Eritrean Music Ghirmay Tekle "Blash Bzey Fkri", "ብላሽ ብዘይ ፍቕሪ"

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 1 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 837

  • @ግዜ-ቘ6ጘ
    @ግዜ-ቘ6ጘ 3 місяці тому +14

    ደስ ትብል ሙዙቃ 2024 የስምዓ ኣለኩ ሓወይ መንግሰተ ሰማያት የዋሪስኻ😢ጡዑም ድምፁ

  • @matimgmati4351
    @matimgmati4351 3 роки тому +190

    ሎሚ ፈሊጠ ብሂወት ከምዘየለ ፈጣሪ ብየማይ ኢዱ ይቀበሎ 😭😭😭

  • @Herimon514
    @Herimon514 3 роки тому +140

    መን ኣሎ ኣብ 2021 ድሰማዓ 😢😥

  • @mussietn1966
    @mussietn1966 3 роки тому +165

    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ግርሜሶ 🙏🏿
    29-03-21 ዝረኣኻያ like ኣግርጭው

  • @87lamo22
    @87lamo22 6 років тому +29

    ኣቤት ውህበት ትዕድልቲ ፍትወይ ገደፍካልና ናይ ዘልኣለም ሓወልቲ።ዓለም ግን ጎዶሎ እያ እሞ ኣምላክ ኣብ ገነቱ ይቀበልካ።

  • @EfremTesfatsion
    @EfremTesfatsion 3 місяці тому +3

    ኣሕ ሎሚ ፈሊጠ ብሂወት ከምዘይለ ጉርሜሶ ብዓል ጡዕም ደምጺ ኣምላክ መንግስተ ሰማይ የውርስካ ዓለም ጎደሎ

  • @Eri.Boy07
    @Eri.Boy07 3 роки тому +29

    ሎሚ ፍሊጠ ብሂወት ዘይምህላው እዚ ኾኮብ ደራፋይ ኣሕሕ። መንግስተ ሶማይ የዋርስካ ሓወይ።

  • @daniteddy5953
    @daniteddy5953 3 роки тому +13

    ዓለም ብላሽ ክገርመኩም እዘን ደርፍታቱ ካብተን መዓልታዊ ሰሚዐ ዘይመንወን እየን ኣብዓለም ምህላዉን ዘይምህላዉን ዉን ኣፍልጦ ኣይነበረንን,ብሂወት የለን ምስሰምዕኩ ግን ብጠዓሚ ጉሄ ሕማቕ ተሰሚዕኒ ግን ሞት ሓያል እንታይ ይግበር

  • @samueltsehaye2021
    @samueltsehaye2021 5 років тому +11

    ብለሽ ብዘይ ፍቅሪ💔
    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ግርማይ ሓወይ🙏

  • @berie6325
    @berie6325 6 років тому +9

    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ #ግርማይ ሓውና ብየማናይ ኢዱ የንብርካ እቲ ልዑል ፈጣሪ ኩሉ ዓለም,!!

  • @marthachanel1821
    @marthachanel1821 8 років тому +55

    ዓሕ ግርማይ ሓወይ ዓለም ጎደሎ መወዳእታ ዘይብላ ገና ኣብ ንእሽቶይ ዕድመካ ተቆጺካ በል ፍቃዱ እንካብ ኮነ እቲ ልዑል ፈጣሪ ኣብ ገነቱ የምብርካ እምበር ኣብ ምድርስ ኣይጠዓመካን እዋይ ሓወይ ትስፉው መንእሰይ ካብ ናይ ዓድና ጀማሪ ስነ ጥበባዊ ኣቦ ዜማን ግጥምን ግርማይ ሓወይ ኣብ ሕቁፊ ኣብርሃምን ሳራን የብርካ ኣለም መወዳእታ ዘይብላ።

  • @wedimeharilove1041
    @wedimeharilove1041 3 роки тому +1

    Men alo 1.12.21 zsema eza blxti derfi nay kubur grmay tekle hawna.like regixkum hlefu. Fetari yhalkum🙏🏽🙏🏽🙏🏽..zeyhasis zkri gedifulna keydu fetari ab genet edom yembro n grmay hawna kea

