ሜሮን ናብ ብርጌድ-ንሓመዱ ክትጽንበር ኣለካ ወዲ ኪሮስ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 22 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 406

  • @LamlamEthiopia-y1u
    @LamlamEthiopia-y1u 11 місяців тому +1

    ሜሮን
    ጅግና❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tesfamariamfesseha5470
    @tesfamariamfesseha5470 Рік тому +13

    ብራዎ ሜሮን ከምኡውን ወዲ ኪሮስ ታዓወቱ ዕድመን ጥዕናን ሰላምን ፍቅርን ኣምላክ ይባርከልኩም ደቂ ሰናይ ❤❤❤❤❤።

  • @micealmiki4053
    @micealmiki4053 Рік тому +16

    ፍትሒ ትርጉማ ቀይራ ኣላ፡ ደለይቲ ፍትሒ፡ ፍትሒ ዘይደሊ ሰብ የለን፡ በርገዲ ንሓመዱ ደለይቲ ፍትሒ ዝብሃሉ እንተኾይኖም፡ ፍትሒ ትርጉማ ኣብ መዝገበቃላት ክቕይረ ኣለዎ። ኢምኒ ክትሃርም እናወዓልካስ ፍትሒ እዚችምንቅስቓስ እዚ ፈጺሙ ናይ ጭኑቓት ራእይ ዘይብሎም ዝመልእዎ ስምዒታውነት ጽልኢ ጥራይ ዝዓበለሎ፡ ፖለቲካ ዘይብሉ ምንቅስቓስ እዩ።

    • @gadumeresa3017
      @gadumeresa3017 Рік тому

      😂😂😂😂

    • @SeifeTekle
      @SeifeTekle Рік тому +2

      እሞ ከመይ ድኣሉ ክኸውን ነይርዎ ትብል እንታይ ኢዩ እጃምካ ንስኻ ኸ ወላድ ኣብ ድሕሪ ኮምፒተር ተሓቢእካ ንዝቃለሱ ምንእኣስ ኢዩ ዕላማኻ ተበራበር ካብ ድቃስካ እንተወሓደ እንተወሓደስ እታ እቲ መሰረታዊ ዝኾነ ን ወዲሰብ ዘድሊ ነገራት በታ ጽርይቲ ማይ ረኺብካይ ሰቲኻስ ብሰላም ትኣቱ ትወጽእ ዘለኻ እዚ ህዝቢስ ስለምንታይ እዚ ይስእን ኢልካ ሕሰብ እሞ ትርጉም ናይቲ ቃልሲ ሽዑ ብከፊል እንተተረድኣካ

    • @BiniWeldu
      @BiniWeldu Рік тому

      fthi zseane hzbi ms nedere etay kem zgebir zegika aleka nbealka an eritrean ms atena emni aykonan nuclear ksdu ena nab eseyas zelewom geza ms seabtun hgdef 🚀🚀🚀🚀

    • @Redseafish-x4u
      @Redseafish-x4u Рік тому +2

      ብርጌድ ንከብዶም ኣሌታውያን እዮም ሓሰውቲ ትግራይ ዘይበለ ካባና ይፈለ ተባሂሉ ክንደይ ሓሊፉ we’re one nation against hgidef

  • @ymariymelegaymariymelega4063
    @ymariymelegaymariymelega4063 Рік тому +1

    ሜሬ ጅጋና ሓፈተካ ካብ ትግራይ እየ ብጣዕሚ ጉብዝ ኢካ❤🎉

  • @abrhamerona6035
    @abrhamerona6035 Рік тому +17

    እዚ ወዲ ኪሮስ አዘራርብኡ አታሐሳስብኡ ጡዑያት መራሕቲ ተረኺቡ ቡዙሕ አድላይ ነጥቢ ይዛረብ ስለዚ ንጸርፊ አይትቃዳደሙ ህውከት ዳአይባሃል

    • @wediEri_9
      @wediEri_9 9 місяців тому

      ስቕ በል ድሩዝ፡ እዞም ድርባያት ህግደፍ" እንዳበለስ ኤርትራዊ'ዩ ኢልካ ትማጎተሉ ኣለኻ።

  • @eritrea63
    @eritrea63 Рік тому +18

    መሮን ከምዛ ዘለኻያ ንበይንኻ ንመንእሰያት እንዳንቃሕካ ምኻድ ይሕሸካ።

  • @ts69977
    @ts69977 Рік тому +4

    ሜሪ ሐወይ ንበይንካ ይሕሸካ ጽቡቅ ስራሕ ኢካ ትሰር ዘለካ ታሪክ አቦታትካ ትፈልጥ ኢካ ንስካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Tomas-komita
    @Tomas-komita Рік тому +10

    ናብ በርጌድ ንሓመዱ ማለት እኮ ብፍቕሪ ክልል ትግራይ ዝዐወረ ኢትዮጵያዊ ትግረዋይ ምኻን እዩ ትዉሰክ የብላ ትጎድል የብላ ማዓስ እዚ ጥራይ ኩቱር ጽልኢ ኣብ ህዝቢ ኤርትራን ባንደራን ካርታ ኤርትራን

  • @solomonhabte6235
    @solomonhabte6235 Рік тому +4

    ሜሮን ምስ ወዲ ኪሮስ ርክብ ቀጽሎ
    በሊሕ መንእሰይ ኢዩ ካብ ኩሉ ሚዛናዊ ኢዩ
    ናይ ሓባር ቃልሲ ኢዩ ዝኣምን ብኣውራጃ ክባእሱ ከለዉ እዚ በይኑ ንኩሉ ሰብ ይምጉት
    ትዓዚበዮ ኣለኹ ካብ ነዊሕ

  • @tesfamariamfesseha5470
    @tesfamariamfesseha5470 5 місяців тому

    ❤❤❤ ኒሰና ቃለስ ካብ ሜሮን ንላዕሊ ዝቃለስ ኣሎ ድዩ ።ኣብ ቲፎዞ ክዋጋእ ጊዚኡ ካብ ዘቃጽል ጽቡቅ ኣሎ ሜሮን ሰናይ ትምህርትን ዘተን ብምክብባር መናእሰይን ምዝታይ ክማሃር የንቅሕ ኣሎ። ስለዚ ንርእስኩም ቦኪርኩም ከተብኩርዎ ዓገብ ወዲ ኪሮስ። ንስካ ምስኡ ብንቅሓት ተዛተ ሳዓቢ ሁውከት ክከውን ሜሮን ግን ኣይመስለንን ክውዕሎ ።ጽቡቅ ጌሩ ነቲ ናይ ዕንቅፋት ቃልሲ ፈሊጥዎ ስለዘሎ።

