I am Oromo. I don't understand tigrigna language but i have never missed his music. Love this guy. He is very proud and patriotic tigrian!!!! I wish I understand the meaning of his song but I still feel it's patriotic song. Live long my man.
This song has many meaning 1) It explains the strength of the Tigrain people 2) it tells us those participants in the struggle to deffend Tigray came from different part of the Tigrian 3) when mentioned the name of the places those places Where the toughest battle took place. 4) He said it is always very easy to talk about when it passed. I hope this will help to those don't know Tigrian.
ሰደት ላይ እየሰማሁት በወኔ አሜሪካ ድረስ በእግር የገባሁበት ምርጥ ስራ የቀነየልና ኣቦ ጥበብ ንጉስ ❤❤
Good luck 😊
ታ ኸ ባ በላዕኹም ታ
ኣብታ ግዜ ቲኣ
ዕኽቲ ቃሎ ሕንሻሮ ምኮ
ንሳ ውን ተሊያ
ታኸ ባ ሰተኹም ታ
ኣብታ ኽባ ቲኣ
ሕርኽራኽ ዝርግራግ ሳባ
ሓሸዋ ተፆሚቃ
ኣብ ምንታይ ከ ባ ደቀስኩም
ኣብታ ፀላማት ቲኣ
ኣብ እግሪ ቆጥቃጥ
ኣብ ሓመድ ባዓልቲ ፅግዓ
ታ ኸ ባ ተኸደንኹም ታ
ኣብታ ቁሪ ቲኣ
ፍርቂ ነብሲ ጥርሓ መኺታ
ኩሹፍ ተወዲኣ....
ክብርን ሞጎሱን ንጀጋኑና❤🥰
ወዲ ትግራይ ኣንበሳ❤❤❤❤❤ ሓውኹም ካብ ኣከለጉዛይ
ትግራዋይ ኣምበሳ ኮይኑ ኣይፈልጥን::
@@peaceisamedicine6796ተረዋእ🇪🇷🦓🦓
We love u bro
Emo da seraki manka@@peaceisamedicine6796
@@peaceisamedicine6796እንደናተ ሽንታም አይደሉም
በቀን ቢያንስ 100 ግዜ ደጋግሜ እምሰማው ዘፈን Love u ተጋሩ
በጣም ግን ጅግንነታቸው ይገርማል
❤❤❤❤እኔራሴሱስ ሆኖብኛል
Leba
Gerami mizika
Kameziy #kemay semia #zemniya
ኣሕሕ ኣታ ህዝቢ ንስኻዶ ንዓረር በልስኪ ፈጣሪ ሰላምካ ይመልሰልካ ትግራይ ዓዲ ጀጋኑ በዓል ንጹር ዕላማ ከይተከፍካዮ ዘይትንክፍ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣሜን ዝሓወይ
እዛ ሓበን ሃገር ዝኾነት ሓላል ባንዴራና ኣብ ዘይቦትኣ የእቲኻያ ኣለኻ ናይቶም ትምጉሶም ዘለኻ ባንዴሮም ምዝርጋሕ ኣይምሓሸካን በዓል ንጹር ዕላማ
@Teklit Tesfamariam ኣታ ደደብ ናብ ድሕሪት ተመሊስኻ ታሪኽካ ረአ መሰረቱ ትግራዋይ ምዃኑ ፍለጦ😠😠
@@teklittesfamariam5961 ብዛዕባ ባዴራይ ታይ ይምልከተካ ጨቋኒ ስርዓት ባዴራን እቲ ሰይጣን ሰታዪ ደም ኢሰያስ ፈላሊኻ ረኣዮ ተመሃር ንህቢ ዘይብሉ ቆፎ
Mjmerta eti bandira algso hsawi
