wedi haile and wedi fankell are my uncle's . and it is good to hear a fantastic history about my two hero uncle's . and i'm really proud of them keep it up brother
Thank you Aya Tekleberhan for educating us about Wedi Haile! He was very close with my uncle, Chalo, Teweldebirhan ( he was in charge of Botoloni in EPLF). He used to admire Wedi Haile very highly. We wouldn’t forget our hero Wedi Haile. Thank you very much Aya Tekleberhan for educating us!!
Kubur terakay. Bzaeba tesfay Araya wey ka n sle poletica elu smu nab asfha Araya keyru. Ab nay swat ka besfha yaraya xenihu terekibu emo meswaetu aflto ente aleka gele ktbleni. Kab Adis Abeba n meda kam zwexe ab Adis abeba zweleda seveyti tezentu. Thank you sle tegedasnetka.
We need suporting dovumrnts and refrence for this history so that we can have proper historical analysis. This is good and important for our cause and national building effert.
I like to hear your history of jeganu tegadelti and your experience with them, but don't be biased. Wedi affewerki was a leader of them so he plays a decisive role to free our country. Hidrie jrganuna yezeker.
Nmintay u tarki nay ekoleguzay .tray teterki aleka .deki QHAYNI si ab sawara eritrea bibzihe neremo endeyo .men daya kizikireom .n deki QHAYNI KE wela nisikatkom ka txekitwom alekom .b hamsene texekitom si hje ka bakom yxiketo alewo .tarki gin traki u.xibha kithetetelo ekimo
You’re real hero , we love you , keep on going with real history
0
⁰
⁰
እግዚኣብሄር ይባርኻ ክቡር ሓውናን ኣቦናን ኣነ ጋል ዓላ የ ኣቦይ ብዛዕባ ወልደሚካኤል ሃይለ ብዙሕ ኢዩ ብዛዕባ ጅግንነቱን ዋዛኡን ዝዛረብ።
ብሃቅካ ኣነ እፈልጦም ኢየ ናይ ጀጋኑ ጅግና ኢዩ እዞም ትብሎም ዞሎካ ብኣካል ዝፈልዝጦም ኣብ ገዛና ነይሮ ፍሳሃየ እንዳ 74ከሎ ደቀምሓረ ወለንኪኤል ሃይለ መጀመርያ ዝወደበኒ ተጋዳላይ ኢዩ ሓቅካ ኢካ ሰብ ድልየቱ ይበል ሃቂ ሃቂ ኢያ።ዘገረም ምግላጽ ሰለ ምዝካርካ ጎይታ ይባርክካ
Abrhet Habtemariam ኣጆክን ዋዕሮታት ምስክን ውን እቲ ጅግንነትክን እንተ ትምህራና ደስ ምበለና
ናይ ወዲ ሃይለ ጅግና ከም ኪሎም ጀጋኑ ቅድሚ ኩናት ወዲ ሃይለ ዕባይ ሰገነይቲ ስለ ዝኾነ ፎርቶ ሰገነይቲ ሓንቲ ኢያ መገዳ ብበለስ ዝተኸበት ኢያ ኣኽቢብና ቤኮኖሚ ነዳኽሞም ምስ በለ ገሊኦም ዓድኻ ክትከላኸል ኢኻ ምስ በሉዎ ሕራይ በሉ ኢሉ ብወገን ዓደብዑር ዘብል ኣጻድፍ ኣሃዱኡ ሒዙ ኣተወ ከመያ ዝበላ እታ ዝበላ መገዲ ብብረይንን ምዳፍዕን ሰራዊት ኣህለቑ ምስኪን ተጋዳላይ ኦም ድዩ በለስ ብጸልማት ዘይትፈልይሉ ተጋደልቲ ደናጉላ ከምዘንከባለሉ ክትርእዮ ዘሰክሕ ኣሽሓት ምስ ሃለቑ ኣዝልቕ ተባሂሉ ወዲ ሃይለ ቀደም ኢለ ሕጂ ግን እቶ ኢሉ ሓየት ብትብዓቱ ፍሉጥ ሰገነይቲ ምስ ተሓረረት ወዲ በራድ ጽልዋ መንካዕ ኣሎዎ ኢሉ ስለዘጸለሞ ጅግና ንዑኡ / night mare/ ስለዝኾነ ድሕሪ ምሕራራ ከምታ ናይ ጅግና በርሄ ጻዕዳ ብዕሱባቱ ብድሕሪኡ ተውጊኡ ተሰዊኡ ወዲ ሃይለ ናይ ጀጋኑ ጅግና ኢዩ ግን ናይዚ ዘይውለድና ብይምሰል ዝኣተወና እንታይ ኢዩ ዓንዚዙዎም እዚ ኹሉ ጀጋኑ እናጥፈኤ ንዑኡ ትኸውን ጥይትዶ ተሳኢና ወዲ ሃይለ ደኣ ሓው ጀጋኑ ኣብርሃም ወዲ ፍላንሳ ሙሴ ወዲ ፈንቅል ወዲ ባህታ ሓጎስ እንድዩ ኣብ ሰገን ጻዕዳ ሓውልቲ ክትከለልካ ኢዩ
❤
@@titihaile4514hawti tray wedi jigna nay jeganu
Nay bhaki hawelti ente beluka kea ember tebaetay hawelti ember ❤❤
wedi haile and wedi fankell are my uncle's . and it is good to hear a fantastic history about my two hero uncle's . and i'm really proud of them
keep it up brother
Nay beynka Azmad gerkayom kkkkkk ? Jeganuna azmad kulna iyom.