  • @tesfamariamberhe5826
    @tesfamariamberhe5826 Рік тому +3

    ክንዲ ማዓኮር ዶርሆ ዝኮነት ርእሲ ሒዝኩምሲ ያኣይ ከም ተቃለስቲ ኣፍልብኹም ነፊሕኩም ከይሓፈርኩም ክትዓፍሩ ከለኩምሲ ብሓቒ ተሕፍሩ ደቂ ምልሻ

  • @almazasmellash274
    @almazasmellash274 Рік тому

    Thank you, Merona. You are truly the best; the only person without any agenda, not driven by money-grabbing tactics that mislead the public like other channels. Your voice resonates with Eritreans who stand with the oppressed and for the land of Eritrea. Like Moses from the Bible, your voice will be heard. We appreciate your amazing work, and you are an inspiration. Eritrea needs individuals like you. Eritrea is for Eritrean. God bless you, Merona.
    Love you.
    From Asmara Eritrea.

  • @tsegaihedru
    @tsegaihedru Рік тому +2

    በርጌድ ንሐመዱ ዝደልዩ ዘይፍለጥ ገሊኦም ፍጹም ይቅረ ዘይባሃሎ ገበን ዝገበሩ ነጋዶ እዮም እቶም ዝተረፈ ድማ ከምዚ እዳስዋ ባእሲ እንበር ነቲ ፐሎቲካዊ ናይታሃገር ዘማሐይሽ አይመስለን (1) ምስመንግስቲ ኤርትራ መበቆል ተጋሩ አለው ግን ብዛዕባ ኤርትራ እዮ ዝካላኽሉ ንርኢ ምስ ቶም በርጌድ ንሐመዱ ደለው ተጋሩግን ክብርታት ገድሊ ኤርትራ ብዛዕባ ኤርትራ ዝእከብን ዝዝትን ምስ በርጌድ ንሓመዱ ኮይኑ ዘጋፍዕ ኤርትራውያን እዩ
    እቲ ሰብ በቢደለዎ አንጻ ይግደፍ ይወደብ ዝብል ቃልካ ድማ ቃልሲ ዘይኮነስ ህኮት እዩ ብዛዕባ ለውጢ ንቅሳነትን ክመጽእ ዘይጽበ ኤርትራዊ ደሎ አይመስለን ዋላ እግደፍ መጀመርያ እቶም ንዓመታት ዝተቃወሙ ሞጓኖት ኮይኖም ሃገር ምዕራይ ዘይኮነስ ሃገር ምፍራስ እዮም ጸኒሖም በርጌድ ንሐመዱ ድማ ይቅጽሎ አሎንስካ ወዱ ኪሮስ 4 የሕዋትካ አብሃገር አለው አነ ድማ 6የሕዋተይ አብ ምክልኻል አሎውኒ ካባና ንሶም ይኸብሩ አብመረበቶም አለው ካብ ከምዚ ናትካ ምስ ጓኖት ኮይኑ አብዳሳት ኤርትራ ከፍርስን ጸብሒ ክደፍእን ምውዓል

  • @HaraGhirmai
    @HaraGhirmai Рік тому +6

    ቀያሕ ባንዴራስ🇪🇷 ህግድፍ እያ ክክክክ ኣስተካክሉ ናይ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ እያ ህግድፍ ጽባሕ የለን ህዝብን ሃገርን ግን ክህሉ እዩ።ባንዴራ ሃገር ብኣርማ ውድባት ኣይትልወጥን!!!

  • @teklitandebrhan5749
    @teklitandebrhan5749 Рік тому +8

    10000 ኪሜ ኮንካ ተጻሪፍካስ ተቃላሳይ የብለካ ድዩ ኣይትሓሩን ተቃላሳይ አየ አልኩም ክትዛረቡ

    • @AlexanderDawit-c5b
      @AlexanderDawit-c5b Рік тому

      እስኻ ኸ ንነብስኻ እታይ ትብላ ካብ ኣቃጫጭ ቃላት ትምህርቲ ዝኾነ ተትጽሕፍ ከምዚ ኣነ እናሓለፍኩ ክርእዩ ከለኹ ናትካ ከሞት ሰኪቱ ዉዱቅ ቃላት እዩ ናይ 2016 እየ ዝብሎ

    • @TesfaTekie-ve2ve
      @TesfaTekie-ve2ve Рік тому

      ክልተ ቃልሲ ከም ዘሎ ተረዳእ ።
      ናይ ሓሳብ ቃልስን ?
      ናይ ብረት ሒዝካ ቃልስን ?
      ኣብዚ ሕጂ ጊዜ ኸዓ ናይ ሓሳብ ቃልሲ እዩ ዘሎ።

  • @dawittesfamichael3223
    @dawittesfamichael3223 Рік тому +2

    ደገፍትን ተቃወምቲ ኢና በሃልቲ ካብ ኤርትራ ሓዲምካ ንህዝብካ ብጾትካን ግዳይ ጌርኩም ነብስኩም ፈቲኩም ወጺእኩ ንስኩም ንሃገር ኣይኮነን ንነብስኩም ዘይትልውጡ ዘይትጠቅሙ ሰባት ኢኩም ። ለውጢ ብማዕዶ ኮይንካ ዝመጽእ ለውጢ የለን ። ኩሉኩም ንህዝቢ ኤርትራ ሃለይቲ ተመሲልካ ንረብሃካ ትግብርዎ ሓለውለው ካብ ምኳን ዝሓልፍ ኣይኮነን ። ኩፉእ ክንዲ ዝስተር ይግተር ። ፊት ንፊት ከይገጠምካ ብማዕዶ ዝመጽእ ለውጢ ኣይመጽእን ብከምዚ ናትኩም ዝመጽአ ለውጢ ሰሚዕናን ርኢናን ኣይነፍልጥን

  • @WediOrphan
    @WediOrphan Рік тому

    Much respect to you, wedi kiros. Your wording is very influential

  • @Habenfu
    @Habenfu Рік тому +8

    ብርጌድ ንሓመዱን💙🤝🇪🇷 ህገደፍን ሰላም የውርደልኩም ተዝይኮነ ስደተኛ ኢና ሰብ ኣይትረብሹ ኣብዚ ዝስራሓ ሓርነት የለን🎉

    • @Footballworld1644
      @Footballworld1644 Рік тому

      Thanks brother, amlak neza qdsti hagerna ybarkelan

    • @wedmana8067
      @wedmana8067 Рік тому

      ንስኻ ኸ ኣበይ ኣለኻ???