  • @okbamariamfisha1240
    @okbamariamfisha1240 Рік тому +1

    Wedi seb wun blash bzey fkri 😍
    Alem chenawitttttttt 😭😭😭

  • @freweynighebremeskel8992
    @freweynighebremeskel8992 2 роки тому +23

    ኣብ ኤርትራ ከለኩ ዝሰምዓ ዝነበርኩ ደርፊ ደጊመ ተዘኩረይ ከሕድስ ኣብ 2022 ብሂወት ከም ዘየለ ኣብ ኮመንት ሎሚ ፈሊጠ ልበይ ተሴሩ 💔😭😭

    • @ጨዓሎ
      @ጨዓሎ 2 роки тому

      ኣነ ከማን

    • @lidudaniel7043
      @lidudaniel7043 2 роки тому

      Wela ane 💔

    • @mistirfikri4465
      @mistirfikri4465 2 роки тому

      Wela ani hiji 2022

    • @Luckyme2016
      @Luckyme2016 Рік тому

      Wela ane eway ab srahna ymalales neru neza derfi kserha eway ghirmay hawey Rest In Peace 😢😢😢😢

    • @Indigo3710
      @Indigo3710 Рік тому

      Entay koynu meytu Nigeruna hawey natey

  • @TemeSelemun
    @TemeSelemun Місяць тому

    ቆንቆ ጥበብ መን ይፈልጦ ንመርሕ ዝብሉ ዜሮ ፍልጠት እዮም ፈላጥ ፈላቲ ፈጣሪ ክከሶም እዩ 🙏🙏🙏

  • @berhanesium6489
    @berhanesium6489 2 роки тому +1

    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ኩቡር ስነጥበባዊ ግርማይ! ብጣዕሚ ሕማቅ ኣጋጣሚ የግዳ ፍቃድ እግዚኣብሔር እዩ ኩሉ!

  • @fishaleamanuel6805
    @fishaleamanuel6805 7 років тому +2

    Eta zhetwa deri ezia eya kdelya 2 amet Gere hiji rekibeya tehaguse ajoka wedi Tekle so nice song💪💪💪💪💪😍😍😍😍😍

  • @maharii7823
    @maharii7823 9 років тому +6

    ግርማይ ሃወይ ብጣዕሚ ጽብቅ ከምቶም ናይ ቀ ዱም የህዋትካ አብዚ ህጂ እዋን ከምዚ ዓይነት ክትሰምዕ ብጣዕሚ ኢዩ ደአስ ይብለካ so nic music I MISS YOU

  • @tesfayasmerom8331
    @tesfayasmerom8331 7 років тому +4

    ዓሕ ዋይ ጊርመሶ፤ ዓለም ጨናዊት ብኻ ዘይተላለና በል እስለ እግዝኣብሄር ኣብ ገነቱ ይቀበልካ

  • @weldat82
    @weldat82 3 місяці тому +1

    ቤተሰብ ብሰላም ዕረፍ ፈጣሪ ይቀበልካ

  • @kahsayyemane1838
    @kahsayyemane1838 7 років тому +52

    ዓሕ ገርሜሶ ኣብ ዓለም ምንባር ማለት ሓጥያት ምሳክ ዩ ሞ ኣብዚ ከተፍርየሉን ክትሰርሓሉን ዝግባኣካ ዕድመካ ምክላፍካ ካብልበይ ይሓዝን ንዓካ ኣብቲ ዝይውዳእ ገነቱ ንስድራ ቤትካ ድማ ጽንዓት ይሃቦም

  • @menkemtsnat708
    @menkemtsnat708 5 років тому +1

    ኣሕ ዓለም ጎደሎ መንግሰተ ሰማያት የዋርስካ ግርማይ ሓወይ
    ንስድራቤትካ ጽናት ይሃቦም ፡

  • @zereomhailu7612
    @zereomhailu7612 4 роки тому +1

    ግርማይ ሐውና አምላኽ አብ ሕቁፉኡ የንብርካ ብጣዕሚ ሐዚነ
    እዛ ጥዕምቲ ደርፍኻ እንዳሰማዕና ክንዝክረካ ኢና

  • @andomhaile996
    @andomhaile996 2 роки тому +2

    ኣሕሕሕሕ ዓለም ጨካን ግርሚሶ ሓወይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ

  • @አቲዝምካህብአግዚኣቢሄርይ

    ኣሕ ግርማይ ሃውና ኣለም ጨናዊት ማንካ ከየልኣልካላ ኣርኪባትካ ኣምላክ ብየማናይ ኢዱ ይከበልካ

  • @yemanenegasi8658
    @yemanenegasi8658 8 років тому +25

    Rest in peace Our lovely brither Girmay!
    you are always in Our heart!

