ንድያቆን ኣስመላሽ ብዓበይቲ ሊቃውንት ዝተዋህቦ መልሲ ተዋህዶ ንንቃሕ Tewahdo zebeaman ብመጋቤ ምስጢር አማኑኤል መንግስተኣብ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 6 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 175

  • @amin-s8t
    @amin-s8t 18 днів тому +14

    እዚ መድረክ ተዋህዶ ዘበኣማን ከምቲ ዝረኣክዎ ክፉት እዩ ትግርኛ ተዛረብቲ መምህራን ጠፊኦም ዘይኮኑስ ክቐርቡ ይፈርሑ እዮም መስለኒ ምክንያቱ ማዕበል ዝኮነ ጸርፊ ስለ ዝዘንቦም ግን ሕጂ ሕጂ ብዙሓት ተላዒሎም ኣለዉ ቁሩብ ግዜ እዩ ኣኣምበር ሓዊ ሓዊ ጽጨንዉ ምሁራን ኣለዉ ንብዓ ድያቆን ኣስመላሽ ኣይኮነን ንካልእ ክምልሱ ዝኽእሉ።

    • @Haile-p3s
      @Haile-p3s 18 днів тому +2

      ስጀመር ኦርጌን ቅዱስ ሰማዕት ኢዩ ስሙ ንምጥፋእ ኢዩ ከሓዲ ዝበልዎ

    • @ጽዮንትኣቢእምክሉፍጥረት
      @ጽዮንትኣቢእምክሉፍጥረት 18 днів тому

      ስማዕ ንስካ ክርእየካ ጸኒሐ ኣብ ኩሉ ኮመንት እንዳ ከድካ ትምልስ ኣለካ ንስካ ዝበልካዮ ስብ ብግዴታ ክስዕበካ ንስካ እትብሎ ነገር ሓቂ ከምዝኮነ ኢካ ትጽሕፍ ዘለካ 😂 ብጣዕሚ ኢኩም ትገርሙ ካብዚ ዋና ቻነል ጀሚርካ ወለሓደ ክሕደት ወላሓደ ስሕተት ስብ ንምድንጋር ኣብ ዓውደ ምህረት ሰብ ንምስሓት ዝማህሮ መስሓቲ ትምርቲ የለን። ኣቤት ዝገርም ጸጋ እዩ ዘለዎም ድያቆን ኣሽመላሽ ከም በዓል ንስካትኩም ከለባት ናይዚ ዘመን ንቁሩብ ቁራቦ ናይ ዩቱብ ሳናቲም ንምእራይ ዓበይቲ መምሃራን ብሰባት ዝፍተው ክተጸልምዎም ምውዓል እዚ ስራሕኩም እዩ ። ከለባት ብፍላይ እዚ ዋና ቻነል ነዛቻነል ንምዕባይ ዘይገብሮ ነገር የለን ካብቲ ዝገበሮ ናይ ቅድም ንድያቆን ኣስመላሽ ምስ ባዓል መቃርዮስ ገብረሚካኤል ማርቆስ ምስቶም ከሓድያን ናይ ሰሜን ኣመሪካ ስእሊ ኤዲት ብምግባር ኣምጺዎ ነይሩ እቲ ጉዳይ ድያቆን ኣስመላሽ ከመይ ኢሉ እዩ ልዕለይ ተፈታውነት ረኪቡ ብምባል እዩ 😂😂😂😂 ከለባት ከለባት ከለባት ናይዚ ዘመን ኢኩም

    • @ጽዮንትኣቢእምክሉፍጥረት
      @ጽዮንትኣቢእምክሉፍጥረት 18 днів тому

      ስማዕ ንስካ ክርእየካ ጸኒሐ ኣብ ኩሉ ኮመንት እንዳ ከድካ ትምልስ ኣለካ ንስካ ዝበልካዮ ስብ ብግዴታ ክስዕበካ ንስካ እትብሎ ነገር ሓቂ ከምዝኮነ ኢካ ትጽሕፍ ዘለካ 😂 ብጣዕሚ ኢኩም ትገርሙ ካብዚ ዋና ቻነል ጀሚርካ ወለሓደ ክሕደት ወላሓደ ስሕተት ስብ ንምድንጋር ኣብ ዓውደ ምህረት ሰብ ንምስሓት ዝማህሮ መስሓቲ ትምርቲ የለን። ኣቤት ዝገርም ጸጋ እዩ ዘለዎም ድያቆን ኣሽመላሽ ከም በዓል ንስካትኩም ከለባት ናይዚ ዘመን ንቁሩብ ቁራቦ ናይ ዩቱብ ሳናቲም ንምእራይ ዓበይቲ መምሃራን ብሰባት ዝፍተው ክተጸልምዎም ምውዓል እዚ ስራሕኩም እዩ ። ከለባት ብፍላይ እዚ ዋና ቻነል ነዛቻነል ንምዕባይ ዘይገብሮ ነገር የለን ካብቲ ዝገበሮ ናይ ቅድም ንድያቆን ኣስመላሽ ምስ ባዓል መቃርዮስ ገብረሚካኤል ማርቆስ ምስቶም ከሓድያን ናይ ሰሜን ኣመሪካ ስእሊ ኤዲት ብምግባር ኣምጺዎ ነይሩ እቲ ጉዳይ ድያቆን ኣስመላሽ ከመይ ኢሉ እዩ ልዕለይ ተፈታውነት ረኪቡ ብምባል እዩ 😂😂😂😂 ከለባት ከለባት ከለባት ናይዚ ዘመን ኢኩም

    • @deaconsemere5558
      @deaconsemere5558 18 днів тому +1

      ጎሪገን ዓብይ ክሕደት ክሒዱ ዘከደ ሰብዩ እሞ መጀመርያ ክሕደቱ ክረአ ይግባእ ይብል ኣነስ ወድሜ

    • @zigeredagerelase2220
      @zigeredagerelase2220 18 днів тому +2

      መጋቢ ምስጢራት መምህር መሪጌታ ዘ ኣማኑኤል ናይ ኣገልግሎትኩም ዓስቢ እግዚኣብሄር ይክፈልኩም ብሂወት ከለኻ ነቲ ቅኑዕ ቅኑዕ ነቲ ዘይቅኑዕ ድማ ዘይቅኑዕ ምባል ሓዋርያዊ ተልእኮ እዩ ስለዚ ትምርትኩም ሊቕነትኩም ኣብ ተግባር ክውዕል ከሎ ከም ምእመን ወኒ ናይ ኦርቶዶግሳውነተይ ይለዓል እሞ ኣነ ከ እንታይ ክገብር ንስሐ ክዓቱ ካብ ሓጥያተይ ክነጽሕ ኣቦታተይ ኢለ ናባኻትኩም ምምጻእን ትምርትኩም ከም ማይ ዝጸመኣ ገመል ይሰትዮ እሞ መናፍቃን ድማ ብፍሪኦም የላልዮም እሞ ነፍሰይን ነፍሲ ቤተሰበይን ይሕሉ ብዓቕመይ ኣብ ትሕቲ እግዚኣብሄር 🙏🙏🙏🙏ብቻ ጽናቱ ይስታችሁ ቃለ ሂወት ያሰማልን ኣባቶቼ 🙏🙏🙏🇪🇷

  • @Kiflom-lc6nm
    @Kiflom-lc6nm 18 днів тому +34

    ብመጀመርታ ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡራን መምህራን ብምቅጻል መኣረምታ ዩ ክከውን ዘለዎ እምበር ከም ምንፍቅና ክሕሰብ የብሉን ልክዕ ዩ ልዕሊ ድያኮን ኣስመላሽ መምህራን ክህልዉ ይክእሉ እዮም ግን ምህላው ጥራይ ኣይኮነን እቲ ኣገዳሲ ከተስተምህረሉ ከለካ ዩ ተበጊስኩም ውን ኣለኩም ድያኮን ኣስመላሽ ከኣ ኣብ ተዋህዶ ዓቢ ኣበርክቶ ዝገብር ንብዙሓት ሰባት ዝመርሕ መምህር ዩ ግድን ዩ ጌጋ ዘሎ ዩ ግን ምዝልላፍ ዘይኮነስ ምትእርራም ዩ ክግበር ዘለዎ

    • @breybrey-o6t
      @breybrey-o6t 13 днів тому +2

      ብጣዕሚ ጎበዝ ሓሳበይ ገሊፅካ ድያቆን ኣስመላሽ ወለዶ ኣብ ምንቃሕ ዘሎን ዝረባረብ ዘልን እዩ ስለዚ እንተተጋግዩ ኣርምዎ እምበር ክትነቕፍዎ ሞራል ኮነ ዓቕሚ የብልኩምን ኣብ ናይ ባዕልኹም ናብራ ተፀሚድኩም ንደቅኹም እኳ ክተምህሩ ግዜ ዘይረኸብኩም ን ድያቆን ኣስመላሽ ክትነቕፍ

    • @MeriLion21
      @MeriLion21 12 днів тому +1

      Nay bhaki xbuk hasab hibkayom

    • @yafetmengstab
      @yafetmengstab 9 днів тому

      ​@@breybrey-o6t
      እዝጊ ኣዛረበካ ኣብ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ከም ዲያቆን ኣስመልሽ ጌሩ ንቤተክርስትያን ዝሰርሓላን ምእመናን ሃይማነቶም ንክፈልጡ ዝገበረን ክጸንዑን ዝገበረ በፍጹም የለን ። መርጌታ ዘኣማኑኤል ብዘይካ ናይ ምክሳስን ክዓብዩን ክሰርሑን ንዝተላዕሉ ሰባት ዳዉን ምግባር ጥራሕ እዩ ስራሕኩም ተሕዝኑ