    • @Habenfu
      @Habenfu Рік тому

      @@wedmana8067 ኣነ ድኣ ኣብ ትምህርቲ ካብ ትምህርቲ ክኣ ናብ ገዛይ ንስኻ ከአ ኣበይ ኣለኻ?

    • @wedmana8067
      @wedmana8067 Рік тому

      @@Habenfu እንታይ ክትገብር ድኣ ናብዚ መጺኻ? እዚ መልሲ ኣይኮነን እዚ ጉዳይ ሃገር ዩ እዚ ናትካ ናይ ውልቅኻ ዩ ተድኣ ንክልቲኦም ምሕረት የውርደልኩም ኢልካዮም ንስኻ ኸ ምስ መን ኣለኻ ?ት ሕቶ መጀመርታ ኣንብቦ ተረድኣዮ ድሓር መልስ

    • @Habenfu
      @Habenfu Рік тому

      @@wedmana8067 ኣነ ድኣ ንሜሮንን ስለ ዝፈትወ እየ ዝርኢ እምበር ኣብ ፓለቲካ ዓለም የለኹ ከልቲኦም ግን ከም ኣሕዋተይ ግን ደም ኽፋሰሱ ከለዎ ሓዘን ይስምዓኒ

  • @binamhabtu5939
    @binamhabtu5939 Рік тому +1

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ❤❤❤

  • @muleredagahmus1518
    @muleredagahmus1518 Рік тому

    ዋዉዉዉ ዉዲ ኪሮሰ. ንፍዕ ተዛራባይይ. ብሓቂ🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉😮😮😮😮

  • @tesfalemkidane7024
    @tesfalemkidane7024 11 місяців тому

    ሕጂ ውን ናይ ሓደ ከባቢ እዩ፡ ሓደ ብሓዲኡ ሓደ ብኤርትራውነት ዘይኣምን፡ ትግራይ ትዕወት ክብል ዝውዕል ትግራዋይ ኢዩ፡፡ ኩሎም እቶም ኣባላት ከኣ ኣርእስቶም 90% ትግራይ ኢዩ፡፡

  • @kubromftwi4414
    @kubromftwi4414 11 місяців тому

    Btami xbuk hasabat meron and wedi kiros .

  • @mihrethayelom7979
    @mihrethayelom7979 Рік тому +6

    Kkkk neten selam geren zenbrakum zelewa Hagerat selamen kelikumen zelekum, Ab Adi Hgi seb mnbar kelikum zelekums si 😔 🇪🇷🇪🇷wi bselam kennenbrom ena nkales zelena ????😔😔 Afkum tray akbulna pls Eta Hager wala Alewa 💪🏿🇪🇷💥::

  • @lomintmalin4716
    @lomintmalin4716 8 місяців тому

    ወዲ ኪሮስ መስሓቅ ኣጋጣሚ እና ምስ ሓርቅና እምኒ ንድርቢ ኣዴታትን ህጻናትን ፖሊስን ጭፍጭፍ ከሪምኩምስ ወይ ጉድ

  • @Redseafish-x4u
    @Redseafish-x4u Рік тому +6

    ብርጌድ ንሓመዱ ናይ ውዒጊን ውድብ እዩ we’re one nation 🇪🇷✊🏾

  • @angosomyigzaw6062
    @angosomyigzaw6062 Рік тому +1

    መንእሰይ ክላዘብ ክርኢ ከለኩ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ክሓጽር ምኻኑ ይረኣየኒ❤

  • @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
    @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ Рік тому +7

    ደቂ ጁንታ🇻🇳🐍ደቓሉሉሉ🇻🇳🐒🤮🐒🤮🐒kkkkkKkkkkk

    • @miligoltgray6539
      @miligoltgray6539 Рік тому +1

      ብርያ መችም ኣይትማሃሩን ኢኩም🇪🇷🐬🐋😂

    • @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
      @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ Рік тому +1

      @@miligoltgray6539 ተረፍ ኣምሓራ ዓዲ ሰለስተ ክክክክ ተረፍ የመን ክክክክ ተረፍ ድሮንንንን ከከከከከከከከከክክክክ

    • @Mmm-fm2vx
      @Mmm-fm2vx Рік тому

      ተረዋእ ወዲ ጋሕባ

  • @saraestifanos5044
    @saraestifanos5044 Рік тому +1

    አምላኽ ምሕረት የውርደልኩም። ወለድኩም ብእምኒ ትፈግኡ። አምላኽ ዕዲመ አይሀብኩ።

  • @alganeshafewerqi1168
    @alganeshafewerqi1168 11 місяців тому

    ሜር ሓወይ አጆኻ ብእሚኒ ፍትሕ የለን ንገሮም ኤርቲራ ብኤርቲራዉነት ክኸዉን አለዎ

  • @michaelmarikos8813
    @michaelmarikos8813 Рік тому

    ሜሪ ርእስኻ ኣስርሓዮ በዚኦም ሓተላ ብረይ ዎሽ ከይትኽውን። እዞም ኣእዱግ ትግራይ ትዕወት እንዳበሉ ንሰለሰተ ዓመት ብዋጋ ህዝብናን ሰራዊትናን ክጣልዑ ዝጸንሑ እዮም። እዚኦም ክኣ ብደም ዝተጨማለቁ ሓተላ ግለት እዮም። እቲ ዘሕዝን ድማ ዋላ ሓንቲ ዕላማ ይኹን ራእን የብሎምን። ኩሉም ከዳዕ ደቂ ከድዓት ደቂ ምልሻ ስርናይ ደቂ ወልደገባ እዮም። ኣብ ሓንቲ ሃገር ሓንቲ ባንዴራ እያ ዘላ ንሳ ክኣ 🇪🇷እያ። ስለዚ ሜሪ ተጠንቀቅ ካብ ምስ እዚኦም ኣንጻር ታሪኽናን ኣንጻር ስውኣትናን ልኡላውነትናን ዝኽዱ ጋርበጃት።

