ብህፃንነታ ገዲፈያ😢ሓቒፈ ከይራረኽዋ ንመርዓ በፂሓ💍ስደት ዝፈላለዮም ኣቦን ጓልን…
Вставка
- Опубліковано 5 лют 2025
- መደብ ደወል ሓሳቦም ዝገልፅሉ ንዝደልይዎ ሰብ ዝእንግድሉ መደብ እዩ…ናብ 0942661640 ይደውሉልና ብኣካል ኣብ ዘለውዎ ቦታ ተረኺብና ወይ ድማ ብስልኪ መስመር ንእንግደሎም ኢና🙏…
---
Rigat Assefa,
Top 5 Rigat assefa,
ርግኣት ኣሰፋ
ርግኣት,
Rigat,
rgat,
rgat asefa,
rgat assefa,
new tigrigna tiktok
tigrigna tiktok
ደስ ክብልኻ ተመሲጠ ካብ ዝረኣኽዎም በስምኣብ መርዓ ኣብራሃምን ሳራን ይገበረልኹም እንካዕ ላብዝይ ኣብቀዐኩም ፈረይቲ ፀገይቲ ይግበርኹም 🎉❤
ወለድናኮ ደሰ ክብሉ ርግዕ ኢለም ዝድንሱ❤❤❤❤❤ ናይ ሉሚ ወሉዶ ግን ኣበላሺናዮ😂😂😂😂 ከይትቀዮሞኒ ያሸባብብ
#እዛ ኮሞቲ ተንበቡ ዘልኩም ናይ ሎሚ ቅዱሰ #አማኒኤል ካብ ሓጢያት ወፃኢ ናይ ልበና ሓሳብ ኩሉ ይፍፅምልና #ሓዳሽ ቪድዮ ልቂቀ ኣልኩ ኣቲኩም ረእዩልይ ዩቴብ ዘልኩም ድማ ደምርኒ ኢልኩም ፅሓፉ
መጀመርታ ሰናይ ትሚትኪ ዘይትገልፂ
@MuluGermay ኮሞቲ ቪድዮ ብላይብ መልክዑ ስለ ዝተልቀቅ ግድን ምስ ወድእ ከም ባሓዱሽ ክስመዖ ስለ ዘሎኒ እየ መጀመርያ ኮሞቲ ኣቀሚጠ
@Amutube25 ጨለ ምቅርተይ ደሚረኪ አለኩ አነለ
ናዘርኪ ድኪ ትልምኒ በቃ
አሜን
እንካዕ ብርሃን ረአካ ክብር ወለዲ ስደትካ የሕፅረልካ ርሑስ ጋማ ንተመርዐዊቲ ጀመርቲ ዘይኮንኩምስ ፈፀምቲ ይግበርኩም❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ከማየዶ ትኾና ናመርዓ ተምፅእ ከላ ብብኽያት ዝዉድኦ😢
ኣነ እኝእኩ ሃማኪ ብብኽያት ይውዶኦ😢
ንምንታይ ትበክያ?
ክተግጥም ከላ ብንብዓት ወዲአያ😢
ሙሉእ ብርሃን ይግበረልኩም
ወርቂ ወይ ብሩር ምግባር ግዲ ተገዲፋ እዩ ቱዋና ነገር ቃል ኪዳን እዩ ብቱዓድና ስ ክንደይ ቅርሺ እዩ ዝፈስስሎ ንወርቂ 150-200ሸሕ ንወርቂ❤😢
ገሪሙኒ ሱቅ ኢለ ይጥምታ😅
@hshs4005 ናማነ እየ እኮ ሽኮን ወርቂ ዘይብለንስ ወርቅን ብሪር እየን ዝገብርለዎ እዚኣ ግን ጥርሓ እያ ዘላ ብቱዓዶም ዶ ከምኡ ይከውን
ማዕተብ ገበሪ ክብርተይ
መስቀልዶ ኣይኮነን እንዮ ኣብ ክሳዳ ገዊከንስ ለባም ለባም ትጫወታ
ፅቡቅ ነይሩ ረታ ግን ብጣዕሚ ሓፂሩ.....
