Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ኣሜን ፤ ኽቡር ሓበን ህዝብ ትግራይ፤ ፁኑዕ ተባዕ ተጋዳላይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ኣቦ ወንበር ውላድ ውፁዕ ጅግና ህዝቢ ትግራይ ዝኾነት ውድብ ህ.ወ.ሓ.ት ፤ እንቋዕ እንካብ 2016 ዓ/ም ዘመነ ቅዱስ ዮሐንስ ወንጌላዊ፤ ናብ 2017 ዓ/ም ዘመነ ቅዱስ ማቴዎስ ወንጌላዊ ብሰላም ኣሕቢሩ ኣብፀሐካ ኣብፀሐና። ሓዱሽ ዓመት ኣምላኽ ምስ ውፁዕ ህዝብና ሰላም ራህዋን ድሙቕኀ ዓወትን እነሓፍሰሉ ዘመን ይግበረልና ኣሜን።TOL እውን ሒዝካዮ ዘለኻ ቕኑዕ ህዝባዊ ቓልሲ ኣበርቲዕኻ ቐፅለሉ ኣብ ጎንኻ ኣለና።ዘለኣለማዊ ዝኽርን ኽብርን ንጀጋኑ ሰማዕታትና!!!
ናይ ባሐቂ ድ /ር /ደ /ጽየን ጅግና እቃል እዝኹሉ ጉድ ተሽክሙ ጌታ ምሳኻ ይኹን ጅግና ወዲ ህዝቢ 🎉❤🎉❤🎉❤🎉
እዋይ አብዙይ አሎኩም ሐሶት አንታ ጻድቃንን ጌታቸውን መን ከ አራኸቦም ክልተ ፉሩሽካ ገለባ ትግራይ ክልተ ናይ ምድሪ ጉድ ወልዳ
ትግራይ ካብ ዝኮነት ሀገር ንላዕሊ ምስ ኤርትራ ክትዕረቅ አለዋ ተዘየለ ካብ ሽግር አይትወጽእን ኢያ:: ሱዳን ብሂወት የላን:: እማማ ኢትዮጵያ ብሂወት የላን:: it is time to make peace with Eritrea
ኣዝዩ ዘሰንብድን ዘሐሕርቕን ካብቶም ሓይልታት ኣምሓራን መንግስቲ ኤርትራን ፌደራል መንግስትን ዝገበርዎ ገበን ዘይንእስ ብጌታቸውን እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይን ኣብ ልእሊ ህዝቢ ትግራይ ተፈፂሙ ኣሎ:: ጌታቸው ብገበን ፅንተት ናይግድን ናብ ፍርዲ ክቐርብ ኣለዎ::
አቱም ሰባት እንታይ ክሳዕ ንኸውን ኢኹም ስቕ ኢልኩም እትሪኡ ዘለኹም
ደ/ር ደብረፅዮን ንቕፅና እምበር ለኽበጥበጥ ኣይብልን ሓንትን ሓቅን እያ ።
ደረፅዮንሓቀኛእዩጌታቸውከዳዕ
እንባዓል በየነ ንትእምትን ሓፂን መፂነን በለዖም ሕዚ ድማ ንህወሓት ንምብላዓ ድማ አብ ፃዕሪ ይርከቡ አለው ህዝቢ ትግራይ አስተውዕል ረእ ተቃለስ ክብል ይፈትው
ደብሪጽ ምስ ሻዕቢያ ክንዓርቀካ ኢና አጆካ ጌታቸው ተሸይጡ ኢዩ ናብ ወዲ በሻሻ
ደብረጸዮን ናይ በሀቂ የዋህ ሰብ ኢኻ። እግዚአብሔር ጣዕና የሀብካ። ጽኑዑ ፤ ቅኑዑ ስለዝኮንካ ንፈተውካ ? ጊታቻው ረዳ ሌባ አመሃራይ ። ጊታችው ክተሀዘ አለዎ። ቀልዲ የለን። ጊታችው ረዳ ሃሳዊ ገመና። ጊታራቸው ርኩስ ፤ወረዳ። አነ ፈልጦዮ እኮ። ነግሪኩም ጊታችው አምህራይ ኢዩ። ትግረዋይ አይኮነን። አብዝይ ክንደይ ጊዝየ ጽሂፍ ጊታቸው ከሀዲ፤ይሁዳ ኢለ። ሐቂ ዶ? እግዚ አብ ሔር ይነግረኒ ኢዩ። ኢዝይ ሰብ እዚ አነ አይፍልጦን ግና ፈልጦዮ ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ ሙካኑ። ተጋሩ ጊታችው ህዚኩም ናፍርዲ አቅርብዎ። ሽለል የለን። ቀልዲ የለን ብደም ተጋሩ። ጊታችው ከህዲ ይሁዳ፤ አራዊተ ገደም፣ ስበ ዝመስል ስይጣን። ጊታችውን ጻድቃንን ካብ ዓቢይ ዝበኣሱ ጽለልእቲ ተጋሩ ኢዮም።