  • @senaitamaniel4431
    @senaitamaniel4431 Рік тому +3

    ዋላ እቲ ሽምኩም እዩ ዘሰንብደኒ፡ helmet 🪖 ገረ እየ ዝሰምዓካ ዘለኹ ችሮስዋኒ

  • @Habtiega1
    @Habtiega1 Рік тому +6

    ጽቡቅ ደስ ዘብል ሕቶን መልስን ❤❤❤

  • @ማማአፍሪቃ
    @ማማአፍሪቃ Рік тому +4

    ማኒፌስቶ ግበረሉ ወዲ ኪሮስ ጸብሒ ምድፋእ ጥራይ ዋጋ የብሉን ናይ ዓዋሉ ስራሕ እዩ

    • @jobmike5449
      @jobmike5449 Рік тому

      ንስኻን ንዓኻ ዝመስሉ ነዚ ጸብሒ ክበልዑን ክስዕስዑን ብርጌድ ንሓመዱ አየፍቅደልካን እዩ። አታ ሃላይ ሰብ ደሙ እንዳፍሰሰ ንስኻ ጸብሒ አይተፍስሱ ትብል ደምኻ ይፍሰስ። ተሓቢእካ ኬድካ ከይትበልዕ ክነፍስሶ እና ፈሲስካ ቕረ ደንቖሮ።

    • @ማማአፍሪቃ
      @ማማአፍሪቃ Рік тому

      @@jobmike5449 አታ ሐሳድ ንሳያ ዓቅምኻ ሰብአይ ተኾንካ መክት ነቲ ጸላኢኻ ዓጢቅካ።

    • @aneeri6921
      @aneeri6921 Рік тому

      ​@@jobmike5449ደንቆሮ እንታይ ፍትሒ ከተምጽኡ ተጽግበኒ ቕጫስ ኣብ ሞቅልኣ ኮላ ይፈልጣ ከምዝበሃል ንስኩም ኣብዝይ ዓድኩም ምጺኩም ድም ሰብ ዘፍሰስኩም ኣብዕድኩም ኣይተኣትዉን ኢኩም እንበር ካብዚ ዝክፍእ ተግባራት ከም ትፍጽሙ ጥርጥር የለን ሓደ ሰብ ንፍትሒ ዝፈልጣ የለን ንስኩም ኣብዛ ስደት መሳርሒ ናቶም ዝመርሑኩም ደናቁር ኢደ ብይዛ ጅቡኦም መምልኢ ኮይንኩም ምንባር እያ ለውጢ ዝበሃል የለን ለውጢ ክህሉ ተኮይኑ ካብታ ውሽጢ እያ።

    • @wedmana8067
      @wedmana8067 Рік тому

      ​@@jobmike5449*ንስኻ ብዛዕባ ህይወት ትዛረብ ንሱ ድማ ብዛዕባ ሃምበርገር ይዛረበካ😂 ሎ በቃ ት ስእሊ ዲክታቶር ክነብር ኣለዎ ዳበሉ ስእሊ ኢሰያስ ሒዞም ገንዘብ ክእክቡ ት ገንዘብ ንመን ተኣኪቡ ይወሃብ ኣሎ ጉዳዮም ኣይኮነን ንምዃኑ ጨኳኒ ስርዓት ንዓና ሃገርና ዘስኣነና ደው ይበለልና ዳበለ ተመሊሶም ብዛዕባ ት ዝህረም ዩ ዝርኣዮም ዞም ባራዩ ነውራማት*

  • @azeabgkidan5508
    @azeabgkidan5508 Рік тому

    Ajokum zemdekiy amlak yehgzkum fethi yehbekum zemdekiy 🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏

  • @girmatelk8457
    @girmatelk8457 Рік тому +3

    ቃልሲ ኣብ ኢሮፓ ኮንካ ምሹሙሻት😅

  • @saratesfagiorgis6898
    @saratesfagiorgis6898 8 місяців тому

    Wede kiros you are great

  • @ertria5686
    @ertria5686 Рік тому +3

    ወዲ ኪሮስ ተባዕ ቀጽሎ ወዲ ሓረስታይ ጭቆና ኣይፈቱን ዩ

  • @dawittesfgaber5484
    @dawittesfgaber5484 Рік тому

    ከመይ ኢያ እዛ ቃልሲ ኣብ ከተማታት ኢውሮፓ ተቀሚጥክን ንቃለስ ኣለና ትብላ ብዓል መሕፈር

  • @danieltsegay1413
    @danieltsegay1413 Рік тому +4

    Meri ሓወይ ክክክ ናብዞም ዕላማ የብሎም መራሒ የብሎም እቶ ይብሉካ ክክክክ

    • @EriHome-fu2zq
      @EriHome-fu2zq Рік тому

      ንስካ ከ መራሒ ስለ ዘለካ ዲካ ኣብ ስደት ተደርቢካ ዘለካ ባርያ ኣድጊ

  • @hansgebre2712
    @hansgebre2712 Рік тому +1

    ሜርን ጽቡቕ ስም
    ኤርትራዊ እተኮንካ
    ህግደፍ ቀታሊዩ
    ኢልካ ህግደፍ መንዩ
    ?