ጽንዓይ ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ ሕጂ ውን ከም ቀደም ኣለናልኪ ።
ጋዕጋዓት ኣጋኣዝያን ኣኽ ጡፍ ታሪክኩም ታሪክና ኣይግበሮ በጻብጽ
ሓቅካ ጋዕጋዓት ኣግኣዝያን ግዕዛያት
ጽንዓደግለ ኣይጻሮፉን ኢዮ
You are one of the best story tellers. Please try to write it for the next generation. Long live.
Thank you Aya Tekleberhan for educating us about Wedi Haile! He was very close with my uncle, Chalo, Teweldebirhan ( he was in charge of Botoloni in EPLF). He used to admire Wedi Haile very highly. We wouldn’t forget our hero Wedi Haile.
Thank you very much Aya Tekleberhan for educating us!!
Thank you so much for telling us the history of Woldenkiel Haile.
ሰላም ንዓካ ይኩን ተክለ ብርሃን ፣ ሓምድ እድሪስ ዓወተ ብ1962 ምስ ተሰወእ ኩቡብ ሓጃጅ ዝባሃል ካብ ብህረ ናራ እዩ ክሳብ 1965 ኣብ መይዳ ሓላፉ ነሩ ኣቦ ሸነብ ኣይኮነን ። ኣብ እቶም ጀጋኑ ስዋኣት ግን ብፍላይ ፍሳሃየ ወልደ ገብርኤልን እስያስ ፍላንሳን ብዙሑ ተዘክሮ እዩ ዘለኒ ዝምስገን እዩ እትገብሮ ዘለካ ።
ክቡር ኣያና እዚ ኩሉ ታሪኽን ጌና ዝተረፈን ክንፈልጥ ዕድመ ጥዕና ንምነየልካ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩቡር ኣያና እቲ ሓቂ ብዘይተረፍ ዘውረስካና እቲ ብወረ ወረ ንፈልጦ ዝነበርና ❤❤❤።
We are so proud thanks so much .
ታሪኽ ተስፋልደት ምስግና' ተተምጻልና ጽቡቅ ነሩ ባባ ተኽለብርሃን
Thank you for all your sacrifices!
I'm proud of you father,, ms Tesfay temnewo ab mieday tfaletu do bzaebeu entay ktblena tkel msti nsu zezentewo zanta atehahizka,,
Kubur terakay. Bzaeba tesfay Araya wey ka n sle poletica elu smu nab asfha Araya keyru. Ab nay swat ka besfha yaraya xenihu terekibu emo meswaetu aflto ente aleka gele ktbleni. Kab Adis Abeba n meda kam zwexe ab Adis abeba zweleda seveyti tezentu. Thank you sle tegedasnetka.
Thank you Mr. Tecleberhan Tesfamicael.
We need suporting dovumrnts and refrence for this history so that we can have proper historical analysis. This is good and important for our cause and national building effert.
ወልደንኪኤል ሃይለ አብ ሠገነይቲ አብ ማእከላይ ቤት ትምህርቲ ካብ ሓሙሻይ ክሳብ ሻብዓይ መማህርተይ ኔሩ፣ከምኡውን ጎረቤት ፣ ድሕሪ ትምህርትውን ብሓደ ነጽንዕ።ስለዚ ብዛዕብኡ ክዕለል ከሎ ብጅግንነቱ ይሕበን፣ መስዋእቱ ግን ከም ሰብ መጠን የጉህየኒ።
ኣየ ስረ ኣደ ወሊዳ ትምከን ብሃቂ ጅግና ኣብ ሂወተይ ከይዘከርኩዎ ዊዒለ ኣይፈልጥን።
ወሊዱ'ዶ ይኸዉን?
You are amazing! You make me feel like I was there with you guys. Please keep going. We want to know more. Thank you!🙏🏿🙏🏿🙏🏿
ብላሽ ድሕሪ ወዲ ሃይለ
ታሪኽ ፍሳሃየ ወልደገብርኤል ክቡር ጅግና ኣቦና ንገረና ምሰናይ ምስጋኑኡ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
Segeney adi Muautat!!! Harbegna aynebirin u tarik u ziwires 💪💪✊✊
I remember that day,i was a kid first time to see Tegadelti.
Our real history!! ኣየ ኣነስ እንቃዕ ኤርትራዊ እንቃዕ ፍረ 'ዛ ሓላል ከርሲ ኤርትራ ኾንኩ! ክብሪ ይሃብካ ኣቦና ተጋ ተኽ/ብርሃን ተስፋሚካኤል! ከምኡ እዩ ኤርትራዊ እዚ ዝተባህለን ልዕሊኡን'ዩ ህዝቢ ኤርትራ! ክብርን ሞጎስን ን ስማእታትና 🇪🇷!
Thanks for brief explanation push it up, 👍
Wedi akrur ye tarkey yu kulu thanks 🙏 feeling so sad 😭 why does it happen to Eritrea people?
