#Eritrea

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 30 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 218

  • @maldinieri5687
    @maldinieri5687 3 роки тому +19

    ማቲ መጸለል ወዲ ታ ሓዳሽ ኤርትራ 🥰🇪🇷💪ብድንግልካ ረኪበካ ሎሚ ከይቀደሙኒ እዞም ደቂ ርሂጸ በላዕ ደቂ ዛ ሓላል መሬት🇪🇷💪🇪🇷💪።

  • @suleimanhussein1395
    @suleimanhussein1395 3 роки тому

    ጽቡቕ ትንታኔ ማቴዎስ ቀጺሎ ብዙሕ ትምህርቲ ንቀስም ኣለና
    ኣነ ዘሕዝነኒ ነገር እንተሎ ኣፍሪቃ ብሓፈሻ ቀርኒ ኣፍሪቃ ድማ ብፍላይ ምስቲ ዘለዎ ስትራተጂ ብሰንኪ ብምዕራባውያን ኩሉ ግዜ ህኰትን ቀጻሊ ዕግርግርን ተፈልዩዎ ኣይፈልጥን ነዚ ከኣ ዘይንነቅሓሉ ብምዃና ዩ
    ብድኽነትን ድሕረትን ካብ ካልኦት ሃገራት ብኣማኢት ዓመታት ደሕርና
    እዚ ከኣ ዩ ዘሕዝን

  • @teweldemengesha8929
    @teweldemengesha8929 3 роки тому +12

    ጎበዝ ጹቡቅ ኣቃራርባ ቀጽሎ ኣይትታሓለል ወዲ ኤረይ።

    • @nakfa5861
      @nakfa5861 3 роки тому

      ካብ ሸንኮል ዝብላሜደይታት ንጹር ሐበረታታት ቀጽሎ መከንያቱ ሐቂ ዝተጻረዩን ህልው ሐበረታት አገዳሲ ኢዩ ሰለዚ ቀጽሎ ሐጢያትን ሸርሒ ናይ ኢሰያሰ ምቅላዕ ምሕባር ፍርቂ ናይቲ ቃልሲ እዩ በዚ ድማ ንህዝብና ሞራል ፍናን ይህበና ንጸላኢ. ደማ ዕድምኡ

  • @samuelbokre2307
    @samuelbokre2307 3 роки тому +1

    ብጣዕሚ ዝድነቕ ወድዓዊ ትንታነ ማቴ ብርቂ ሃገራዊ ጸሓፊ።ካብ ኩሉ ሃገራውነትካን ጠበቓ ውጹዕ ህዝብኻን ብምዃን ብመትከል ትገብሮ ዘለኻ ቃልሲ ክትድነቕ ይግብኣካ። ስዒድ'ውን ብጣዕሚ ሓይልካ ኣለኻ ናብ ዝለዓለ ሳተላይት መድያ ክትብርኽ ይግባእ።

  • @meharigmeskel4774
    @meharigmeskel4774 3 роки тому +1

    ናይ ባሓቂ ኢዶም ኢዩ ማቲ ሓወይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @nadoez7922
    @nadoez7922 3 роки тому +5

    ቢጣዕሚ ሓዊ ሓዊ ዘኾነ መደብ ጻሓፊን ኣንባቢን ቃጽሉዎ

  • @osmanos1414
    @osmanos1414 3 роки тому +2

    ماتيوس كنت في تحليلك في منتهي الروعة.
    شكرا.