ኣቱም ሰባት ልህዝቢ ያጭብርብር ኣሎ ጌታቸው ዝባሃል ኩሉ ነገር እስኪ ታዓዘቡ
ብሓፈሻ እቲ ስምምዕ ንትግራይ ዝሸጠ ስምምዕ እዩ ,ፓርላማ ክፈርስ'ሰራዊት ትግራይ ክብርን'ሰራዊት ሕውሓት'ኣከራኻሪ ቦታ እዘን ዓበይቲ ጌጋታት ትግራይ ዝሸጠ እዩ ብኸመይ ከምዚ ኢልካ ይፍረም
ማይ ሰተይ ክትዛረብ ከላኻአ ኩቡር ህውና ደብረጽዮን። በቃ ዳያስፖራ ናብ መኽተ ንመለስ ብይ ሕጹጽ። እግዚ አብ ሄር ከመስገን እቶኦ ኩፍኡት ሰባት ኣቃልእዒዎም። ሙሉእ ሕይወቶም አብ ህፍረትን ህስረትን ከነብሩ ኢዮም። ጉሂላታት ። በቃ እቲ ጊዝያዊ ምምሕድዳር ይፍረስ ዴብረጽዮን። ጥቅሚ የብሉን።
ናይ ደብረጽየን ድኽመት ኣብዙይ ኣብጺሑና ተዳራደርቲ ጻድቃን ኣሱፋ ኣብራሃ ገታቾው ይላኣኹ ሸም ኣባሳደር ፍሳሃ ኣባሳደር ብርሃነ ኣባይ ግደይ መስፉን ኣያና እንዳሃለው ስየ ን ኣሰፋን ከመይ ትፈልዮም ካብ ድኽመት ወጻኢ ኢንታይ ክንብሎ ንኽእል ሕማቓት ናይ ባሓቂ ተስፋ ዘቑርጽ trash
ኣጆካ ሃውና በሎም ንዚኦም ብኧል ሃንቲ ኩሊት ሻእቢያ ሰርቅቲ ጀሪካን
Thank you 🙏🏾 TOL for all your hard working ❤❤❤❤❤
ሐቂ ተዛረብ አትወግን ንህዝቢ ትግራይ ዝጠቅም አትወግን ሐደራ
ኤረ ተለውሉ ዓዲመኡ ይሕጨር ተለዉሉ ካዝሚዲሪ ገፃ ይጥፈኦ
Thank you Dr. Depression, and thank you TOL for bringing this issue to your viewers,
Tigray. ..........Online......media.......TIGRAY ....CITLY.......TIGRAY 😢.COUNTRY .....
Truthful
Both leaders should do like Biden for their country for their party.
ጌታቸው ምስ ትግራዋይ ዘለወ ዒሊኢት ይንገረና እዘዝ ሰብ ዘለወ ቂም ይንገረና ባዳ ወዲ በንዳ እዚ ሰራህኻ ናይ ኢድካ ተፀበይ
ንፉዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም
Selam ❤💛💪💪💪
ፃድቃንን ጌታቸውን ናይ ታሪክ ተወቀስቲ ከይትኮኑ ዝእረም አርሙ አሰተካክሉ
ደብረጽዮንሐቀኛእዮ።ጌታቸውሰካራምሐሳዊምሰከረትግራይ እናሸጠ ይውዕል አሎ።
ዝርብሹ ድፂታትአ ለውጋዜጠ ኛታት(1)ጋዜጠ ኛአሎስለዚ እቲድምፂ ናይሓደ ሰብ'ዩ ንምታይ?