ደቂ ኤረ ሰነፍ ዘይብልኩም ጓልኩም ወዲኩም ።
Alewuna iba bzuhat kebdina zikerisx tarik kem akha kolaliet ahwatom zishetu abom hawem ahlifom zeisüru fo fo kibahalu zigboom nab aïrab zishetu ab maikel beteseb nay iznie hasewtie kindey imo kinbiel hawem bikara zekestinu fo Eretrawie mikana yeskifena
እዚ ኩሉ ኣደራዕ ንረክቦ ዘለና በዓል ወዲ ሃይለ ተዝህልዉ ከምዚ ኣይምገጠመናን
ኩሉ ግዜየ ዝካታተሎ ታሪኽ እዞም ጀጋኑ ሕጂ ዉን ኣብ ዛሃለና ናሃሉ ማዓንጣና ሑጹብ ይኹን ደቂ ኤርትራ ዓደይ
ኣቱም ኤርትራውያን ኣሕዋተይ ታሪኽና ብተምቤናይ ኣዕቁቡኒ ኢሉ ዝመጸ ምስ ኮራኩሩ ተጨውዮ ጀጋኑ ኣቦታትና ዝተዳራገምዎ ኩናት ሓንቲ ጥይት ከይተኮሰ ዝፋን ኮፍ ኢሉዋ ትሕቲ ምድሪ ኣስፊርዎም እዚ ሰኽራም። ጌና ከኣ ውላዶም የጽንት ኣሎ። ተስእ ኤርትራዊ ዓጽሚ ወለንክኤል ተወልደ ኣብርሃም ሙሴ ወዲ ፍላንሳንካልኦትን ከይወግኣና ሃገር ነድሕን 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷።
Ezi tembyenay tblo zeloka akal eti tarikn jigninetn merahn eyu. Tembyenay elka keteneaaeeso wela enteferenka nsu zileaale eyu.
Bzkone ab Hager zeyelo ab kulu Dargo zeyelo slezkone nsika ewn ab dege koynka tzareb zeloka.
Can you put together all the history in records ( Book) please. I think that is a good way to keep our heroes truth story.
Aya qsun ab zehalefe nay facebook nay teklu sherif mes bextu kelo photo megadltka sesidelka nere abea zelkum jeganu
እቲ ትገብሮ ዘለኻ ኣዝዩ ደስ ዘብል እንድዩ ነገር ግን ኣብ ሓንቲ ኣካባቢ ጥራሕ ኣቶኲርካ ኣለኻሞ ስምዒት ናይ ሰባት ኣብ ግምት ኣእቲኻ ነቶም ጀጋኑ ደቂ መታሕትን ካልኦት ከኣ ሕውስ ኣብል። ብዝተረፈ ጽፉፍ ኣዘናታትዋ ኣገናዕ ከኣ እብለካ።
Kemu aytbel wegeney kulatna hade ena bmealtu kea ktrkelna tesfa ngebr
@@bela-hx8qg ክንደይ ካብ ፍልጠት ዝረሓቐት ድያ ዘላ መስለካ። ከምኡ ዝብሉ ስለ ዘጋጠሙኒ ኢየ።
Shunu Mii በብዓላ ትጥቀስ ህጂ ዩ ጅግንነት ታሪክን ደቂ ኣከለ ጉዛይ ዝብርበር ዘሎ
Tarkna dea asnkuna knberaber
ክሰዓብ ዘለዎ ኣብነታዊ ተበግሶ ታሪኽ። ኩሉ ዝወዓለን ዓቕሚ ዘለዎን ዜጋ፡ ነዚ ታሪኽ ከስፍሖን፡ ዝጎደለ መሊኡ ዳግማይ ክኹልዖን ክተባብዕ ይግባእ። ክቡር ሓርበኛ ተኽለብርሃን ከኣ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ ኣጆኻ፡ በርትዕ።
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታት ኤርትራ!
ኩቡር ኣቦ ስለ ቲ ትንታነካ ዘሐጉስ ብስራት ኢዩ
ግን ከሓተካ ት- ሓ - አ ምስ ህዝባዊ ግንባር ኣበይናይ ዓመተ ምሕረት ፍሕፋሐ ጀሚሮ ኣበይናይ ግዝየ ከ ተፋሊመን ሓው ንሓው ዝተጣለሙላ ካብ ኣፉሉጦካ ለግሰልና
How b kemey tesewiu glex
Nay men tiyit ketilato glex shufun
Mlikit natu yu ketiluwo shibiya kea dem abotatna ab eda yu
Hekin muluen gbero ti tarik
Jigna wedi hayle
Tawet shih gize 1000
ውግእ ወከ ዛግር ንደፈረ ምስ ኣንሳሓብና
ኣብ ደፈረ ዳግማይ ውግእ ይጅመር ተሓኤ
ክስብ ከዋክን ኣብ ዝበጽሑሉ ሓይሊ ጸጋይ ቀሽ ናይ ዓወተ ናይ ተስፋሂወት ዩ
ወዲ ሃይለ ጅግናዩ ግን ነት ኩናት ግን
ይመርሖ ኣይነበረን ነት ኩናት መርሕነትዩ
ዝሞርሖ ነይሩ ።
Please nay abraha ande akrbelna next
Thank you ❤❤❤
የቀንየልና:ናትካ ዽግንነት ደአ መንዮ ክነግረና:
Nay Fessahaye woldegebriel kea negna bejaka.. Tnx!