  • @abdelwaseesmael4571
    @abdelwaseesmael4571 Рік тому +2

    Meron haway bza zalkaya kaxla❤❤❤

  • @mam-yk6ri
    @mam-yk6ri Рік тому +3

    ሰማያዊት ባንደራ ናይ ብርገድ ንሓመዱ ኢና በሃልቲ፡ ኣስተውዕሉ ናይ ብሓቂ ኤርትራውያን እንተኬንኩም፡ ትርጉም ናይዛ ባንደራ፡ እሺ ንፈደረሽን ኣብ ክንዲ ነጻ ሃገር ንኽውን ኣብ ትሕቲ ኢትዮጵያ ንኹን ኢኹም ትብሉ ዘለኹም። ንናጽነት ኤርትራ ዝተሰውኡ ከፈለጥኩም ትጠልምዎም ኣለኩም፡፡ መን ኢዩ ድሕሪዛ ሰማያዊ ባንደራ ዘሎ ኢልኩም ተመራመሩ።

  • @almazmender2828
    @almazmender2828 11 місяців тому

    ንስካ በጣም ብዝሕ ትዛረብ ይግደፍ አይንፅልን እዮ ከማኻ ክልተልቢ ዘለዎ ስብ እው ይንፅለካ እቲ ዝመክረካ ዘሎ ነብቨጣሚ ፅቡቅ ዘረባ እዮ ለውጢ አብ መስኮት ሚዲያ ዘይኮነስ አብአ ምካድ እዪ አታፍት።

  • @senaitRedae-i4o
    @senaitRedae-i4o 10 місяців тому

    ብሃይሊ ናዐና ምሰሉ አንመስልን ትማሊ ህግደፍ ጽባህ ህግደፍ

  • @senayitbirhane4665
    @senayitbirhane4665 Рік тому

    ጉሐፍ ጉሐፍ አይበልካ እስካትኩም ትማሊ ትግራይ ትዕወት ትብል ኔርካ ሕጂ ካአ ምስ እቲ መሽረፍት ትብልዋ ባሕሪ ይውሰድ ህግደፍ ይእለየናጽ ጥራይ ዝበልኩም እስካትኩም ኤርትራዊይን ክብለኩም አጸጋሚ እዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾

  • @ola1707
    @ola1707 11 місяців тому

    Ayxelaikiwon eziy wedi gin kaliot brigid nhamedu yebalashiwo alo 😂❤

  • @danieltsegay1413
    @danieltsegay1413 Рік тому +10

    ሜሪ ኣነ ምስ ሓደ ብርጌድ ንሓመዱ ተራኪበ ብዙሕ የዕሊለ ቀዳማይ ወላ ሓንቲ ዕላማ የብሎምን ካልኣይ ልእላውነት ኤርትራ ኣያምኑንን ዮም ሳልሳይ ምስ ትግራይ ኢና ይብሉ ኣለዉ ሳልሳይ መራሕን ራእን የብሉን ስም ጥራይ ዩ ዘለዎም እምበር ወላ ሓብቲ ዕላማ የብሎምን

    • @frewengelmesfn1637
      @frewengelmesfn1637 Рік тому +1

      Elama zeyblu hgdef keman,enda amenka Si,n barged n hamedu elama yeblun tblo

    • @fthinwxuehzbtat1072
      @fthinwxuehzbtat1072 Рік тому

      ትምበል ሓሳኽ ካብ ንህዝብና ናጻ ካብ ባርነት ምውጻእ ዝዓቢ ዕላማ እንታይ ኣሎ ዶንቆሮ ባርያ

    • @danieltsegay1413
      @danieltsegay1413 Рік тому +1

      @@frewengelmesfn1637 ቀዳማይ ኣማኒ እቲ ስርዓት ኣይኮንኩን ካልኣይ ካብ ምሳኩም ዕላማን ራእን ዘይብልኩም ብልክዕ ምስ ህግደፍ ይሓይሽ ሳልሳይ ንስኩም ኮ ብህልኽ እምበር ወላ ሓንቲ መንገዱ ዩ ዘይብልኩም ብዘይካ ዳስ ዳስ ከድካ ምርባሽ መራሒን ዘውጻእክሞ ዕላማ ከማን ዘይብልኩም ካብ ጸርፊ እሞ ንውጻእ እስኪ ንስካ ዕላማኩም መራሒኩምን ዘለኩም መርገጺታትትን ንገረኒ

    • @danieltsegay1413
      @danieltsegay1413 Рік тому +1

      @@fthinwxuehzbtat1072 ክክክ ብከመይ መንገዲ ኢካ ከተውጽኦ ዳስ እንዳፍረስካ ትግራዋይ የ እንዳበልካ ሃገር እንዳጸለምካ ኢትዮጵያዊየ እንዳበልካ ስውኣት እንዳሕሰርካ ቃልሲ 30 ዓመት እዳቃሸሽካ ሰንደቅ ባንዴርካ ደም ስውኣትካ እንዳቃጸልካ ኣታ ናትኩም፡ደኣ ክንደይ ከ ክበሃል ደሓን ንሱስ እድኪ ይጽናሕ ህልኽ እምበር ዕላማ ዘይብልኩም መራሕቲ ትጸርፉ እምበር መራሒ ዘይብልኩም ህግደፍ ሕጊ የብሉን ትብሉ እምበር ዘውጻእኩም ሕግን ዘይብልኩም ክክክ ካባኩም ይምሓረና በዓል ዓንደረቦ

    • @danieltsegay1413
      @danieltsegay1413 Рік тому

      @@fthinwxuehzbtat1072 ንስኩም ናጽነት ከተምጽኡ ክክክክክ እንታይ ዓይነት መስሓቅ ዘረባ ዩ ሓደ ከምዚ ከማኩም፡ደንቆሮ መራሕስ እንታይ ኢልዎም መሲልካ ንህዝቡ ኩናት ጌሩ ጭፍጭፍ እንዳበሎምሲ ነዞም ተኪሶም ዝቀትልኩም ዘለዉ ክከላኸል ድቃስ ሲእነ ኢልዎም ንብለካ ኣየ በዓል ዓንደረቦ ብጣዕሚ ዩ ዝሕዘነልኩም እቶም ምሳካ ዘለዉ 40 ጉጅለ ምኒንን ዝብሉ ዘለዉ ከ ናጽነት ከምጽኡ ድዮም ክትነፍዕ ንስኩም 50 ናጽነት ሒዝኩም ክትኣትዉ ኢኩም ክክክክክ