ናተይ ሓሳብ
አረ ርጋኣት ብኢም ፂሒፈልኪ ሰሙነይ ገይረ ክትምልሲ ኣይትክእልን ❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣብ ኪላትና እዩ😮
እስይ ደስ ክብልኻ ፈረይቲ ፀገይቲ ይግበርኹም 🎉🎉 ደሙሩኒ ደቂ ሪመይ 👏🦋
ብቅንዕና ደምሩኒ ተጋሩዋይ❤❤
ደምርኒ ማዓረይ❤❤
ብቅንዕና ደሙሩኒ ተጋሩ አሕዋተይ🎉❤❤❤❤
ደሚረኪ መልሲ
ደስ ይበሉ ብጣዕሚ ❤❤❤
ስላስ ይበሃል ጋሻ እየ ፍለው 😢
😂😂😂😂😂😂😂
ስላስስስስስ😂😂😂😂 ግደፍንዶ
መልሲ
ትርሓስ ኣይኮንክን😂😂
ንዳማመር ኣሕዋተይ❤
ደስ ዝብል መርዓ❤❤❤❤
ርሑስ ጋማ ይግብረልኩም ፅሩያት🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰
ሩሑስ ጋማ ይገበረልኩም ❤❤❤🎉🎉
መርዓዊ ትዓዲሉ ወርቅን ብሩርን ዘይትብል ፈጢርሉ🥺🙄
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም🎉🎉🎉🎉❤አጆካ ፈጣሪ ብሰላም ያራክብኩም
ታሞ ኮይነ አነ በክየ😢 ርሑስ ጋማ ይግበረሎመይ ❤😊
እሰይይይይይይይይይ ኣሕዋተይ መዓረይ እንኳዕ ናብዚ ኣብፀሐኩም ብሩዃተይ እንኳዕ ደስስስ በለኩም ዉለዱ ክበዱ ዓምብቡ ሰስኑ ሰናይ ናይ ሓዳር ዘመን ይኹነልኩም🙏ምስ እቲ ዝናፈቀኩም ወላዲኺ ብሰላም የራኽብኩም 🙏ሩሑስ ጋማ
ሓፂሩ እበር በጣዕሚ ምቁሩ እዩ ነይሩ
ርሑሰ ጋማ ኣሕዋተይ ደም ርጋኣትይ ዝሓፍተይ ምሰ ይቅርታ መዕተብ ብሰሉሰ ማዓረይ❤❤❤❤
ሩሑሱ ጋማ ይግበረልኹሙ❤
ደሙሩኒ ብሕልና ይሕዋተይ ስደትና ይሕጽረልና ፍጣሪ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤ርሑስ ጋማ ይግበርኩም
ፈረስማይ ዓደይ🥰
እንኳዕ ደስ በለኩም
ደስ በሃልቲ❤❤❤🎉
Wowww enka dess belekum ❤🎉
ሩሑስ ጋማ ዘም አሕዋትና ዉለዱ ኩበዱ 🌹🌹🌹
ወይ ይትባረክ እንዳብርሃም ከይብሃልስ ኣቅሽቲ ደዊሎም ዳንኬራ ይቅር ይብለና ተጋሩ ዕደ😂
ርሑሰ ጋማ 🎉
ደምረኒ ተጋሩዋይ❤
ፀሎት ግበሩለይ ናተይ ኣቦይ እውን ዓዱ ክኣቲ🙏 ደምሩኒ❤
ግጥሚ ክበክየን😢😢
ርሒስ ጋማ ይግበረልኩም🥰🥰🥰
rhus gama ygiberelkum febuye andebetegna gal haftey
ብቅንዕና ደምሩኒ ተጋሩዋ
መልሲ ደሚረኪ
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም❤❤❤❤
መርዓ ኣብራሃምሳራም ይግበረሎም
Ruhus gama yigberilkumu yehiwateyi 🥰🥰🥰
ደሙሩኒ እሕዋተይ ይፈትወኩም እየ❤🎉
❤❤❤ርሑስ ጋማ
ተጋሩ ኣሕዋተይ ብዘለክምዎ ሰላምኩም ብዝሕ ይበለለይ ኣነ ሓፍትኩም ካባካቱኩም ምክሪ ደልየ እየ ኣብዚ ክፅሕፍ ካብ ዘለክውው ጭንቀት ክትፈትሕለይ ዶ ይኮኑ በይነይ ቀትሪ ኣብ ስራሕ ስርሐይ ምስ ወዳእኩ ካዓ ኣብ ጭንቀት እየ ዘሕልፎ ግን እንታይ ተገበርኩ ይሓይሽ ካብዚ ዘለክዎ ጭንቀት ገላጉሉኒ እምባኣርከስ ኣነ ኣብ ስደት ከባቢ 9ዓመት እየ ገይረ ኣሕዋተይ ዳርጋ ኩሎም ኣፀጊዐዮም እየ ተመስገን ንባዕለይ ካዓ መፅለሊየይ ኣብ መቀለ ገዛይ ሰሪሐ እየ ወላዲተይ እውን ኩሉ ነገራ ኣማሊአላ እየ እግዛቢሄር ይመስገን ግን ጭንቀት ኮይንኒ ዘሎ ሓደ ብFb ዝተላለክዎ ኣለኒከባቢ 4 ዓመት ገይርና ኣለና ከም ሓወይ እየ ዝሪኦ ንሱ ግን ድሕሪ ክልተዓመት ንፍቅሪ ይሓተኒ ኣነ ካዓ ይቅርታ ዳኣ እምበር ኣወዳት ኣይኣምንን በቃ ዓደይ ኣትየ ወለደይ ዘምፁኡለይ እየ ዝምርዖ እየ ዝብል ግን በቃ ረቡሹኒ በጃኪ ዋላ ብወለድኪ ክመፀኪ እዩ ዝብለኒ ኩሉ ግዜ ናደወለ ግን ዋላ ዳኣ ንዓየይ ጋናየይ ይኩን እምበር ንወላዲተይ ብወሰን ኣምሲለ ነጊረያስ ንዓየይ ቀረባ ቤተሰብ ኣላዋ ሓወን ኮይኑ ፀኒሑ ግን