ንጉሰይ እንበር ንጉስ እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ኣሕዋተይ ናተይ እዛ ፆም ሰላም ንሰምዐሉ ድምፂ ወለድናን ህዝብናን ንሰምዐሉ ይግበረልና ኣምላክ ኣቦይ ምሕረትካ ልኣከልና ተጋረዋኒ ኣኣብ ዘለኩምዎ ሰላምኩም የብዝሓለይ
እናንተ ምርጥ ህዝቦች አይዟችሁ ያልፋል ባጎረስኩ እጄን ተነከስኩ ሆነባችሁ ግዴለም እግዛቤርም እውነተኛ ኢትዮጵያዊያን ም እያዩ ነውጊዜ ይፈርዳል ጀግኖች ናችሁ
🤣aleklaki denkoro
@@bekkiman7359guhaf
ንጉሰይ ንጉስ ትግራይና ኩርዓትና ሓደ ክንስካ ክንዲ ሽሕና ንዓና ክምችወና ሰላም ንበረልና ተጋሩዋይ እግዚአብሔር ሰላሙ ይልአከልና 🤲
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንስዋኣትና!!! ሕንኹም ከይተፈደየ ድቃስ የለን❤
Ppp8ppp8ppp
ኪድ ዋዓግ 😂😂
ፈፈ
ፈፈ
አማራ ነኝ ግን በጣም ነው የምወደው ዘፈኑን ባለውቀውም በርግጥ የትግራይን ህዝብ ሁሉንም ነው የምወዳቸዉ የማከብራቸው❤❤❤
ትርጉሙን ብትሰሚ አታዳምጭውም ነበር
ተባረኪ/ ተባረክ ትክክለኛው ኢትዮጵያዊ ❤❤
Donkey 🫏
እኔም በጣም እወዳቸዋለሁ‼️🥰
እኔ አማራ ብሆንም የትግራይ ህዝብ ውስጤ ነው።
ንጉሰይ ዝገርም ስራሕ ድምፂ መረዋሕ ቀፅለሉ
ሰላም ቅሳነት ለሃገረ ትግራይ❤❤❤
This will never age. Lol country
ወትሩ ጥዑመ ልሳን ወኣቦ ኪነት ንጉሰይ ሓየት ኣምበሳ ወዲ ትግራይ 💛❤️💛❤️💛❤️💪💎💎💎💎
ፅቡሕ ስራሕ!!!!
ኣብ መዓልቲ 1000 ጊዜ ሰሚዐ ዘይ ጸግቦ ደርፊ ንጸላእትና ጸላዕላዕ ዘብሎም ደርፊ
Do😂😂😂
የሚገርም ጀግና ህዝብ ለካ የኢትዮጵያ ክህነት ምንጭ ትግራይ ነበረች
ዓወት ህዝቢ ትግራይ ኣብ ቀረባ የርእየና ። ኤርትራዊያን ድማ ተሳማሚዕና ንፍትሒ ክንቃለስ ኣምላክ ይደግፈና ።
ምፍካር ጊደፍዋ ኣይትፈክሩ
ዝፍክር ኤርትራዊ የብልናን
ናይ ብሓ ክቡር ሓወይ ዝጥፈአ ጠፊኡ ያክል ይበለልና ፈጣሪ ዛዓርከይ ሰላም ትስዓረልና❤ i love you and i agreement with your idea thank you so much
ብሉፅ ስነ ጥበብ ትግርኛ ንዓካ ምርካባ
ትግራይና ዕድለኛ እያ ❤️🙏
💞
✊
qqqqqqqq
qqqqqqqqq
ፈጣሪ ኣቦይ ኩሉ ዝክእል እንድዩ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ክኣ ኣነ ዘገረመኒ ናይ ተጋሩ ጽናዓት ጅግንነት ማራ ገሪምኒ ኣምላክ ምስ ውጹኡ እኩን ንውጽኡ ሰላምን ቅሳነትን የውርደሉ ፈጣሪ ኣቦይ 💗💗💗🙏🙏🙏🙏
መምህር ጥበብ ኩርዓት ትግራይና ሰላም ንተጋሩን ትግራይን💓💓💓
🙏🏼❤️😘
Ata jigna wedi hzbi unqae bselam mexaka fithin rahwan nhzbi tigray ykun
ኣሜን መዓረይ ሰላም ንህዝብናን ዓድናን❤🙏
ጂግኑ ትግረይዋይ
Thank you❤❤❤
ኡሑ ኣይፈቀድ ኣይዕረፈ
ንደገ ምስትንፍስ
ጣሕሸም ኣይባሃል ሰንደል
ሓሸው ደርጓዕ
ዋይ ክጥዕም ክጽብቅ
ሓሊፉ ክውጓዕ 😭
እኔ ደሞ ሺሕ ግዜ እሰማዋለሁ የአዲሳባ ልጅ በማንነት ቀልድ የለም!!
