❤
ባሓቂ ቃለ ሕይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልክን እሕዋተይ ማኣዛ ሓፍተይ ባሓቂ ባሓቂ ጎብዝዝዝዝዝዝዝ ቀፅሉሉ አነ ስ አብ ድራማ ክትዋስኢ ከለኪ ብጣዓሚ እየ ዝፀለእኪ አብ ናይ ሰብ ሂወት ሰለ እተአትዉ
ኢትገብሪዎ ዘሎኹም ንመንፈስካ ደስ ዘብል ሓደራኹም ቀጽልዎ፡ኢዞም ስነጥበባውያኒን ሉል ወርቂ intertnimentን ክድገፉ ይግቦኦም።
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉአ የብዘሐልክን እግዚኣብሔር ኣምላክ ፍቅራተይ
ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡራተይ ጸጋን በረከትን ይብዘሐልኪን እግዚአብሔር አምላክ 🙏🙏🙏💞
ቃለ ህይወት የስመዐልና ቀጽላሉ
ናይ ብሓቂ ክድነቁ ዘለዎም ስነጥበባውያን ኢዮም እዚኦም ኣምላክ ጸግኡ ይብዝሓልኩም ።
ቋንቋዉን ባልችልም ገብቶኛል. አሜን ቃለ ሄወት ያሰማልነ ያገልግሎት ዘመናችሁን መልካም ፁም ፀሎታችሁ ይደረብን
እግዛብሄር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልክን የሕዋተይ ከይተሓለልክንን ንትምህራና ነመስግነክን
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፍቁራት ልዑል እግዚአብሔር እቱ ቃሉ ንኽንነብሮ ኣምላኽና ይዓድለና
Amen kale hiwet yesmealna yhawat admen tianan yhabkin fetari tsuruyat:-
ቃለ ሂወት የስመዐና ቡዙሕ ቀሲምና ቀፅልሉ
ናይ ባሓቂ ኣሕዋተይ ንስኹም ዋልታ ናይዛ ቅድስቲ ሃይሞነትና ኢኹም እሞ ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልኩም ::
ናይ ብሓቂ ቃለሂወት የስመዓልና፡ካባክን፡ብዙሕ ኢና ንመሃር ቀጽልኦ ምቁራት እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣብ ቤቱ የንብርክን
ቃል ሂወት የስምዐልና ንፋዓት ቀጽልዎ ደስ እልኒ ክጽሕ ተገዲደ ዘሕጉስ እየ
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና መዓዛ ፀግኡ የብዝሐልክን
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalina yehwatey Egizabheri Amlak Teguue yebzhlukine
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስምዐና ፀግኡ የብዘሐልክን ፍቁራተይ 👏👏👏
ቃል ሂወት ይስማዓልባ ጽቡቅ መድብ
በሓቅ ማሃርት ዘኮነ መደብ ክንደይ ትዕድልት እዩ ተዋሕዶ ምኻን ቀፅላሉ አሓተይ❤❤❤
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፍትዋተይ ክንደይ ትምዕርጋ ተመስገን
ቃል ሂወት የስማልና እግዚኣቢሀር ጸጋኡ የብዝሓልክን
ኣሜንኣሜንኣሜን
እግዝብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዛኣብኩም ብሩካት ተባራኩ
ቀፅላሉ ኣሕዋተይ ፍፃሜክን የስምረልክን
ዋውው ኣዝዩ ደስ ዝብል መደብ ቀጽልዎ፡ኩሉ ነገርክን ደስ በሃልቲ ኣከዳድናኽን ትሕትናኽን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን እግዚኣቢሄር።