  • @eritrea63
    @eritrea63 3 роки тому +17

    ማቲዎስ ሓውና ኩሉ ንሱ ኢዩ እቲ ሓቂ ገሊጽካዮ የቐንየልና ማትዊስ ሓውና።ብናይ ጻድቃን ዝደናገር ኤርትራዊ የለን።

  • @samsommichael2368
    @samsommichael2368 3 роки тому +1

    Bravo bravo mati kulu gize xbuk information eika temesie kemey zeyniamneka Eritrea forever 🇪🇷

  • @fthawifthawi4252
    @fthawifthawi4252 3 роки тому +5

    ኤርትራ ንቅዲሚት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @weiniamen2404
    @weiniamen2404 3 роки тому +1

    ወያኒ። ጠላም። አዩ

  • @ጸዋርእዩልበይ
    @ጸዋርእዩልበይ 3 роки тому +1

    ደስ ዘብል ሐቅን እዋናዊ ትንታነ ኩቡራት አሕዋት ጸሓፍን አንባብን አይትጥፉኡና በርትዑ ዓወትን ሰላምን ንህዝቢ ኤርትራ

  • @eritreaweymot
    @eritreaweymot 3 роки тому +1

    Merhabs arha Eritrea

  • @TD-uz3te
    @TD-uz3te 3 роки тому +4

    ኩሉ ግዜ ብሉጽ መደብ ኢኹም ተቕርቡ፡ ብስም ኤርትራን ኤርትራውነትን ምስጋናና ይብጻሕኩም።

  • @Berkey13
    @Berkey13 3 роки тому

    MR: Matthews and Said Mohmed thanks so much for what you are doing for your country and ppl. And wish you a long life.

  • @טספאיזקאי
    @טספאיזקאי 2 роки тому

    ኣጆና ደቂ ኤረይ ሓላላት✅💯🇪🇷🕌🙏⛪️❤

  • @eyobghebremeskel9873
    @eyobghebremeskel9873 3 роки тому

    Mati gigna wedi Erey ezi hadami tsadkan Luealawnet Eritrea Aminu Ayeaminu zemtseo Lewti yelen

  • @eriwood6056
    @eriwood6056 3 роки тому +3

    Aan media ማቲዎስ ዘላለም thanks

  • @mebrattesfay5436
    @mebrattesfay5436 3 роки тому +1

    Merhaba jeganu uedi ereye 🇪🇷🌴🇪🇷🇪🇷💪💪🇪🇷🇪🇷❤️❤️💋💋🇪🇷🇪🇷

  • @elaela3377
    @elaela3377 3 роки тому +3

    The only ERITREAN MEDIA 💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @nohmehari5499
    @nohmehari5499 3 роки тому +1

    ማቲ ጅግና ኣጆኻ ቀጽሎ ጽቡቅ መግለጺ

  • @luulawelde9307
    @luulawelde9307 3 роки тому +7

    ማቲ መቅሰን ሐደ ካብቶም ናይ ኤርትራ ሊሂቃን👏🏽👏🏽👏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏽👍🏽👍🏽

  • @ሚኬኤልሚኬኤል
    @ሚኬኤልሚኬኤል 3 роки тому

    ማቲዎስ ኣይኒ ሕዝብና ሃገርና ቀጽሎ ❤❤❤

  • @agawegahta1831
    @agawegahta1831 3 роки тому +2

    Mati anbesa kulu temxeo haqi eu ajoka qexlo ab gonka alena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😘❤️🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 sebna lomi hasot eu zenqeho aytgedeselu berete 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 red sea camels forever

  • @attractionp.1185
    @attractionp.1185 3 роки тому +1

    Thank you, keep up the good work, professional!!!!!!

  • @yonashaile8437
    @yonashaile8437 3 роки тому

    ጆግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eritreansea5026
    @eritreansea5026 3 роки тому

    Thank you thank you brother you right God bless you

  • @bisratgoitom6279
    @bisratgoitom6279 3 роки тому

    My favorite journalist Mathios Zelalem.