    • @shishayzeru5954
      @shishayzeru5954 8 років тому +4

      ዓለም ጎድሎ ብዲላቲካ ኣብ ንኡስ ዕድመካ ከምፍካድ ኣምላክ ኣብ ገንቱ ይከበልካ

    • @hailutesfagaber1245
      @hailutesfagaber1245 2 роки тому

      ​@@shishayzeru5954

  • @ሰብዩመኽሰብ-ጸ9ሸ
    @ሰብዩመኽሰብ-ጸ9ሸ 3 роки тому

    ዓሕሕሕሕሕ ምስ ሕልሙ እባ ገዲፍና ግርማይ ዓንዶም ደርፍታቱ ኣነ ብጣዕሚ የተክዘኒ ይርኣየኒ ኣምላኽ ኣብ ገነቱ ይቀበልካ😭😭😭💔

  • @mikeweldu8116
    @mikeweldu8116 6 років тому +33

    ኣሕ ምስኪናይ ግርሜሶ ሓደ ካብቶም ስደት ዝመንጠለና ከዋኽብቲ ኢኻ ኣምላኽ ኣብ ገነቱ ይቀበልካ ሓወይ ናተይ።

  • @tekileeritrea2282
    @tekileeritrea2282 6 років тому +1

    አሕ ዓለም ጎደሎ ኩቡር ስነ ጥበባዊ ግርማይ መንግስተ ሰማይ የዋሪስካ

  • @bereketgaeshum344
    @bereketgaeshum344 8 років тому +4

    ዓለም ገደሎ!!! ዓቢ ተስፋ ዚነበሮ ድምጻዊ ኣብ ዕሸሉ ተቀጽና ። መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ፥ ጽንዓት ይሃበና ንኩሉና ኣብ ፈቀርቱ ስራሓቱን በተሰቡን ።

  • @abrhamsemay5445
    @abrhamsemay5445 8 років тому +1

    ግርማይ ሓወይ ኣማላኽ ኣብ ገነት የንብርካ ዓቢ ሓወይ። እምበር ኣብ ምድሪ ጥልመት ፍቕሪ፡ ስደት፡ ኩሉ ረኺቡካ ኢድካ ከይረኽርብካ ኬድካ።

  • @mehrtesfamicheal318
    @mehrtesfamicheal318 4 роки тому +3

    Wowwwww amazing song keep it up wedi erey shikorrrrrr

  • @abrahamkidane649
    @abrahamkidane649 4 роки тому +2

    ኣብ ሂወተይ ዓቢ ትዝታ ደለዋ ደርፊ።

  • @wadiyared
    @wadiyared Рік тому +8

    መን ኣሎ ኣብ 2023 ዝሰምዓ መንግስተ ሰማያት የዋርስካ😭😭😭😭

  • @ሓንቲያእምነቱረዚንዩታሪኹ

    ግርሜሶ ዓሕ ንዓባ ዋላ ንቁሩብ ተመለስ😭😭

  • @erenalove
    @erenalove 7 років тому +23

    ናይ ብጣዕም ተሕዝነንን ተንብዓንን ደርፍ ደሪፍካ። ግን ፍቃዶ ኮይኑ እት ልዑል ኣምላክ ኣብ ገነቱ የንብርካ

  • @sebmukaney7494
    @sebmukaney7494 8 місяців тому

    ወዲ ሰብ ኮ ክፍጠር እንከሎ ምስ ምሉእ ሃብቱ ዝመጸ መን ኣሎ።እዋይ ዓለም ገዛ ኽራይ ፈጣሪ ብየማናይ ኢዱ ይቀበለካ ግርማይ ሓወይ very sad😢😢😢😢

  • @wegahtateklesembet2716
    @wegahtateklesembet2716 5 років тому +5

    ኣብ ደም ሱርካ ዝኣቱ ዜማ .በጃኩም ደቂ ኤረይ ስነ ጥባባውያን ከምዚ ናይ ሓውና ኣዘውትሩ. 🇪🇷❤

  • @medhaniehailekiflemariam1655
    @medhaniehailekiflemariam1655 5 років тому +32

    ግርሜሶ ማለት ኣባል ሜካናይዝድ 74 ትራክ ሲ ዘሕለፍናዮ ኩሉ ተዘኪርኒ ።ኣምላክ ኣብ የማናይ ጎኑ የንብርካ

  • @vio6431
    @vio6431 2 роки тому

    ናይ ብሓቂ ዘሕዝን ዩ ሂወት አንታይ ዋጋ ኣለዋ መስኪናይ መአንግስተ ሰማይ የዋርሶ

  • @Debas97
    @Debas97 5 років тому +27

    ኣሕ ግርማይ ሓወይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ.
    አብ መክዘነ አብዱ ሰላም ዝነበርኩም ኣለኩም ዶ. 9.8.2016.