ቃለ ሂወት የስመዓና ኣሕዋተይ መኣዚየ ንፍዕቲ ፕሊስ ቀፅልሉ ከም እግዚአብሔር ፍቃድከይተቃርፅዮ ክንደይ ንመሃር ኣለና ኣድያም ስብሃቱሃኒባል ቴድርስ ባ ኣምፅእልና
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሐልክን ኣሕዋተይ ፅቡቅ መደብ እዩ ቀፅሉሉ
ቃል ህወት የስምዐልና ብሓቅ ክቡራተይ
እንቃዕ ብደሓን መጻኺ ሓፋትና ዲኑ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዘብል መደብ እዩ ቀጽልዮ 🙏🙏🙏ሓፋትና መኣዛ ከኣ ንፋዕቲ ኢኺ ብጣዕሚ so ጸግኡ የብዘሓልኽን የሕዋት ጾምና ይባርኸልና ይቀድሰልና ብሰላም ናብ በዓለ ትንሳኤኡ የብጸሓና የሕዋትትት🙏🙏🙏
ቃለ ህይወት የስመዐልና ብሩካት አሕዋተይ ብሓቂ ደስ ይብል ቀፅላሉ
Bhaqi qal hiwet yesmealna Egziabiher xegu yebzhalkiumn
ትክዳንክንሲ ኣቤት ደስ ክብለካ ኣምላክ ጸጋ የብዛሕልክን ኣብ እመነትክን የጽንዕክን ዓብይ ስራሕዩዩ ትከድኦ ዘለክንን ደሉ ኣምላክ ዓስብኪ ይሃብኪኪኪ
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣምላክ ይባርክን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኣምላክ ስደትና ይሕጺሩ ገጽ ስድራና የርኤና ጎይታ Thanks so much
እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሕ ኣሕዋትና መላእኽቲ ናይ ምድሪ ትመስላ ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል እዩ ብዙሕ ንመሃር ስለዘለና ሓደራ እዚ መደብ ቀጽልዮ ሓብትና።
በሓቂ ቃል ሂዉት የስመዕና ክብራተይ ካብዚ ቡሑ እናትመህርና እና ቀፅሉሉ ፀጉኡ የበዘሕልኩም🥰🥰
አሜን አሜን አሜን ቃል ህወተይ የስምዓልና እግዚአቢሄር ይባርከልና 🙏🙏🙏
ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡራተይ ፀግኡ የብዝሐልክን ብሓቂ ክንደይ ደስ ይብል እቲ ኣኸዳድናክን ቀፅላሉ ተዉሃዶ ምኻን ትዕድልቲ እዩ
ቃለ ህይወት የስመዐልና አሕዋተይ ፀጉኡ የብዛሕልክን ዘንአሕዋተይ ማእዝየ ሰሓቂት
እግዚአብሔር ይመስገን ክትደይ ድየ ዝፈትወኩምፀጋኡ ያብዝሓልኹም አሕዋተይ
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልክን ፍቁራተይ
ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፅጉኡ ይብዛሕ ክብርት አሕዋትና ቅፅላሉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርት ዘለዋ እዩ🕊
ኣሜን ቃል ሃወት የስምዓልና ኣሰይ ማእዛ ሽኮር ከጸብቀልኪ ኩሉ ግዜ ከምዚ እንተት ገብሪ ጽቡ ቅ ኔሩ
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፅጉኡ የብዘሐልኪ ማኣዛ ሓፍትና ብጣዓሚ ደሰሰሰ ዘበለ እዩ ቀፅሉዋ
ኣሕዋተይ ረአየኦ እዚ ባህልና ሃይማኖትና ክቅጽብቅ ሓደራ ዋጋኽን ኩቡር ኢዩ ባዕልኽ ኣይትሕሰራ
ብሕቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክብርት ኣሕዋተይ ፀጉኡ የብዘሐልኪን ፉቅራተይ