  • @inshallahinshallah2324
    @inshallahinshallah2324 3 роки тому

    My favourite channel abshira habibi

  • @amanuelteklay2692
    @amanuelteklay2692 3 роки тому +3

    ፅቡቅ ትንታኔ ከም ወትሩ ማቲ ሓወይ ❤🇪🇷

  • @negstihagos7275
    @negstihagos7275 3 роки тому

    Merhaba wedi erey ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌

  • @amanuelmengs9699
    @amanuelmengs9699 3 роки тому

    Sebay wedi jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @jesusismypover4939
    @jesusismypover4939 3 роки тому +3

    ማቲ ሓውና ናትካአ ዳአ ጽርይቲ ሓቂ ዝውጻ ዘይብላ በጅካ ናትካአ ንአምና ሜድያ የብልናን ሀገራዊት ኤርትራዊት ሜዲያ እኮአያ🇪🇷❤️🇪🇷

  • @asmeromgebrheweit176
    @asmeromgebrheweit176 3 роки тому

    Thanks Mateoes I proud of you.
    Good work.

  • @alazarshow2905
    @alazarshow2905 3 роки тому +3

    ኤርትራ ንዘልኣለም ትንበር።

  • @EriMan1991
    @EriMan1991 3 роки тому +5

    *ጉዳይ ህውሓት ኣብቂዑ እዩ ምስ ምሉእ ሰቦምን፡ ኣጽዋራቶም ከለው ዝገብርዎ ካብ ዘይሃለወ እሞ ከኣ ኣብ ባይታ መሳርዖም ከም ዝተበተነ ደግያት ረሲእ ካብ ሓበረ በየናይ ዓቕምን፡ ንብረትን እዩም ክምክቱ ዝሓስቡ ዘለው እንድዕይ ሓቢርና ኣብ መጻኢ ክንርእዮ ኢና። ምስኪን ህዝቢ ደኣ ይውጻዕ ኣሎ እምበር ነዞም ኣረግቶት ከድሕኑ መንእሰይ ክጠፍእ ሃየንታ እዩ ነገሩ!*

    • @elaela3377
      @elaela3377 3 роки тому

      👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @yonisabrha8887
      @yonisabrha8887 3 роки тому

      America gn ketesewom ykal iyu
      Nsomwn hzbi tgray kmero imo
      Kslefelom mintan yserhu alo
      Nsa tray iya tesfom meniseyat katqlom america dma axwar kthbom
      Ngziu b Sudan yukun b ertrea teaxiom slezelewu axwar jemzeyatwom ygber alo
      Ertrea intewexia gn betisom ms sudan krakebu iyom

  • @brhanzerom3128
    @brhanzerom3128 3 роки тому +1

    Keep it bro ketslo

  • @i.am.an.eritrea3158
    @i.am.an.eritrea3158 3 роки тому +1

    ማቲ ትንታነኻ ብጣዕሚ ዩ ዝምስጠኒ

  • @Liotig
    @Liotig 3 роки тому

    Viva wedi Eri.Eza Junta ezea ketkber teray ya zelewa.

  • @petroszerezghi7381
    @petroszerezghi7381 3 роки тому +1

    Mathi good job nigerom wedi erey

  • @ashebrgoitom6120
    @ashebrgoitom6120 3 роки тому

    Good job aan media

  • @alonialoni1767
    @alonialoni1767 3 роки тому +1

    Twehdna aleka habibi

  • @teshomegebremeskel1508
    @teshomegebremeskel1508 3 роки тому +1

    Love you በሊሕ ብጣሚ

  • @hailetsegai3965
    @hailetsegai3965 3 роки тому

    ደናቑር መራሕቲ ኣፍሪቃ

  • @keren7127
    @keren7127 3 роки тому +11

    Matti and seid proud of you!
    general xadqan " game is over"

  • @Eri-vw3nm
    @Eri-vw3nm 3 роки тому +2

    ማቲ ወዲ ኤርትራ ንኤርትራ ፎርሳ ትራሕ🇪🇷💯👌✌

  • @mihretyemane78
    @mihretyemane78 3 роки тому +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕

  • @zekariasbahlibi2890
    @zekariasbahlibi2890 3 роки тому

    ኣጆኹም aan TV

  • @tecleberhanmengistu2300
    @tecleberhanmengistu2300 3 роки тому +1

    ሰላም ክቡር ጋዘጠኛ ማትዮስ ዘለኣለም ኣብቲ እተካይዶ ዘለኻ ህገራዊ ወኒን ባህግን ዝዓሰሎ ቃልሲ ኣነ ካብቶም መዓልታዊ ናትካ ፖለቲካዊ ትንተናታትካ ዝከታተሉ ኢየ'ሞ ምስጋና ይብጻሕካ::ብፍላይ ኣብዚ ህሉው ኩነታት ህዝብናን ሃገርናን ከምዚ ከማኻ ተባዕ ጋዜጠኛ ምስ መድረክ ዝተዓጻጸፍን ጥሙሕ መደባት ጸላእትና ኣለሊዩ ዘቃልዕን እንፈት ጉዕዞና መስመሩ ከይስሕት ኣስተምህሮ ዝህብን ምርካብና ዕድለኛታት ኢና::ኣብዚ ህሉው መድረኽ ስም ምጥፋእ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ዝበዝሓሉ ግዜ ንስሱዓትን ተረባሕትን ኣብ ሚድያታት ብዘለዎም ዕድል ተጠቂሞም ኣብ (UA-cam )ኮነ መድያታት ተለቪንን ራድዮታትን ተጠቂሞም ኣተዊታቶም ንምክዕባትን ብዝሒ ሰዓብቲ ኣብ (UA-cam) ንምርካብ ተደናገጽቲ ህወሓት ብምምሳል ኣብ ናይ ማዕዶ ምስክርነት ዘይረኣይዎ ብኣካል ኣስማት ናይቲ ብዘይድልየቱ ኣብ ሰራዊ ሃገረ ኤርትራ ኣብዘይምልከቶ ኪናት ዝሳተፍ ዘሎ ናይ ሓሶት ምስክርነቶም ይህቡ ንሰምዕ ኣለና::ስለዚ ኣንጻርካ ግደፎ ይግዓሩ መክንያቱ ኣብ ክውንነት ዝተሞርከሰ ምስጢራዊ ጉዕዝኦም ተቃልዕ ስለዘልኻ ካብ ምክፋእካን ምጽላምካን ጠጠው ኣይብሉን ኢዮም እንተኾነ ግን ኣይቲገደሰሎም ሰማዕትንኻን ኣመንትኻን ይበዝሑ ካብ ሰማዕቶምን ኣመንቶምን ::ዳሕራይ ከኣ ስንቂን ሓሶትን እናሕደረ ይፈኩስ እኳ ዝብሃል::እንተ ናይቲ ኣብ ሽፍትነዝ ዝርከብ ጥሮተኛ ጀነራል ጻድቃን ቃራና መልሓስ ኣብ ሓደ ርእሲ ግን ካብ ቅድሙ ዳሕራዩ ይገድድ:ብልኡላውነ ከምዝኣምን ክዛረብ ሰሚዐዮ ቃለመጠየቁ ና ሰነ/2017 ረሲዒዎ ድዩ ዝገደደ ከኣ ሰራዊ ኤርትራ ናብኦም ኢዱ ክህብ እሞ ናብ ዝደለይዎ ሃገር ክሰድዎም ምኻኖም ክጽውዕ ሰሚዐዮ ኣየይ (ንኣፈን ዘይረኸባ መቆራጠምያስ ንርእሰን ይደልያ መጠማጠምያ)ኢዩ ነገሩ::

  • @alonialoni1767
    @alonialoni1767 3 роки тому

    Amawuta RIP DR DEBRETSION AKREBELNA

  • @hagerabrham8719
    @hagerabrham8719 3 роки тому +1

    💯

  • @mussahabibi2794
    @mussahabibi2794 3 роки тому +1

    🥰🥰🥰🥰🥰👌👌👌👌

  • @rahmaidris4384
    @rahmaidris4384 3 роки тому +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @SamsomSemere
    @SamsomSemere 3 роки тому