  • @asmeromlelatewawiqa7703
    @asmeromlelatewawiqa7703 6 років тому

    ኣሕ ዓለም ጎዶሎ ግርማይ ሓወይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ኣምላክ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልካ

  • @hasengemal6992
    @hasengemal6992 8 років тому +3

    Allah yrhamelka hawey natey

  • @kingsolomon8046
    @kingsolomon8046 8 років тому

    ወጣቱ ዘንጣፋዬ ደህና ሰንብት አበባዬ፣
    ፊቴ ታጠበልህ በእንባዬ። Tsenat yehabqum nequlqum Ertrean behlfi nesedra bet.

  • @yordanosyohanes3080
    @yordanosyohanes3080 3 місяці тому +1

    Ahhhhhhhh alem golo grmeso hawey amlak byemanay eidu ykeblka

  • @robelgezae3068
    @robelgezae3068 5 років тому +1

    Ufffffff Neza derfi kasme kalku btami kebdey tbelani bejakum eba yehwat gele zifelto enteliu eba tarik hiwetu gela ab belun nay germso R.i.p

    • @musieyemane2773
      @musieyemane2773 5 років тому +2

      Ane neza derfi1000 gzie semie mxgab sine hawey natey egzabihir amlak byemanay edu ykebelka

  • @rashiyosef9479
    @rashiyosef9479 6 років тому

    R.I.P. Girmay hawey amlak abe gentu yenbrka!!! ane zgrmni gen nay ezom des like tegbru sebat eu dembr ke tigirna tismu eikum.

  • @tesfutsegay6133
    @tesfutsegay6133 2 роки тому

    Azya des tibl derfi ajoka wedi hager 🇪🇷👍

  • @hiwetbariagaber5959
    @hiwetbariagaber5959 4 місяці тому

    I like your music since young age
    It's soothing

  • @mikielekibrab3374
    @mikielekibrab3374 Рік тому +1

    Men alo neza derfi kesab 2023 zesma zelo 😢

  • @germenakaleweldi2098
    @germenakaleweldi2098 5 років тому +4

    Very heartbroken really it is very sarrow event such great artist lost at the mideteranean sea and desert uffff may god rest in peace lovely bro

  • @tesfalemmengistab7377
    @tesfalemmengistab7377 5 років тому

    mnxafna hamed mexketima emnii !!!! Hji felite R.I.P @Grmieso

  • @binibrown279
    @binibrown279 2 роки тому

    መን ኣሎ ኣብ 2022 ሰሚዑ ተዘክሮኡ ዘሕደሰ ።
    ግርማይ ሓወይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ጥበብካ ግን ንዘንት እለት ነባሪ አዩ ።

  • @filimonmmehari7914
    @filimonmmehari7914 5 років тому +1

    Egzabiher amlak ab hukufu yenbireka Ghirmeso jigna Ab alem tarik eu nebaray

  • @gebreslasieliewawi6786
    @gebreslasieliewawi6786 2 роки тому

    ዓለም ንጥዑይ ሰብ ዘይትኾውን፡ እንበኣር ካብዞም ኣፍሪቃውያን ኢዮም ዝተባህለ፡ ብሃገሩ ዝተኻሕደ ኢዩ፡ ኣምላኽ ብየመኣን ኢዱ ይቀበሎ።

  • @tsgabangesom5715
    @tsgabangesom5715 8 років тому +1

    ኣየ ኤርትራዊ ረኪብካዮ ዘለካ ኣምላክ ምሕረት የውርደልና ሓውና ከኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ፡ ስድራ ጽንዓት ይሃቦም።