ዋው መኣዛ ሓፍተይ ጸግኡ የብዘሐልኪ የአውነት ካምዚ ኣይተፀበኹክን ሓታቲት ሓብትና ውን ጎቦዝ ኢኪ ቀፅሉሉ መኣዛ ግን ኣብሰልሚ ፍልም ኣብሞንጎ ፍቁራት አናዳኣተኪ ተከክ ኣቢልክኒ ክክክ ተካታተልቲ ሰልሚ ኣውራ ከማይዶ ተሕርቀኩም
ክክክክክ ፍልም እዩ አነውን ሓርቀ ነይራ
ብጣዕሚ እያ እልተሕርቀኒ ክክክክክክ
ደስ ዘብል ኢዩ ንኩሉ ነብሱ ዘፈትሽ ኣምላክ ጸጋ የብዝሓልኩም።ሰብኣይ ርእሲ ሰበይቲ ኢዩ ይብል እቲ ጽሑፍ፡ግን ሓንቲ ኣርእስቲ ኣንቢብና ክንምልስ ከለና ሰበይቲ ጽቕጥ ትበል ዝብል ይመስል እሞ፡እቲ ትእዛዝ ናይ ሰቡኡት እኳ ደኣ ይከብድ፡ከምቲ ክርስቶስ ንቤተክርስትያን ዘፍቅራን ዘኽብራን፡ ሰብኡት ከኣ ነንስትኹም ከምኣ ጌርኩም ኣፍቅሩወን ኢዩ ዝብል እቲ ቃል፡ኣቤት ክንደይ ይደንቕ እዚ ቃል!!!ክርስቶስ ንቤተክርስትያን ኣፍቀራ ንምሉእ ዘመናት ከኣ ከኽብራን ከፍቅራን ኢዩ፡ክርስቶስ ርእሲ ቤተክርስትያን፡ቤተክርስትያን ከኣ ኣካል ናይ ክርስቶስ፡ስለዚ ሰብኣይ ርእሲ ሰበይቲ፡ሰበይቲ ከኣ ኣካል ናይ ሰብኣይ፡ ርእሲ ንኣካል ስለ ተፍቅር ተኽብራ፡ኣካል ከኣ ብዘይርእሲ ስለ ዘይትነብር ትእዘዛ።ትሕት ምባል ሓንቲ ትእዛዝ ኢያ፡ከምቲ ንቤተክርስትያን ዘፍቀራ ንሰበይትኻ ከምኡ ጌርካ ኣፍቅራ ማለት ግን፡ክርስቶስ ንቤተክርስትያን ንምፍቃርን ንምክባርን፡ ካብ ዋጋ ንላዕሊ ዋጋ ከም ዝኸፈለ፡ሰብኡት ውን ንስለ ኣንስቶም ንስለ ፍቅሪ ኣካሎምን፡ ዘለዎም ዋጋ ከፊሎም ኣካሎም ከኽብሩን ከፍቅሩን ይግበኦም ኢዩ።ነታ ትሕት በሊ ዝተበሃለት ሰበይቲ ማዕረ ክንደይ ከም ዘኽብራ ዝነግር ኢዩ እሞ፡ከምቲ ክርስቶስ ንቤተክርስትያን ዘፍቀራ ጌርና ኣንስትና እንተኣፍቂርና፡ወለሓደ ፍልልይን ዘይምስምማዕን ኣይፍጠርን ኢዩ፡ ኣንስትና ከኣ፡ ኣምሳያ ናይ ትሕትነአን ኣብ ክብረት ይረኽብኦ።ብዝተረፈ መደብኩም ቀጽልዎ ኣምላኽ የበርትዕኩም።
ቃለ ህይወት ያሰማልን እግዚአብሔር ይባርካቹ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ለዘለአለም ትኑር
እግዚአብሔር ይባርኽክን አሜን🙏
ቃል ሂወት የስምዓልና ቀጽልኦ
ብሓቂ ቃለ ሂይወት ያስመዐና
ብሓቂ ደስ ዝብል ቃለ ሂወት የስማዕልና፡ ኣጆኹም፡ካባኹም ብዙሕ ንማሃር ኣለና
ዋው ደስ ዘብል ሕቶን መልስን አዝዩ መሃሪ'ዩ ስለዚ እግዝአብሄር ጸግኡ የብዝሓልክን የሕዋተይ መዓረይ
_መኣዚተይ ቃለ ህይወት የስመዓና ጸግኡ የብዝሕ ሞክሽዬ በርትዒ ኣጆኺ_
ቃለ ህይወት ፍትዋተይ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዝሕ
ቃለ ሂወት የስምኣልና ክብራት ኣሓዋት ጸግኡ የብዝሓልኩም
ቃለ ሂወት የስማዓልና ሽኮሪናታት። ብዙሕ ንማሀር አለና። 🇪🇷❤️🙏🏾
ንሶም ብቻ ኣይኮኑን ዝሕተቱን ዝምሉሱን ዘለዉ ኣሕናዉን ምስኦም ንሕተትን ንምልስን ኣለና ዙይፈለጥናዮ ዉን ብዙሕ ንፈልጥ ኣለና ኢናሞ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዕና ክቡራተይ ቀፅልዎ 💚💚💚
🙏🙏🙏amen haqi ki wey haqka ga
ክንደይ ደስ ይብል እቲ ኣካዳድናክን ቀፀሉ ተዋህዶ ምካን ትዕድልት እዩ
kkkkkk
@@hanabrhane8142
Entay dea kndzi sehaq