አመሰግንሃለሁ ተባብራችሁ ማንነቲን ስላስተዋወቃችሁኝ
Me too
ሳንወድ ነካክተው አስነሱን
ዳግማዊ ኪሮስ ኣለማዮን ናይና ጀግና
ትግራይ ዓደይይይይይይ ሰላምኪ ይብዛሕ
ንጉስ ጎይታ ጥበብ 💛❤️
ንጉስ ትግራይ 💛❤️
ጥዑም ድምፁ 💛❤️🕊🕊🍃🍃🍀🍀
ኣምላከ ቅዱሳን ሰላምና ይመልሰልና 🙏🙏🙏🕊🕊🕊🍃🍃🍃🍃
Welcome ንጉሰ ሓወይ ጥበብ ትግራይና
ሰላምና ይመልሰልና ፈጣሪ ኣጆኩም ጀጋኑና😍😍😍😘
አብዚ ዓለም ከም ትግራዋይ ሐቦ ፅንዓት ጀግና ዶ ይህሊ ይኮን አይመስለንን ❤
ክብርን ሞጎሰን ንስዋኣትና ተጋደልትና ትግራይ ዓዲ ጀጋኑ❤💛🙏
I am S Sudan's I don' t understand All Ethiopian language but all my music Song are Ethiopian song most of them Tigrigna thanks
ኣርቲስት ተጋደላይ ንጉስ ኣባዲ,ግጥሚ፣ዜማ፣ clip ድምፂ ኹሉ ደስስስስ ይብል ከም ኹሉ ግዜ❤️💛❤️💛👏👏👏ህዝብና ህዝቢ ትግራይ ንስኹም( TDF) ኢኹም መድህኑ እንካዕ ናይና ኾንኩም ፈጣሪ ኹሉ ግዜ ምሳኹም ይኹን🙏🏽ጀጋኑና ኢኹም❤️💛❤️💛
ንጉስ አባዲ ንጉስ ሙዚቃ ትግርኛና አናብስ ደቂ ዓባይ ሀገረ ትግራይና ❤️💛❤️💛❤️💛❤️💪💪💪💪💪
ታዓዲልካ ዝሓወይ! ኣብ ግዜ ሰላም ኪሮስ ኣለማየሁ ትኸውን :: አብ ግዜ ቃልሲ ድማ እያሱ በርሀ ትኸውን:: ናትካ ነገር ብቓላት ኣይግለፅን!!
እንኳን ትግራዋይ ሆንኩ 😍😍 አነስ ታዓዲለ ካባኩም ምፍጣር ይ 😘😘
ንጉሰይ ንጉስ ከም ስምካ ንበረልና ኩርዓት ትግራይ ❤❤️🙌ንንጉስ ዝፎቲ ለይኩ
እምበር ንጉስ ናይ ብሓቂ ንጉስ ጥበብ ኢካ ናይዚ ወለዶ እዚ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ። ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ 👌👌👌❤️💛❤️
I am Oromo. I don't understand tigrigna language but i have never missed his music. Love this guy. He is very proud and patriotic tigrian!!!! I wish I understand the meaning of his song but I still feel it's patriotic song. Live long my man.
WE LOVE 💘 OROMO 🤍💫
PES OROMO 🇧🇫🇧🇫💟🤞
Kala gemeda
Nunise bayye isen jalena geletomi
@@suzankahsay6673 Anis baayyee si jaaladha but don't tell my wife🤣🤣
@@Kalagamada ክክክክክክክ
@@Kalagamada tola kk
Nguse Abadi you are so Amazing artist.. We are lucky to have you as ours .. ❤ ውዕለትኩም ንኸፍለሉ ጊዜ ርሑቅ ኣይኮነን ደቂ ዓደይ ጀጋኑ።
I m from eritrea and i really love this song,jeganu ekum
ትግራይ ስብ አለዋ! ንጉስ አባዲ አቦ ጥበብ እንተበልኩኻስ አይበዝሐካን:: ይበል ጥበብ ንበረልና ክቡር ተጋዳላይ ብደርፍ ታሪኽ ትምህር ::
ብሓቂ ጹቡቅ ስራሕ ኑጉስ ሓውና
ንሕና ተጋሩ ነምበርኽኽ እምበር ኣይንብርከኽን
ትግራውነት ጹሩይ መንነት ♥♥♥♥♥♥♥
ትግራይ ትግራይ ትግራይ
am eritrean ane kemo tebelku xbuk nska gen abey zeleka donkey eika tiraway eko xerfi eyo
@@siemdaniel8284 ata wedi gohfa eika tezerb zaleka tefektdika
@@siemdaniel8284 ante debab ahiye yehaye zare leba yelab lij
@@Touraybaks ❤💛❤💛❤💛❤
ንጉሰይ አቦ ጥበብ ደስ ዝብል ስራሕ💛❤🏖🌿
ዓደይ ሰላምኪ ይመለስ❤💛🌾
አንተኮ ትለያለህ❤ገጣሚ፣የዜማ ደራሲ፣ሙዚቀኛ፣የባህላዊ ሙዚቃ መሳሪያዋች ተጫዋች፣የገራሚ ድምፅ ባለቤት፣ታሪክን በባህላዊ ሙዚቃ አስደግፈህ ዘመናዊነትን ያላበስክ የታላቋ ትግራይ እንቁዎችን ነህ❤❤❤❤
ግጥሚ 100
ዜማ 100
ድምፂ 100
መግለፂ ቃላት
ስእነሉ ኣቦ ጥበብ
ንጉሰይ 😘😘😘😘
❤❤❤❤❤❤❤❤
An Eritreawi 🇪🇷 enday but I love this music. He is really good.