    አታ ኢዚ ወዲ ብሓቂ ኢዩ ሓቀኛ ኢዩ ሲምዕዎ

  • @tesfalemyemane2234
    @tesfalemyemane2234 3 роки тому +1

    Bravo Matiwos ab hakin kiwininetn tihubo tintane bitami yekenelna kexilo

  • @simonkeleta2025
    @simonkeleta2025 3 роки тому +2

    እንቃዕ ደሐን መጸእካ ማቲ

  • @bosskavi8894
    @bosskavi8894 3 роки тому +1

    Good job dear guys

  • @yordaethan652
    @yordaethan652 3 роки тому

    Nay G. Tsadkan gedifka tezareb. We are waiting for your analysis next time. Have a blessed Sunday my people

  • @teklitteklemariam6826
    @teklitteklemariam6826 3 роки тому

    Nay bhaki Eritreawi Media

  • @Wedi_kahsay
    @Wedi_kahsay 3 роки тому +3

    ባዓል ጻድቃን ብዛዕባ ዓሰብና ዝዋራዘዩ ዝነበሩ ክርመሱ ክትርእይ ኬፍ ኣለዎ።

    • @selamtekeste3793
      @selamtekeste3793 3 роки тому

      Ygermena ember ezi kulu Haftom gedefom nab kalse Mewradom, an Menenetom Tunat

    • @Wedi_kahsay
      @Wedi_kahsay 3 роки тому

      @@selamtekeste3793 ናይ ባዓል ጻድቅንሲ ፈተውትና ኮይኖም ኣይፈልጡ ዝገርመኒ ዘሎ ባዓል ኣማኒኤል ኢያሱ ናይ ኤረትራ ምፍራስ። ሕልሞም ኢዩ።

    • @selamtekeste3793
      @selamtekeste3793 3 роки тому

      Wlke Seben Hzben Felalina nrayo hawu

    • @Wedi_kahsay
      @Wedi_kahsay 3 роки тому +1

      @@selamtekeste3793 ኣነ ሕማመይ ምስቶም ወንጀለኛታት ፈተውቲ ነብሶም ሃፋትም ከዳዓት ወያነ ንህዝቢ ትግራይ ኤረትራ ኢትዮጵያ ኣብሽግር ዘእተዉ ኢዩ

  • @rahmaidris4384
    @rahmaidris4384 3 роки тому +1

    👍👍

  • @samisebey6738
    @samisebey6738 3 роки тому +1

    ማቲን ሲዒድን ንተቅሩብልና መደብ ኣዝና ኢና ነመስግን። ካብ ኩሉ ኣተሓሳስባና ምስ ህሉው ኩነታት ዘሎዎ መረዳእታ ክዓቢ ምግባርኩም የቀንየልና።

  • @habtemariamdebesay2559
    @habtemariamdebesay2559 3 роки тому

    Nice

  • @eriboy1532
    @eriboy1532 3 роки тому +1

    ❤🇪🇷❤👍

  • @asebawi
    @asebawi 3 роки тому +1

    “Degiat Tsadkan” !!! Funny and I love the the irony. I am sure the General would appreciate that you honoring him that way.

  • @tedrosmekonen4373
    @tedrosmekonen4373 3 роки тому +1

    ማቲ ሓውና ብጣዕሚ ቡሱል ዝኮነ ትንተና የቀንየልና ፡ግን ሓንቲ ቅሬታ አለኒ አብ ግዜ 6 ወራር ሕውሓት ደም ከፊልና አብ ጎቦታት ሳሕል ትብል ንስካ ውን ንፖሎቲካ ርብሖኦም ዩ ኢልካ ገሊጽካያ ግን እቲ ሓቂ ኮምኡ አይኮነን አብቲ ግዜ ዝነበረ ሓግዝ ናይ ሕውሓት ክምሃሩ ኢሎም ምስ መጹ እቲ ኩነታት ናይ 6ወራር ስለ ዘጋጠመ መንግዲ ስለዘይ ነበረዮም ትካፈልቲ ክኮኑ አክኢልዎ ኮይኑ ውን ማብቲ ዝነበረ ዓቅሚ ወያነ ሓንቲ በርጌድ ናይ 53 ዋላ ካልእ ያ ተሳቲፋ ኩሉ አይኮነን አትዩ አብ ጋንታ ክኣ ከ2 ሰባትዮም ተወዚዖም ስለዚ ሓጊዝና ዝብልዎ ክም ሓግዝ ክውሰድ የብሉን ንዝያዳ ሓበሬታ ኩቡር ብሪጋደር ጀንራል አቦታና አብቲ ምስ አንቶንዮ ዝግብሮ ቃለመጠይቅ አለካ አብ 17 ክፍል ፡ዓወትን አሳልጦን የምነየልካ ማቲወስ ሓውና ።

