AWH Eritrea Live
Вставка
- Опубліковано 25 січ 2025
- AWH Eritrea Live #25032 ዋዕላ ኣዲስ ኣበባ : ምኪኤል ዓንዳይ : ሓድሽ መንግስቲ 25.01.2025
Join this channel to get access to perks:
/ @alenawaltahager
© Copyright: Maebel Kiflay - Alena Walta Hager. All rights reserved.
#AlenaWaltaHager #MaebelKiflay #Eritrea #eritreanmedia
Hello our Family!Subscribe share & like
Support us Zelle cash app +1 623 220 7827 Be a member 🌹
Join this channel to get access to perks:
ua-cam.com/channels/reJ_MTpmcybypwK-MxrqfA.htmljoin
Good job Maebel 🎉 you made A history today bravo 👏
Yes, ጸሃይ well said!
ተዓወት ጸሓይ 🙏❤🇪🇷
Thanks ጸሃይ ❤🇪🇷🙏
ብጣዕሚ'ዩ ዘገርም አብዚ ሕጂ ግዜ ነዚ መደብ ምግባርኩም እቲ ጹቡቅ ህዝቢ ነቂሑ'ዩ.🇪🇷🐫
Correct መንደላይ 🙏
Well done ማዕበል 🙏
መረሐባ ማዕበል ጅግና አምላክ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልኩም ነዚ ጋሻኻ ግን ብዓል ሩኹሳት ጥራይ እልና ንገድፎ ብዓል ጸየቅቲ ሃገር ጥንቅቅ ድአ በሉ ማዕበልኖ
ጹርይ ማይ, ትምህርቲ, ጥዕና እዚ እዩ ንወዲ ሰብ ዘድልዮ!
Well come 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Alena walta Hager keep up Great work 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መን መሪጽዎ
The last one Caller Jegna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤🎉🎉🎉 Maebel hawina ,Anbesa
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
God bless my 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
Selamawi seb hermkum endkum
Welcome ambsa wide Eritrean good job Thanks ❤❤❤❤🎉🎉🎉
Thanks Anvesa 🇪🇷🙏❤🇪🇷
ሰላም ኩቡራት ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌱🌱🌱🌱💯💯💯🌋🌋🌋🌋
መርሓባ ማዕበሊኖ 🙏🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷👍👍👍
ንምንታይ ኣምጺኢካዮ ነዚ ካሕዳም
ክብ ብትብዓት ምግጣም አይትህደም
You are wrong it is important to hear what our ppl think
ንቅሑ ንቅሑ ፡
@@lilymogess3081 brilliant
I love the music 🎶
Yes, thank you መንደላይ 🙏🇪🇷
ማዕበል ነዚ ሰብ ምምጻእካ ተጋጊኻ ናይ ውልቁ እዩ ናብ ፖለቲካ ቀይርዎ።እንድሕሪ ኣብ ዕረፍቱ ኣብ ዝደለዮ ግዜ ይምለስ ነይሩ ጽቡቕ ገበርዎ ካብ ሰብዶ ይበልጽ እዩ ወተሃደራዊ ዲስፖሊን እንተዘይብሉ ጽብቕ ገበርዎ። ከምዚኣቶም ዓይነት ሰባት ከይተምጽእ ወይ ንሕና ምስማዕ ክንገድፎ? ዓገብ ዝቅየሩ ኣይኮኑን። ብዓል እዚ። መንደላይ ኢልካ ዝኣተኻ ኣንበሳ ኢለካ ኣለኹ 'ኣይትጻርፍ' ከኣ ይብል ንሱኸ ይውድስ ወይ ይምርቕ እዩ ነይሩ።ሕጂውን ማዕበል ግደፍ ንብለካ ኣለና ክምኡ እንተኮይኑሞ ንብዓል ስልጠነን ኣማኑኤል ሓሰናን እውን ኣምጽኣዮም ኩሎም ሓደ።
Marble can you bring Wedi Andaye and wedi Taba for the challenge
ምስክናይ ኣይኮነን ኣንበሳ እዩ
መዓበል ጽቡቅ ትሰርሕ አለኻ ኣጆኻ ቀጽሎ ከምዚ ዓይነት ትገብሮ ዘለኻ ኣዝዩ ዘሕጉስ አዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
Wedi Andaye abye seb nerika Tqawamui konina gena xleika so i ❤u Wedihama xeda lebui ybeui ms hagerika tmlse lebika yabui.