ብዛዕባ መለስ ገ/ማሪያም፥ እቲ ብትእዛዝ ኢሳያስ ዝተቐተሊ ገለ ዘይትብለና። መለስ ብኤርትራውያን ዝተረሰዔ ስዉእ ኮይኑ፡ ኢትዮጵያውያን ግና ኣብ ብዙሕ መጻሕፍቲ ከም ቀንዲ ተቓላሳይ ተመሃሮ ዩኒቨርስቲ ኣዲስ ኣበባ ከምዝነበረ ተጻሒፉ እዩ።
ታሪክ ንሐድሽ ውሎዳ ኣሳግጋሪ እዮ
እዚ ታሪኽ ተቅርቦ ዘለኻ ኣያናን ብጻይና ኣቶ ተኽለብርሃን ኩሉ ታሪኽ ብሓደ ይወጽእ ኣሎ ሕጂ ግን ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ስውእ ፍስሃየ ወልደገብርኤል ሓቅድዩ ኣብ መወዳእታ ናጽነት ኣብ ግባር ኣደረሶ ብናይ መጨረሽታ ቦባ ጸላኢ ተሰውኡ ዝባሃ ሓቅነት ኣለዎ ዶ ምስ ናሕጂ ሚስጥራት ተኮላት ኢሰያስ ዝወጽእ ዘሎ ?
Ewe ab gn bar adi rosa eyu tesewiu gn ab 1990 eyu tesewiu bnay mewdaeta bomba aykonen.
Habtom ,, ኣሞይ ኔራ ምስኡ ትክክል ኣብ 1990 ኣብ ዓዲረሮሶ ብጥይት እዩ ተሰዊኡ ኢላ ነጊራትኒ ምስ በዓል ፍስሃየ ወልደገብርኤል ኔርካስ ዓክ እያ ትብል ኩልግዜ ብከምኡ እየ ፈሊጠዮ .
Habtom Alhabtome ኣነ ወዲ ተጋደልቲ እየ ስድራይ ከም ዝነግሩኒ ግና ብጥይት ብድሕሩትዮ ተሃሪሙ ዝብል ሓሳብዮ ዘለዎም። ቅንጸላ ብኢሳያስዮ
ኤርትራ ክብረተይ ጅጅጅ
@@በርጌድንሓመዱ-ኰ7ኀ bro john the brain abey adu
ኢሳያስ ብዝኮነ መልክዕ ልዕሊኡ ሰብ ኣብ ኤርትራ ክህሉ ኣይድልን እዩ፡ ስለዚ ከኣ ኣብ ነንሕድሕድና ክሳብ ሕጂ ዘይነቓሕናሉ ምስጢር ጀጋኑና ቀቢሩ ኣብ ስልጣን ይነበር ኣሎ። ንሕና ዓዋናት ከኣ ሰራይ ኣከለጉዛይ ሓማሴን እንዳተባህሕልና ተሓልፍያ ኣነ ኣነ ክንብል ኣብ መወዳእታ ይግረምኩም ብማለት ኣብ ሓንቲ ተረንሸዋ ረድኤት ስርናይ ኣእትዩ ናብ እንዳባ ሓጉኡ ይወስደና ኣሎ። ከምዚ ናይ ሓውናን ተክለንርሃን ዝዋዓሎ ብቐረባ ዝፈልጦ ከይተሓለለ ዝምህረና ዘሎ ልቢ ንበሎ ንሕግድፍ ፎ ፎ ፎ ንበሎ፡ ኣብ ሞንጎ ውራጃታት፡ ቆላ ደጋ ዘይእለ ጸገም ጽልኢ ኣይንፍጠር፡ ብዙሕ ዘሰክፍ ኣይኮነን።
ሕጊ ኣንጊስና ንኩልና ዘሰማማዓን ባይታ ፈጢርና ተፋቒርና ተከባኢርን ከም ኤርትራውያን ክንነብረላ እንክእል ኤርትራ ክንሰረሕ እወ ይክኣል እዩ! ፈንጣሕጣሕ ዘይምክብባር ይወገድ ንብል ኣሎና፡ ተናከስቲ ኣክላባትና ከሎ!ጌን ኣፍ ምዕጋት ናይ ኩልና ሓላፍነት ይኩን! እወ ብዙሓት ጀጋኑ ብወዲት ኢሳያስ ዝጥፍኡ ብዙሓት እዮም ብፍላይ ደቂ ዓላ፡ ድዛረበሎም ኣይረከቡን እምበር ወዲ መን ከ ብዚ መንነቱ'ካ ክንገር ትብዓት ዘይብሉ ወዲ ኣርባዓ ዘየበረሰ የልቦን። ንወዲ ሃይለ ኣብ ሓደ እዋን ንሓደ ሰሙን ረኪበዮ ኔረ ኣዝዩ ዕጉስ ሕዱእ ሰብ ምካኑ ተገንዚበ። ተሪኩ ነባሪ እዩ። እታ ላም ኣብ ደንቤኣ ሞይታ ዝብል ኮድ ውን ተሰሚዑ'ዩ ምስ ናይ ኢብራሂም ዓፋ ጉዳይ ዝመሳስል'ውን ዝብሉ ንስምዕ ኢና፡ "ዘራጊ ማይ ዘላተን እሓስ ጹሩይ ማይ ኣይሰታን" ከም ዝባሃል ኣይረድ እዩ ዓገብ ዝበሉ ኩሎም ኤርትራውያን ክሳብ ሕጂ ብወልቀ መላኪ ንሞት ይፍረዱ ኣለዉ፡ ዓገብ ምባል ዝሕፍሮ ህዝቢ ኮይና ኣለና። ንስውእትና መንግስተ ሰማይ ነዚ ጋኔን ከኣ ምስ መሻርኽቱ እመት ምድባይ ከድልየና እዩ።
Enjera alem bilae mear zitiem zereba
Wedi hambir tarik natu amxalna ente tifelto koynka amxalna
Ezi kulu tarik bi meshaf tesihtam xbuk neru
አንታ ከዳዕ ወገናዊ ረሳሕ ታ ሪኹ
ጉዛይ ነቊሖም ዘይነቅሑ