  • @samiandhaimanot9217
    @samiandhaimanot9217 2 роки тому

    Mengest semay ywarsu feTari b yman edu yqbelu grmay hawey 😭😭😭😭😭

  • @ኣደይወናኒትሙቁርቃንዛኣደ

    Ahhhhhh grmeso hawey ata jgna fetari Abe yemanay edu yqebelka hawey natey R,I,P,

  • @yohannessium9948
    @yohannessium9948 2 роки тому

    ኣሓ ዓለም ጎዶሎ ነዚ ንክንመዊት ዶ ወደይ ትፊጠር ኩሉ ግዚየ ኣብ ልቢ ደቂ ሰባት ክትነብር ኢኻ ብዚያዳ ንዓይ ኣጸብቀ ምስ ሰማኽዋ ነዛ ደርፊ ነብዐልካ ኣምላኽ ብየማናይ ኢዱ የቑምካ ዓለም ብላሽ

  • @ghrmaytesfay7414
    @ghrmaytesfay7414 4 роки тому +1

    ኣሕ ዓለም ጭናወት ግርምሶ ኣብ ይማናይ አዱ ይክብልካ አምላክ

  • @fachitey-feqar5040
    @fachitey-feqar5040 3 роки тому +10

    ኣሕ አዛ ደርፊ ኣብ ደመይ ሰሪጻ ትፈልጡ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ግርመሶ ሓውና ዓለም ብላሽ መሪጻ አባ ወዲኣትና 😔

  • @abiabiti6327
    @abiabiti6327 8 років тому

    ኣሕሕሕሕ ዓለም ገዶሎ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ

  • @filmontseghans6464
    @filmontseghans6464 8 років тому +2

    R. i. p. መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ሓወይ ናተይ ፈታሪ ብየማናይ ኣዱ ይቀበልካ

  • @atiqedem156
    @atiqedem156 2 роки тому

    እዛ ደርፊ ንዓይ ኢያ ተደሪፋ
    ግርማይ R.i.p

  • @asmara1970
    @asmara1970 5 років тому +6

    May his beautiful soul Rest in peace legend...😢😢😢😢

  • @etegeria6468
    @etegeria6468 8 років тому +7

    ዓለም ገዛ ኽራይ

  • @metkel100
    @metkel100 6 років тому +6

    ፈጺሙ ዘይርሳዕ ኣብ ልቢ ዝውቀጥ ስራሕ! ብኻ ቁሩብ ጸኒሕካ። ደጋጊመ ይሰምዖ እሞ ግን ኣይመንዎን ከኣ።

  • @bibibeyene7486
    @bibibeyene7486 7 років тому +2

    እግዝኣብሄር ኣምላክ ኣብ የማናይ ኢዱ ይቀበልካ

  • @መሰልየብልናንክንዛረብ

    Alem Godlo Germay ka Tefikna Ahe higdef mendafe keytfa Nkulna ketfana Eu😭😭😭

  • @joni6753
    @joni6753 8 років тому +1

    እዋይ ሓወይ ንዓካ ኣብ የማናይ ኢዱ ይቀበልካ ንስድራቤት ከኣ ጽንዓት ይሃቦም።

  • @EriRedSea
    @EriRedSea 2 роки тому

    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ።🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @user-lq5kl4vn8p
    @user-lq5kl4vn8p 8 років тому +2

    great job ghirmay bro.God bless you

  • @brhinwedites997
    @brhinwedites997 8 років тому

    wawwww grmeso it,s great song i like it really i don,t have words to your explain continu

  • @awetmekseb8012
    @awetmekseb8012 8 років тому

    egzabher amlak byeman edu ykebela hawey natey 😭😭😭

  • @HagosTesfaldet
    @HagosTesfaldet 5 місяців тому

    Ahhhh men alo 2021 zesmae semaeka zey temno derfi 😢
    Alem godelo ab gentu yeqblka germso. Hawey 😭

  • @zemeneri2310
    @zemeneri2310 8 років тому

    እዋይ ሓወይ ማዓረይ
    ዓለም ጭናዊት መንግሰተ ሰማይ የዋርስካ ኣሕሕሕሕ!!

  • @zebibmilat9988
    @zebibmilat9988 3 роки тому +4

    Rest in the peace 😭🙏 hawey natey I feel so bad I heard his story, 😭🙏🙏🙏

  • @samsomasmerom8009
    @samsomasmerom8009 6 років тому

    ነብስሄር ግርማይ ሓውና ኣብ ገነቱ የንብርካ ኣሓሕ ስደት በዲልና

  • @LuelMengsteab
    @LuelMengsteab 3 місяці тому

    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ 💔💔😢😢😢

  • @awetswiss
    @awetswiss 9 років тому

    The best Singer at this time Ghirmay Tekle inteligent Singer... etc. No stop! Continue... as well as wish U all the best to do more .