ወዲ ዓንዳይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷✔️
Maebelino. kab mejemerta ysemea aleku.
Tsebok gerka inqua azarebkayo bwegeney 👍🇪🇷
ማዕበል .... ዘይፍትሓዊ ኮይንካ ተሰሚዑኒ፣ ምኽንያቱ፣ ጋሻኻ ክጸረፍን ክዝለፍን ዘይተፍቅድ፣ከንስኻ፣ ኣርካናት ጀጋኑና ምዝለፉን ምንዓቅን ሸለል ምባልካ ፣ ገብረ ባዱሪ ህያብ ሓያላት ሃገራት ዝኹነ ምስ 60 ዓመት ዝተቃለሰ ፐረሰደንት ኢስያስ ምውድዳር፣ ንሕዝብን መንግስትን ጸርፊ ሙዄን፣ኣሚንካ፣ ገብረ መልሲ ዘይመሃብካ ፣ኣብ ገጽ ተኸታተልትኻ ሸበጥ ምልዓል፣ከም ገጋ ብዘይምርኣይካ፣ኢዩ'ሞ ኣብ መጻኢ ንጌጋታትካ ክትእረመሉ ይላቦ፣ እንተ ኣጀንዳ ሸፋቱን ዑሱባትን ግን ካብቶም ብኣግኡ ኣንጊሆም ካብ ዝተረደኦም መንእሰያት ሓደ ሙኻንካ ይኣምን ኢየ፣
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
ኤርትራ ኣለውዋ ደቃ ኣብ ማዕከል ሃገር ክመርሑ ዝኽእሉ!! ባደራይ ኣብ ጥቃ መርሕነት ኣይቀርብን እዩ ::
ወይ ጉድ ኣብ መርዓይ ኣይወዓልኩን አልካ ኣሎ አዩ?
Yes, እንቆዕ ወጽኡ!!!
መንደልይ ክሓትት አለው
ማዕበል እዚ ቻነልካ ከይንጸሎኦ መትከል ዘይብሉ ወትራስ ኢዩ እዚ ኣምጺካዮ ዘለካ
@@teklitgebreweld8821 ንሐቂ ዝነግረኩም እዝንኩም አይሰርሕን እዩ
ሕጂ ክምዚ ዓይነት መደብ ምምጻእሲ እንታይ አድልዩ ክምዝዓይነት ሰብ ምምጻእካ ማዕበል ናይብሐቂ ዘገርም እዩ እዚሰብ እዚ ካአ ጽልኢ ምስዝተወሰነ ሰባት እዩዘለዎ ምስመንግስቲ አይኮነን ምናልባት ሐላፍነት ይደሊ ነይሩ ይኽውን ናቱ ጥራሕ እዩ ዝዛረብ ዘሎ ዝገበሮ ንፈልጦ የብልናን እስኻግን ብጣዕሚ አገርምካኒ አይተፍለጥካን
ኤርትራ ተቃወምቲ ዝበሃል የብላን እንትርፎ ተጻረፍቲን መንነቶም ሸየጥትን ተጻረፍቲ ዓቅሚ ዘይብሎም ኪከኑ ከለዉ መንነቶም ዝሸጡ ማለት ንገንዘብ ኪብሉ ምስ ጸላኢ ኮይኖም ዓዶምን መሬቶን ዝሸጡ ማለትዩ።
Ok thank mabelino and Anday hawena are you support the adgi nihamedu
ኣብዚ ሕጂ እዋን ከምዚ ዓይነት ውዱቕ ሓሳብ ከተምጽእ ይባላሸወካ ኣሎ ኮርየ ተቛዋሚ ኮይነ እዩ ዝብል ዘሎ እንተ ተመልሰ ንነብሱ ክሕሾ ኣይተመልሰን ክኣ ይጉሓፍ፥ ጥምቀት ኣይወዓልኩን መርዓ ኣይነበርኩን፥ ምስ ሓለፍቲ ይመላለስ ነይረ ይብል ኣሎ
እቶም ደቂ 15, 12 ዓመት ብቆልዖኦም ተሰሊፎም ዝተሰውኡ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባርከ መርዓን ውላድን ስለ ዘይደልዩ ድዩ
ዝገርምዩ እኮ ክክክ
ጽቡቅ መደብ
ግን
ሓንቲ ቕኒት ዝለመደ: ዝተፈልየ ቐኒት ክሰምዕ ይጽገም።
Maebel tigage aleke Nay mintay gosgas egu tigebrwo zelekum
ሐቂ ውሓጣ
ኤርትራውያን ኢና ንብሃል 🇪🇷💪🏾🇪🇷🦁🇪🇷⭐️💕💯✅