  • @anenogead6807
    @anenogead6807 16 днів тому +17

    መሪጌታ ሓው ኩሉ እተቕርቦ መደብ ብዓይኒ ትምህርቲ ኣብ ክንዲ ዝኸውን ብዓይኒ ክርክር እንዳገበርካዮ ጌጋ ንወዲ ሰብ እዩ ተዋሂቡ ዲያቆን ኣሽመላሽ ካብ ዝበርከቶ ኩልና ተኣኪብና ክንዲ ፍርቁ ኣየበርከትናን ስለዚ ክጋገ ከሎ ብኻልእ ዓይኒ ጠሚትካ ናብ ማስመድያ ካብ ምዝርጋሕ ንዝትየሉ ንመኻኸረሉ ንራዳዳኣሉ መደብ እንተዝኸውን ዶ ኣይምሓሸን
    ንቤተክርስቲያና ኸ እዚ ጠቓሚ ድዩ ? ንምንታይ ኢና መፍቶ ካሎኦት ኣመንቲ ንኸውን ስለምንታይ ኢና ክሳብ ክንድዚ ኦርቶዶክስ ሃይማኖት ክብራ ናዋርዳን ምእመናን ነናውጾም በጃኻ በዚ ጉዳይ እዚ ደጊምካ ሕሰበሉ ብስሚዒት ኢኻ ትቃለስ ዘለኻ

    • @yafetmengstab
      @yafetmengstab 9 днів тому +1

      anenogead ብሓቂ ክንዲ ርብዒ ዲያቆን ኣስመላሽ ኣይመጹን እዮም ኩሉ ስብከቶም ጭብጢ ዘይብሉ ምክሳስ ትራሕ ዩ

  • @gratseluschannel2469
    @gratseluschannel2469 15 днів тому +11

    በስመ ስላሴ
    ብመጀመርታ ንመማህራና ቃለ ህይወት የስመዓልና ፡ ግን መምህር ዘአማኑኤል ምስ ሊቀ መእምራን ዲ .ኣስመላሽ ጽልኢ ድዩ ወይስ ህልኽ ስለምንታ እንተተጋግዩ ምሳካ ኣብ ኣዲስ እንድዩ ዘሎ ኮፍ ኢልኩም ሽግርኩም ዘይትፈትሑ ካብ ናብ ሜድያ ምጉያይ ፡ኣብ ሜድያ ኮ ፈታዊ ኣሎ ጸላኢ ፡ኣማኒ ኣሎ መናፍቅ ብዙሕ እዩ ዘሎ ፡ቅድሚ ሕጂ ናይ 12 ዓመት ትምህርቲ ኣሪካ ክንደይ ናዕቢ ፈጢርካ ሕጂ ከኣ በጃኩም ተረዳድኡ ፡ብሰንክኻ መእመን እዩ ዝጉዳእ ዘሎ ፡እምበር ዲ ኣስመላሽ ናይ ኩሉ ግዜ ዋልታ ተዋህዶ እዩ ።

    • @ንግዜ
      @ንግዜ 14 днів тому

      ይገርም እዩ በጃካ ዳያቆን ኣስመላሽ ብጣዓም ንፉዕ መምህርና እዮም ጌጋ ካኣ ኣብ ደቂ ስባት ናይ ግድን እዩ ብሓፍሻ ከምዚ ትብሎ ዘለካ እዩ ክከውን ኔርዎ

    • @yafetmengstab
      @yafetmengstab 9 днів тому

      ህልኸኛታት ዮም እዚኦም መርጌታ ከም ዲኣቆን ኣስመላሽ ጌሩ ንቦአተክርስትያን ዝሰርሓላ የለን

  • @እመብርሃንምርሕኒመገዲቅድ

    M,Diyaqon Ashimelasi nay zemena hawarya Egziabhier Amlak ykber ymesgen bhaqi neakum zhabena!❤️🙏

  • @ንግዜ
    @ንግዜ 14 днів тому +5

    ኣነ ዝገርመኒ ግን ናይ መርጌታ ዘ ኣማኒኤል እዩ ምስ ዳያቆን ኣስመላሽ ጽልእ ድዩ ዘለዎ ዋላ እንታይ ኣይርዳኣንን እዩ ኦኬ ስብ ኮይኑ ዘይ ጋገ የለን ኣብ ሓደ ሓደ ክሕሉ ይኽእል እዩ እንበር ዳያቆን ኣስመላሽ ብጣዓም ንፉዕ መምህርና እዮም

    • @yafetmengstab
      @yafetmengstab 9 днів тому

      ሕማም ናይ ቅንኢ ዘለዎ መርጌታ እዩ ዚ

  • @ggebrehiwot1094
    @ggebrehiwot1094 15 днів тому +9

    መርጌታ ዘአማኑኤል ትውዒ ኣለኻ መጀመርያ ዝሰርሕ ኢዩ ዝጋገ ስለዚ ምናልባሽ ብዳህጺ ልሳን ገለ ሰሚዕካ ትኸውን ግን ከም ሓቂ ልዕሌኻ ወንጌል ዝዘርእ ዘሎ ክቡር ድያቆን ኣስመላሽ ኢዩ። ስለዚ ስሕተት እንተ ደኣ ሰሚዕካ ድማ ኣብ ስራሕ ስለዘሎ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ ግን በኣካል ረኺብካ ክትራዳዳእ ትኽእል፡ እንተዘይ ሰለጠካ ድማ ክረኽብዎ ንዝኽእሉ ሊቃውንት ክትሕብር ነይርካ ካብኡ ሓሊፉ ኣብ ማስ ሜዲያ ወጺኻ ሰብ ከተነኣእስን ክትዝልፍን ኣርቶዶክሳዊ ስራሕ ኣይኮነን እሞ ፍረ ዘለዎ ገረብ ድንን ከም ዝብል ፍረ ዘይብሉ ገረብ ግን . . .

    • @ezgihariyamesfin5511
      @ezgihariyamesfin5511 14 днів тому

      Eze eko amb medya mewesa zeykon nehsebi eti kegea keyktlo nemhare eyu

  • @EfremTesaEfata
    @EfremTesaEfata 14 днів тому +1

    Amen amen amen qal hiwet yesmalna ezgabiher xegu yebzhalkum ❤❤❤

  • @tsigearaya4242
    @tsigearaya4242 8 днів тому

    🙏ቃለ ሂወት የስማልና ኩቡራት መምሃራን ካብዚ ዝበልኩሞ ንዲኣቆን ኣስመላሽ ዝንቅፈሉ ዘሎ ምክንያት ኣይረክብኩሉን ከምዛ ንሱ ዝበላ ቃል ኣብ ብዙሕ ስብከታት ኣምሓርኛ ሰምዔ አልኩ ስለምታይ ግን ንድያቆን ንበይሉ ዝንቀፍ ገጽ ሪኢኻ ኣይትፍርድ ዩ ውልቃዊ ጽልእ ዱዩ ዋላ ናይሃይማኖት ተሓላቅነት ክርዳና ኣይክኣለን ✝️

    • @ደላዪሓቂ-ኘ4ቀ
      @ደላዪሓቂ-ኘ4ቀ 23 години тому

      ሞይኡ ኣብ ስራሕ ዘለዉ ደቂ ዓድና ምንሻው ኢዩ።

  • @MuraelAbanoub
    @MuraelAbanoub 16 днів тому +9

    ድያቆን ኣሽመላሽ ናይ ዘመና ሃውርያ እዩ።

  • @fifi-ts7kq
    @fifi-ts7kq 18 днів тому +6

    Amen Amen amen Kal hiewet yasemalen abatochach !!! egzabhier tsegawn yabzalachu legna degmo mastewalun yadlen beunet !!! 🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @mebrhitamanuel3090
    @mebrhitamanuel3090 18 днів тому +4

    ዕድመን ጥዕናን ይስዓብኩም ኣቦታትና ሊቃዉት እግዚአብሔር ኣቦይ ከኣ ናዓኩም ዝሰምዕ ኢዝኒ ዘስተዉዕል ልቦና ይሃበና ኣምላኪ

  • @ereyalemey190
    @ereyalemey190 18 днів тому +3

    ቃለ ሂወት የስማልና ሊቃውንቲ ኣቦታትና ❤️❤️❤️

  • @DesawieshokayEshokay
    @DesawieshokayEshokay 18 днів тому +4

    ቃል ሂወት የስማዓልና ሊቃውንትና እግዛኣቢህር ኣምላክ ጽጉእ የብዛሓልኩም

  • @DejenHagos-y6w
    @DejenHagos-y6w 18 днів тому +8

    ሊቃዉንቲ ናይ ኤርትራ ዘይምልሱ ስለምንታይ ወይ ከአ ብዉሽጢ ዘይትራዳድኡ

    • @aserqdusanliqawnt8287
      @aserqdusanliqawnt8287 17 днів тому

      ናይ ኤርትራ ዳኣ ኣማኒኤል ከም መናፍቕ እንበር መን ከም መምህር ይፈልጦ ነታ ናይ ቅዳሴ መጽሓፍ ኢሉ ዝተርጎማን ንኣማኒኤልን ከም ተወገዘ ጭብጢ ዘሎዎ ደብዳቤ ክሰደልካ

    • @ኣየልበይ
      @ኣየልበይ 6 днів тому

      ኣነ ውን ከምኡ እየ ዝበልኩ

  • @እመእግዚኣብሔርምስሌነ

    ንድያቆን ኣስመላሽ ኣብ ደረጃኻ ከተዉርዶ ተሓስብ ኣለኻ ንሱስ ኣይዝኽረኻን እዩ ኸማን ዳግማዊ እዮብ እዩ።

    • @senaymichael4936
      @senaymichael4936 16 днів тому

      ናይ ትዕግስተኛ ኢዮብ ዘይኮነስ ናይታ ሰይቲ ኢዮብ ብእከይ ዝተመልአት፡ ብግብሪ፡ ጌሩ ንመምሃራን ክፋእ ዝአልም፡ አብ መድረኽ ድማ ፡ ናይ፡ ብስምዒት ጽሑፍ ረኺበ ኢሉ ዝግዕር ኢዩ።