ብዙሕ ነመስግነካ ሓርበይና ተኽለብርሃን። ብዛዕባ ወዲ ሃይለ ዝብልካዮ ትቢኣቱን ሚላኡን ልዑል ኔሩ። ምስ ብዙሕ ኣክብሮት ግን ኣብ'ቲ ሽዑ ዝተኻየደ ንኲናት ሠገነይቲ ብኸመት ክትእቶ ከም ዝግባኣ ዝምልከት ግን ወዲ ሃይለ፡ ምስቶም ላዕለዎት ሓለፍት ይሰማማዕ ከም ዘነበረ ብሰፊ ይውረ ኔሩ። ብዛዕባ መስዋእቱ ዝምልከት'ውን ኲናት ብግቡእ መሩሑ ከብቕዕ ዳርጋ እቲ ውጋእ ብዓወት ምስ ተወደኣ፡ ከም ዝተሰወኣ ሽዑ ሰሚዕና። ብዙሕ ዘዛረበ ጉዳይ ኔሩ፥ ክሳብ ሕጂ'ውን ዘይተፈትሐ ሕንቅል-ሕንቅሊተይ ኮይኑ ዘሎ ጉዳይ እዩ።
ዝከበርካ ኣያናን ኣቦናን ብዙሕ ተማሂርና ካባካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፣ ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ ብዛዕባ ፍስሃየ ወልደገብርኤልን ፣ ለሬንሶ ቬትሮን ክትነግረና ብትሕትና ይሓተካ ብፍላይ ናይ ለሬንሶ ቬትሮ ብዛዕባ ስዉእ ሓዉ ዳንኤል ቬትሮ ንጹር ሓበሬታ ኣለና ፣ ሓዉ ግን ኣይፍለጥን እዩ መስዋእቱን ኣጠፋፍእኡ እትፈልጦ ተሎ ሓደራ ???
Kubur abona naybhaki tsbuk tarik ayu nay berhe tsada tsbuk gerka aski amtsalna amawtau kemey kemey ayu
ተጋዳላይ ቅሱን፡ ብኣንክሮ ንከታተለካ ኣለና። የቐንየልና!!! ክቡር ኣያ።
Aye jgnnet ade welida tmken eziom n eritrea tefioma
ክቡር ኣቶ ተኽለብርሃን ኣነ ብጣዕሚ እየ ዝድንቐኻ ታሪኽ ሰውራ ደስ ክብለኒ መዓት እዩ።
ግን በጃኽ እስከ ካብ ኣዋልድ ኣብ ሰውራ ዝነበራ ጀጋኑ ንገረና ። ይሰምዕ እየ ኣዋልድ ውን ነረን ክሳብ ኮሚሽነር ሓይሊ ግለ ዝበጽሓ ነረን ጀጋኑ። ስለዝስ ብጃኻ ታሪኽ እዘን ዋዕሮታት የዕልለና ።
ብጣዕሚ እናመስገናካ ኢና።
Nay behaqi jigna sebay qexilo tarik nay ayatatina kinfelit ndeli eina
ፍቁር ተክለብርሃን፡ ነቲ ዝነበረ ውዲት ናይ ጥፍኣት ወድ ሃይለ ኣብ ሠገነይቲ ጸብጻብ ብትኽክል ኣይሃብካን። ብዙሕ ምጽናዕቲ ክትገብር አላበወካ። ነቲ ህጓፍ ዘይበልካዮ ወይ ዘይፈለጥሃዮ ንክትድህሶ ደጊመ አላበወካ። ንመስዋአቲ ወድ ሃይለ ብሕጂ ፍሉይ ዝርዝር ክትህብ አጽበየካ።
Ezi tarikik habikum entay ena zeygeberna ezi tarik kinger neriwe meneesey keytefea
እቱ ዝገርም ፡ እቱ ስረ ኤርትራዊ አበይ ጠፊኡ?
ሑቶ ብዛዓቦ መስዋእቲ ሃሌ ስአላይ ክትሕብረና ብሃንቀወታ ንጸበየካ
ኩቡር ተክለብርሃን መእረመታ መሓሪ ደበሳ አብመሪሕነት ቀዳመይቲ ህዝባዊ ሓይልታት ናይ ሶድሓ ዒላ ምስ ብዓል ሮመደን መሐመድ ኑርን መስፍን ሐጎስን ኢዩ ነይሩ።መሓሪ ደበሰይ ኣብዑበል ኣይ ነበረን። ካልእ ከምለወባ ከቕርበልካ እዞም ትግል ጾም ተጋደልቲ እወ ዓበይቲ ኣርካናት ተጋደልቲ ከምዝኾኑ ኩሉ ኣባል ህግሓኤ ይፈልጦምን ይዝክሮምን ኢዩ። እተኾነ ግን ንስኻ ደቂ ከባቢኻ ጥራይ ኢኻ ትዝከር ዘሎኻ ። ከልኦት ተጋደልቲ ኣርካናት ናይ ዝተፋላለዩ ቢሄራት ኣይተዝክርን ። ምሰ ሙሉእ አኽብሮት።
I like to hear your history of jeganu tegadelti and your experience with them, but don't be biased. Wedi affewerki was a leader of them so he plays a decisive role to free our country. Hidrie jrganuna yezeker.