@@kbrinegzabherykun8396 naqet yemsel gen aygban
Nay bahaqi
Nay behaqi 💚🙏
ቃለሂወት የስመዐና በጃኩም ከምዙይ ኢልኩም ቀፅሉሉ ኣምላክ ምሕረት ከዉርደልና ድማ ምፍላጥ ብቻ ዘይኮነስ ትእዛዛቱ ክነክብር ኣምላክ ይደግፈና ፍቁራተይ
⛪️⛪️❤️❤️❤️ ኮራላይሶን አዝጋብሄር ዘመንከን ይባረክ የሕዋተይ ❤️🙏🙏🙏🙏
እዝጋብሄር❌
እግዚአብሔር ✅ እያ ትኽኪል።
ፅጋበይ ትርጉም ኣለዎ እዩ ኪብሪ ንስሙ ይኩን
ቃለ ሂይወት የስመዓልና !ብጠዓሚ ኣዝዩ መሃሪ መደብ እዩ 😊😊 ብዙሕ ሰብ ነፍሱ ክፍትሽ ይሕግዞ'ዩ ሞ ፣ በጃኹም ከምዚ ዓይነት መደብ ቀጽልዎ ።🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️
ብሓቂ ንፍዕቲ ክብርቲ ሓፍትና ንዓና እውን ርእስና ክንፍትሽ ገይርኩምና አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም አብ ቤቱ የፅንዕኩም
ቃለ ሂወት የስመዐልና ማኣዚተይ ብሓቂ ንፉዕቲ እግዛቢሄር ኣምላክ ፀጋኡን በረከቱን የብዝሐልክን ኩቡራተይ 🙏🙏🙏♥️
እየሱስ ማለት ፈውሲ
መዲሂናኣለም ማለት ተሰቂሉ ዓለም ዘድሐነ
ኣማኒኤል ማለት ሰብ ከለ ኣምላክ ዝኮነ ኣምላክ ከለ ሰብ ዝኮነ
ካብ ዝተምሃርክዎ እዩ ብዝተረፈ ጊን ፅጉኡ የብዝሕ
ቃለ ሂወት የስመዕልና አማኒኤል እግዚአብሔር ምሳና ከነ እየ ተምህረያ አነ ውን
ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ፀግኡ የብዘሐልክን ኣሕዋተይ
መኣዛ ሓፍተይ በጃኪ ኩሉ ግዜ ከም ኣዴታትኪ ከምዚይ ዓይነት ክዳን ተከደኒ ኣብ ፊልምታት አትክደንዮ ክዳን ናይ ብሓቂ ንእግዚኣብሔር ዘሐዝን ንድያብሎስ ዘሐጉስ አዩ አንጀራ አዩ ትብሊ ትኮኒ ግን በጃኪ መዓርግ ዘለዎ ክዳን ተከዲንኪ ስርሒ ሓደራ ይብለኪ ዛሓፍተይ በረከትክን ይሕደረኒ ፍቁራተይይይ
ናይ ባሓቂ ቃል ህወት ይስመዕልና ኣሐዋትይ አግዚኣብሄ ር ጰጕኡ ይብዘሐልክን 🙏
እሰይ ፅሩያትይ ቃል ህይወት የሰምዐልና ክቡራት አሕዋተይ ፀጉኡ በረከቱ የብዘሐልክን✝️✝️✝️✝️✝️✝️
ኪርያላይሶን ኪርያላይሶን ኪርያላይሶን ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኪን ምቁራተይ ብጣዓም ደስ ዝብል እዩ
ግን መንፍሳዊን ኣለማዊን ዳኣ ኣይጋራጨወኪን ሓፈተይ ማኣዛ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፡ደስ ዘብል መድብ ኢዩ፡ቀጽላሉ፡የቀንየልና ካኣ
ቃለ ሂወት የስማዕልና ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ኢዩ ኣምላኽ ሓይሉ ይሃብኩም ኣነ ዝገርመኒ ግና እዞም ዝሕተቱ ነዚ ሕቶታት ከመይ ገይሮም ኢዮም ዝምልስዎ ዘለዉ ይምሃሩ ድኣ እንተልዮም እምበር
ኣሰይ ደስ ትብላ ጎበዝ ምኣዚየ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጎበዛት ቀፅላሉ ንሕናውን ንመሃር🙏😥😘❤️💛🌿🌿🌿🌿
በሓቂ ደስ ዝብል ቃላት የብለይን ኣሕዋተይ ብዙሕ ንመሃር ኣለና ናይ በሓቂ ሓደ ስነጥበበኛ ብኹሉ ነገር ኣርኣያ ናይ ሕብረተ ሰብ ክኸውን ኣለዎ ኣካዳድናኽን ከኣ በጣዕሚ ሕፉርን ግርማ ዘለዎን100%🤗! ብድጋሜ ክብረት ይሃበልና ብዙሕ ንጽበ ካባኽን!