  • @mariamdearit7665
    @mariamdearit7665 Рік тому +1

    Rest in peace my bro, you are always in my heart❤❤❤❤❤

  • @oneday3265
    @oneday3265 6 років тому +3

    Garmye hewye nic job amlka ab ganto yekblka

  • @kibromtesfamariam5022
    @kibromtesfamariam5022 4 роки тому +2

    Sembide girmay hawey nsika zearefkalu 09,2016 ane gen hihi semia.
    Wedi seb ko kifiter enkolo mis mulu habt zimete men alo.
    Rest in peace girmay
    30,06,2020

    • @johnhagrseb5731
      @johnhagrseb5731 4 роки тому

      Mesana neru Abi libya betami eyu zegermni kelell mat eyu

  • @teklitandom4973
    @teklitandom4973 8 років тому

    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ግርማይ ሓወይ።

  • @yosiefsenay1724
    @yosiefsenay1724 5 років тому +4

    Eway germay hawey e.g.zabhar Amlak beyamanay edu ykabalka

  • @sambemnet4321
    @sambemnet4321 3 роки тому +8

    We all miss u, Rest in peace❤️

  • @samuelafewerki5650
    @samuelafewerki5650 6 років тому +2

    Akkkk Germay hawey amlak beymnay idu yeqblka 😭😭😭😭😭😭😭

  • @ዓቢዱዶትብልዎ
    @ዓቢዱዶትብልዎ 8 років тому +13

    R.I.P Ghirmay, you are missed!

  • @wedishumay8282
    @wedishumay8282 6 років тому +1

    Aseyy bitami xubq music 🤙👍

  • @successproduction38
    @successproduction38 6 років тому +89

    ብላሽ ብዘይ ፍቅሪ
    እንታይ ክዓብሰልኪ ናይ ደገ ዕሰለ
    ዕግበት ዘይብሉ ውሽጡ ዘይበሰለ
    ንቡር ገዲፍኪ ናይ ፍቅሪ መኣዲ
    ስለ ምንታይ ግን ምስ ሰብ ትጽመዲ
    ከጉህየኪ እዩ ንጽባሕ መጻኢ
    እንተ ኣነ እሞ ኣይደልን ክርኢ
    ኣይነብርን እዩ ዓሳ ብዘይ ባሕሪ
    ወድሰብ ውን ብላሽ ብዘይ ፍቅሪ
    ወዲ ሰብ እኮ ክፍጠር እንከሎ
    ምስ ምሉእ ሃብቱ ዝመጸ መን ኣሎ
    መጽዓና ሓመድ መጽቀጢና እምኒ
    ስለ ምንታይ ግን ፍቅሪ ዘይትኣምኒ
    ናይ ካልእ ዕድል ዘይከውን ንዓኪ
    ተኣረሚ ዶ ትጋገይ ኣለኪ
    ምፍልላይ ኣይኮነን መጀመርታ
    ዘግህየኒ ግን ብዘይ መመኽነይታ
    እንተ ተፋላሊና ዘይጠቅማ መዓልታት
    ምክኣሉ ይስኖ ይብርትዕ ናፋቆት
    ሕጂ ዝከፈአ ብዘይ ብዘይ ገደብ
    ኣተጸበክዎን በዲልክኒ ዓገብ
    ኣረኪብክኒ ዝግባእ ክብርኪ
    እንታይ ተረክበ ዝቅይር ንዓኪ
    ኣንታይ ክረክቡ ስድራ ብዘይ ናትኪ ፍቃድ
    ኣነ ሰሚዐ ኣብናይ ዜሮ ሰዓት
    ቅድሚ ኩሉ ግን ንዓይ ከምትፈልጢ
    ካብ ዓንኬል ፍቅሪ ዕደ ከይተምልጢ
    ንግዚኡ ገንዘብ ተሰሳዕኪ
    ዋጋ ኣይብሉን ፍቅረይ ተጋጊኪ
    መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ግርሜሶ ሓወይ
    ምስ ሂወተይ ትተኣሳሰር ደርፊ እያ