    • @yafetmengstab
      @yafetmengstab 9 днів тому

      ዝገርም ዩ ❤

  • @essayasgebremichal4132
    @essayasgebremichal4132 18 днів тому +9

    ❤❤❤ ስላም ናይ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ምስ ኩላትና ይኩን የሕዋት ብስሚዓት ዘይኮነ ብርዲኢት ንኪድ ንኩብር ድያቆን ኣሽመላሽ ሓውና ውን ነቲ ጌጋ ዝባሃል ዘሌ መልሲ ክህበሉ ተስፋ ንገብር ክቡራት የሕዋት ካኣ ካብ ሕማቅ ጸርፍን ዘረባን ንቆጠብ ኩሎም ን ሓንቲ ሃይማኖት ኢዮም ዝዛረቡ ዘለዉ ጸግዒ ናይ ዝኮነ ኣይንኩን ካልእ ግዜ ነቲ ሰብ ጽቡቅ ጌሩ ክርደኦ ብትግርኛ ሒዝኩምልና ክትመጹ ብትሕትና ንሓትት

    • @wuludbereketeab3814
      @wuludbereketeab3814 18 днів тому +1

      ንሊቃውንት ኣቦታትና ቃለ ሂወት የስምዓልና ፡ ኣፍቲኣ ሃዋርያዊትን ኣማናዊትን ኣጽናፋዊትን ሓንቲ እምነት ዝኾነት ተዋህዶ ቤተክርስያን እምነትና ጸኒዕና ክንነብር ልዑል እግዚኣብሔር ሰናይ ፍቓዱ ይኹነልና። ምስዚኣ ኩቡር ሓውና ዝሃባ ሓሳብ ይሰማማዕ ኢየ ፡፡ ርድኢትና የዕቢና አቲ ሓቀኛ ንሂወትና ዝልውጥ ቃል ወንጌል ሒዞም ክመጹና ፈጣሪ ሰናይ ፍቓዱ ይኹን ኣይንረበሽ ወገናተይ ።

    • @HadishTadele
      @HadishTadele 18 днів тому +7

      ናይ ብሓቂ ድያቆን ኣስመላሽ ሓቀኛ መምህር ኢዩ፡ምስ ዝሓውተቱ ዘይህውትት ምርጌታ ኣማኑኤል ስሙ ከትክፍእ ትዕል ፡ከምኡ ወንጌል ስበክ እምበር ንሱ ኣይምልሰልካን ኢዩ።

    • @ንግዜ
      @ንግዜ 14 днів тому

      ኖኖ ጸግዕ ናይ ዳያቆን ኣስመላሽ ኣይኮናንን እት ሓቂ ኢና ንዛርብ ዘለና ዳያቆን ኣስመላሽ ብጣዓም ንፉዕ መምህርና እዮም ጌጋ ካኣ ክህሉ ይክእል እዩ ግን ቀስ ኢሎም ብውሽጥ ዘይራዳድኡ?

  • @ኣየልበይ
    @ኣየልበይ 6 днів тому

    ኣነ ድፍረት ደኣ ኣይትቁጸረለይ እምበር ድያቆን ኣስመላሽ በቦታት ጳጳስ ኣብ ፈቀዶ ሃገራት ወንጌል ዝሰብኽ ዘሎ።ብቅድስት ቤተክርስትያና ኣብ ቀዳምነት ዝስራዕ እንተ ደሊኹም ብውሽጢ ዘይትራኸቡ ንምንታይ ንህዝቢ ልቡ ተምልቁዎ ኣነ እንትርፎ ናይ ድያቆን ኣስመላሽ ከማን ካልእ ኣይሰምዕን መኽንያቱ ከምዚ ዘየለ እና ኣምጽኡ ልብና ስለ ዝትንክፍዎ።

  • @Mihret-b4b
    @Mihret-b4b 4 дні тому

    Kubur hawina daqon Asmelash amilak aezizu ybarka. Kuburat abotatina dima nab quno mengedy ymrahakum, nay ezi ze amanuiel hawina gin kirkir yfetu koinu . Tsenihu ane Amilak eye keyblena tiray, Kubur hawina bejaka mis yehwatka telazeb .

  • @egzetneegzetne6186
    @egzetneegzetne6186 18 днів тому +6

    Amazing work 🙏.amen qale hiwet yesmealna xegau yebzh.

  • @teklitbereket8263
    @teklitbereket8263 18 днів тому +7

    ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ሃይማኖት ሓቀኛን፡ኣንጻፋዊትን፡ቅንዕትን ኢያ።
    ቃል ሂወት የስመዓልና ሊቃውንቲ ኣቦታተይ።
    ነዞም ናይ ስሕተት ትምህርቲ፡ዝምህሩ ዘለዉ ከኣ ይቅሬታ ሓቲቶም ናብ ልቦም ይምሎሶም እግዛኣብሔር ኣምላክ!!!

  • @danielmichael9221
    @danielmichael9221 18 днів тому +14

    እንታይ ኮይኖም ናይ ኤርትራ ሊቃውንቲ ክምሉሱ ዘይከኣሉ

    • @amin-s8t
      @amin-s8t 18 днів тому +2

      ብዓል ብዙሕ ቲፎዞ ስለዝኾነ ንኸይ ጽረፉ ፈሪሖም ትም ሕትም መሪጾ እምበር ንእዝኒ ጭው ዘብል ኽሕደት እዩ መወዳእትኡ እንታይ እዩ ዝኸውን ብዓል ካሳሁን ስልጣን ድኣ ኣስቂጦም ኦኦኦኦኦኦ ንእግዚአብሔር ወልድ ኣዲኡ ኢና ዝብል ሰሚዕና ኣይንፈልጥን ኢና ዓገብ ዓገብ መጨሎት ተሓጸብ ሕጊ የብለይን ኢልካ ከምድላይካ ትግዕር ብዓል ኣርዮስ ንስጥሮስ እንካን ከማካ ኣይደንፍዑን ምእመናን ናብ ዝምልከቶ ኣካል ንኽሰሶ ብሓደ ድምጺ ኬንና ንድንግል ማርያም ወላዲት ኣምላክ ብስጋ እያ ወሊዳቶ ዝብል ውጉዝ ምኻኑ ሃይማኖተኣበው ይነግረና መምህር ኣስመላሽ እንታይ ትኸውን ኣለኻ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ትምህርትኻ ሕንዚ ትድርቢ ኣለኻ ንስሓ እቶ ካልእ ንብሎ የብልናን ። ምቕጻጽ እትስዕብዎ ዘለኹም ነዚ ክሕደታቱ ኣሚንኩምሉ ዲኹ ወይሲ ሓንሳእ ከም ክዕሶ ደገፍቱ ስለ ዝኾንኩም ብክሕደት እንዳተሳዕረ ክትድግፍዎ ኢኹም ካብ ድንግል ማርያም ካብ ፈጣሪ ካብ ተዋህዶ ንላዕሉ ንድግፎ ትድግፍዎ ዘለኹም ዓገብ ቅዱስ ኣምላኽና ከይ ቀስፈና ዓገብ ንበሎ ተዋህዶ ሃይማኖትና በርባዕተ መዓዝን ትፍተን ኣላ መምህራን ሊቃውንት ቃል ናይ ሂወት የስምዐልና ንዓና ውን ኣብዛ ቅንዕትን ቀዳመይትን ተዋህዶ የጽንዐና ክፋብ ሕልፈት ኣለም ። ስብሃት ለእግዚኣብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን ።

    • @autikoszsmu
      @autikoszsmu 18 днів тому +1

      እንታይ ክብሉ ሃገር እንተ ፀሊእካ ክሓዲ ኢካ ብኤርትራ ወገን

    • @mogosbeyene392
      @mogosbeyene392 18 днів тому +1

      haymanotnan bahlnan hade ksa zkone we don't care Eritrawi diu Ethiopiawi neti tkklena tmhrti tray kenestewlelu ygba.

    • @HasietEye
      @HasietEye 18 днів тому +1

      ቦታ ኣይረከቡን እምበር ሊቃውንትስ ነይሮም ፡ኣብ ውሽጢ ሃገር ኮይኖም እምበር

    • @ጽዮንትኣቢእምክሉፍጥረት
      @ጽዮንትኣቢእምክሉፍጥረት 18 днів тому

      @@amin-s8t ስማዕ ንስካ ክርእየካ ጸኒሐ ኣብ ኩሉ ኮመንት እንዳ ከድካ ትምልስ ኣለካ ንስካ ዝበልካዮ ስብ ብግዴታ ክስዕበካ ንስካ እትብሎ ነገር ሓቂ ከምዝኮነ ኢካ ትጽሕፍ ዘለካ 😂 ብጣዕሚ ኢኩም ትገርሙ ካብዚ ዋና ቻነል ጀሚርካ ወለሓደ ክሕደት ወላሓደ ስሕተት ስብ ንምድንጋር ኣብ ዓውደ ምህረት ሰብ ንምስሓት ዝማህሮ መስሓቲ ትምርቲ የለን። ኣቤት ዝገርም ጸጋ እዩ ዘለዎም ድያቆን ኣሽመላሽ ከም በዓል ንስካትኩም ከለባት ናይዚ ዘመን ንቁሩብ ቁራቦ ናይ ዩቱብ ሳናቲም ንምእራይ ዓበይቲ መምሃራን ብሰባት ዝፍተው ክተጸልምዎም ምውዓል እዚ ስራሕኩም እዩ ። ከለባት ብፍላይ እዚ ዋና ቻነል ነዛቻነል ንምዕባይ ዘይገብሮ ነገር የለን ካብቲ ዝገበሮ ናይ ቅድም ንድያቆን ኣስመላሽ ምስ ባዓል መቃርዮስ ገብረሚካኤል ማርቆስ ምስቶም ከሓድያን ናይ ሰሜን ኣመሪካ ስእሊ ኤዲት ብምግባር ኣምጺዎ ነይሩ እቲ ጉዳይ ድያቆን ኣስመላሽ ከመይ ኢሉ እዩ ልዕለይ ተፈታውነት ረኪቡ ብምባል እዩ 😂😂😂😂 ከለባት ከለባት ከለባት ናይዚ ዘመን ኢኩም