1000000000000degagmelom, yes we r🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
ንበይኑ ይህውትት ቃልሲ ዘይፈቱ
ሚስጢሩ ተጋሊጹ መስኪናይ
❤🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹
እውይ ናይንዳመን ደንጎላ 🙊
ማዕበሊኖ ጂግና ኣደ ወልደ ወሊዳ🎉🎉❤❤
እታ ቃል ትቃላሳይ ግን ኣይትበል ምኬኣል!
ኩሉ ኤርትራዊ ሃገር ገዲፉ ዝወጽእ መብዛሕትኡ ዕጥቂ ብረት ወዘተ ብደም ጀጋኑ ዝመጸ ብረትን ዕጥቂ ሒዙ ዝሃድም የለን እዚ ሰብ እዚ ግን ብረት ንጸላኢ ዘሰለመ ድርብ ጥልመት ዘለዎ ካሕዳም ምስ ውልቀሰባት ጽልእን ቅርሕንትን ንዕቀትን ዘለዎ ሰዲ ጃሱስ እዩ ብውልቀ ጽልኢ ንሃገር ዘጸልም ካሕዳም እዩ ወዲ ዓንዳይ ሓሳዊ እዩ
Thank so much 🙏🙏🙏🙏🙏🙏 with this person said not good he is not right about Eritrea
እሞ ሕግን ስርዓት ዘዛዝም ኣእምሮ የብልካን ሚኬኣል
♥️♥️🇪🇷🇪🇷🙏
ሰላም ማዕበል ሚካኤል ዓንዳይ ኹሉ ዝበሎ ተኸታቲለዮ ኣብዚ ዝብሎ ኣነ ናይ ሚካኤል ዉልቃዊ ጽለኣት መስ ሓለፍቱ አዩ
ኣብ ሰራዊት ኣብ ዝኾነ ቦታ ከምዚ ዓይነት ናይ ምትህልላኽ አንተነበረ ምክንያታዊ አዩ
ሓለፍቲ ሰራዊት ኤርትራ ኩሎም ኣብ ከቢድ ሓላፍነት አዮም ኔሮም ክሳብ ሕጂ አዋን
ሚካኤል አዚ ናትኻ ዉልቃዊ ዘይምርድዳአ አዩ መስ ላዕለዎት ሓለፍን መንግስትን ሃገርን ዘራኽብ የብሉን ሚካኤል ሐወይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሚካኤል ሐወይ ዋላ ኣብ ቤትምህርቲ ከለኻ መስ ሓደ class teacher ክትታሃላለክ ትከእል ኢኻ ብሰንኪ ሓደ መምህር ንኹሉ ቤትምህርቲ ኣይትወቅስን ሚካኤል 🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷
እስኻውን ውሽጥካ ቃንዛ አለካ። ክትርግጽ ስለ ዝመረጽካ ኢኻ፡፡
Texey tnwnweni men mestdefni aspirin aspro entay eyu eti flynetu laeleway tahteway kulu hade temhar bzuhat kemnay michael stegem kabhukfi adiom ztesesedu alewu but eti aynet tkawomo against men tkeyd aleka eyu eti haki quwam institution yhalwena malet gega aykonen fithi justice nkulu Eritreawi bmaere equal tegadalay ms gebaray hade eya tbstihana beynom bzey nayhzbi hagezn degefn hagerna Eritrea aymestetn so hzbi ynkah esurat nabfrdi court ykrebu malet not a mistake at all kega yeblun kzkone melkueu positive understanding yhaluka take care wedhanka::.