  • @ኣቺጋልኣቺወዲ
    @ኣቺጋልኣቺወዲ 6 років тому +31

    ኣሕ ግርማይ ተኽለ መዳቅስተይ ኣብ ልብያ እዚ ኩሉ ተስፋታትካ ምኽርታትካ ንዓኻን ንምኽርታትካን ንዘልኣለም ዘይ ረኽበኩም እቲ ኩሉ ዝገርመኒ ግን መርድእኻ ኣብ ይቱፕ ምስመዐይ ኢየ ከምበዓል ከማኻ ዳግማይ ምፍጣር ይትረፍ ዶ ንማህጸን ንፈጣሪ ከም ከቢድ ኢዩ

    • @emteemte3985
      @emteemte3985 2 роки тому +1

      Omg bhade tdksu neirkum ab libya? Ab libya eyu kea moitu mskinay. Anes bakal ayfelton eye bderfu tray eye zfelto emo kea wedi adna (mai mne) slezkone eye zfelto . Mengste semay yewarso mskinay

    • @ጨዓሎ
      @ጨዓሎ 2 роки тому +1

      ሓሚሙ ዶ ነይሩ ወይስ እቶም ኣረሜነ ቀቲለሞ

    • @Shakura71
      @Shakura71 Рік тому +1

      @@ጨዓሎbtmet newih tesaqyu mis tekeflo nbahri enda tebegesu gn alem godola koina bhiwet ayterefen 💔

    • @SadddGsfg-gh8ze
      @SadddGsfg-gh8ze Рік тому

      አሕ መንግስተ ሰማያት የዋርስካ ካብ ኮነስ😭😭😭😭😭

  • @michaeleamahadari7937
    @michaeleamahadari7937 6 років тому +1

    Ahhhhhh grmeso hawey Mengsti somay yewarska

  • @amanueltsegai2650
    @amanueltsegai2650 6 років тому

    Nebari seb yelen nebari sirah bmgdafka gn ahwatka eritrawyan hbunat ena, REST IN PEACE DEAR BROTHER!!!!!!!

  • @berhanearayaselasie9913
    @berhanearayaselasie9913 3 місяці тому +1

    ዓሻስ ንመን ይናፍቕ ኢሎም ኣቦታት ፡ ክሳብ ብህይወት ዝነበረላ ነባቲ ስራሕ ሰሪሑ ስ ነስተማውሮ ኣለና፡ ስለዚ ስሙ ነባሪዩ ሞት ዝብሃል ነቶም ግዜ ዝሓረና ዘሎ ዩ

  • @eyobsemhar694
    @eyobsemhar694 4 роки тому +1

    R.I.P kokob eka nierka sdet sidi !! HGDEF blash.degefti hgdef duhurat ftret kulu blash koynu bsenkukum.

  • @selamnega7326
    @selamnega7326 6 років тому +2

    ዓሕ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ክብረተይ

  • @gilayredae9708
    @gilayredae9708 6 років тому

    Alem blash absemay yexebkela egziabhier amlak

  • @efisultan6
    @efisultan6 4 роки тому +2

    ዓለም ግዶሎ
    ህዝብና ግን ወገነኛ እዩ
    ምስ ዘለዎ እዩ ዝውግን
    ዝኩሉ ክዝከር ነዞም ከምዚኦም ዝበሉ ፍጽም ዘይዝክሮም።
    ካባይ ኣቲሒዝካ ኣብ ልሳን እምበር ተገባር ዘይነኣምን ኢና።
    ዘይተቕም ሰብ እካ ተዘየል ግን ነባዕል እዚኦም ምኽሳር ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን።
    ስለዚ ኣብ ላዕሊ ዘሎ ጥራይ ምስትብሃል ኣየቃድወናን ኢዩ ምኽንያቱ እቲ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ስለ ዝበዝሕ ንዑኡ ምሕባሓብ የሓይሽ።
    ስም ዘዝረኸብ ጣርይ ከነጣቕዕ ዘበዝሐ ይጉዳእ ኣሎ፡

  • @michealetsegay3gmail.comts88
    @michealetsegay3gmail.comts88 6 років тому +4

    ዓሕ ግርማይ ሓወይ ብሓደ እንዲና ኔርና ኣብ ልብያ መዳቅስቲ ኢና ኔርና ዓሕ ዓለም ጎደሎ ኣብ ምድሪ ኣይጣዓመካን እሞ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ንሙሉእ ስድራ ቤት ከኣ ጽንዓት ይሃብኩም

  • @stabskin7536
    @stabskin7536 7 років тому

    Nic song my brother so amlak ab xellalu yembrka