  • @teklebrhane1981
    @teklebrhane1981 3 роки тому

    Feteka aleku agalalxaka

  • @hadishketema1545
    @hadishketema1545 3 роки тому +1

    thank you Mati, belom tiray

  • @segidsegid337
    @segidsegid337 3 роки тому +3

    ድጅታል ካብ መቐለ ዝብገሱ መሳኹት ኮፍቶም ዶብ ከይምልከት 1 ኤርትራዊ መንነት የለን ዝብሉ ኣጋዝያን? 2 ስውኣት ኤርትራ ሸፋቱ ብርህ መጻኢ ምስ ወያኒ ዝግበር ውዕል ውን ኣብ ሽልፍ ኣቀምጥናዮ ኣለና 3 ኣውራጃ ሃይማኖት በሄር ከባቢ ዝውኩልሎም ዓስቦም ካብ ደገ ንኤርትራ ንምብታን ብወያኒ ተስርሑን ይስራሕን ኣሎ ካብ ውሽጢ ብኢሰያስ ካኣ ንምግላጹ ዝከቢድ ንኤርትራን ህዝባን ኣብ ፍጽም ጸልማት የእትዋ ኣሎ ፈራዲ ሓጋጊ ተግባሪ ኢሰያስ ዓለም ዝፈንፈና ተጋሩ ዝንዕቅዋ ኤርትራ ተፈጥራ ዘደንጹ እዩ ከምቲ ዝበሎ ክልተ ሰረቕቲስ ክካፈሉ ይባኣሱ!

  • @abuahmed9307
    @abuahmed9307 3 роки тому +2

    ብልጽቲ ኤረትራዊት መድያ ከምኡ ውን ብሉጻት ኣቅሪብን ኣዳላውን

  • @lukasweldu6781
    @lukasweldu6781 3 роки тому

    ንፉዕ ቀጽሎ ኣጆኻ፡ ብርዕኻ ትሰስን

  • @eriboy1532
    @eriboy1532 3 роки тому +1

    Mati Mati❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷👈

  • @amanuelabraham4006
    @amanuelabraham4006 3 роки тому

    Hawina Mathewos, belom asmeayom hakihaku.

  • @tekiehensta7045
    @tekiehensta7045 3 роки тому

    Ajeka kexilo bro aythmek

  • @SolutionByBrain1
    @SolutionByBrain1 3 роки тому

    Amazing

  • @yeibiotekie314
    @yeibiotekie314 3 роки тому +1

    ኤርትራ ንቅድሚት

  • @abduadem8106
    @abduadem8106 3 роки тому +1

    انتا شخص بارع لكن في حاج اسودان باقي ما عندها قرار زاتي حتا يجي رءيس منتخب
    انا السعوديه و إمارة مهما فعالة أمريكي مصتحيل يتخلو عن اسيايس اذ تخلو عن اسياس اعرف انا نفط الا غاز الا ارتري
    بيطلع بيد روسيا و سين عشان كدا السعوديه و إمارة و امريكيه مصتحيل يتخلو عن اسساس