  • @danielhabtom4569
    @danielhabtom4569 15 днів тому

    ዘለናዮ ዘመን ሕማቕ ረቂቅ ኣብ ማእከልና ኣትዮም ክሕደት ምጥርጣር ዝዘርኡ ሰይጣን ከምስል መላእከ ሰላም ይመስል ከምዝብሃል ክእለት ዘረባ ተጠቂሙ ብንዓና ዝመስሉ መራሕቲ ክርዳድ ይዘርእ ኣሎ እግዚኣብሔር ኣምላክ ካብዚኦም ይሰውረና ኣብ እምነትና የጽንዓና ሓቂና መራሕቲ ክንፈልጠሉ ንክእል ጥበብ ይሃበና ሓይሊ ጸላኢና ሰይጣን የድክመልና ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር ነዚ ቅኑዕ ትምህርቲ ዝምሃርኩምና እግዚኣብሔር ኣምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕና ይሃብኩ❤❤❤

  • @goitomnegasi7454
    @goitomnegasi7454 13 днів тому

    Tegsax xbuk eka entekone, kmhru zeyterekbu gn memhran eyom elka betekrstian etkorealu memhr ktneqf mmxae gbue eyu elna aynqbeln. Ezi tewahdo zebeaman nay krkr enver ntmhrti ktqemelu aytrkebn aloka kbur hawna

  • @ShumayBeraki
    @ShumayBeraki 7 днів тому

    ክትረዳዱኡ ደአ አለኩምበረ ድያቖን አስመላሽ ሓውና ንፉዕ መምህርና እዩ

  • @AdiEto
    @AdiEto 18 днів тому +2

    Amen qualehiwate yesmalna memhrna. እቶም ዓይኖልቦም ዘጸልመቱ ዲሕር ሰብ እንበር ሐቂ ክፈልጡ ዘይደልዩ እግዝአቢሔር ነብ ልቦም ይምለሱ። እቲ ሐቀነኛ ትምህርቲ ስለዝመሀርኩም አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም

  • @wintamehari5478
    @wintamehari5478 18 днів тому +2

    Qale hiwet yesmealna memeharna nhawnan memhrnan diyaqon egziabher amlak nay qalat kone nay rdiet gudlet ztegageyo yqre ybelelu...goni goni tegsax ab xelotwn mdgaf aynersie deqi Tewahdo

  • @misginaabraha9834
    @misginaabraha9834 8 днів тому

    ስላም አዳላዊ ናይዚ መደብ ምስ አጋይሻኻ ብምቅጻል ኩላትኩም ሓለይቲ ህዝብን ሃይማኖትን ትመስሉ
    ክልተ ስረቅት አብ ምምቃል ይባአሱ ከምዝባሃል ጉዳይ ትምህርት ናይ ድያቆን አስመላሽ ካብ ጉዳይ አቦና አባ አንጦኖስ አይዓብን ዩ
    አብ ምእሳር ናይ አቦና አፍኩም ተሎጉምኩስ አብ ጉዳይ ትምህርት ወንጌል ተገድስኩም መጽኩም
    ኩላኩም ሓደ ግን ናይ አቦና መርገም ንሁላትኩም ኮለል ከብለኩም ዩ ገና ብፍላይ ንመርጌታ አማኑኤልን ድያቆን አስመላሽን.

  • @HasietEye
    @HasietEye 18 днів тому +5

    ጽቡቅ ስራሕ፡ኣድህቦና ግን ኣብትምህርቲ እምበር ኣብ ውልቀ ሰባት ኣይኹን፡ናይ ትግርኛ መምህራን ብቀረባ ዘይርከቡ ድዮም ኮይኖም፡ኣብ ትግራይን ኤርትራንስ ሓያላት መምህራን ነይሮም እዮም

    • @amin-s8t
      @amin-s8t 18 днів тому +2

      እዚ መድረክ ተዋህዶ ዘበኣማን ከምቲ ዝረኣክዎ ክፉት እዩ ትግርኛ ተዛረብቲ መምህራን ጠፊኦም ዘይኮኑስ ክቐርቡ ይፈርሑ እዮም መስለኒ ምክንያቱ ማዕበል ዝኮነ ጸርፊ ስለ ዝዘንቦም ግን ሕጂ ሕጂ ብዙሓት ተላዒሎም ኣለዉ ቁሩብ ግዜ እዩ ኣኣምበር ሓዊ ሓዊ ጽጨንዉ ምሁራን ኣለዉ ንብዓ ድያቆን ኣስመላሽ ኣይኮነን ንካልእ ክምልሱ ዝኽእሉ።

    • @ጽዮንትኣቢእምክሉፍጥረት
      @ጽዮንትኣቢእምክሉፍጥረት 18 днів тому +1

      @@amin-s8t ስማዕ ንስካ ክርእየካ ጸኒሐ ኣብ ኩሉ ኮመንት እንዳ ከድካ ትምልስ ኣለካ ንስካ ዝበልካዮ ስብ ብግዴታ ክስዕበካ ንስካ እትብሎ ነገር ሓቂ ከምዝኮነ ኢካ ትጽሕፍ ዘለካ 😂 ብጣዕሚ ኢኩም ትገርሙ ካብዚ ዋና ቻነል ጀሚርካ ወለሓደ ክሕደት ወላሓደ ስሕተት ስብ ንምድንጋር ኣብ ዓውደ ምህረት ሰብ ንምስሓት ዝማህሮ መስሓቲ ትምርቲ የለን። ኣቤት ዝገርም ጸጋ እዩ ዘለዎም ድያቆን ኣሽመላሽ ከም በዓል ንስካትኩም ከለባት ናይዚ ዘመን ንቁሩብ ቁራቦ ናይ ዩቱብ ሳናቲም ንምእራይ ዓበይቲ መምሃራን ብሰባት ዝፍተው ክተጸልምዎም ምውዓል እዚ ስራሕኩም እዩ ። ከለባት ብፍላይ እዚ ዋና ቻነል ነዛቻነል ንምዕባይ ዘይገብሮ ነገር የለን ካብቲ ዝገበሮ ናይ ቅድም ንድያቆን ኣስመላሽ ምስ ባዓል መቃርዮስ ገብረሚካኤል ማርቆስ ምስቶም ከሓድያን ናይ ሰሜን ኣመሪካ ስእሊ ኤዲት ብምግባር ኣምጺዎ ነይሩ እቲ ጉዳይ ድያቆን ኣስመላሽ ከመይ ኢሉ እዩ ልዕለይ ተፈታውነት ረኪቡ ብምባል እዩ 😂😂😂😂 ከለባት ከለባት ከለባት ናይዚ ዘመን ኢኩም

    • @ጽዮንትኣቢእምክሉፍጥረት
      @ጽዮንትኣቢእምክሉፍጥረት 18 днів тому

      @@amin-s8t ስማዕ ንስካ ክርእየካ ጸኒሐ ኣብ ኩሉ ኮመንት እንዳ ከድካ ትምልስ ኣለካ ንስካ ዝበልካዮ ስብ ብግዴታ ክስዕበካ ንስካ እትብሎ ነገር ሓቂ ከምዝኮነ ኢካ ትጽሕፍ ዘለካ ብጣዕሚ ኢኩም ትገርሙ ካብዚ ዋና ቻነል ጀሚርካ ወለሓደ ክሕደት ወላሓደ ስሕተት ስብ ንምድንጋር ኣብ ዓውደ ምህረት ሰብ ንምስሓት ዝማህሮ መስሓቲ ትምርቲ የለን። ኣቤት ዝገርም ጸጋ እዩ ዘለዎም ድያቆን ኣሽመላሽ ከም በዓል ንስካትኩም ከለባት ናይዚ ዘመን ንቁሩብ ቁራቦ ናይ ዩቱብ ሳናቲም ንምእራይ ዓበይቲ መምሃራን ብሰባት ዝፍተው ክተጸልምዎም ምውዓል እዚ ስራሕኩም እዩ ። ከለባት ብፍላይ እዚ ዋና ቻነል ነዛቻነል ንምዕባይ ዘይገብሮ ነገር የለን ካብቲ ዝገበሮ ናይ ቅድም ንድያቆን ኣስመላሽ ምስ ባዓል መቃርዮስ ገብረሚካኤል ማርቆስ ምስቶም ከሓድያን ናይ ሰሜን ኣመሪካ ስእሊ ኤዲት ብምግባር ኣምጺዎ ነይሩ እቲ ጉዳይ ድያቆን ኣስመላሽ ከመይ ኢሉ እዩ ልዕለይ ተፈታውነት ረኪቡ ብምባል እዩ 😂😂😂😂 ከለባት ከለባት ከለባት ናይዚ ዘመን ኢኩም