ወላዲተይ ካዓ ደጋጊማ ታይ ኣሎ ሓዱሽ ነገር እያ ትብለኒ ከምዙ ዝተረዳኣክዎ ናብኡ ክከይድ ደስ ኣይበላን በቃ ኣነ ካዓ ንዓካ ትመስል ተሞሪዕካ ሓዳርካ ግበር ይብል ክሰምዐኒ ኣይካኣለን ካብ ስደት ካብ ዝኣትው ንዓዱ ከባቢ 1ዓመት ገይሩ ኣሎ ወለዱ ካዓ ወይተሞርዖ ወይ ተሃልይትካ ናብወለዳ ንከይድ ንቡር ንገብር ይብልዎ ካቡኡ እንዓየይ ደዊሉ በጃኪ ወለደይ ወይ ተሞርዖ ወይካዓ ቁእንታይ ኢካ ኮይንካ ይብሉኒ ኣለው በለኒ በቃ ተሞርዖ ይብሎ ምስማዕ ይኣብዮ ግን ኣነ ከሳብሕጂ እሺ የበልክዎን ግንካ ካብ ወዲ ጋና ምሓዝ ኣይተርፍን እሞ በቃ ንወለደይ ደፊረ ምንጋር ይሐሸኒ ወይ ካዓ ከምዘይረክበኒ ብሎክ ክዓፅዮ ይብል ካዓ መሊሰ ዋላ ዓዲ ይርሓቅ እምበር ምርካብና ኣይተርፍን ኣብ ሞንጎ ተቀርቂረ ዝውስኖ ጠፊኡኒ በጃኩም ካብ ጭንቀት ገላጉሉኒ ተጋሩዋይ ኣብ ኮሞንት ፃሓፍለይ ከምብቦ እየ መወዳእታ ካዓ ኣብምንታይ ደረጃ ከም ዝበፃሕኩ ከምዚኣ ገይረ ኣብ ኮሜንት ክፅሕፈልኩም እየ ይቅርታ ፁሑፍ ካዓ ኣብዚሐልኩም
አንታይ አሞ ፀገም አንየወ አሺ ዘይትብልዬ ካብኡ አኮ ዘቀረ ሰብ የለን
መጀመርያ ክሓተኪ ዶ ተፍቅርዮ ዲኪ ኣተፍቅርዮን መልሲለይ እም ዘለኒ ምክሪ ክልግሰልኪ እየ ዛሓፍተይ
@@meryathupia2892 ኣነ ምንም ፍቅሪ የብለይን ግን ምስ ግዜ ከፍቅሮ ዶ ይከውን እየ ዝብል ካቡኣ ካዓ ካብ ሓዳር ምግባር ስለዘይቅረ ወዲ ዓደይ ዶ ይሐሸኒ ብምባል እየ ዛምበይተይ
ዘፍቅረኪ እንከይኑ ሽግር የብሉን ኩሉ ወዲ ሐደ ኣይኮናናን ከማን ፅቡቅ
ዝተላኣከኪ ቦይስ ዘትምልሲ እባ 😣
ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም
እንኳዕ ደስ በለካ ክብር ወላዲ ብርሃን ጋልካ ዘርእየካ ሰደት ብሓደ ወገኑ ፅብቅ በሓደ ወገኑ ጎይካ አብ ብርሃን ውላድካ ብርሃን ሓውካ ብርሃን ሓፍትካ ዘይትሕወሰሉ ብዝኮነ ተምሰገን እዩ መባሊቲ ይግበረኩም ፅሩያተይ
ተጋሪዋይ ደምሩኒ ባ ፍትውውው እየ ዘብለኩም ክኣ💝
ደምርኒ እሰቲ ኣሕዋተይ💜
ደምሩኒ ሓላላተይ❤
Ketsalay
ደምርኒ ብርካት ዘርኢ
🌺🌺🤲🥰🥰🤲💚💚ሪሑስ ጋማ
Way entay da lomanti habesha kemis theytekedenki nab meraa tkedi aytmesli
ርሑስ ጋማ❤❤
ብስሩ ትፍለዪ ኢኪ 😢
@@hiwettsegay1616 ሂዊየ ርኸብኒ
🎉🎉🎉🎉🎉
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤🎉🎉❤🎉❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏🙏🙏
❤❤❤❤
ደምሩኒ ❤❤
ደሚረኪ መልሲ
@Haderatekle-l4vh melise🥰❤
ወይ ዓደይ ማዓረይ ፈረስ ማይ ዓደይ😢😢
ጓል ዓደይ❤
❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉🎉
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰብ ገዛ ናብ ቻነልና ከኣ ቅልቅል በሉ ሞ ሳብስክራይብ ተሓባበሩና። የቐንየልና።
ሳብክስክራይብ ግበርለይ አሕዋተይ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ቀዳመይቲ ባዕለይ 🎉🎉ሰብስክራይብ ገበሩለይ ፍትዋተይ
ደምሩኒ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉
❤🎉❤
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤🎉❤🎉❤🎉
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤❤❤
❤🎉🎉🎉❤❤
❤❤❤❤🎉
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