Nay abreham tewelde eba gela belena
jon Eritrea እዚኣ ቤላ እወ ጅግና ኣቦና ተሪኹ ቤተምቤናይ ዝተጨውየ 👍
Nmintay u tarki nay ekoleguzay .tray teterki aleka .deki QHAYNI si ab sawara eritrea bibzihe neremo endeyo .men daya kizikireom .n deki QHAYNI KE wela nisikatkom ka txekitwom alekom .b hamsene texekitom si hje ka bakom yxiketo alewo .tarki gin traki u.xibha kithetetelo ekimo
Teklite Brhane ንስኻ ዘክሮም
Ata mezenay, naytfelto tarik eka tzareb eko. Maletey nayzom tblom zleka tarik nenana hade eyu zbxh3hana nehbenelu kea nexhanet slezhabuna, mnalbat bzaebom aflto zeyblu do ykwin? Mnalbat ab kalie bergid wey hlfnet ner keykonu
Jugna aynebrn u tariku u zwres Zelalemawi zkri nsweatna Awet nwxe huzbi Eritrean
teklebrhan tarik mngar xbuk eu gn kemzelata b wedi haile jgna jemirka xbuk kab zkone natka ajenda natka smet wexika trai terkelna selam nkulna
ብሓቂ ጽቡቕ ኣገላልጻ እንቋዕ ተረፍካ:: መጽነቲ ትኳዕ ኢሰያስ ዝጨወዮ ቃልስና ክዕወት’ዩ::
ዘለዓለማዊ ኽብሪ ንሰማእታትና::
ስማዕ እንዶ ክቡር ሓው እዞም ኩሎም ጀጋኑ ኤርትራውያን ብህግ ይኹን ብተሓኤ ኣንጻር ጸላኢ ዘርእይዎ ዝነበሩ ጀግንነት ዝእመን ሓቂ እዩ።
እቲ ከም በዓል ወልደንኪኤል ብወተሃደራውን ፖለቲካውን ቡሱላት እዮም ኔሮም ንዝብል ግን
ኣብኡ ዓቢ ሕቶ ኣለኒ።
ብፖለቲካ ቡሱላት እንተዝነብሩ ነቲ ኩናት ሕድሕድ
ጠጠው ንምባል ነቲ ህዝቢ ኣብ ምእላይ እንታይ ግደ ይጻወቱ ኔሮም ዝብል ሕቶ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ ኔሩ። ብወገን ተጋድሎ ሓርነት ዝነበሩ እቶም ብወታሃደራውን ፖለቲካውን ንቑሓት ዝነበሩ
ኣብ ማእከል ውግእ ኣሕዋትና ኣይንሃርምን
ኢሎም ብረቶም ንቁልቁል ዝደፍኡ።
ብፖለቲካዊ ሸነኻት ድማ ኩናት ሕድሕድ መፍቲሕኡ ብሰላማዊ ዘተ እምበር ብብረት ኣይኮነን ኢሉ እዩ ዝምክት ዝነበረ።
እስኪ ብወገን ህግ ከምዚ ዓይነት ንቕሓትን ተመክሮን ዝነበረ ቃልስታት ኣምጺእካ ግለጸልና።
እዚ ንዓመታት ምስጢር ተባሂሉ ንውድብ ጥራሕ ዘይኮነ ንተጋደልትን ህዝብን ሃገርን ዘጥፍእ ተግባራት ማዕቢሉ ሕጂ ካብ ቁጽጽር ወዲ ሃገር ንላዕሊ ኮይኑ ዘሎ ጉዳይ እቲ ኩሉ ምስጢራት
ግዚኡ ኣኺሉ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ምስ ጭብጡ ዕለቱን ሰዓታቱን ኣሰንዩ ዝወጽእ ዘሎ ኽ ስለምንታይ ደኣ ዕድል ሂበሞ እስኪ ግለጸልና።
እቲ ምስ ጸላኢ ዝነበረ ጥምጥምን ጅግንነትን ኒሕን ሓቦን ነዚ ዋላ ሓንቲ ሕቶ የብሉን ብግብሪ ተራእዩን ተሰኒዱን ዓለም እውን ዝምስክረሉ ሓቂ እዩ።
💪💪💪👍👍👍
ወዲ ሃይለ ኣብ ጉባኤ ኣይተሳተፈን።
Ahhh deqi huzbi jeganu ezi rgum iseyas tenban kurdid koynu bzom jeganu rehaxn demn kjehar 28 amet ahhh
Good
ወዲ ሃይለ፡ ከም ዘይሳተስ ተገይሩ። ኣብቲ ናይ ሓይሊ ምርጭ "ንኣሕዋቱ ኣይተቓዎምን" ተባሂሉኡ፡ ብናይ መስፍን ሓጎስን ኮሚሳር ናቱ ዝነበረ በራኺ ግ/ስላሴን ሽርሒ ተሪፉ። ስለዚ ኣብ ጉባኤ ኣይከደን፡ ኣይተሳተፈን።
wela berhe xada .fsihaye
Gedim Tegadalay colonel enkua Bihiwet senihika nezi kubur nay Jeganu Tarik kitzentwelna Amlak mulue Tienan Edmen yihabika.