    • @Amanual871
      @Amanual871 18 днів тому +4

      እ​@@amin-s8tእዚስ ነውሪ እዩ ይፈርሑ እዮም ኢልካ ዘረባ ሓቂ ተደሊካ እዚ ዘኣማኒኤል ዝብሃል ቀይዲ በተክ እዩ ብርእዱ እዩ ዝከይድ ።
      ንኣብነት ዋና ዘይብሎም ናይ ከተማ ኣክላባት ተነኪሶምካ መን ሕተተልካ? ዋና ዘለዎ ግን ብዙሕ ኣይነክሱን ተነኪሶም ድማ ዋና ከልቢ ይሕተት ንከልቡ ይቀጽዕ ድማ ይቀጽዕ ሰለዚ ልቢ ንበል ብሕጊ ንዝከይድ መምህር ጥራይ ንከተል ኤርትራዊ ይኩም ኢትዮ
      2ይ እዞም ጽምህሩ ዘለዉ ቃንቆኦም ኣይንሰምዖ መንነቶም ኣይንፈልጦምን ኢና።
      ዳቆን ኣስምርላሽ ግን ብሕጊ ናይ ኤርትራ ከም ዝከይድ ንፈልጦ ኢና ኣይግበሮ እንተተጋግዩ ድማ ንዝምልከቶም ኣካል ንነግር ኣብሚድያ ዘይ ሕጋዊ ንሕጋዊ ከጸልም ግን ንገለ ገለ ገርህታት ጥራይ እዩ ዘጥቅዕ ዘምጽኦ ግን የለን ኣብ እምነትና የጽንዓና

    • @yohanaandat8616
      @yohanaandat8616 16 днів тому

      ❤ya​@@Amanual871

  • @floragebrea5mlak437
    @floragebrea5mlak437 18 днів тому +5

    ቃል ሂውት ይስማዕን ክብርት አቦታትና መራሕቲ ሃይማኖትና መማህርናን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እሜን እም እሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @DanayAbraham-z3r
    @DanayAbraham-z3r 18 днів тому +3

    Amenn kale hiwet yesmalna grum kbri yhabom entekone gena memhran liqant nay tigrgna wey eritreawyan tesainom diyom memhran nay amhargna amxikum ezi ytearem

    • @Kiflom-lc6nm
      @Kiflom-lc6nm 18 днів тому +1

      ብዛዕባ ሓንቲ ሃይማኖት ክሳብ ዝኮነ ጸገም ዘለዎ ኣይመስለንን በምሃረኛ ኣይኮነን ብግሪክ ወላ ይኩን ተርጎምቲ ጥራይ ይሃልውዎ ዳኒ ሓወይ

    • @senaymichael4936
      @senaymichael4936 16 днів тому

      ​@@Kiflom-lc6nmስለ፡ዝፈርሑ ሰሚዖም ከምዘይሰምዑ አስቂጦም እምበር እምበር ይዕድሞም ኢዩ ንሱስ፡

  • @robelkifle
    @robelkifle 18 днів тому +3

    Qal hewet yesmaalna Egziabher xeguu yebzahalkum ❤

  • @ማርያምኣደጎይታ-ጰ4ዐ
    @ማርያምኣደጎይታ-ጰ4ዐ 18 днів тому +3

    ቃለ ሂወት የስመልና❤

  • @angesomgebreyesus7190
    @angesomgebreyesus7190 15 днів тому

    Loms meamenann mamebatn dyaqonat temeharo tenawixna memharan methazi sinalkum nabyetkum aber nhamanot tehalikum bejakum betekrstyana nmaraqa teqalesu❤❤

  • @Samuel-3838
    @Samuel-3838 18 днів тому +2

    kale hiwet yasmalna abotate

  • @kbromgebrehiwot3305
    @kbromgebrehiwot3305 18 днів тому +5

    Atum hzbi entay nkewn alena yrdeani yelen ezi diyaqon ashmelash zbhal nab uganda adimom maxemo nerom eta zeademeto betekrstyan Eritrea eya maletey beritrea sinedos tmhder kdmi amet zeyeakl mihirna keydu slezi shtet endhri zmhr alos bemey adimemo weysi nsatom wn seabtu eyom selezi hade negr kberhalna zeleo diyakn ashmelash ksab ab thti snedos ritrea koynu zegelgln zmhrn zelo shtt tmhrti entedea mhiru ktwgzon kthaton zgbe ?tewesaki meredaeta kab mseu mshhab nmntay nbetekrstyan zeynhata mknyatu agelgali betekrstyan eyu zelo tehabieu wn aymehaen ab kdmi lkawntn meemenann eyu zmhr slezi kab as bela as mbal ykell !! Kab ms had mmhr 10 gize mnin mbal ms sinodos tezaribka ftah yhaysh

  • @Bimsgana15-d60
    @Bimsgana15-d60 18 днів тому +2

    ቃለ ሕይወት የስምዐልና መምህረይ

  • @RobelLuwamey
    @RobelLuwamey 14 днів тому

    ቃለ ህይወት የስመዓልና

  • @sham-vj4yp
    @sham-vj4yp 18 днів тому +4

    Edmen tnan yhabkum memharan

  • @SabaTecle-l9c
    @SabaTecle-l9c 15 днів тому

    Bereketkum ayfeleyena kuburat abotatey

  • @GjhffTyfd
    @GjhffTyfd 14 днів тому

    ቃል ሂወት ይስምዓልና፡ንዲ/ኣሽመላሽ ንምንታይ ግን ፍት ንፍት ዘይትዛረቢዎ ንሱ ክኣ ዝብሎ ትሰምዕዎ ወይ ክኣ ስብከት ይግደፎ ጸጽንሑ ገጋ ዝምህር እንተ ኮይኑ ትሩጉም የብሉን

    • @heruden8798
      @heruden8798 14 днів тому

      Memhre amanuel kendey gezei kerebka kenzerareb elwo kemeseabyuo gelsewo nero eyu. Selmentay deyakon asmelash kerobo kesareb zeydeleye

    • @HanibalKeshi
      @HanibalKeshi 11 днів тому

      ሓወይ ንስካ ድማ ኣብ ኮመንት ኣቲካ ዝከውንን ዘይከውንን ካብ ትጽሕፍ መጋቤ ሃዲስ መምህር ኣስመላሽ ቁኑዕ ትምህርቲ እዩ ዝምህር ኣብዚኣ ተጋግዩ ይከውን እንተ ተጋግዩ ድማ ንሓደ ተጋጊካ ኣለካ ኢልካ ኢካ ትእርሞ እንበር ኣብ ማስመድያ ወጺካ ከተቃልል ጽቡቅ ኣይኮነን ንሓደ ገረብ እቲ ኩሉ ጽቡቅ ፍረ ዝፍረዮ እዩ ዝርአ እንበር ሓንቲ ተባላሽያ ኢልካ ንኩሉ ኣይትጉሕፊን ኢካ ስለዚ ንቀጻሊ ኣዝዩ ሂወት ዝህብ ከም ዘምጽእ እና ንኣምን ስለዚ ምርጌታ ኣማንኤል ብውሽህጢ ተራኪብኩም ተራዳድኡ ኣብ መስተመድያ ወጺኩም ልቢ ምእመናን ኣይተፋራርቁ ዝተረፈ እግዚኣብሄር ንኩላትና ይቅረ ይበለልና

  • @miniasghid6386
    @miniasghid6386 18 днів тому +5

    እዝግዮ መሐረና ኪሪስቶስ

  • @yirgaberhe8516
    @yirgaberhe8516 18 днів тому +2

    Kalehiwet yesmana abona 🙏egzaber xegu yebzalkum meman buzh slezafelt etom tfeltu kemuzi gerkum meremta xbuk eu nay memhr grma ke kemey ekum triewo nhzbna it the writer menfes eu zedlyena

  • @MisshabashiHabashi
    @MisshabashiHabashi 14 днів тому

    በስመ ስላሴ ብዉሽጢ ዶ ተራኽብኩም ትኾኑ ጌጋ ብፍላጥ ብዘይ ፍላጥ ሰባት ኣክብካ ደስ ዘይብል ዩ

  • @wedighilazghi3503
    @wedighilazghi3503 18 днів тому +8

    መምህር ኣማኑኤል፡ ትግርኛ ዝዛረቡ ኤርትራውያን ሊቃውንት፡ ዘይተምጽኡ፡

    • @MmWerede
      @MmWerede 18 днів тому +4

      ድሓን ኣጆካ ኣነ ኤርትራዊየ ትግርኛ ጽቡቅ ዝዛረብ ቲኦሎጅያን ኢየ ይቅረታ ነፍሰይ ዶ ባዕለይ ኒደ፡ ኣብ ነገረ ኣበው ዝብል ትምህርቲ ቤተ ክርስቲያን ናይዞም መናፍቃን ዝኮኑ ወላ ሊቃውንት ይብሃሉ ፈጺማ ቤተ ክርስቲያንና ኣይትጥቀመሎምን ኢያ፡ ምክንያቱ ኩሎም ቅዱሳን ኣቦታት ሊቃውንት ኢዮም። ኩሎም ሊቃውንት ዝብሃሉ ግና ቅዱሳን ክሳብ ዘይኮኑ ፈጺምና ከም መወከሲ ኣይንጥቀመሎምን፡ ዕብ፡ 13፥7፥ እዚ መቅድመ ወንጌል በዓል ኦሪገን ጽሒፈሞ ዝበሃል ፈጺሙ ሓሶት ኢዩ። መናፍቅ ንሱን መጻሕፍቱን ምሱ ኢዮም ዝውገዙ ሓደራ

    • @MmWerede
      @MmWerede 18 днів тому +5

      ግና እዚ ዲያቆን ኣስመላሽ ዝበሎ ብጉባኤ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን ተጸዊዑ መኣረምታ ክወሃብ ይግባእ፡ እቲ ጸገም ቁሩብ ናይ ምዕራባውያን መወከሲ ስለ ዝጥቀም ኢዩ። ምዕራባውያን ዝተባህሉ ከኣ ካቶሊክን ፕሮተስታንትን ኢዮም፡ ስለዚ ሓባራዊ ጉባኤ የድሊ፡