Hade nska Lebam hawi Alekani eritrawi hawey ❤️
Alena tegarway muqurat
ኤርትራዊም ብትሆን ዘርህ ከትግራይ ነው ተሰደህ ሄደህ ነው ኤርትራ ኤርትራ የሌሎሎች ናት አንተ ዘርህ ትግራዋይ ነው ወደዱክም ጠላህም
@@samaraharelm6979 😂😂😂😂😂
Me too wedi erey
ኣቦ ጥበብ እምብር ንጉስ ንጉስ ትግራይ ማርያም ትሓልኩም ምስወዳ ተጋሩዋኒ ሰላም የስመዓና ትግራይ ዓድና ለ 🙏💛💛❤️❤️
ኣሰይ ጅግና ንጉስይ 💞💞💞💘💘ተጋሩዋይ ሰላምን ቅሲነትን የውረደልና ሰደትና የሕፅረልና ብሰላም መልሰና ናብዛ ንፈትዋ ሃገርና ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይብዘሓለይ 💞💞💘
ትሕማቅ ግዜ ሓሊፉ ታኣኪብና ነውግዐሉ ግዜ ረቢ የቅርበልና ህዝበይ መዓረይ🤲❤️💛❤️ሓወይ ለ ይበል ስራሕ👌👏👏👏👏👏👏👏
ንአምላኽ እንታይ ይሰአኖ እነሆካ ይወግሕ አሎ ሙሉእ ይግበሮ❤❤
ተጋሩ ጀጋኑ ኣናብስ ዝፈትወኩም ሓፍትኩም ካብ ሰንዓፈ ኣከለጉዛይ❤❤❤❤❤❤
ደቂ አከለጉዛይ የሕዋትና ❤
ንሕናለ ንፈትየኪ
ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ንጉስ ንጉስ ጥበብ 👏👏👌👏👏ኣጆኹም ክሉኩም ስነ ጥበባውያን ንህዝቢ ትግራይ ትግራውነትን ዝገልጽ ናይ ጅግንነት ብልሓት ኩሉ ፈትሽዎ ርከብዎ... 👏👏👌👍👍👍
እንኳዕ ድሓን መፃእኻ ንጉሰይ ❤️💛❤️👑
ትግራይ ዓደይ ናፊቀ ብዓይነይ ክትወፅእ ኢላ 💔😥
ፈጣሪ ሙሉእ ሰላም የውርደልና ።
Nnoiiiiiiin
Amen Amen Amen 🤲🤲🤲
kkkkkk
ኣየየየየ ተጋሩ ! ፈኸራን ህልቂትን ! 🙈
@@ابوسعد-ذ5ف cccçccccccccccccçcccçccccccçcçcccçcv v. G g g vv v vv g. V. V. V
ንጉሰዋይ ሓበን ትግራይና
እንካዕ ብሰላም መፃእኻ❤💛
ልቢ ልነክእ ❤❤❤
ሰሚዕኻ ዘይፅገብ ዛሐርን ዛጀግን ወናም ተባዕ ከያኒ ንጉስ ዘያሚ! ያቐንየልና ❤🙏
እንኻዓ ብድሓን መፃኻ ንጉሰይ አባት ትግርኛ ደቂ ትግረይ ጀግና ንጉስየ ንዕካ ዝገልፅ ቃላት የብለይን አምላክ የብርካ
እንካዕ ብሰላም መፃካ ንጉሰይ ኩርዓት ትግራይና❤💛💪
እንኳዕ ብሰላም መፃኻ ንጉስ ባዓል ጥዑም ድምፂ ኣቦ ጥበብ💛❤️
ane berged nhamedu eye tigray betami eye zefetewokum bhaqi i love jou tigray
በጣም የሚገርም ዘፈን ነው 10ጊዜ በላይ አዳምጫዋለሁ በጣም ደሰ ይላል ጀግኖች ❤💛
ንጉሰይ ንጉስ ጥበብ እንኳዕ ሰላም መፃኻ✊❤💛
ፅቡቕ ስራሕ ዳግማይ ኪሮስ አለማዬ ፈጣሪ ድምፅ ወለድናይ ቤተሰብናይ የስመዐና💛❤💛❤💊🙏
7-Eleven I
❤❤❤❤❤❤
ፈጣሪ ምሕረት ይላኣክልና ዶ ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ትግራይ ጆገና❤❤❤❤🇻🇳🇻🇳🇻🇳
ewe behaki Fwtari yerdana ember Merhat halftin si menseyat yetfulna alowu. Fortuna from Ertrea