ደ/ር ደብረጽዮን እዚ ኹሉ ተሽኪሙ ሕዚ ምዝራቡ ዘይቐርስ ነገራት ምስአበላሸውዎ አተውጸኦ እንታይ ይዓብስ?
ጀግና ኩቡር ሐዉና ❤❤💪💪
Dr.debrxen have no mistakes. Kab mejemerta kesab hiji.gega yeblun . Eti zebelxe gena mes Eritrea 🇪🇷 selam tezgebru mehashe::
ኤረ ተለውሉ ያጥፈኦ
TIGRAY TSIER ❤️💛
It is not about Ethiopianism. The hope to be upper-class by controlling capital & so on.
We love them our hero’s ❤
Aneti baned adew
ትወገር ኒቢለካ አኒሕናዊንአቱም ለባቡ ደጊም የለይ
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
It is very sad to hear that Getachew Reda, Sadikan, and Asfa are done such crazy things to Tigrai people. May the Lord God's anger come upon those people.
ንኣኻግንእናተጻረፉድዮምወሊዶምኻበስምኣብበል😂
You are doing great job our brother ❤❤❤ keep it up
Tigraj online you are truly wonderful individual working for Tigray day and night, please keep it up
ኦንላይን ሚድያእዞም ቆልዑብ ዓወቶም ደስተኛኢኻ ግንነዚቆ ልዓግንዝ ሓውናካ ብምባል(እዛሓፍትና)ካብምባል እዞምደ ቀይምባ ልዶአይም ሓሸካንክብ ለካደልየ ማለትባህ ርያዊስለ ዝኾነእየ ይቅርታ!
ሰለም ሰለም ❤❤❤❤❤ንትግራይ ህዙብ ሐንት ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Getachew degal
ክድዓትጌታቸው ፍጹም የለን ጭጉራፍ ስ ወቂዓ ተአዊ።
እስኻ ባዕልኻ ጥዑይ ኣይኾንኻይ
ድሁል ቁሸታም ከዳዓት
ግደፎም ይሀቱፉ እዚእም ስሑለይ ምዓረይ አጀኻ❤
Thank you for your service TOL 💛🙋🏽♀️♥️🙏🏽🫶🏾👍🏽
ስሑል ኣባይ ጅግና
አቦ ሓቂ ብረፂ
Making peace with the neighbours is the best decision.
Zigerim eyo kindizi ziakil ENEWET .....Fetsimu zimetse Getachew.....temelisu ni mitikan muguyajo Zigerim eyo
getachew belstigu eyu
thank you my ❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂🎉🎉🎉🎉Brother
❤❤❤❤
አይታሓሹው 6:47
Megisti Kefruswo nethi merahi Mengisti zikone dr. Debretsion bitsotun ......entay amsilom bi Telefon khatiwom . Tehatitom emo ezi aynikbelon ayfalnan eyo kikewin ethi melsi. .....
❤❤❤❤😂😂
ሃላው አረግት ናይ ህዝብ ቅርሽ እዮም ከፍሎምካ ባዓል ደብረፅንተት አለም ጎራህድ ወራዳ
ቋንቋን ኣረጊት ኣታሓሳሰባ ዘለካ ንሰካ ኢካ ዕድመ ደኣ ፅጋ እዩርእሰ ግን ጅግና ኣፈሪካ ምሉእ ዘመሰክረሉ እዩ።
እንታይ ኢና ክንሰምዕ ካብ ደብረፅዮን ዘይዠጥፍኣት?