    • @Kidane16mhret
      @Kidane16mhret 18 днів тому

      ​@@MmWeredeእሺ ደስ ዝብል መምህር፡ግን ንስኹም ከ ከም መምህር መጠን ንዲያቆን ኣስመላሽ ክትረኽብዎ ፈቲንኩም ዶ ትፈልጡ? ኖ ተኾይኒ ንምንታይ ? እወ ተኾይኑ ካኣ እንታይ ኢልኩም ዳኣ፡ ምኽንያቱ እቲ ዝተማሃርኩሞ ቀሊል ኣይኮነን በቲ ባዕልኹም ትብልዎ ዘለኹም፡ ይቅሬታ ግን ተደፊረ።

    • @MmWerede
      @MmWerede 18 днів тому +1

      @@Kidane16mhret ኖ ከሙ ኣይትበል እቲ ጸገም ውልቃዊ ሽግራቶምዩ በጃኻ ፡ እምበር ቀሊል ነገር ኢዪ አበው ቅዱሳን ከሙ ኣይመሃሩናን

    • @MmWerede
      @MmWerede 18 днів тому +3

      @@Kidane16mhret ኣነ እኮ ሕጂየ ናብ ስደት ገጸይ ዝመጽእ ዘለኩ ብዙህ ክረክበሉ ዝከኣል መንገዲ የለን ከም ሰብ ግና comment ይገድፍየ ንዝኮነ ጌጋ ተኮይኑ ንክእርምዎ።

  • @Orthodox-pz2zn
    @Orthodox-pz2zn 18 днів тому +3

    Please eza nay deacon asmelash ኣርእስታ ንገሩና b dngl maryam

  • @MuraelAbanoub
    @MuraelAbanoub 16 днів тому

    ሰላም ከተዛርቡና እንዲኹም ደሊኹም። እዛ ብቅብኣ ልባ ጠፍእዋ ዘሎ ሲኖዶስ ኣልቦ ኮይና ዘላ እትዮጵያ ብcoruption ተጣላቕያ ዘላ ሃገር ኣብ ሃገርኩም ዘሎ ሽግር ተዛረብሉ።
    ዘኣማኒኤል ?

  • @misginaabraha9834
    @misginaabraha9834 8 днів тому

    አየ ተደምርና ብምሓርኛ ድማ አምጽኩም ሎሙስ ብኦሮሞኛ ድማ አብ ዝመጽእ አቅርቡልና ህዝብና ቃንቃ አምሓርኛን ኦሮሞኛን አጸብቁ ሰለዝሰምዕ ዘገርም ዩ

  • @sawrawidegans2900
    @sawrawidegans2900 18 днів тому +1

    ኣቦታተይ ን ድያቆን ኣስመላሽ ክትምልሱ ኢልኩም ምጻኩም በደል እካ እንተዘይብሉ ንምንታይ እዩ ክሳብ ክንድዚ ጪር ትውጻእ ትገብርዎ ኣለኩም

  • @misginaabraha9834
    @misginaabraha9834 8 днів тому

    ሓቂ እንተለኻ
    1 ድያቆን አስመላሽ ይቅረብ
    2 ሊቃውንት ካብ ኤረትራን ትግራይን ተሳኢኖም ድዮም እታ ጽልእ ናይ ሻዕብያ አብታ መጠምጠምያኻ ሰለዘላ ያ መርጌታ አማኑኤል

  • @Smreot
    @Smreot 18 днів тому +4

    ❤💒❤️🙏🙏🙏

  • @fsahazeru5439
    @fsahazeru5439 18 днів тому +2

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉Amen3 ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ADEGOYTA-db9wi
    @ADEGOYTA-db9wi 18 днів тому +4

    ❤❤❤

  • @ደላዪሓቂ-ኘ4ቀ
    @ደላዪሓቂ-ኘ4ቀ 23 години тому

    እንታይ ከም ዝብል ጠፊኡኒ፣ 'ዓቕምኻ ጽወ' ጥራይ ኢየ ኽብለካ ዝኽእል። ቁሩብ ኣይትሓስብን፣ ነቲ ዝርካቡ ኣንደበተ ርቱዕ ሰባኺ በቲ ጽያፍ መልሓስካ፡ ቋንቋና ዘይፈልጡ ኣኻኪብካ ክትጸርፎ! ኣስሜ ግን ኵርዕ ኢሉ ስቕ ምባሉ ኣደሲትኒ። ምስ ዝፈዀሱ ዘይምፍኳሱ የሕጉሰካ። ከልቢ ይነብሕ ገመል መገዱ ይቕጽል!

  • @amin-s8t
    @amin-s8t 18 днів тому +8

    እግዚኦኦኦኦ ኣንታ ድያቆን ኣስመላሽ ሓውና ብሓቂ ካብ ናትካ ኣንደበት ድዩ ዝወጽእ ዘሎ እዚ ቃላት ቅድም ኢልካ ድንግል ማርያም ድንግልንኣ እኩልል ኣይነበረን ኢልካ ኔርካ ሕጂ ከኣ ኣደነታ ክትቃጸጽ ኣብ ሰማይ ብጀካ እግዚአብሔር ኣብ ኣቦ ኣብ ምድሪ ብዘይካ ድንግል ማርያም ኣደ ዘይብሉስ ንእግዚአብሔር ወልድ ኣዲኡ ኢና ዝብል ሰሚዕና ኣይንፈልጥን ኢና ዓገብ ዓገብ መጨሎት ተሓጸብ ሕጊ የብለይን ኢልካ ከምድላይካ ትግዕር ብዓል ኣርዮስ ንስጥሮስ እንካን ከማካ ኣይደንፍዑን ምእመናን ናብ ዝምልከቶ ኣካል ንኽሰሶ ብሓደ ድምጺ ኬንና ንድንግል ማርያም ወላዲት ኣምላክ ብስጋ እያ ወሊዳቶ ዝብል ውጉዝ ምኻኑ ሃይማኖተኣበው ይነግረና መምህር ኣስመላሽ እንታይ ትኸውን ኣለኻ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ትምህርትኻ ሕንዚ ትድርቢ ኣለኻ ንስሓ እቶ ካልእ ንብሎ የብልናን ። ምቕጻጽ እትስዕብዎ ዘለኹም ነዚ ክሕደታቱ ኣሚንኩምሉ ዲኹ ወይሲ ሓንሳእ ከም ክዕሶ ደገፍቱ ስለ ዝኾንኩም ብክሕደት እንዳተሳዕረ ክትድግፍዎ ኢኹም ካብ ድንግል ማርያም ካብ ፈጣሪ ካብ ተዋህዶ ንላዕሉ ንድግፎ ትድግፍዎ ዘለኹም ዓገብ ቅዱስ ኣምላኽና ከይ ቀስፈና ዓገብ ንበሎ ተዋህዶ ሃይማኖትና በርባዕተ መዓዝን ትፍተን ኣላ መምህራን ሊቃውንት ቃል ናይ ሂወት የስምዐልና ንዓና ውን ኣብዛ ቅንዕትን ቀዳመይትን ተዋህዶ የጽንዐና ክፋብ ሕልፈት ኣለም ። ስብሃት ለእግዚኣብሔር ወለወላዲቱ ድንግል ወለመስቀሉ ክቡር ኣሜን ።

    • @amin-s8t
      @amin-s8t 18 днів тому +3

      ​@@DngleyMaryameyልክዕ ናምነሉ ድያብሎስ ውን ትጉህ ኣገልጋሊ አዩ ኔይሩ ዝሓወይ ሕጂ ውን ትጉህ ኣገልጋሊ ኣይኮነን ዝበሎ የለን ጌጋ ኣለካ ተኣረም እዮም ዝብልዎ ዘለዉ መን ተጣበቕቲ ጌርኩም ኢኹም ባዕሉ ንኽሕደቱ ዘይምልሶ ትጣበቕሉ ሓቂ ተለኩም ምኸርዎ ንኸይጠፍእ ኣብ ህልኽ ኣትዩ ኣኣብ ጽባሕ ክሕደት ዝዘርእ ዘሎ ኣጆኻ እንዳበልኩም ስለ ዘንጨበጨብኩምሉ እዩ ሕጂ ውን ዓገብ ተበኩሞ እዩ ዝዕረ። ፈጣሪ ኣብታ ቅንዕቲ ሃይማኖት ወልድዋህድ የጽንዐና ኣሜን።

    • @yordanosbeyene4538
      @yordanosbeyene4538 18 днів тому +1

      @@amin-s8tበቃ አጆካ እንተ ኢልካ ጥራይ ኢዩ ናብ ልቡ ዝምለስ እቲ ምሉእ እምነት ከ ናበይ ምስ ከደ ብ መገዲ እግዚኣብሄርን ብመንገዲ በቴክርስትያን ምጋዐዝ ከ ከም ዲያቅን መጠን ጉቢኡ ደ ኮነን ሕግ ቤተ-ክርስትያን ክክተል እንታይ ኢዩ ጸጋማይ መንገዲ ዝከይድ ዘሎ ኢዩ እቲ ሕቶ ?? ቤተ-ክርስትያንና ኮ አብ እምነታ አብ ስርዐታ ደዉ ኢላ ኢያ ዘላ እዚ አስመላሽን ካልአኣትን ግን በቡቁሩብ እቲ ሑቡእ አጀንዳ መናፍቃን የዉጽእወ አለዉ ብሐይሊ አምላኮ ይቃሉዑ አለዉ አምላክ ይመስገን።