ናይ ዉልቁ ተቃዎሚ ኩላ ደይ ተዛረበት ኮይና እምበር ልክዕ ከምዛ ናትካ እዮም ተሃላሊኮም ወጺኦም እስካትኩም ተቃወምቲ ደይኮንኩም ሲ ሚኒኑታት ኢኩም ሚኒን ክትብሉ መሬት ዓሪባትኩም እስኩምን ፕረሲደንትኩምን የጥፍእኩም
Kendey waela zeyrana tefashat 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
Aythesu
Kserfuna ke meslom diyu😢😢
Almaz cover mennet 🇪🇷 ♥️ ✨️ 😍 ❤️ 💕 🇪🇷 ♥️ ✨️ 😍 ❤️ 💕 🇪🇷
ግዜና አጥፍእና ንዓኻ ክንሰምዕ ቁምነገር ዘለካ 😂መሲሉና ሐንቲ ቁምነገር ዘለዎ ቃል አይሰማዕኩልካን ኪድ አንገልዕ ሱቅ ኢልካ ኢኻ አበይዝነበረ ዳአዩ እዚ ፒረሰደንተ ክኽውን መንክ ይባሃል እቶምጀጋኑና ናበይምስክዱእዩም እፍልዓፋት ካባኻ ጀሚሩ ክይሐፍርኩም ምጽእኢልካስ ፒረሰደንተ ባዓል ገልጠምጠም ንሱእዩ ተቃዋማይ ኮንካ ሐሳዊ
❤❤❤❤❤❤
ማዕበልበዛ ትገብራ ዘለካ ህዝቢ ክቅየመካዩንሳናቲምክትብል እልፊገለመለ ትአርየልና
❤
@@aziebzerie3481ኣብ ናይ ስነሓሳብ ፍልልይ ትኣምን ዶ? እዚ ሰብ ካብቶም ደምበ ሾንኮለል ብባንዴራ ኤርትራ ዘይኣምኑ ይሓይሽ::
Shebet saeni keryena kelo gidef zeybelkayo way nieket😭😭😭😭
አወ አዚ ስዲ ውዳቕ መዕበይኡ ዝበደሎ ብስድነት ዝዓበየ ሎቕማጽ ስዲ ኣብ tv ቀሪቡ ሸበጥ ኣውጺኡ ከርኢ መርኣያ ስድነቱ ዶንቆሮ
🇪🇷❤🇪🇷
ንሃገር ኤርትራ ንምጥፋእ ዘገም ዘልካ ኣይትመስልን :
መን ኢሉካ ንስኻ ቁኑዑ ትሓስብ ከምዘልካ? እዚ ሓውይ : ሃገር እንታይ ጸግም ንፈልጥ ንስኻን ከምዝ ከማኻ እዮም ክውንን ዘይከውንን ኣብ ደገ ወጺኡ ሃገር ዘጽልሙ ዘለው :: ከድካ ናይ ባዕዳኤያን office እንዳኸድካ ሃገር ተጸልም ዘለካ!