ድንቆሮ እቲ ሓቃ ይንግርካ ኣሎ
ይኣክል ስልጣን ንወዲ 21ክፍለ ዘመን ኣርክቡ ንስኹም ናብ ገዳምኩም ኪዱ።
Get lost banda
ህግደፍ ትጻረፍ አለካ ክሳብ ሕጂ ? ህግደፍ አብ ቀረባ ንትግራይ ክርከባ ኢዩ ተዳሎ ኢካ
ደብረጽንተት ገጽካ ትርሓቅ።
አየ እንዳ ወያነ ዒንኪላሎታት ንትግራይ ዓድና ሒዝኩምጠፊእኩም ገጽኩም ትርሐቅ
❤❤❤
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ኣሜን ፤ ኽቡር ሓበን ህዝብ ትግራይ፤ ፁኑዕ ተባዕ ተጋዳላይ ዶ/ር ደብረፅዮን ገ/ሚካኤል ኣቦ ወንበር ውላድ ውፁዕ ጅግና ህዝቢ ትግራይ ዝኾነት ውድብ ህ.ወ.ሓ.ት ፤ እንቋዕ እንካብ 2016 ዓ/ም ዘመነ ቅዱስ ዮሐንስ ወንጌላዊ፤ ናብ 2017 ዓ/ም ዘመነ ቅዱስ ማቴዎስ ወንጌላዊ ብሰላም ኣሕቢሩ ኣብፀሐካ ኣብፀሐና።
ሓዱሽ ዓመት ኣምላኽ ምስ ውፁዕ ህዝብና ሰላም ራህዋን ድሙቕኀ ዓወትን እነሓፍሰሉ ዘመን ይግበረልና ኣሜን።
TOL እውን ሒዝካዮ ዘለኻ ቕኑዕ ህዝባዊ ቓልሲ ኣበርቲዕኻ ቐፅለሉ ኣብ ጎንኻ ኣለና።
ዘለኣለማዊ ዝኽርን ኽብርን ንጀጋኑ ሰማዕታትና!!!
ናይ ባሐቂ ድ /ር /ደ /ጽየን ጅግና እቃል እዝኹሉ ጉድ ተሽክሙ ጌታ ምሳኻ ይኹን ጅግና ወዲ ህዝቢ 🎉❤🎉❤🎉❤🎉
እዋይ አብዙይ አሎኩም ሐሶት አንታ ጻድቃንን ጌታቸውን መን ከ አራኸቦም ክልተ ፉሩሽካ ገለባ ትግራይ ክልተ ናይ ምድሪ ጉድ ወልዳ
ትግራይ ካብ ዝኮነት ሀገር ንላዕሊ ምስ ኤርትራ ክትዕረቅ አለዋ ተዘየለ ካብ ሽግር አይትወጽእን ኢያ:: ሱዳን ብሂወት የላን:: እማማ ኢትዮጵያ ብሂወት የላን:: it is time to make peace with Eritrea
ኣዝዩ ዘሰንብድን ዘሐሕርቕን ካብቶም ሓይልታት ኣምሓራን መንግስቲ ኤርትራን ፌደራል መንግስትን ዝገበርዎ ገበን ዘይንእስ ብጌታቸውን እቲ ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይን ኣብ ልእሊ ህዝቢ ትግራይ ተፈፂሙ ኣሎ:: ጌታቸው ብገበን ፅንተት ናይግድን ናብ ፍርዲ ክቐርብ ኣለዎ::
አቱም ሰባት እንታይ ክሳዕ ንኸውን ኢኹም ስቕ ኢልኩም እትሪኡ ዘለኹም
ደ/ር ደብረፅዮን ንቕፅና እምበር ለኽበጥበጥ ኣይብልን ሓንትን ሓቅን እያ ።
ደረፅዮንሓቀኛእዩጌታቸውከዳዕ
እንባዓል በየነ ንትእምትን ሓፂን መፂነን በለዖም ሕዚ ድማ ንህወሓት ንምብላዓ ድማ አብ ፃዕሪ ይርከቡ አለው ህዝቢ ትግራይ አስተውዕል ረእ ተቃለስ ክብል ይፈትው
ደብሪጽ ምስ ሻዕቢያ ክንዓርቀካ ኢና አጆካ ጌታቸው ተሸይጡ ኢዩ ናብ ወዲ በሻሻ