  • @የእናትፍቅር
    @የእናትፍቅር 3 роки тому +1

    ማቲያስ ሃወይ ናይ ብሃቃ ፅቡቅ ገልፂካዮ

  • @osmansilan1572
    @osmansilan1572 3 роки тому +3

    Well come, nseka thayish wedey hasot yblkan
    Ajoka qexilyo

  • @ebrahisaho1084
    @ebrahisaho1084 3 роки тому

    👉🇪🇷🤝🤝🤝🤝🇪🇷👈

  • @abdulalimkhiar572
    @abdulalimkhiar572 3 роки тому

    አምሓሩ ክምስሉ እንታይ ይብሉ የወጋ ይረሳል የተወጋ አይረሳም ሕጂ ድማ ኤርትራውያን አይንርስዖን ኣና ኢቲ ብተጋሩ አብልዕሊ ህዝብና ዝወረደ ግፍዒ ኩሉ ጽሑፍ አዩ ንታሪኽ ንግደፎ
    ካብ ግዜ ደርጊ አብ አስመራ ዝግበር ዝነበረ መቕተልቲ ሰላማዊ ህዝቢና ፈቐዶ አውራጃታት እንዳ ኸዱ ስሚ ዝንስንሱ ዝነበሩ እሳቶም እዮም
    ዝበልዕሉ ጻሕሊ ድሰብሩ እሳቶም እዮም

  • @yohanesdesta8719
    @yohanesdesta8719 3 роки тому +1

    ብጣሜ አድላይ መልስ ኢዮ ።thankyou so much ✊✊✊✊💝✔🇪🇷🇪🇷💕👈

  • @wadarsihabd4302
    @wadarsihabd4302 3 роки тому +1

    🙋‍♂️🙋‍♂️🙋‍♂️🙋‍♂️

  • @hammadramadan8054
    @hammadramadan8054 3 роки тому +1

    Well came 💓💖

  • @redseaeritrean7731
    @redseaeritrean7731 3 роки тому

    Keep going broo 🦁.

  • @መታሕትለምለም
    @መታሕትለምለም 3 роки тому

    ማቴ ተባዕታይ

  • @nadoez7922
    @nadoez7922 3 роки тому +1

    welcome aan mediya

  • @tsgetekle5312
    @tsgetekle5312 3 роки тому +1

    ማቲ ትፈልጥ ዶ ትከውን እዚ መንእሰይ ብፍላይ ኣብ ፖለቲካ ተገዳስነት ዘለዎ ኣዝዩ ከም ዝስዕበካን ዝካተተለካን ዘሎ ስለዚ ካብ ንሽሕ ንሽሕ ክነግር ዝክእል ሰብ ኢካ ትሰርሕ ዘለካ እሞ ኣበርቲዕካ ክትሰርሕ ከም ዘለካ ብስም እቲ ውጽዕ ህዝብና ይላበወካ ❤️❤️❤️

  • @Zemen9475
    @Zemen9475 3 роки тому +1

    AAN hanti kem hamus inko hakena Ertreawit Channel ✨✨

  • @mr.hrealpeople2135
    @mr.hrealpeople2135 3 роки тому

    Dear Mathios, Thank you for a well researched analysis of the current situation in our region. And exposing the double face, enemy # 1 of Eritrea Mr. Sadden. A person who have deep hate of our nation & people.

  • @dyfetgu2372
    @dyfetgu2372 3 роки тому +1

    Hadede gizye temxo tintane bitaem eka haqi gerka temxo haqi gelxikayo

  • @SamsomSemere
    @SamsomSemere 3 роки тому

    ቀዳማይ ጠንቂ ነውፂ ኢሰያስ ድባሃል ረሳሕ ዘሪኢ ኢዩ

  • @esayasabraha9106
    @esayasabraha9106 3 роки тому

    MATOUES WELL DONE. TALKING ABOUT TADGKZN HE DOES NIT NIT BELIEVE ERITEA A SOVERNTY COUNTRY..TPLAFAND HGDEF SLL THE SAME MATTOUS I LIKR ANALYSES SND POINT OF VIEW KEEP IT UP