  • @MussieHailemicael
    @MussieHailemicael Рік тому +3

    ሜሪ ተጠንቀቅ ናብዞም ኣድጊ ንሓመዱ ከይቲኣቱ እዞም በራዩ ሕውሓት ጸረ ህዝቢ ኤርትራ ከምዛ ዘልኻያ ጥራሕ ኩን መንእሰያት እንዳናቃቅሕካ ምኻድ ይሕሸካ ሓቢቢ

  • @SeifeTekle
    @SeifeTekle Рік тому +1

    ቃልሲ ናይ ከባቢ ዶ ናይ ሓደ ኣውራጃ ዶ ዝብሃል ኣብሃህላ ጌጋ ኣበሃህላ ኢዩ እቶም ሓደ ከባቢ ተረዲእዎም እንተድኣ ይቃለሱ ኣልዮም ኮይኖም የቐንየልና ከምዚ ገይርኩም ዘጽናሕኩሞ ኢልካ ክትስዕቦም ነቲ ቃልሲ ክትቅልስ ጥራይ ኢዩ ዝግባእ ካብዚ ብዝተረፈ እዚኦም በዚሖም ከባቢና ዉሒዶም ኣስላም የለዉን ዝብል ግን ነብሰምትሓት ጥራይ ኢዩ ክኸውን ዝኽእል እሞ ካብ ከምዚታት ዉጽእ ኢልና ኣንጻር እቲ ናይ ሓባር ጸላኢና ድኣ ንዕሰል

  • @helenyohannes4619
    @helenyohannes4619 Рік тому +4

    Eritrea is for those young brothers and sisters who are giving their life! May God always be with ❤❤❤🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 just stop the talk.....

  • @berekettesfamkael6952
    @berekettesfamkael6952 Рік тому

    ኣድጊ ንኸብዱ ኣድጊ ኣድጊ እዩ ተገምጠልካዮ ወንጮ ተገምጠልካዮ ወንጮ ድርባያት ዓወት ንሓፋሽ ውድቀት ንምድረ ፋራ

  • @LidiaTeame-bx3nh
    @LidiaTeame-bx3nh 11 місяців тому

    Bega Higdef kidu denaqirrrrrr 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻🙏🏻

  • @DawitMehretab
    @DawitMehretab Рік тому +1

    ኣጆኩም ሓደ ኢኹም ❤❤❤❤

  • @weynigebremikael9040
    @weynigebremikael9040 Рік тому

    ብርጌ ንሓመዱ ናይ ኢምኒ ኢዩ ኣፍልጦ የብሉ ትምህርቲ የብሉ

  • @zetamful
    @zetamful Рік тому

    Meron pleace pleace nab Berged Nehamedu keyteatu. Subuk alka

  • @micealmiki4053
    @micealmiki4053 Рік тому +5

    አብ ኤርትራ ኩሉ ሰብ ለውጢ ይደሊ እየ፡ ብኸምዚ ናይዞም ብርጌድ ንሓመዱ ዝገብርዎ ኣካይዳ ዝመጽእ ለዋቲ ግን ኣብ መወዳእታ ብሕድሕዳዊ ቅጭትን ሕነምፍድዳይን ዝኸይድ ሓደገኛ ኣካይዳ ኣለዝኾነ ይትረፈና፡

    • @danieltsegay1413
      @danieltsegay1413 Рік тому

      ያ ኩሉ ለውጢ ይደሊ ዩ ግን ከምዚ ዓይነት ኣካይዳ ለውጢ ኣይኮነንን ዘምጽእ ክገርመካ ቅድሚ 3 መዓልቲ ምስ ሓደ ኣጋጣሚ ተራኪብና ምስቲ ኣነ ክረክቦ ዝከፍኩ ምስኡ ኪፍ ኢሉ ጸኒሕኒ ብዘረባ ዘረባ መጽዩ እቲ ዕላልል ብርጐድ ንሓመዱ የ ኢሉኒ ኦክይ ክሓተካ ኢለዮ ኦክ ኢሉኒ እስኪ በዚ ትከድዎ ዘለኩም ፍታሕ ይመጽእ ኢልኩም ትሃስቡ ዶ ኢለዮ ዝዝመለሰለይ ኣይመጸእን ዩ ዝብል ዩ ንምንታይ ከምዚ ትገብሩ ቀጺለ ሕቶይ በቃ ህልኽ ኢሉኒ ብህልኽ ዝመጽእ ሳዕቤን ከኣ ፍታሕ ኣየምጽእን እንትርፎ ጉዳት መን ዩ መራሒኩም ኢለዮ የብልናንን ብሕጂ ዩ ክምረጽ ኢሉኒ እንታይ ዕላማኩም ኢለዮ ትም ኢልና ኢና ክርምዚ ማዕበል ዘለና ኢሉኒ ንምንታይ እዚ ብጣዕሚ የ ተገሪመ

    • @semharhabtom520
      @semharhabtom520 Рік тому

      Ezi hasabkum xtbuq eka ente kone degefti hgidef gin merdiy tesaunwom eu😏

    • @EriHome-fu2zq
      @EriHome-fu2zq Рік тому

      እሞ 30 ዓመት ድኣ ኣበይ ጸኒሕኩም ለውጢ ዘይተምጽኡ ስኩፋት ባራዩ

  • @omerabdellasego9528
    @omerabdellasego9528 Рік тому +1

    ኣነ ዕድመይ ኣብ መወዳእታ ዓርባታት ኢየ ቀሊል ዕድመ ኣይኮነን ኣብዚ ዕድመ ዝኣከብክዎ ብዛዕባ ኤርትራውነት ማለት ዝብኢስ ክሳብ ዝዳሎ ይሕንክስ ከም ዝብሃል 95% ኤርትራዊ ንዑኡ ክሳብ ዝጥዕሞ ምቁር ቃላት ተጠቒሙ ኣብ ዝብጻሕ ምስ በጸሔ ይልወጥ ብሙቁር ቃላት ብዙሕ ጊዜ ተደናግርናን ንደናገር ድማ ክነብር እና ስለዚ ሰብ ምቕሻሽ ግደፍዎ ክትዕወቱ እንተ ደሊኹም እኹል ዓቕሚ ኣሎ ጥራይ ንዓይ ይጥዓመኒ ስለ ዘላ እምበር