ኣታሰብዶ ክሳብዝሞዉት ይሑሱዩ ናይዚዑቡድከልቢዝስ ዝገርምዩ
ነእሽቶ ኔርና ኣብ 1972 እዛ ናይ ድርፎ ግን አቦይ እነግረና ኔሩ
ታሪኽ ኣቦታትናን ኣደታትናን ናይ ግድን ክስነድ ኢዩ።
Tarikom nebere koynu key Terf nay kulom akibka AB meshaf sendings kubur Eritrawi
እዞም ትብሎም ዘሎካ ሐቂ እንተኮይኑ ዘረባካ ናይ ብሐቂ ጀጋኑ ደቂ አውራጃታት ዘይኮኑ ከምዞም ጻሕጻሕቲ ናይ ሕጂ ዘለው ደቂ አውራጃና ኢሎም ዝምክሑሎም ዘለው ዘይኮኑ ኤርትራውያን እዮም ግን ንሶም ጥራይ ድዮም ጀጋኑ ኔሮም ደቂ ሕደ ከባቢ አብቲ ገበን ኔሩ ትብልዎ ክአ ኩሎም ናጻ አውጺካዮም ነቶም ብህይወት ዘየለው እግዝአብሔር አብ ገነቱ የቀምጦም
ክክክክክ ክላ ድርባይ ሽንቲ ገመል።ብጀጋኑ ኣይትሸቅጥ!!
እዛ መደብ ናይ ጀጋኑ ተጋደልቲ ኤርትራ ታሪኽ ስለተዘንቱ ጽቡቕ ነገር እዩ። ሕድሪ ጀጋኑና ብሓቂ ከነኽብር እንታዀንና፡ ቅድም ቀዳድም፡ ካብ ኣውራጃዊ ጸቢብነት ነጻ ክንወጽእ ኣለና።
ወልደንኬኤል ሃይለ መሳርሕቲ ስለ ዝነበርና ብብቕዓቱን ተወፋይነቱን ይምስክረሉ እየ፡ ኣብ ቀዳማይ ውድባዊ ጉባኤ ኣይተሳተፈን፡ ምኽንያቱ ብዝምባለ ኣንጻር መንካዕ መርገጺ ኣይወሰደን ተባሂሉ ስለ ዝተነቕፈ ኣይተመርጸን። እቶም ናቱ ተጻረርቲ ዝነበሩ መስፍን ሓጎስን በራኺ ገብረስላሰ ከም ዝነበሩ ኣጸቢቐ እየ ዝፈልጥ። በርሀ ጻዕዳ ናብ ቀዳማይ ውድባዊ ጉባኤ ንኽሳተፍ ብዝላዓለ ድምጺ ካብ ቦጦሎኒ3 ተመሪጹ እዩ፡ እንተኾነ ክሳተፍ ስለ ዘይደለየ ኣብ ዒላብርዕድ ምስ ኩማንድስ ብምርድዳእ ሓንቲ ላንድሮቨር ከውጽእ ኢሉ ብምምኽናይ ኣብ ከባቢ ዒላበርዕድ ተሓቢኡ ቀንዩ ጉባኤ ሓሊፉ፡ እታ ላንድሮቨር እውን ኣውጺኡዋ እዩ። ዘይመሳተፊኡ ኮይኑ ዝርዳኣኒ ካብ ደቡብ ተወኪሎም ዝመጹ ምስ ረኣዮም ወልደንኬል ከም ዘየሎ ኣረጋጊጹ ነይሩ እዩ፡ በዝን ካልእ ምኽንያትን ኣምኽንዩ ኣብ ቀዳማይ ጉባኤ ኣይተሳተፈን፡ ኣነ ንባዕለይ ተሳቲፈ ነይረ እየ፡ ካብ ደቡብ ዝመጹ ተወከልቲ ሓቲተ በዚ ተጠቕሰ ምኽንያት ወልደንኪኤል ስለ ዘይተመርጸ ኣይመጸን ምስ በሉኒ፡ ኣብታ ፈላሚት መዓልቲ ጉባኤ ብጓሂ ዝኣክል ብዙሕ ኣይተኸታተልኩዎን፡ ንምንታይሲ ንዝላዓለ መሪሕነት ይጽበዮ ስለ ዝነበርኩ። እቲ ሽግር ኣባል ሰልፊ ስለ ዘይነበረ ይመስለኒ፡ተጻባእቱ እቶም ክልተ ሉኡኻት ኢሰያስ ምንባሮም ግን ኣይጠራጠርን እየ። ወልደንኪኤል ግን ፈቃር ትጉህን ውፉይን ብጻይ ብምንባሩ ካብቶም ሰብ ረዚን ታሪኽ እዩ። ታሪኽ ስለ ዝኾነ ተጠንቂቕካ ምዝንታው የድሊ፡ከም ናይ ብ/ጀ-ተኸስተ ሃይለ።እቲ ድሕሪ ኲናት ወኪዛግር ወልደንኬል ሓይሊ ወዲዓንደብርሃን ሒዙዋ ዝበልካዮ ድማ ኣይኮነትን፡ ድሕሪ መስዋእቲ ዓብደሩሕማን ምክትሉ ኪዳነ ጎበዝን፡ ወዲ ሃይለ መተካእቶኦም መጺኡና፡ ኮምሽነር ፍስሃየ ወልደገብርኤል ከም ዝነበረ እውን ክፍለጥ ይግባእ።
ASEYAS AFORIK ke ABEY Tesatifu AB kuNAt ESIKE HaBreNa ?KULU ZIWAALO EYU ZIMESIL KIMIDIRIN KIGBITIN KOLO!!!?