ኣሜን ቃል ሂወት የስማልና ግን ክሳብ ሕጂ ሓንቲ መልሲ ዘላ ናይ ስነጥበበኛታት ዓለማዊ ፍልም ክትሰርሕ ጸገም ኣየምጽእን እዩ ማለት ኣይጋጮን እይ ምስ መንፈሳዊ ይብሉ እዚኣ ኣነ ብውልቀይ ኣይሰማምዓላን እየ መክንያቱ እቲ ናይ ቀደም ፊልም እንተ ዝከዉን ያ ናይ ሎሚ ፊልም ዘሎ ግን 90% ንዝሙት እዩ ዝዕድመካ ከምይ ገሩ ሓደ እዩ ይብሉ እዚኣስ ኣፍትሑላ ዳ ሶ thank you for teaching us about our religion 💒💒💒🙏🙏🙏
ምሳኻ ኣለኹ ኣነ ዉን
።
እሞ ንዝሙት ዘይዕድም ፊልም ክትሰርሕ ኣይከኣልን ድዩ፧
ጽቡቅ ኣለካ ሓወይ ናተይ ግን እንታይ ይፍለጥ እንተ ገደፈቶ
Nay bhaqi nay zmut eyu nay lomi film msaka aleku
ቃለ ህይወት የስመዓልና ። መኣዝየ ጸግኡን በረኸቱን ይሃብኪ ጎይታ ኣጆኺ በርትዒ ።
_አሰይይይ ተመስገን ፈጣሪ ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዓልና ፀጉኡ የብዘሐልክን እግዚአብሔር አምላክ_
ጾም ማለት ካብ ማይን መግብን ምኽልካል ማለት ኣይኮነን ጾም ማለት ምስ እግዛኣብሄር ዘራኽብ ሓደ መንገዲ ኮይኑ ነብስኻ እንዳቐጻዕካ ዝግበር እዩ እምበር ካብ ማይን መግብን ደኣ መዓልታዊ እንዲና ንሕሰም ብሰንኪ ስራሕ ጻዕቂ ።
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓና የሕዋተ
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ክቡራት የሕዋት ክትቅጽልኦ ድማ ንምሕጸን፡፡
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኢዩ ስነ ጥበብና ምስ እምነትና ተሳንዩ ክከይድ ኣለዎ፡ ድያና ከኣ ትርጉም ስምኪ ፍለጥያ እሞ ቀይርያ ናብ ድምያና ወይ ደናይት፧ መኣዛ ከኣ ንፍዕቲ ኢኪ ብጣዕሚ። ክምልሱ ከለዉ ከኣ ኣድንቅዮም ባ፡ ደረስቲ ከኣ ኣምጽኢ ሓፍተይ።
Diyana entay malet u ❤️
@@galdigsa3394 ድያና ናይ ግሪኽን ሮማውያንን ርኽስቲ ጣኦት ስም ኢዩ።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና ብሰላም ብርሃነ ትንሳኤ የብጻሓና
ደስ ዘብል መደብ ኢዩ ንስኹም፡ኣይኮንኩምን ትሕተቱ ትምልሱ ዘለኩም፡ኩሉ ህዝቢ ኢዩ ካብኩም፡ዝመሃርን ዝሕተትን ዝምልስን ዘሎ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጋኡ የብዝሐልክን ክቡራተይ
ቃለ ሂወት የስማዓልና ማዚታ ሓፍተይ ኣምላኽ ጸጋ ብድበ ጸጋ ይዓድሊኪ ብሓፈሻ ንኹላትክን ምቅዩራት ኣሕዋተይ ኣጆኹም ቀጽልዎ
አቡነ ዘበሰማያት ጽቡቅ ጌራ ኣይበለታን ጌጋታት አለዋ ስቅ ኢልካ ክሕለፍ ዘይብሉ ስለዝኾነ ኢየ ተትእርምያ ንኹሉ ሰብ ጽብቅ መረዳእታ ምኾነ ነይሩ ኾይኑ ይስመዓኒ ብዝተረፈ ጽቡቅ ቃለ ሂወት የስምዓልና
ያ ናይ ብሓቂ
ቃል ኅይወት የሠመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልክን ኣሕዋተይ
ኣሰይ ዘን ኣሕዋተይ ኣምላክ ፀጉኡ የብወሓልክን
ክንደይ ደስስ ትብላ ክብርቲ ሓፍትና ሓታቲለ ጎቦዝ ጭፍርኪ ቆሪፅክዮ ❤❤❤
ብሓቂ ደሰ ዝብል እዩ ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀጋኡ የብዘሐልክን ክቡራት ኣሕዋተይ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