    • @ጽዮንትኣቢእምክሉፍጥረት
      @ጽዮንትኣቢእምክሉፍጥረት 18 днів тому

      ስማዕ ንስካ ክርእየካ ጸኒሐ ኣብ ኩሉ ኮመንት እንዳ ከድካ ትምልስ ኣለካ ንስካ ዝበልካዮ ስብ ብግዴታ ክስዕበካ ንስካ እትብሎ ነገር ሓቂ ከምዝኮነ ኢካ ትጽሕፍ ዘለካ 😂 ብጣዕሚ ኢኩም ትገርሙ ካብዚ ዋና ቻነል ጀሚርካ ወለሓደ ክሕደት ወላሓደ ስሕተት ስብ ንምድንጋር ኣብ ዓውደ ምህረት ሰብ ንምስሓት ዝማህሮ መስሓቲ ትምርቲ የለን። ኣቤት ዝገርም ጸጋ እዩ ዘለዎም ድያቆን ኣሽመላሽ ከም በዓል ንስካትኩም ከለባት ናይዚ ዘመን ንቁሩብ ቁራቦ ናይ ዩቱብ ሳናቲም ንምእራይ ዓበይቲ መምሃራን ብሰባት ዝፍተው ክተጸልምዎም ምውዓል እዚ ስራሕኩም እዩ ። ከለባት ብፍላይ እዚ ዋና ቻነል ነዛቻነል ንምዕባይ ዘይገብሮ ነገር የለን ካብቲ ዝገበሮ ናይ ቅድም ንድያቆን ኣስመላሽ ምስ ባዓል መቃርዮስ ገብረሚካኤል ማርቆስ ምስቶም ከሓድያን ናይ ሰሜን ኣመሪካ ስእሊ ኤዲት ብምግባር ኣምጺዎ ነይሩ እቲ ጉዳይ ድያቆን ኣስመላሽ ከመይ ኢሉ እዩ ልዕለይ ተፈታውነት ረኪቡ ብምባል እዩ 😂😂😂😂 ከለባት ከለባት ከለባት ናይዚ ዘመን ኢኩም

    • @RobelBokretsion-eb5sd
      @RobelBokretsion-eb5sd 18 днів тому +1

      ኣስተውዕል መንፈሳውነት ምስትውዓል ይሓትት ዩ፡ መዓስ መንፈሳውነት ጥራይ ምንባር ውን ንባዕላ ብኸመይን ኣበይን ተባሂሉ፡ ሕጂ፡ውን ናይ ድንግል ማርያም ድንግልና ጥራይ፡ ኣምላኽ ንምውላድ እኹል ኣይነበረን ፡ ምኽንያቱ ዝባልዕ ሓዊ መሎኮታዊ እሳት ፡ ንምሽካም ሓይሊ ልዑል ከጽልላ ኔርዎ። ስሕተት ኣይኮነን፡ እዚ ዝምለስ ዘሎ ኸኣ ዶግማ ኣይኮነን፡ እይታ ነው ሚባለው፡ እይታ ዶግሞ ቀላል ነገር ነው

    • @shishaytseadu
      @shishaytseadu 17 днів тому

      ሰላም ኣምላኽ ንዓኻ ይኹን ኣማን በጃኻ ነታ ድንግል ማርያ ብስጋ እያ ወልዳቶ ዝበለ ውጉዝ ይኹን ትብል ናይ ሃይማኖት ኣቦው ዝበልካያ ውግዘት ምዕራፋን ጥቅሳን ዶ ክትነግረኒ ትኽእል መልስኻ ክጽበ ኢየ ክቡር ሓው ሓደራ ብሰማይ ሓደራ. ብምድሪ ከይትጠልመኒ ኢኻ ።

  • @ferweinig740
    @ferweinig740 17 днів тому

    Burukat. Abotatey. 🙏💒🙏

  • @eritube9777
    @eritube9777 15 днів тому

    Ab 3:00 dekik zela photo gin kalie sieli ktrekbu aykealkumin

  • @NatnaelBekele-p4u
    @NatnaelBekele-p4u 16 днів тому

    ክቡር ሓው ዝሓለፈ መምህር ጥበቡ ኢሳይያስ ዝተባህሉ ኣብ ተኣምረ ማርያም ዘሎ ብዛዕባ 78 ነብሳት ዝበለዐ ስምኦን አብ መጨረሻ ጸዲቑ ወይ ገነት ኣትዩ ዝብል ኣይኣምነሉን የ ጌጋ ዩ ዝብል ኣመሓላሊፎም ነይሮም እሞ በጃኻ ንህዝቢ ብዝርድኦ ጌሮም ከብራህርህዋ ኣብ ቀጻሊ ከም ሕቶ ከተቕርባ ትምኒተይ ዩ please❤❤🎉🎉😊Costina Entertainment ትብል ቻናል ኣላ ዩቱብ ላይ

  • @AwetKesete-cx5lb
    @AwetKesete-cx5lb 18 днів тому +2

    ⛪🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷

  • @GJ_HENOK
    @GJ_HENOK 18 днів тому +4

    Niska trah melsi entethbelu ekul neru. Seb akbka melsi mihab gin agedas aykonen. Zikone seb zimeslo ziteredon kizareb mesel alewo.

    • @ADEGOYTA-db9wi
      @ADEGOYTA-db9wi 18 днів тому +2

      ናይ ምንታይ መሰል.ሓወይ ን ኹሉ መልሲ ስለ ዘለዎ. ወይ ንሱ ቅኑዕ ኣሎ. ወይ ንሶም ቅኑዕ ኣለዉ ኢልካ ኣብ ሓደ ርገጽ.

  • @ማትያስባስልዮስእዝራ
    @ማትያስባስልዮስእዝራ 19 днів тому +3

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ሊቃውንትና ብሓቂ ከምቲ ወንጌል ዝበሎ ነቲ መሻረዊ ሰብ ቀዳማይን ካልአይን አሰመዓሉ ሳልሳይ እንተዘይሰመዐካ ግን ሓጥእ ዩ ከም ዝበሎ ።እዚ ሰብ ክወገዝ ይግበኦ ክንድዚ ኽሕደት ኮ ሪኢናን ሰሚዕናን አይንፈልጥን ።አርዮስ ኮ ወልድ ፍጡር እዩ ኢሉ ክንድዚ ክሕደት አየውጸአን ናይዚ ግን ይገርም ።ዓላዊ መናፍቅ ይወገዝ !

    • @DanielKibrom-h2j
      @DanielKibrom-h2j 18 днів тому +2

      ነዓ እባ ኩቡር ሓው ትርጉም ምዉጋዝ ከ ትፈልጦ ዲኻ ሱቅ ኢልካ ዱዩ ዝዉገዝ

    • @mogosbeyene392
      @mogosbeyene392 18 днів тому +2

      aytfred keyfredeka zbl ayenbebkan dika m.qudus bgbu mnbab yedlieka alo habibi.

    • @ማትያስባስልዮስእዝራ
      @ማትያስባስልዮስእዝራ 18 днів тому +2

      @@DngleyMaryamey ትምህርቲ ሃይማኖት ከምዘይመሃረ ሞ ትሪኦ አለካ አርዮስን ንስጥሮስን ብዛዕባ ቅድስቲ ቤተ ክርስትያንን ድንግል ማርያምን ዘይከሓድዎን ዘየልዓልዎን ክሕደት አምጺኡ ንዓመታት አብ እዝንና ከም ሓቀኛ ሰባኺ አብ ኤርትራ ከአ ባይታ ማስትሜድያ ሲኢና አብ ከብድና ዓቁርናዮ ዝነበርና ሎሚ በዞም ፍሉያት ባሓቂ ቅንዓት ሊቃውንቲ ቤትክርስትያና መልሲ ክረክብ ከሎ ተሓጉስና ነቲ ስሑትን ክሕደትን ዝኾነ ትምህርቲ ንኸዕርዮ ንምሕጸን በቲ ቃል ዝሰበኾ ግን ውጉዝ ከም አርዮስን ንስጥሮስን !

    • @ማትያስባስልዮስእዝራ
      @ማትያስባስልዮስእዝራ 18 днів тому

      ​@@DanielKibrom-h2jምንፍቅናዊ ትምህርትን ክሕደትን መጀመርታ ፈሊኻ ፍለጥ ክቡር ሓው።ስለዚ ድንግል ማርያም ድንግልንአ አኹል አይነብርረን ኢሉ ንዝሰብኽ ...ንኽምለስ ኮዩ ዝልመን ዘሎ እንተዘይኾይኑ ንእሽተይ ሓዊ ን ሓሰር ከተንድደልና አይንድለን ኢና ስለዚ ኢና ጎረሮና ክሳብ ንልሕትት ተመለስ እንብሎ ዘለና እታ ዝሓልማ ጵጵስና እንተ ወሰዳ እምበር ከሓዲ ጳጳስ ብዘመነይ ኽሸይም አይደልይን እየ ባዕለይ ይቀትሎ እምበር።ንድሕሪት የለን ወዲ ተባዕ ኦርቶዶክሳዊ እምበር ድቃላ አርዮሳዊ አይኮንክኹን ።

    • @ማትያስባስልዮስእዝራ
      @ማትያስባስልዮስእዝራ 18 днів тому

      ​@@mogosbeyene392ሓቢቢ ስለዝበልካኒ more tnx Deae ኩሉ ነገር ሃልይና ሃልሃል ትብል ፍቅሪ አብ ማእከልና እንተዘይ ሃሎ ኩሉ ከንቱ ዩ ስለዚ የመስግን ብ ኦርቶዶክሳውነተይ( ውነትካን)ዘሎ ፍቅሪ።ነዚ ሓውና ውን አይፈረድናዮን ስለ ዘፍቀርናዮስ ናዓ ተመለስ ናብ ታ ቅንዕቲ ናይ ዲዮስቆሮስን ሳዊሮስን እምነት አይትኽሓዳ ንቤተ ክርስትያን ንድንግል ማርያም ብብጽእናኣን ቅድስነአን እመን ።ከምቲ ንስካ ፈቲኻኒ ዝተዛረብካ ፈቲኻያ አመስግና ናዓ ኢና ንብል ዘለና ።እንተ ዘይኮይኑ ግን ንእሽተይ ሓዊ ከምቲ ኩምራ ሓሰርን አከባቢእን እተንድድ ብዝናኻ ብዝሑሓን ኦርቶዶኽሳውያን ተሰማዕንት ሜድያ ስለ ዘለካ አይትበክለልና አይበክለልና ስለዚ ኢና ይውጸአልና ንብል ዘለና ወይ ክሕደቱ አሚኑ ንስሓ ይእቶ ቤተ ክርስትያን መድኃኒት ቤት እምበር ቀታሊት ቤት አይኮነትን