zekeberka tega tekleberhan ...hitoy ahsir abile kihateka ...ezi tenegrena zeleka sebukkun himakun kulu tarik kem zelewo sile zikone betaemi yemesgheneka.gina natey reiyto feley zebelet eya.ezi habereta seilawi meglesi (diagram tree aynet) gerka ente teheberena.malet merihenet bebezhi tezereb kal eya.ezom merihenet zebehalu asmatom beal men mukanom aytegelson zeleka.general name koina.eta merihenet tebela ke meas elet jemira kisab meas nera?...ab kekeindey ke eti merecha yegeber neru?etom kedamot merihenet zebehalu ke beal men nerom...more specific entezekewin sebuk neru... mekeniyatu neaka wey abti natika edme zelewu tegadelti normal yerediakum eyu ..wela eti asmat kebabitat nay sahel kite tekiso keleka neana kebid eyu kenredio..endher elamaka ne mensey natey edime kitmehemeherena koinu ..seilawi meglesi position nay merihenet kulu tewesaki enda gebereka memehar kedliyeka eyu...yekreta minalibash defire endeher koine...yekeniyeley happy new year!
Anta guahaf lehasi
Becareful Wr Are Warning You. We Will Take Swift Dscisive Actions Through 23rd Party. And Hard To Trace The Killer.
Tay tbl wedey fesawi
Sebay sebut. Teklebrhan=Amanuel Eyasu=Meron Estifanos=others=Eritrea
ኣንታ ጂግና ኢካ ንስካ።ንዘላለም ንበር።
Ezu kulu gignnet nhde wedi medhin berad zeykonkum
Zehalf tarek xebuke endu entay mo yabse bale derue sherfo beflay betrose haswi telmomna eyome betow abey alo keblu nerwom shau weski yesetu nerom kedat eyom atoma kea
Akar
አነ ዘገርመንይ ግና አዞም ኩሎም ጅጋኑ ተሳዉኦም በዓል አለገፍፍ ወልቀ መላከይ ተሽክሞም አስመራ አትዮም ዘሐዝን እዩ !!!
Solomon w/maryam meas tesewie
Ize musie tesfamkael zibehal yemin elom ziketeliwo wedi hamasien diu welas seraye
Mussie segenay tebae hutsub meanta ade welida timiken
Nay behaki des dabelka tisemio tarik eka tizareb bihaki kia kemaka zemeselu bitsotka kemzi natka gerom ezi mezena zeyblu kiyatat kewrusuna tesfa ngebr niberulna asnikuna yekenyena jigna hawey :ayay newih edmen tienan yihabka Ferrari!!!!
Why ni diki akologizay teweledti tiray temtse tegerima
ተኽለ ሰላም ቀጽሎ ብዘይ ሻራ ንእተቕርቦ ታሪኽ ቀዳሞት ነዚ ንኡስ ወለዶ ጥራሕ ዘይኮነ ነቶም ኣብቃልሲ ዝበለና ውን እንተኾነ መሃሪ እዩ፡ንኣብነትብረት እንዳፍላንሳ ቅኑዕ ሓበረታ ረኺብና፡ካልእ ብዛዕባ ኣብ ከተማ ዝነበሩ ክስለፉ ትእዛዝ ተዋሂቡ ዝበልካዮ ሓወይ ወርሓቱ ኣይዝክሮን 73 ኣብ ኣስመራ ስሩዕ ብምንባሩ ክፋነወኒ ንማዕደጋ መጺኡ ንሜዳ ክኸይድ ምዃኑን ንኽፋነወኒ መጺዩ ተፋኒዩኒ ስሙ ክፍለ ዑቕባስላሰ ይበሃል ኣነ ዝዝክሮ መደቡ ምስታ ኣብ ሰምሃር ዝነበረት ኣሃዱ ነሩ፡ኣብ 77 ኣብ ሰሓርቲ ካብ ሰምሃር ወጺኣ ሓያል ውግእ ተሳቲፋ ኣብ 77 ከረን ኣብ ዝተገብረ ውግእ እሞ ዝፈሸለ ሓወይ ኣብኡ ከምዝተሰወአ ይፈልጥ፡ሆፕ ትፈልጦ ትኸውን፡
ታሪኽ ብመልክዕ ዕላል ጌርካ (memoir) ከተቕርብ ምኽኣልካ ብጣዕሚ ዝምስገን እዩ። ኣብ ዕላልካ (ትረኻ) እትዝክሮ ዕለት ወይ ወርሒ ምጥቃስ ጠቓሚ ምኾነ።
ኣፈወርቂ (Chicago)