ብሓቂ ፀጉእ የብዘሐልክን እግዚኣቢሔር ኣምላክ ፀጉእ የብዘሐልክን 👏👏👏
ብሓቅ ክንደይ ይጥዕም አሰይ ቃል ህይወት ያሰምዐልና ክቡራተይ ንዓና ውን ብጣዕም ይኡ ርእሲና ይፍትሸና ቀፅላሉ❤❤
አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዝሐልክን እግዚአብሔር ኣምላክ ፍቅራት ኣሕዋተይ
የሕዋተይ ፀግኡ የብዘሐልኪን ምዓዛዬ ንፍዕቲ እኺ ዓለማዊነትን መንፈሳውነትን ጎጎድኒ ሕዝክየን 👍👍👍
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራተይ እግዚአብሔር ትእዛዛቱ ክንሕልው ሓይሉ ይሃበና
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ሓፍተይ ናተይ😇❤💛
ሓታቲት ሓፍትና ግን ሕቶ ምስ ሓተትክዮም ንእሽተን ዕድል ሃብዮም ከም ልቦም ክምልሱ ክብርተይ😌
ብሓቂ መዓዛ ንፍዕቲ ኣነስ ናይ ፊልሚ ጥራይዩ ዝመስለኒ ነይሩ ብሓቂ ጎበዛት🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪን ፍትዋት የሕዋተይ ቀጽልኦ ጽቡቅ ትምህርቲ እዩ።
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡራት ኣሓዊትና እግዚአብሔር ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይሃብኪነ
ጸግኡ የብዝሓልክን እግዚኣብሔር ፍቁራት የሕዋተይ ንእሽቶይ መእረምታ ግን ኣቡነ ዘበሰማያት ኢልክን ወዲእክንኦ ነገር ግን ብሰላመ ቅዱስ ገብርኤል ክትቅጽልኣ ነይሩክን ብዝተረፈ ጽቡቅ ቀጽልዎ።
❤️❤️❤️❤️🙏❤️❤️❤️❤️
welcome ጽብቃተይ❤❤ኣብዚሑ ጸጋ የብዘሐልክን ፈጣሪ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዕልና
ማዛየይ ሽኮር ኣስይ ኣከዳድናክን ክጥዕም እግዚኣብሔር ኣምለክ ፀጉኡ የብዘሐልክን ኣሕዋተይ ማኣዘየይ ኣጆኪ ቀፅሉሉ❤❤❤❤❤
ባሓቂ ቃለ ሕይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልክን እሕዋተይ ማኣዛ ሓፍተይ ባሓቂ ባሓቂ ጎብዝዝዝዝዝዝዝ ቀፅሉሉ አነ ስ አብ ድራማ ክትዋስኢ ከለኪ ብጣዓሚ እየ ዝፀለእኪ አብ ናይ ሰብ ሂወት ሰለ እተአትዉ
ኢትገብሪዎ ዘሎኹም ንመንፈስካ ደስ ዘብል ሓደራኹም ቀጽልዎ፡ኢዞም ስነጥበባውያኒን ሉል ወርቂ intertnimentን ክድገፉ ይግቦኦም።
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉአ የብዘሐልክን እግዚኣብሔር ኣምላክ ፍቅራተይ
ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡራተይ ጸጋን በረከትን ይብዘሐልኪን እግዚአብሔር አምላክ 🙏🙏🙏💞
ቃለ ህይወት የስመዐልና ቀጽላሉ
ናይ ብሓቂ ክድነቁ ዘለዎም ስነጥበባውያን ኢዮም እዚኦም ኣምላክ ጸግኡ ይብዝሓልኩም ።
ቋንቋዉን ባልችልም ገብቶኛል. አሜን ቃለ ሄወት ያሰማልነ ያገልግሎት ዘመናችሁን መልካም ፁም ፀሎታችሁ ይደረብን
እግዛብሄር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልክን የሕዋተይ ከይተሓለልክንን ንትምህራና ነመስግነክን
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፍቁራት ልዑል እግዚአብሔር እቱ ቃሉ ንኽንነብሮ ኣምላኽና ይዓድለና
Amen kale hiwet yesmealna yhawat admen tianan yhabkin fetari tsuruyat:-