  • @natnaelsamsom
    @natnaelsamsom 18 днів тому +3

    ሰላመ እግዚአብሔር ምስ ኩላትና ይኹን
    ኣነ ክሓታ ደልየ ዘለኩ ን መቅድመ ወንጌል ዝጸሓፉልና ኣቦታት አሞንዮስ አውሳብዮስ ታሪኾም ኣበይ ክንረኽቦ ንኽእል ኣበየናይ ቤተ ክርስቲያ ከ ነበሩ ማለት ኣብ ናይ ኣንጾክያ ወይስ ኣብ ናይ ግብጺ ቤተ ክርስቲያን እዮም ነይሮም እንተ ተብርሁልና ጽቡቅ እዩ

  • @shimbayberihu1241
    @shimbayberihu1241 19 днів тому +3

    ኦርቶዶክስ ተዋህዶ⛪⛪⛪
    ✅ሓቀኛን
    ✅ኣጽናፋዊትን እያ
    ንህነሠ ንተሉ እምነተ ኣበዊነ
    ቅዱሳን
    እግዚኣብሄር ይኩን ምስሌከ
    ዘኣማኑኤል ዘትጋደል በእንተ ጽድቅ
    ቃለ ህይወት የስመዓልና።

  • @dawithabtemariam2971
    @dawithabtemariam2971 19 днів тому +5

    🙏🙏🙏💒💒💒❤️❤️❤️

  • @Yorsalem-vs1ji
    @Yorsalem-vs1ji 18 днів тому +5

    ኣታ ድ ኣስመላሽ ሓዉና እንታይ ገደሰካ ናብ ከመምዚ ዓይነት ሓሸዉየ ትኣቱ በታ ናይ ኣበወ ትምህርቲ ወጺካ ካልእ ትምህርቲ ክሕደት ተስተምህር። ኣደክርስቶስ ኣና ትምህርትስ ዋላ ብዓል ንስጥሮስ ብዐዓል አርጌንስ ከምዛናትካ ክሕደት ኣይ ከሓዱን ንዓ ተመለስ ህልክ ጽቡቕ ኣይኮነነክንድዚ ዝኣክል ድፍረት ዓገብ ዓገብ።

  • @rahelzerazion7617
    @rahelzerazion7617 18 днів тому +5

    Amen qal hiwet yesmealna abotatna 🙏🙏🙏🙏

  • @yemaneberhantsegay2269
    @yemaneberhantsegay2269 17 днів тому

    ሰላም ኣቦታት ኣኅዋት ኣኀት ደሓንዶ ኣለኹም/ኽን፧ ሠናይኩም/ክን ይምነ። ምሕረት እግዚአብሔርን ረዲኤት ቅዱሳንን ምስ ኩልና ይኹን እናበልኩ፡ ኣብዚ ሳሕቲ ዘይኰነስ ብተደጋጋሚ ዝዝረብ ዘሎ ዛዕባ/ጉዳይ እምነት ብዝምልከት እየ ሓሳበይ ክህብ፡ እንተዀነ ጉዳይኩም ኣብ ውሽጥኹም ጌርኩም ክትረዳድኡን፡ ነዚ ዘዛራርብ ዘሎ ነገር ድማ መዓልቦ ክትገብርሉን ልቢ ሰማዕን ተዓዛብን ድማ ምረገአ። እንተ ዘይኰይኑ ግን ዲያቆን ኣስመላሽ ኀውና ብዛዕባ እዚ ንስኻ ተዛሪብካዮ ዘለኻ እሞ ሕጂ እውን ተደጋጋሚ ዘዘራርብ ዘሎ ትምህርቲ መልሲ ክትህበሉ ነይሩካ፡ ትዕግስትን ዓቕልን ኣገዳስን ወሳንን እኳ እንተዀነ፡ ኣብ ጉዳይ እምነት ግን ገደብ ኣለዎ። ንኣብነት ንበል ነቲ ንስኻ ዝሃብካዮ ስብከት/ትምህርቲ መምህራን ቅኑዕ ኣይኰነን ኢሎም ይምልሱልካ ኣለዉ፡ እስኪ ነቲ ንሳቶም ዝህብዎ ዘለዉ መልሲ ተጋግዮም ንበል ፡ ንስኻ ግን ከም መምህር መልስኻ ክትህብ ወዓል ሕደር ዘድልዮ ጉዳይ ኣይነበረን ኣይኰነን እውን፡ እዚ ንስኻ ዝመሃርካዮ ዘዘራርብ ዘሎ ትምህርቲ ሕጂ እውን ልቢ ምእመናን ይኸፋፍል ኣሎ እሞ፡ኣብዚ ወሪዱ ዘሎ ዛዕባ መልስኻ ክትህብ ብተስፋ ንጽበ።
    ኩልና ካባይ ጀሚርካ እዞም እንርእን ንሰምዕን ዘሎና ድማ ካብ ስምዒትን ጸግዒ ናይ ሓደ ኣካል ምዃንን ሕይወትና ክንሕሉ ሓደራ ይብል።
    እግዚአብሔር ሰላሙን ምሕረቱን የውርደ😮ልና፡ መወዳእታና የጸብቆ።

  • @GelilaJossi
    @GelilaJossi 17 днів тому

    Xbuq mehran mhtata malet kemzi nay memhr aman iyu ab wenber zelewu eyom zhtetu diyaqon ashmelash kea aytxleayo azi nkulu eyu zTeqm ante ekialka yqrieta htetelu mmharka xbuq eyu ktgage wn sle tkal mearemta gberelu aman gn nfua halawi ika qexlo

  • @tesfamariambeyene7520
    @tesfamariambeyene7520 18 днів тому +4

    Amyen Amyen Amyen qle hiwet yesmaalna memhr zeamanuel.

  • @tesfayzewde7638
    @tesfayzewde7638 12 днів тому

    Kidu haswti nay hasoit malkte eu

  • @yonashagos-m4z
    @yonashagos-m4z 18 днів тому +5

    ዲ ኣሽመላሽ ከሞ ከምዚ ኣይብልን ማለት ድዩ ልይዩ ምንድነው ኣይትድከም ቅያር ኣይትረክብን ኢኻ ምክብባር ዩ ዝድለ

  • @yafetmengstab
    @yafetmengstab 9 днів тому

    ዲያቆን ኣስመላሽ ሃዋርያ ናይ ዚ ዘመና እዩ።
    ነዓካ ኣይምልሰልካን ዩ፡ መኽንያቱ ሕማም ናይ ቅንኢ ድዩ ዘለካ ወላ እንታይ እንድዒ ኩሉ ትምርትካ መምህራን ዳዉን ምግባርን ህኮትን ጥራይ ዩ ተሕዝን

  • @Haile-p3s
    @Haile-p3s 18 днів тому +1

    የመጀመርያ ቃንቃ ግእዝ ነው ጌታም ዝተዛረበሉ ቃንቃ ግእዝ ነው

    • @fnantedros-l9d
      @fnantedros-l9d 17 днів тому +1

      ክክክክክክክክ

    • @Haile-p3s
      @Haile-p3s 17 днів тому

      @@fnantedros-l9d ስሓቅ ኣብ ቦቱኡ ኢዩ ጽቡቅ ፡ምስትውዓል ይሃብካ/ኪፕ

    • @Haile-p3s
      @Haile-p3s 17 днів тому

      @@fnantedros-l9d ዝሓወይ እንተይ ፈሊጥካ ክትፈልጥ ሕተት ተዘይኮይኑ ግን ኣነ እቲ ሓቂ ዋላ ከም ዕረ እንተመረረካ ምዝራበይ ኣየቁምን ኢየ ።ግን ከኣ በቲ ዝተረደኣካዮ ሓቅካ ኢካ ፡ንዓካ ጸባ እምበር ዓጽሚ ክትበልዕ ኣይግበኣካን ነይሩ ፡እቲ ሓቂ ግን ምቅባል ዘይምቅባል ናትካ ኢዩ ፡ኣይኮነን ግእዝ መድኅን ዓለም ዝተመለደሉ ዝተጠመቀሉ ዝተሰቀለሉ ኮታ ኩሉ ኣብዛ ቅድስት ሃገር ኢትዮጲያ ኢዩ ኤርትራ ወሲክካ ኤርትና ምናልባት ኢትዮጲያ ኣይኮነትን ትብል እንተኮይንካ ።

    • @eliminator09
      @eliminator09 17 днів тому

      Sq eske bel

    • @fnantedros-l9d
      @fnantedros-l9d 16 днів тому

      @@Haile-p3sክክክ እዋይ ሓወይ ካብዞም ኢትዮ ዝብሉ ዲኻ ናይ ሓንቲ ካንሸሎ መስኪናይ ናዓኹም ዳ ዘይትሓዘኩም ሀውቲትኩም እንዲኹም መሕረት የውርደልካ ዝሓወይ።

  • @251m91
    @251m91 14 днів тому

    ሚንዲኔው ኤርጥራውያን በኣምሕሪና?
    😂😂😂

  • @abrhetkiflay3475
    @abrhetkiflay3475 16 днів тому

    Mmhr mrddae do aymhashen bqanqana memahran yelewn dyom

  • @TesfahiwetHaylu
    @TesfahiwetHaylu 18 днів тому +4

    Qal hiwet ysmalna

  • @berekhetgaim7956
    @berekhetgaim7956 18 днів тому +3

    ❤❤❤

  • @micaelmehari2294
    @micaelmehari2294 18 днів тому +3

    ❤❤❤

  • @Jirom-bh1mk
    @Jirom-bh1mk 18 днів тому +2

    ❤❤❤