ኣጆኹም ተጋሩዋይ ይመርር ይጸንክር ተዓወቲ ኢኹም መዓልቲ እየ ዝሰምዓ እዛ እዛ ናይ ድምጻዊ ንጉሰ ኣባዲ ❤💪
ጀግና ትግራዋይ
ንጉስ ትግርኛ ካልአይ ዳዊት ነጋ ኢለካ አለኹ ጀግና ወዲ ህዝቢ💪💊💛❤️
ንጉሰዋይ ንጉስ ትግራይና መግለፂ የብለይን ንዓካ ዝከውን 🥺❤️
ኡፍፍፍፍ ትግራዋይ ምዃን እኮ ትዕድልቲ እዩ ትግራይ ትስዕር ብጀጋኑ ደቃ ዓደይ ሰላምኪ ይመለስ 🥺❤️👏
እዚ ደርፊ ከብድይ እዩ ዝበልዐኒ አጆካ ህዝበይ ቲዲኤፍ ክወግሕ እዩ። ብፈጣርን ብአኩምን።
እንኳዕ ደሓን ሙፃካ ወዲ ትግራይ🙏🙏🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
ይህ ዘፈን የህዝብ ዘፈን ሥለሆነ ዘላለም ይኖራል ተከብሮ ያኔ የሠማይ መሀሥኮቶች የተዘጉብን ግዜ ትዝ ይለናል ከላይ ከታች እሣት ሢዘንብብ ግን እግዛብሄር ምህረት መሀጣ እጆቹ ከወደቅንበት ይዞ መሀራን ማታ በሀእሣት አሀምድ ቀን በደሀመና መሀራን መሀላእክት ልኮ የቃልኪዳን ልጆች ሥለነበርን መለየት ካለብን እንድንለይ ሥለፈለገ ነበር ለካ አለም አዞ እኛ ላይ ያሥነሣብን ግን ያባቶቻችን አሀምላክ ራራና እጃችንን ሥቦ አለሀም ራሥ አቆመን እግዛብሄር ከሀኛ ጋር ከሆነ ማንሥ ይቃቀመናል ፂሆን ሢኢራ
This song has many meaning
1) It explains the strength of the Tigrain people
2) it tells us those participants in the struggle to deffend Tigray came from different part of the Tigrian
3) when mentioned the name of the places those places
Where the toughest battle took place.
4) He said it is always very easy to talk about when it passed.
I hope this will help to those don't know Tigrian.
ንጉሰይ ኩርዓት ትግራይና❤🤗
Welcome ንጉስ ኣብዲ 🔥
ደስ ልብል ስራሕ ❣️
ትግራይ ትስዕር ✊
ዘይትስዕር ዳኣ ትግራይ ኣብ ትሕቲ መንደላይ
ኣኪልኩም ክትፍክሩ ወኻሩ ሃደምቲ
ንጉሰይ ኣቦ ጥበብ ካልኣይ ኪሮስ ይብል ሰራሕ ከምይ ዲካ ተኩርዓኒ ወዲ ሪመይ ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመለሰ❤️💛😍😪
መዓረይ
ኣጆኩም ጎረቤትና ሰላም ክሰፍን እዩ ምስኪናይ ህዝቢ
Sudanese don't understand but abig fan of his music his voice is iconic💕
Thanks my Sudanese brother. I plan to visit your country as courtesy for your hospitality and hosting Tigrayan refugees.
We love you Sudan brother God bless you
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ሓውና ንጉስ አባዲ 🙏💛🌹❤💛🌹❤🌹💛🌹🌹🌹❤🌹🌹💛💛
ፅቡቕ ስራሕ እዩ ንጉሰዋ. ዘለኣለማዊ ክብሪ ንሰማእታትና!!