ቃለ ሂወት የስመዐና ቡዙሕ ቀሲምና ቀፅልሉ
ናይ ባሓቂ ኣሕዋተይ ንስኹም ዋልታ ናይዛ ቅድስቲ ሃይሞነትና ኢኹም እሞ ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልኩም ::
ናይ ብሓቂ ቃለሂወት የስመዓልና፡ካባክን፡ብዙሕ ኢና ንመሃር ቀጽልኦ ምቁራት እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣብ ቤቱ የንብርክን
ቃል ሂወት የስምዐልና ንፋዓት ቀጽልዎ ደስ እልኒ ክጽሕ ተገዲደ ዘሕጉስ እየ
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና መዓዛ ፀግኡ የብዝሐልክን
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalina yehwatey Egizabheri Amlak Teguue yebzhlukine
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስምዐና ፀግኡ የብዘሐልክን ፍቁራተይ 👏👏👏
ቃል ሂወት ይስማዓልባ ጽቡቅ መድብ
በሓቅ ማሃርት ዘኮነ መደብ ክንደይ ትዕድልት እዩ ተዋሕዶ ምኻን ቀፅላሉ አሓተይ❤❤❤
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፍትዋተይ ክንደይ ትምዕርጋ ተመስገን
ቃል ሂወት የስማልና እግዚኣቢሀር ጸጋኡ የብዝሓልክን
ኣሜን
ኣሜን
ኣሜን
እግዝብሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዛኣብኩም ብሩካት ተባራኩ
ቀፅላሉ ኣሕዋተይ ፍፃሜክን የስምረልክን
ዋውው ኣዝዩ ደስ ዝብል መደብ ቀጽልዎ፡ኩሉ ነገርክን ደስ በሃልቲ ኣከዳድናኽን ትሕትናኽን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን እግዚኣቢሄር።
ቃለ ሂወት የስመዓና ኣሕዋተይ መኣዚየ ንፍዕቲ
ፕሊስ ቀፅልሉ ከም እግዚአብሔር ፍቃድ
ከይተቃርፅዮ ክንደይ ንመሃር ኣለና ኣድያም ስብሃቱ
ሃኒባል ቴድርስ ባ ኣምፅእልና
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሐልክን ኣሕዋተይ ፅቡቅ መደብ እዩ ቀፅሉሉ
ቃል ህወት የስምዐልና ብሓቅ ክቡራተይ
እንቃዕ ብደሓን መጻኺ ሓፋትና ዲኑ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዘብል መደብ እዩ ቀጽልዮ 🙏🙏🙏
ሓፋትና መኣዛ ከኣ ንፋዕቲ ኢኺ ብጣዕሚ so ጸግኡ የብዘሓልኽን የሕዋት ጾምና ይባርኸልና ይቀድሰልና ብሰላም ናብ በዓለ ትንሳኤኡ የብጸሓና የሕዋትትት🙏🙏🙏
ቃለ ህይወት የስመዐልና ብሩካት አሕዋተይ ብሓቂ ደስ ይብል ቀፅላሉ
Bhaqi qal hiwet yesmealna Egziabiher xegu yebzhalkiumn
ትክዳንክንሲ ኣቤት ደስ ክብለካ ኣምላክ ጸጋ የብዛሕልክን ኣብ እመነትክን የጽንዕክን ዓብይ ስራሕዩዩ ትከድኦ ዘለክንን ደሉ ኣምላክ ዓስብኪ ይሃብኪኪኪ
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣምላክ ይባርክን ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኣምላክ ስደትና ይሕጺሩ ገጽ ስድራና የርኤና ጎይታ Thanks so much
እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሕ ኣሕዋትና መላእኽቲ ናይ ምድሪ ትመስላ ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል እዩ ብዙሕ ንመሃር ስለዘለና ሓደራ እዚ መደብ ቀጽልዮ ሓብትና።