ደብረጸዮን ናይ በሀቂ የዋህ ሰብ ኢኻ። እግዚአብሔር ጣዕና የሀብካ። ጽኑዑ ፤ ቅኑዑ ስለዝኮንካ ንፈተውካ ? ጊታቻው ረዳ ሌባ አመሃራይ ። ጊታችው ክተሀዘ አለዎ። ቀልዲ የለን። ጊታችው ረዳ ሃሳዊ ገመና። ጊታራቸው ርኩስ ፤ወረዳ። አነ ፈልጦዮ እኮ። ነግሪኩም ጊታችው አምህራይ ኢዩ። ትግረዋይ አይኮነን። አብዝይ ክንደይ ጊዝየ ጽሂፍ ጊታቸው ከሀዲ፤ይሁዳ ኢለ። ሐቂ ዶ? እግዚ አብ ሔር ይነግረኒ ኢዩ። ኢዝይ ሰብ እዚ አነ አይፍልጦን ግና ፈልጦዮ ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ ሙካኑ። ተጋሩ ጊታችው ህዚኩም ናፍርዲ አቅርብዎ። ሽለል የለን። ቀልዲ የለን ብደም ተጋሩ። ጊታችው ከህዲ ይሁዳ፤ አራዊተ ገደም፣ ስበ ዝመስል ስይጣን። ጊታችውን ጻድቃንን ካብ ዓቢይ ዝበኣሱ ጽለልእቲ ተጋሩ ኢዮም።
ኣቱም ሰባት ልህዝቢ ያጭብርብር ኣሎ ጌታቸው ዝባሃል ኩሉ ነገር እስኪ ታዓዘቡ
ብሓፈሻ እቲ ስምምዕ ንትግራይ ዝሸጠ ስምምዕ እዩ
,ፓርላማ ክፈርስ
'ሰራዊት ትግራይ ክብርን
'ሰራዊት ሕውሓት
'ኣከራኻሪ ቦታ
እዘን ዓበይቲ ጌጋታት ትግራይ ዝሸጠ እዩ ብኸመይ ከምዚ ኢልካ ይፍረም
ማይ ሰተይ ክትዛረብ ከላኻአ ኩቡር ህውና ደብረጽዮን። በቃ ዳያስፖራ ናብ መኽተ ንመለስ ብይ ሕጹጽ። እግዚ አብ ሄር ከመስገን እቶኦ ኩፍኡት ሰባት ኣቃልእዒዎም። ሙሉእ ሕይወቶም አብ ህፍረትን ህስረትን ከነብሩ ኢዮም። ጉሂላታት ። በቃ እቲ ጊዝያዊ ምምሕድዳር ይፍረስ ዴብረጽዮን። ጥቅሚ የብሉን።
ናይ ደብረጽየን ድኽመት ኣብዙይ ኣብጺሑና ተዳራደርቲ ጻድቃን ኣሱፋ ኣብራሃ ገታቾው ይላኣኹ ሸም ኣባሳደር ፍሳሃ ኣባሳደር ብርሃነ ኣባይ ግደይ መስፉን ኣያና እንዳሃለው ስየ ን ኣሰፋን ከመይ ትፈልዮም ካብ ድኽመት ወጻኢ ኢንታይ ክንብሎ ንኽእል ሕማቓት ናይ ባሓቂ ተስፋ ዘቑርጽ trash
ኣጆካ ሃውና በሎም ንዚኦም ብኧል ሃንቲ ኩሊት ሻእቢያ ሰርቅቲ ጀሪካን
Thank you 🙏🏾 TOL for all your hard working ❤❤❤❤❤
ሐቂ ተዛረብ አትወግን ንህዝቢ ትግራይ ዝጠቅም አትወግን ሐደራ
ኤረ ተለውሉ ዓዲመኡ ይሕጨር
ተለዉሉ ካዝሚዲሪ ገፃ ይጥፈኦ
Thank you Dr. Depression, and thank you TOL for bringing this issue to your viewers,
Tigray. ..........Online......media.......
TIGRAY
....
CITLY.......
TIGRAY 😢.COUNTRY
.
.
.
.
.
Truthful
Both leaders should do like Biden for their country for their party.