  • @dawitseyoum7463
    @dawitseyoum7463 3 роки тому

    Brother Mathewos, my high regard for your journalistic professionalism and nack for highly analytic skill being as it may, it will greatly enhance to maintain your said admirable status if you try to sober your deep seated resentment if not hatredness for tigrai at large. I am fully confident you know the distnction between the tigrai political party namely hwehat/Woyane and thethe incredibly resilient tigrean mass. I think you have to look at the whole situatio from the perspective of the deplorable situation of eritrea and eritreans. The trajectory of destrcion for over 30 years of eritrea and the now of tigrai and ethiopia in genral, designed and cultivated by the two, the old terminator mafia dictator of eritrea and the newly emerging, unpolished puppy student of the old dictator, of ethiopia, should not be out of your radar of your admirable commited focus, no matter what your pre-existing feeling of hwehat/weyane that i feel is clouding your judgement of progress and achievements of tigreans. Keep up the positive influence you're enshrinig on the morale of the long suffering eritrean people

  • @محمداحمد-م3ر4ذ
    @محمداحمد-م3ر4ذ 3 роки тому +1

    ዘደንቅ ትታነ ቀጽሎ

  • @kb-tw7jj
    @kb-tw7jj 3 роки тому +3

    ኣንታ እንታይ እያ እዛ ሚድያ? ህግድፍ ኣበይ ኣለኻ ዘይበሉኻስ ኣብዚ ኣለኹ ትብል:: ናይ ብሓቂ ሚድያ እንድሕር ኮይና ጸግዒ ኣይትዉሰድ: ኣመሬት ዘሎ ተዛረብ

    • @atobrhanbahran7542
      @atobrhanbahran7542 3 роки тому

      Ata hawey hidi ilka imo simayo

    • @newhabash5005
      @newhabash5005 3 роки тому

      hasawi eka bhaki

    • @yonisabrha8887
      @yonisabrha8887 3 роки тому

      Imber do semikayo ika
      N men do gedifulu iyu n hgdef aygedefe n weyane aygedefe n abi aygedefe
      Minalbat niska keytgewn xegi hadiom

    • @kb-tw7jj
      @kb-tw7jj 3 роки тому

      @@yonisabrha8887 እዚ ድኣ ኣረጊት ሽጣራ እዩ:: እቲ ዝመልእዎ ኩሉ ስምዓዮሞ እንታ ይዛረቡ ኣለዉ ክርድኣካ እዩ:: እንታይ ምኳኑ ከይፍለጥ ንህግድፍ ሸፈፍ ኣቢሉ እዩ ዝሓልፎ ዘሎ እምበር ኣብታ ተሕሞ ክዛረብ ሰሚዔዮ ኣይፈልጥን:: ኣይትተዓሸዉ

    • @yonisabrha8887
      @yonisabrha8887 3 роки тому

      @@kb-tw7jj
      Kem n abi gieru zzlfo keman yelen
      N hgdef haqka

  • @ermiasmedhanie340
    @ermiasmedhanie340 3 роки тому

    Kef zelewa wedi mati ayney

  • @gheribibi1369
    @gheribibi1369 3 роки тому +13

    ዝድነቕ ትንታነ ኢዩ፡ ማቲ ብዘይ ቀልዓለም ጥበበባዊ ሚዛናውን ወድዓውን ትንታነኻ ቀጽሎ እብል።

  • @ngusenegasi9278
    @ngusenegasi9278 3 роки тому +2

    ብርግጽ ሓያል ኢካሞ ተጠቀ.ቅ ከመ አለን ምድያ አሰናን ካልኦትን ነዚኦም ተማሃረሎም

  • @zemenfeskfle4069
    @zemenfeskfle4069 3 роки тому

    ክሓተካ ማትዮስ ዘላኣለም ኣነስ ደበርዶ ንስካስ ኣፈኖ ናይ ህ ግ ደ ፍ ኣይኮንካን ገለተቅርቦ ሓበረታ ጽቡቅኸ ተኮነ ግን ኣብ መርገጺካ ኣይግድንን ሕሰበሉ ጽልኢ ኣይጠቅምን