  • @BiniBini-yx1yh
    @BiniBini-yx1yh 5 місяців тому

    ሜሮን ግደፍ ከይትኣምኖም ድኣ ስቅ ኢልካ ጥራይ ተዓዘብ ዓሌታካ ዘይትፈልጦም ከፍልጡካ ኢዮም

  • @awetweldeslasie3384
    @awetweldeslasie3384 Рік тому

    ሐመድ ብላዕ ብርጊድ ንጎሮቤቱ

  • @HelenHedish
    @HelenHedish Рік тому

    እዋይ እዛ ፍታሕ 🤔🤫🤫🤫🤫

  • @henoktekeste1842
    @henoktekeste1842 Рік тому +1

    ዝገርመኒ ንቃለስ አለና ትብል ዘረባ እያ ቃልሲ ከመይ ዲው ሓውቦታትኩም ሕውሓት ክንእጥከኩም ኢሎምኩም ኔሮም ብሊቢያ ጌርኩም አውሮፓ አቲኩም ንቃለስ አለና ሰይ ትግራይ ትእወት

  • @Lulakak
    @Lulakak Рік тому +3

    መሮን ኑጹር ዕላማ የብሉን

  • @saratesfagiorgis6898
    @saratesfagiorgis6898 8 місяців тому

    Meron nashetu training ktheb tkel ika you are talented. You can do it

  • @filoadam97
    @filoadam97 Рік тому +5

    ናብ ብርጌድ ንሐመዱ ድአ እምኒ ምእራይ ክንሕግዘኩም ዲኩም ትጽውዑና ንስኩም አብ ቀዲማይ ዓለም ህግደፍ አብ 3ይ ዓለም አብ ሞንግ ዝቅርቀር እቲ ውላዱ ዘሰውኤ ክብረት ካብ መንግስቲ ዘይረከበ ዘይረከበት አደ በክልተ ጋኒታት ዝጽፊዕ የሕዝነካ።😪😪

    • @frewengelmesfn1637
      @frewengelmesfn1637 Рік тому

      Seb ykaxel alo bruk.nska Kea Bandera cherki tekaxila hazinka.

    • @danieltsegay1413
      @danieltsegay1413 Рік тому

      @@frewengelmesfn1637 እሞ ንስኩም ኢንዲኩም ቃልሲ ሓሚስኩም ተባላሽዉ ዘለኩም ዕድመ ህገድፍ ተናውሕዎ ዘለኩም በዓል ዕላማ ኣልቦ ኢትዮጵያውያን ኢና እንዳበልካ ናጽነት ከምጽየ ትብል ምስ መን ኮንካ ባኮ

  • @tesfamariamfesseha5470
    @tesfamariamfesseha5470 Рік тому +7

    ሓቂ ጽቡቅ ሕቶን መልስን ለባማት መናእሰይ ታዓወቱ ❤❤❤❤።

  • @tesfufeshain4377
    @tesfufeshain4377 Рік тому +1

    ንፉዓት መንአሰያት ኣጆኹም

  • @ShishayTueumzgi-jy9gp
    @ShishayTueumzgi-jy9gp Рік тому

    meritey natka wudb awuxe plis🎉🎉

  • @tkh4049
    @tkh4049 Рік тому +5

    ወዲ ኪሮስ you are well informed and said it well!!!

  • @BT-ck3wx
    @BT-ck3wx Рік тому

    በላሕቲ ንስኹም ዶ ምትሰደድኩም አብ ዓድና መራሕቲ ምኾንኩም አበይ እም ዳካ ርሶም ወይነነማ አጆኹም አጆና ቀሪብና ኢና

  • @HiUh-x9e
    @HiUh-x9e Рік тому

    ብተአሚ ጽቡክ ርዲት ❤❤❤

  • @yonasfshatsion
    @yonasfshatsion Рік тому

    Flleyna naeshtu eu jigna sebay wedi kirosss ajokum deleyti fthiii❤❤❤ nay bandiera xegem yeblnan

  • @TekleweyniBeyene-l6c
    @TekleweyniBeyene-l6c 11 місяців тому

    Bravo wedi kiros eza bizaba bandiera zihabkaya des zible agelalitsa

  • @TEMIE..291
    @TEMIE..291 Рік тому

    UA-cam da ala deu meri kab tiktki eti zadqo neska eka subscribe keblka gedin ey yegbka ey❤❤❤

  • @yemanemenghstab6139
    @yemanemenghstab6139 5 місяців тому

    መልሐስኛ ሕግደፍ ንዕካ ክቀትል ንቶም ክቀትልዎ ዝመጹ ስራዊት ዝማረኮቶም ምሕራ መኪራ ዝፈነቶም ንኣካ ክትቀትለካ ነብስካ ሐርማዝ ገርካገምትካ ለፍላፊ ዋጋ ዘይብልካ ዘሮ ኢካ

  • @goitompaulos6794
    @goitompaulos6794 День тому

    Nimintay ab German zelo zeytealiwo bail Feven keman like tiles kindey zeyfekeru .n Feven Kedika dima Anaya madia kedka texted Karina kab danmark

  • @Helen-03
    @Helen-03 Рік тому +1

    Very smart guy.

  • @tsegazghiasgodom5599
    @tsegazghiasgodom5599 Рік тому

    Nice job 💯👏👏

  • @saratesfagiorgis6898
    @saratesfagiorgis6898 8 місяців тому

    Mero you have also a point

  • @asmerettesema604
    @asmerettesema604 Рік тому +1

    ዕላማ ዘይብልኩም ጀጋኑ አይተክብሩ ስዉኣት ን

  • @mehariwoldoyohannes8542
    @mehariwoldoyohannes8542 Рік тому

    ❤BEST W.KIROS WARYOR THANK'S KING MERON BEST BE IN ❤

  • @takleabhabte2198
    @takleabhabte2198 Рік тому

    ጽወታ ጫቑት ስ ብማዓንጣ ሓብታ ድም ስድራካ ምክዓዊ ስ ኖርማል ኮይኑ

  • @HasanomeraliHsasnomer
    @HasanomeraliHsasnomer Рік тому

    😢😢😢😢😢hasawti ekom

  • @yodithagos320
    @yodithagos320 Рік тому +2

    Selementay deah bandiera yeqaxhulu eilka seytehato, eritrea ne eritrewina .ewyyy beselet zeybelhu zerebha yehewateka enharemeka si lewetiii.geiena neqehat gudieloum alo bejeka besimehet mezerab...but meri i appreciate for ur patients.