እዚ ወዲ ቅኑዕ ኣይኮነን፡እምቢታ እንዳ ኣስመዐ ኣብ ልዕሎ ሓለፍቱስ፡ ከምዚ ኮይንር ክርምዚ ኮነ ይብል፡
ስቕ በሎ ባኮ።No sense what he is talking.we don't want see him next time please
❤❤❤🌷🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንስኻ ከምዚ ከማኻ ባራሳይት ሃገር ምዕነዊ ሃገር እኩም 🙃
❤️🇪🇷👍🏽
Hedimka hedami
አንበሳ መጀመርያ ዝደወልካ እቅረታ ሽምካ አይሰማዕክዎን በሎ ብጣዕሚ ጽቡቅ ገርካ እዝኑ ወጢጥካ አስሚዕካዮ ሰብአይ አሰብኡት ክዳዕ እዩ እዚ ግደፎ ምኽኒት የብሉን ግደፎ ጥራሕ መንክይ አምኖ
Ata anjal hzbi Eritrea zeifelto Amerika Ethiopia zemzato ab Eritrea eidelyenan ey. Lewti kab Eriteea wishti zemerz Presedent wn kab Eritrea wishti ey. Ab weza hangolkum nebshum zebesebesu Eritrea ke te atw eitedlyun ehum hasamatat.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
Wedi aday lezay😂😂
Well done Tehay 👍👍👍👍
Alena walta Mikiale tekeyra chanelina
👍👍👍👍👍👍👍
ማዕበሊኖ ነዚ ምምጻእካ ብጣዕሚ ጉሁየ እወ ኸተቃልዖ ኢልካ ትኸውን ግን ኣዝዩ መሃይም ሰብ እዩ። ሻዕብያ እቶም መራሕቲ በዲለሙኒ ዝበሎም ለወሃት እዮም እምበር ኣነ ሓለቕኡ እተ ዝኾውን በቲ ወተሃደራዊ ስነ ስርዓት ጥሕሰት ዝእመንሉ ከም ሽጉርቲ ምቐረድኩዎ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ማዕበል ናትካ እዩ እቲ microphone ድምጺ ዝገብር ዘሎ።
Who is baduray we have heroes in Eritrea 🇪🇷 what are you Tolkien
ማዕበሊኖ ትጋገ ኣለካ ነዞም ጎሓፋት እንዳምጻካ ሰብ ከይተጉሂ
Bteami enber harikena mrda eko abina nai meabel ewa
መድርኽ ምእላይ ኣይከኣልካን:: ቅድሚ ርእይቶታት ኣብዛ መድርኽ እውን ዋላ ሓንቲ ናትካ ምጒት ኣዬቕረብካን:: ትሕዝቶ ዬብልካን ዲኻ?
ብርጌድ ንመዱ እዩ እዚ ሰብ እዚ። እንታይ ይዛረብ ከም ዘሎ ዘይፈልት ሰብ እዩ። 20 ዓመት ከም ጨው ሓቒቑ። ትግራይ ዘይኸዱ እዩ ሕማሙ፡ ናይ ውሽጢ ድልየቱ ሕነ ክፈድይሉ ዝጽበ ሰብ እዩ። ንምታይ ለባም ለባም ይጻወት እዚ ሰብ እዚ። ሱቕ በል ሱቕ ኣይትሓሱ። እቃወም እየ ኣይትበል ተቐይመ እየ በል።ተቓዋሚ ዘይኮንካ ተቐያሚ ኢኻ።
Michael you are still in Africa you don’t even new meaning of democrat please
ምሰል ክግበረልካ ሓልፍነትካ ክትፈልጥ ኣለካ ሚኪኤል!!
Please shut him down for now 😊
ኤርትራ fail state ድኻ ትብልና?? ብጃካ ዓገብ!!!
በዚ ድምጺ 2 ፓራሰንታሞል ወሲደ ኣይደገም😊
ክክክክክክክ
Eze lehebat kedeme kendi amt Eritreawian refug be tigaru ab tigrai je shigeru alow elu kezereb kelo. Enti
Tibel nerka anjal normal ey be zebu kenzareb jeblenan. Dahn tigaru delayom jegeberu elka hesur.Esehas nei humanright Eritreawian ab south Afrika jeserh tibel. At werada ab Eritrea zelow refug zei tezareb hasawe esub.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪💪
መዕበል ከበይ አሪኻዮ እዚ ወዲ?
Nezi amsika nezi nihizbi ni merahti endatesaref suk elka ktrao nimntay amiskayo aytredanan shebet saeni endarayana maebel tegagika bzuh aresti alo ketemsio tkiel zehzin eyu😢😢😢😢😢😢
ማዕበል ኢንታይ ትኸውን ኣለኻ ተቃለስቲ ኢልካዮም ኢዚኦም ሸየጥቲ ሃገር ኢዮም
ጸገም ኣለካ!! No way!!
Welcome Deki Eri Jegnanu
Well done Mable
So proud to be Eritrean 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️👍👋
Ata denkoro haswi lekbat men eyu naka ziamenka