Atv Asena Live - ጀነራል ሕሜቲ ንስዕረት መደኒ ብሓገዝ ሰራዊት ትግራይን ኤርትራን ይገልጾ / ሰልፊ `ይኣክል` ውዕል ፕሪቶርያ ምሉእ ብምሉእ ይፈጸም

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 27 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 16

  • @حقوسوديقشي
    @حقوسوديقشي 13 днів тому +1

    💪💪

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 14 днів тому +1

    ሒጂኸ በሊቡሲና ኢኒበር ሚጢሊቃይዲአ ደይ ማጨሎት ኢንዲጋቢር ደሪዒኒቶ ኢዚወዲ 1984ዒርከይ መሪዓኡ ኒጪዊያ ዓዲሚኒ ኒዲሒሪት ኒመለሲ ጀቢሃ ጸረሚዳዲ ቲቢል ነይራ አሊኪያና ተሪጃዒ መካና ።።ኂጀቢሃ አጢፊኦማ አጢፊኢዎም ወያነኺአ ጀፍዒዊ ።።።❤❤❤❤❤❤❤❤።።።

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 14 днів тому +2

    ኤሪትራ ሰላም አላ ኢሞ ሲለሚኒታይ ላሚፖዱሳ 365ጢሒሎም አቢ ኤርትራ365ኢሲርቤት ቢዘይ ፍርዲ መኒኸፈራዱ መኒኸ መራሒ ተንቤን ኢትዮጲያ ።።ሃይለ ዲሪዒ ሒሳቢና ንጊበር ኢሊካ ዋላ ሰበይቲኻ ናይዘሪጠጢካሊ ሒሳባ ሂቢካ ተፊኒዋ ።።።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።።።።።

  • @woinshetkassaye7174
    @woinshetkassaye7174 14 днів тому

    ትብዓት ሕዝቢ ትግራይ ምስ ማንም አይዋዳደርን። ንሶም ብኩናት ተሓሲዩሞ ሕዝቢ አይሓትትን ኢሎም አሽካዕላል ክገብሩ ፀኒኾም። ሕዝቢ ትግራይ ነገራት ከያጋድድ እስከ ብትዕግስታ ንፀበይ ኢሉ ተፀብዩ። አብ መወዳዕታ አብ አዶም አብ ውሽጢ ጊዚያዊ ምምሕዳር አትዮም ተወዲቦም ሓያል ቃልሲ ጀሚሮም አለው።ቀፃሊ ብዙሕ ምዕባለታት ክንሪኢ ኢና።ሕዝቢ ይስዕር።

  • @حقوسوديقشي
    @حقوسوديقشي 13 днів тому +1

    ኣማኒኤልድምጺዉጽእኢኻ

  • @tewoldebirhankebede1337
    @tewoldebirhankebede1337 14 днів тому +2

    እዚ ፀገም ከም ዕድል ብምውሳድ ንውልቀ ረብሓ ዝንቀሳቐሱ ውልቀሰባት ትካላት ውድባት ዓይንና እናረአና ብሽም ተፈናቐልቲ ይላገፁ ዘለዉ ኣይንረስዕ

    • @netsanettdf9263
      @netsanettdf9263 14 днів тому +1

      ዳኒአል ንባዕሉ ይሽቅጥ እዩ ዘሎ ህዝብና እናተሳቀየ ኣብ መከራ ንኽፀንሕ ዓብይ ተራ ዘለዎ ኸብዳም ሐዚ ወፂኡ ይፃረፍን ይበክን ኣሎ እዚ ሓሳዊ

    • @woinshetkassaye7174
      @woinshetkassaye7174 14 днів тому

      ባቃ ሕዝቢ ትግራይ ተወዲቡ "ይከክል" ኢሉ ወፂኡ ድምፁ ያሰሰምዕ አሎ።ብቀፃላ ምዕባለታት ክንርኢ ኢና። ማንም በለ ማንም ሕዝቢ ትግራይ አንድሕር ተላዒሉ አጋታይ የብሉን። እቲ ፁቡቅ ነገር ሕዝቢ ትግራይ ተወደበ ስለዝኾነ ድምፁ ካስምዕ ፀገም የብሉን።ሕዝቢ ትግራይ ይስዕር።

  • @BusyLine-fw6oj
    @BusyLine-fw6oj 14 днів тому +1

    እዚ ስዕረት ጀነራል ሕሜቲ ኣብ መደኒ ዝተረአየ : ብሓገዘ አስላማዊ ግምባር አሪትራን ትግይን'ዩ ዝተባህለ : ብማንክን ኣዘዝቱን መሰልቱን ዝተዘረገሔ ኮይኑ : ጽልኢ ናብ ህዝቢ ትግራይን ክፋል ህዝቢ ኤሪተራን ሓዊ ንሙአጋድን ምስዋርን ዝዓለመ እዩ:: ቡኡ ንቡኡ ደማ ኢማራት ብዓባያ ጽልእን ወቀሳን ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤሪትራን ንኸተዘውትር ዝህቀን ዱኹምን ዕባራን ድኾነ ገዲምን ፍሹልን ግዝየዊ ፖለቲካ ኢዩ::

  • @AzizJemal-z3q
    @AzizJemal-z3q 14 днів тому +1

    bxami xebug aresti eyu hezbi kngeh alowo sami xebug gelixkyo.

  • @EritreaforEver-xr7ll
    @EritreaforEver-xr7ll 14 днів тому +1

    Ezi General hemeta you shemu Hedti aykonen General Hmeta nay bhaki General hmeta ms tsare kulu gize nkalot yhami thank you Emma 😄😄

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 11 днів тому

    ቪቫ ህዝቢ ትግራይ ብሕብረት ንምሰሉ ኣብ ቅርዓት ወጺኡ መሬት ኣናዊጹዋ ፡ ኣንታ እናጠፋእካ ትስዕስዕ ህዝቢ አርትራ ካብዚ ተመሃር ! ዓጋመ ወያነ እናበልካ ነብስኻ ምዕሻው ፡እዚ ኣጀንዳ ኢሳያስ ክልክመካ ኢዩ ። ምኽሪ ' ደይ ለቱ ኣየውፍር ኣየእቱ !

  • @befairbalance7507
    @befairbalance7507 14 днів тому +1

    Tigray with all pros and cons relatively people can express their feelings but in Eritrea leave alone to demonstrate you can't say a word, more democratic

  • @KidaneWoldemichael-j4i
    @KidaneWoldemichael-j4i 14 днів тому

    ልደቱ ዝምለስ ዘሎ
    ንትራምፕ ስለ ዝፈረሐ
    እዩ