በሓቂ ቃል ሂዉት የስመዕና ክብራተይ ካብዚ ቡሑ እናትመህርና እና ቀፅሉሉ ፀጉኡ የበዘሕልኩም🥰🥰
አሜን አሜን አሜን ቃል ህወተይ የስምዓልና እግዚአቢሄር ይባርከልና 🙏🙏🙏
ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡራተይ ፀግኡ የብዝሐልክን ብሓቂ ክንደይ ደስ ይብል እቲ ኣኸዳድናክን ቀፅላሉ ተዉሃዶ ምኻን ትዕድልቲ እዩ
ቃለ ህይወት የስመዐልና አሕዋተይ ፀጉኡ የብዛሕልክን ዘንአሕዋተይ ማእዝየ ሰሓቂት
እግዚአብሔር ይመስገን ክትደይ ድየ ዝፈትወኩምፀጋኡ ያብዝሓልኹም አሕዋተይ
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልክን ፍቁራተይ
ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፅጉኡ ይብዛሕ ክብርት አሕዋትና ቅፅላሉ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርት ዘለዋ እዩ🕊
ኣሜን ቃል ሃወት የስምዓልና ኣሰይ ማእዛ ሽኮር ከጸብቀልኪ ኩሉ ግዜ ከምዚ እንተት ገብሪ ጽቡ ቅ ኔሩ
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፅጉኡ የብዘሐልኪ ማኣዛ ሓፍትና ብጣዓሚ ደሰሰሰ ዘበለ እዩ ቀፅሉዋ
ኣሕዋተይ ረአየኦ እዚ ባህልና ሃይማኖትና ክቅጽብቅ ሓደራ ዋጋኽን ኩቡር ኢዩ ባዕልኽ ኣይትሕሰራ
ብሕቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክብርት ኣሕዋተይ ፀጉኡ የብዘሐልኪን ፉቅራተይ
ዋው መኣዛ ሓፍተይ ጸግኡ የብዘሐልኪ የአውነት ካምዚ ኣይተፀበኹክን ሓታቲት ሓብትና ውን ጎቦዝ ኢኪ ቀፅሉሉ
መኣዛ ግን ኣብሰልሚ ፍልም ኣብሞንጎ ፍቁራት አናዳኣተኪ ተከክ ኣቢልክኒ ክክክ ተካታተልቲ ሰልሚ ኣውራ ከማይዶ ተሕርቀኩም
ክክክክክ ፍልም እዩ አነውን ሓርቀ ነይራ
ብጣዕሚ እያ እልተሕርቀኒ ክክክክክክ
ደስ ዘብል ኢዩ ንኩሉ ነብሱ ዘፈትሽ ኣምላክ ጸጋ የብዝሓልኩም።
ሰብኣይ ርእሲ ሰበይቲ ኢዩ ይብል እቲ ጽሑፍ፡
ግን ሓንቲ ኣርእስቲ ኣንቢብና ክንምልስ ከለና ሰበይቲ ጽቕጥ ትበል ዝብል ይመስል እሞ፡
እቲ ትእዛዝ ናይ ሰቡኡት እኳ ደኣ ይከብድ፡
ከምቲ ክርስቶስ ንቤተክርስትያን ዘፍቅራን ዘኽብራን፡ ሰብኡት ከኣ ነንስትኹም ከምኣ ጌርኩም ኣፍቅሩወን ኢዩ ዝብል እቲ ቃል፡
ኣቤት ክንደይ ይደንቕ እዚ ቃል!!!
ክርስቶስ ንቤተክርስትያን ኣፍቀራ ንምሉእ ዘመናት ከኣ ከኽብራን ከፍቅራን ኢዩ፡
ክርስቶስ ርእሲ ቤተክርስትያን፡
ቤተክርስትያን ከኣ ኣካል ናይ ክርስቶስ፡
ስለዚ ሰብኣይ ርእሲ ሰበይቲ፡
ሰበይቲ ከኣ ኣካል ናይ ሰብኣይ፡
ርእሲ ንኣካል ስለ ተፍቅር ተኽብራ፡
ኣካል ከኣ ብዘይርእሲ ስለ ዘይትነብር ትእዘዛ።
ትሕት ምባል ሓንቲ ትእዛዝ ኢያ፡
ከምቲ ንቤተክርስትያን ዘፍቀራ ንሰበይትኻ ከምኡ ጌርካ ኣፍቅራ ማለት ግን፡
ክርስቶስ ንቤተክርስትያን ንምፍቃርን ንምክባርን፡ ካብ ዋጋ ንላዕሊ ዋጋ ከም ዝኸፈለ፡
ሰብኡት ውን ንስለ ኣንስቶም ንስለ ፍቅሪ ኣካሎምን፡ ዘለዎም ዋጋ ከፊሎም ኣካሎም ከኽብሩን ከፍቅሩን ይግበኦም ኢዩ።
ነታ ትሕት በሊ ዝተበሃለት ሰበይቲ ማዕረ ክንደይ ከም ዘኽብራ ዝነግር ኢዩ እሞ፡
ከምቲ ክርስቶስ ንቤተክርስትያን ዘፍቀራ ጌርና ኣንስትና እንተኣፍቂርና፡
ወለሓደ ፍልልይን ዘይምስምማዕን ኣይፍጠርን ኢዩ፡ ኣንስትና ከኣ፡ ኣምሳያ ናይ ትሕትነአን ኣብ ክብረት ይረኽብኦ።
ብዝተረፈ መደብኩም ቀጽልዎ ኣምላኽ የበርትዕኩም።