    • @EriHome-fu2zq
      @EriHome-fu2zq Рік тому

      ሱቅ በሊ ህግደፍ መንደፍ ዝብሃል ሓው የብልናን።

  • @waltagerezghier2017
    @waltagerezghier2017 Рік тому

    ነቲ መጀመርያ ባንደራስ መፈላልዪ ኢያ?

  • @temesgenamlak4707
    @temesgenamlak4707 Рік тому

    Wedi kiros ❤❤❤❤❤❤anbesa edmen tienan yhabka jigna nay behaki meri hawey keman anbesa qexlo ❤❤❤❤❤

  • @YOHANESWEREDE
    @YOHANESWEREDE Рік тому

    Way Meron ❤❤❤❤ nukuh mensay❤❤❤

  • @ChifuNamerod
    @ChifuNamerod Рік тому

    Meri eko btaemi belih menesey amlak edmen tenan yhabka kbretey ❤❤

  • @selamasrat8462
    @selamasrat8462 Рік тому +2

    ወልፋስ ዓጠነ

  • @semharhabtom520
    @semharhabtom520 Рік тому +1

    Kemzi kemakum ybizhi 🎉🎉

  • @dawitandu7719
    @dawitandu7719 Рік тому +5

    ብርግድ ንክብድ ጽረ ህዝቢ

    • @EriHome-fu2zq
      @EriHome-fu2zq Рік тому

      መን እዩ እቲ ህዝቢ ህግደፍ እኮ ህዝቢ ዘይኮኑ ኣራዊት እዮም ስለዚ ጌና ክነጽርየኩም ኢና።

  • @MengsteababrhaSbhatu
    @MengsteababrhaSbhatu 8 місяців тому

    ይክፈት እዚ በለስ ጽ እዩ ዘይምኽፋት

  • @senaitlijam-t3l
    @senaitlijam-t3l Рік тому

    You did good job guys both of you

  • @weynigebremikael9040
    @weynigebremikael9040 Рік тому

    ምስ ባንዲራ ጽልኢ እንድሕር ዘይብልካ ኮይኑ ደኣ ስለምንታይ ባንዴራ ኤርትራ ተቃጽሉን ትረግጹን ዘለኹም ሕጂ ንሜሮን ክትስሕብ ምስ ባንዴራ ጽልኢ የብለይን ትብል ሓሰውቲ ውዒግን

  • @fatmahhagus8730
    @fatmahhagus8730 Рік тому +1

    ሰላም መሮን ሓወይ ኩሉ ጊዘ ተቅርቦ መደብ ብጣዕሚ ኢየ ዝድንቀካ ቡሱል መኒኢሰይ ከማካ ይብዛሓዮ ግን ኢዚ ወዲ ኪሮስ ዝብለካ ዝጸንሐ ከምዚኦም ኣታሓሳስባ ዘለዎም መነአስያት ጽቡቅ ኢዮ ግን ጥንቅቅ በል ስለምንታይ ኣቡኡ ብዙሕ ሕልክልክ ዘበለ ኢየ ዝሪኢ ኢቲ ቀንዲ ቃልሶም ንመንነት ይብሉ ዓባይ ትግራይ ይብሉ ከምዚ ትብሎ ዘለካ ብዛዕባ አረትራ ህዝባን ንሕሰብ ኢም ብድሕሪኡ ጽቡቅ ግርብትነት ምፍጣር ይምረጽ ኢምበር ንዖኦም ኢኮ ንትግራይ ከማን ኣንፈቶም ኣስሒተምም ስለዚ ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ

  • @natsnetyebiyo8722
    @natsnetyebiyo8722 Рік тому

    😂😂😂😂ezom nay hadewegin xelemuka alewu habibi mis meri kun ata wedi ❤❤

  • @DesbeleTesfay
    @DesbeleTesfay 6 місяців тому

    ሕብርኻ፣ቀይርካዋላ፣እንተመጻእካ፣ተምጾኦ፣ሎውጢየለን፣ከምጮው፣ሐቂቁም፣ክትረፊ፣ኢኹም።

  • @tesfamariamberhe5826
    @tesfamariamberhe5826 Рік тому

    ክላእ ብጣዕሞ ፍጊዕ ኢኣኩም

  • @Fachechanel
    @Fachechanel Рік тому

    brgied nhamedu awraja do aliet do tgray ente gedifkmo kulatna teqawemti eina nhber endo hanti hager amina 🇪🇷🇪🇷

  • @takleabhabte2198
    @takleabhabte2198 Рік тому

    Ms wanatata eya zela arku

  • @jossigere682
    @jossigere682 Рік тому

    ሜሪ ሓወይ ከምዚ ወዲ ኪሮስ ዝበልካ ወላ 'ኮ ብርጌድ ንሓመዱ ንቃልሲ ይቃለስ ይኩን ንሕና ዘይስዕቦ ባንዴራ ስለ ዝቀየሩ ኣይኮነን እንታይ ደኣ እቲ ዝከድዎ ናይ ቃልሲ ነጥንታት ስለ ዘይንድግፎ ኢና ስለዚ ኣብታ ዘለካያ ትሕሸካ ምስቲ ንጹር ዕላማታትካ ኣዚና ኢና ነድንቀካ ከጽሎ ። ክገርመካ 50% ህግደፍ ንብሎም ነቲ ስርዓት ስለዝድግፍዎ ኣይኮኑን ንጹር ናይ ቃልሲ ባይታ ስለ ዝሰኣኑ ኢዮም፡ ናይ ብርጌድ ንሓመዱ ግን ካብቲ ጥቅምታቱ ጎደለታቱ በዚሑ ፡ ናትካ ግን ሜሪ ኣብ ጽቡቅ መልገጺ ኢካ ዘለካ ደስ እዳበለና ኢና ውን ንስዕበካ ከጽሎ ። ወዲ ኪሮስ ከኣ ስለ እቲ ብሉጽ ሓሳብካ ነመስግን