ጌታቸው ምስ ትግራዋይ ዘለወ ዒሊኢት ይንገረና እዘዝ ሰብ ዘለወ ቂም ይንገረና ባዳ ወዲ በንዳ እዚ ሰራህኻ ናይ ኢድካ ተፀበይ
ንፉዓት ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም
Selam ❤💛💪💪💪
ፃድቃንን ጌታቸውን ናይ ታሪክ ተወቀስቲ ከይትኮኑ ዝእረም አርሙ አሰተካክሉ
ደብረጽዮንሐቀኛእዮ።ጌታቸውሰካራምሐሳዊምሰከረትግራይ እናሸጠ ይውዕል አሎ።
ዝርብሹ ድፂታትአ ለውጋዜጠ ኛታት(1)ጋዜጠ ኛአሎስለዚ እቲድምፂ ናይሓደ ሰብ'ዩ ንምታይ?
ደ/ር ደብረጽዮን እዚ ኹሉ ተሽኪሙ ሕዚ ምዝራቡ ዘይቐርስ ነገራት ምስአበላሸውዎ አተውጸኦ እንታይ ይዓብስ?
ጀግና ኩቡር ሐዉና ❤❤💪💪
Dr.debrxen have no mistakes. Kab mejemerta kesab hiji.gega yeblun . Eti zebelxe gena mes Eritrea 🇪🇷 selam tezgebru mehashe::
ኤረ ተለውሉ ያጥፈኦ
TIGRAY TSIER ❤️💛
It is not about Ethiopianism. The hope to be upper-class by controlling capital & so on.
We love them our hero’s ❤
Aneti baned adew
ትወገር ኒቢለካ አኒሕናዊን
አቱም ለባቡ ደጊም የለይ
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
It is very sad to hear that Getachew Reda, Sadikan, and Asfa are done such crazy things to Tigrai people. May the Lord God's anger come upon those people.
ንኣኻግንእናተጻረፉድዮምወሊዶምኻበስምኣብበል😂
You are doing great job our brother ❤❤❤ keep it up
Tigraj online you are truly wonderful individual working for Tigray day and night, please keep it up
ኦንላይን ሚድያእዞም ቆልዑብ ዓወቶም ደስተኛኢኻ ግንነዚቆ ልዓግንዝ ሓውናካ ብምባል(እዛሓፍትና)ካብምባል እዞምደ ቀይምባ ልዶአይም ሓሸካንክብ ለካደልየ ማለትባህ ርያዊስለ ዝኾነእየ ይቅርታ!
ሰለም ሰለም ❤❤❤❤❤ንትግራይ ህዙብ ሐንት ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Getachew degal
ክድዓትጌታቸው ፍጹም የለን ጭጉራፍ ስ ወቂዓ ተአዊ።
እስኻ ባዕልኻ ጥዑይ ኣይኾንኻይ
ድሁል ቁሸታም ከዳዓት
ግደፎም ይሀቱፉ እዚእም ስሑለይ ምዓረይ አጀኻ❤
Thank you for your service TOL 💛🙋🏽♀️♥️🙏🏽🫶🏾👍🏽
ስሑል ኣባይ ጅግና
አቦ ሓቂ ብረፂ
Making peace with the neighbours is the best decision.
Zigerim eyo kindizi ziakil ENEWET .....Fetsimu zimetse Getachew.....temelisu ni mitikan muguyajo Zigerim eyo
getachew belstigu eyu
thank you my ❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂🎉🎉🎉🎉
Brother
❤❤❤❤
አይታሓሹው 6:47
Megisti Kefruswo nethi merahi Mengisti zikone dr. Debretsion bitsotun ......entay amsilom bi Telefon khatiwom . Tehatitom emo ezi aynikbelon ayfalnan eyo kikewin ethi melsi. .....
❤❤❤❤😂😂
ሃላው አረግት ናይ ህዝብ ቅርሽ እዮም ከፍሎምካ ባዓል ደብረፅንተት አለም ጎራህድ ወራዳ
ቋንቋን ኣረጊት ኣታሓሳሰባ ዘለካ ንሰካ ኢካ ዕድመ ደኣ ፅጋ እዩ
ርእሰ ግን ጅግና ኣፈሪካ ምሉእ ዘመሰክረሉ እዩ።