ክፋል-2 (Part-2) ብምኽንያት መስቀል ማስተር ኢንተርተይመንት ፍልይ ዝበለ ባህላዊ ትልሂትን ጸወታታትን ኣዳልያ ጀባእ ትብለኩም።

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 23 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 5

  • @efremyohannestewelde9081
    @efremyohannestewelde9081 3 роки тому +3

    ኪብረት ዪሃብኩም ባህሉኩም ተክብሩ ❤️ የከኒየና ኩቡራት የህዋት ❤️

  • @nahomkubrom5491
    @nahomkubrom5491 3 роки тому +3

    እንቃዓ ብሰላም መጻኩም❤️❤️❤️❤️❤️

  • @tmnitmussie3918
    @tmnitmussie3918 2 роки тому +2

    Aseyyyy

  • @hadnetentertainment487
    @hadnetentertainment487 3 роки тому +3

    Enkae bselam metsekum ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ

    እምበኣር መስቀል ሲ ብሳዕስዒት ይኽበር ዩ፡
    ህዝቢ ኤርትራ ክቡራት ሃይማነታውያን በዓላትና ኣስማቶም ኢና ንፈልጦም እምበር ብኸመይ ይበዓሉ ዘይንፈልጦም የሕዝን ዩ። ብምሕረቱ ይጠምተና ድአ።
    ከምዚ ፡ ኣምላኽ ዝገበረልና ሰናይ ሲ ን ሰይጣን ነምውስግኖ።
    እዚ ማለት መስቀል ክቡር በዓል ክንሱ ብጓይላ። ጓይላ ከኣ ናይ ሰይጣን ኢዩ።መዝሙር ከኣ ናይ ኣምላኽ።
    ባህሊ ን ሃይማኖት ኣይውስኖን ኢዩ።እቲ ባህላዊ እኳ ጽቡቕ እንተኾነ ፡ንሃይማኖት ዘይጸሉ ክኸውን ኔርዎ።ብመዝሙር።