Tdf for ever ❤️❤️❤️💪💪
Ya ande ente lij enodachuwale amlake hulun yasersachu ❤❤❤
እንካዕ ድሓን መፃኻ ንጉሰይ ንጉስ ትግራይና❤️💛✊
ትግራይና ሰላም ንተጋሩን ንትግራይን ጎታይ ሓቂ ህዎቱ ዝኸፍል ህዝቢይ ንፍቕሪ እበር ንፅልእይ ይፈቱው ⛱⛱⛱⛱❤️❤️❤️❤️❤️✊
❤❤❤❤❤❤❤❤
አቦጥበብ አቦትግርኛ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ጎይታ ጠበብ💪💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤ትግራይ ዓዳይ ሰላምኻ ይመለስ ህዝበይ💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
በቀን ካስር ግዜ በላከይ እሰማዋለው የሚመች ምርጥ ጀግና ሰው
ንጉስ ትግራይ ኢካ 100ካብ100
ከባካ ቡዝሕ ኢና ንፅበ
እንኳዕ ብስላም መፃኻ ጀግና ወዲ ህዝቢ !ድምፂ ቤተስብና ንሰማዓሉ ውርሒ ይግበረልና ፈጣሪ !! ስላምን ቅሳኔትን ራህዋን ንህዝቢ ትግራይ
ክብሪን ሞጎስን ንጀጋኑ ስራዊት ትግራይ❤💛🙏
ንጉስ ጅግና ጎይታ ትግራይ
ጎይታ ጥበብ
ትግራዋይ ብምኻንካ ብጣዕሚ እየ ዝሕጎስ
Keep it up the good work 💚❤️❤️ (Suhul Entertainment)
Proud to be tegaru❤💛💪
ሰሚዕካያ ዘይትምትኖ ደርፊ ንጉሰ ኣባዲ ቡሉጽ ከም ወትሩ ❤🏅🔊
ብስሩስ ትግራዋይ እየ💪💪💪🔥🔥😠😠😠
ንጉሰዋይ ኣቦ ጥበብ ባዓል ስሑል ጎሮሮ 💛❤️✊ ኣነስ ናፊቀ እበር😥 ኣይ ትግራይ ዓደይ ዋላ ይሕመቅ ዓድካ እዩ ጥዑም ቁራስካ በሊዕካ🥺😥
እኔ አማራ ነኝ ግን ትግዎች ይመቻችሁ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋው ፅቡቕ ስራሕ ንጉስ፣ጀግና'ትግራዋይ
ንበረልና❤💛❤
Nigussie jigna Tigrawai, thank you Mearey ❤ .
Amlak xelaetina ablielena zihasbwo nab'atom azwro.
Wow i have fallen in love this song.May god grant completely peace to the people of tigray and to the people of Eritrea 🇪🇷🥰🥰
❤❤❤❤
❤❤❤❤
Des sil ....Tagaru long live
ዌል እንኳዕ ድሓን መፃካ ኣኮዊተይ ናፍቆተይ💋😥 የኔ ጅግና ንጉስዋየይ ጎይታ ጥበብ ትግራይና💊♥️💊✊ 🙏ኣጆና ክዓ ተጋሩዋይ ኣሕ ኣምላክ ኣቦይ ኣውግሐልናንዶ🙏😭
ንጉሰይ ጀግና አንታ ከመይ ድየ ዝፈትወካ ንበረልና 🙏
💛❤❤ንጉስኣባዲ ተጋድላይ ጅግና ውዲ ህዝብ ትግራይ
We love you at all ng.......tgraway
ብጣዕሚ ገላጺት ደርፊ ።
መግለፂ ስነልካ ንጉሰ ሓወይ በጣዕሚ ፅብቅ ስራሕ💘💘💘💪💪
ንጉስ ጀግና ሰላም ንህዝቢ ትግራይ አብ ደገን ዉሽጢ ዓዲ ደቂ ሃገረ ትግራይ
እግዚአብሄር እድሜ እና ጤና ይስጣቹ ትግራዮች❤❤❤
Amin Amin Amin
Ke chkun hezebe gone meselef tarike rasu seizekrw yenorol
Amennnnn 🤩🙏
@@Salma21274 0
ትግራዉያን ብቻ??
ብጣዕሚ ዝፈትወኻ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ መዓረይ ንበረልና
I can’t get enough of this song, omg how I love it ❤❤