Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
እዚ ድያቆን ዳኒኤል ዝብሃል ሲ ክነፍዕ እግዚኣብሔር ኣምላኽ፡ጸግኡ የብዝሓሉ ናይ ብሓቂ ንፉ ናይ መጻኢ እቲ ዝበለጸ መምህር ክኮነልና ተስፋ ኣለኒ
amen amen amen kal hiwet yesmalna agaezte alem kidste slasiye nfxmna hiwet yebkuekum kubrat sdra kristos
Amen amen kal hiwet yesmalna nay agelgilot zebenkum Zetebareke ykun
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዕልና 💒📚🕊🕊🕊🍀🍀🍀🍃🍃🍃🕊🕊🕊🍀🍀🍀
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ጸጋ የብዛሓልኩም ንድኩማት የዋትኩም ከኣ ኣብ ልብና የሕድረና መድሃኔ ዓለም
Amen Nayhiwet kal yemalna abotat kahnat yhwat diyakonat
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና እግዝኣብሔር ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜኹም ይባርኻ ጸጋ ዲበ ጸጋ ይዓድልኩ።
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና
ኣሰይይይይይይ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ትምህርቲ ዩ ኣቦታትናን የሕዋትናን ቃለ ሂወት የስማልና ክብርን ምስጋናን ንኣምላኽናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ 🙏🙏🙏ግን መርጋታ መሓሪ ሓውና ትጠፋና ኣለካ ሞ ኣይትጥፋና ሓደራ ብጣዕሚ ኢና ንፀበየካ🙏❤
ቃለ ሂወት የስምዓልና ዝዓበኹም ኣቦታትን ዝንኣስኩም የሕዋትንእቲ ኣባኹም ሓዲሩ ብምስጢሩ ከምንድነቕ ዝገብረና ዘሎ መንፈስ እግዚኣብሄር ይኽበር ይመስገን። ብርክኹም ይጽናዕ።ልብና ይኽፈተልና እምበር እዝንስ ትሰምዕ ኣላ።
Amenb kale hiwet yesmalna liqawnt zehagere kampala
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ይቀድሰልኩም ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኣብ ልብና የሕድሮ እግዚኣብሄር፡ ጸጋ ዲበ ጸጋ ይጸግኩም ኣቦታት ካህናት የሕዋት ዲያቆናት።
Amen Amen Amen kal hiwet yasmalna
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና
ኣሰይ ደስ ክትብሉ እመብርሃን ኣብ ጽላላ ተንብርኩም።መምህር መሓሪ ከኣ እንቃዕ ፍረኻ ረአኻ።
አሜን፡ቃለ ሰናይ የስማዓልና ኣጎልኩለትኩም ይባርኽ መሪጌታ ጸግኡ የብዛሓልኩም እንኳዕ ፍርያትኩም ኣርኣየና
እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም እግዚኣቢሔር
ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎትኩም ዘመን ይባርኽ
Kale hiwet yesmalna agolgulotkum ybark Amlak
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣቦታትናን ኣሕዋትናን ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልኩ እግዚአብሔር ኣምላክ ክብራተይ
Kal hiwet yesmealna
amen amen amen kal hiwet yesmalna kuburat kahnat diyakonat
ኣቦታት ካህናት ኣሕዋት ድያቆናት ቃለ ሂወት የስምኣልና
Qale hiwet yesmeoalna
እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ዘመናት ዕድመኩም ይባርከልኩም
ሰላምኩም የብዝሓዮ ኣቦታት ድያቆናት🙏ኣሜን (3)ቃልሂወት የስምዓልና 🙏ሙሉእ ዘበንኩም ጎይታ ይባርክ 🙏
Amen Kal hiwet yesmaalna kuburat abotatna and dyaconat hawatina egzaabiher xeguau yebzahalkum naana kea aeinti lbonana ykftelna nezi tmrti astewieinla semieina knmeharelu egzaabiher baalu yhagzena
Amen amen amen
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!27 ጥቅምቲ ወርሓዊ ባዓል መድሃኔኣለም እዩ ።ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና እንቋዕ ናብዚ ክቡር ዕለት ብሰላም ኣብጽሓና!" ጽናዕ ትባዕ ኢለ ዶ ኣይኣዘዝኩካን ኣነ እግዚኣብሔር ኣምላኽካ ኣብ እትኸዶ ኩሉ ምሳኻ እየ እሞ ኣይትፍራሕ ኣይትሸበር።( ኢያሱ1፡9)። ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ዝተባረኸ መዓልቲ ይግበረልና!ኣሜን!!“ ብሓቂ ንሱ ንሕማምና ጸሮ፡ንስቓይና ከኣ ኣብ ነፍሱ ጸዓኖ፡ንሕና ግና ብእግዚኣብሔር ከም ዝተወቕዐን ከምዝተቐዘፈን ከምዝተዋረደን ጌርና ቆጸርናዮ።ንሱ ግና ብሰሪ ገበና ቆሰለ፡ ብሰሪ ኣበሳና ተከትከተ ንሕና ሰላም ምእንቲ ክንረኪብ መቅጻዕቲ ናባኡ ወረደ። ንሕና’ውን ብስንብራቱ ሓዌና” (ኢሳ 53:5)።ስለቲ ኩሉ ውዕለታቱ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ይኽበር ይመስገን።ሰላማዊ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ሰላሙ ይሃበና ሰላም መዓልቲ።ua-cam.com/video/FdAPzeRckSg/v-deo.html
ብጣዕሚ ደስ ዘብል የፈጽምኩምዝስዕብ ክፋላት ብሃንቀውታ ንጽበ
ቃለ ሂወት የስመዓልና ።እግዚኣብሔር የፈጽምኩም ኩቡራት ካህናት ፡ ዲያቆናት ፡ መርጌታ መሓሪ ,,,,,,ከሙ ውን ኩሉኩም ብ ካሜራ ፡ ዝርአን ዘይረአን ኣበርክቶ ዝገበርኩም ኣምላክ ጻማኩም ይክፈልኩም ።ኣዳለውቲ እዚ መደብ ድማ ዝከኣል ተኮይኑ ፡ መደባት ትምህርቲ ኣይትዶንጉዩና የቀኒየለይ ።
ቃለ ህይወት የስመዐልና
ሰላም እግዚኣብሔር ምሳኹም ይኹን ካህናት ዲያቆና። ቃል ሕይወት የስመዓልና።ኣብ ልዕሌኹም ሓዲሩ ዝመሃረና እግዚኣብሔር ዝኸበረን ዝተመስገንን ይኹን።ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ከኣ ይባርኸልኩም።
ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦታተይ ኣሕዋተይ ሕቶ ኔራትኒ ከም ፍቃድ ኣምላኽ ፡ ዮዲት ውዲት ኣብ ታሪኽ ቤተ ክርስትያን ብዙሕ ዕንዋ ከም ዝገበረት ብዘረባ ይሰምዕ እየ ከሙኡ ውን ግራይ መሓመድ ከም ፍቃድ ኣምላኽ ኣበየናይ ዘመን ኔርም እንታይ። እንታይ ጊሮም ሓሊፎም ከ ግለጹልና። 2 ኣብ ውዳሴ ማርያም ዘሎ መልክዓ ኤድም መን ደሪስዎ፡ ብኸመይ ምኽንያት ደሪስዎ፡ ታሪኽ ናይደራሲኡ ከኣ እንተ ትነግሩና ጽቡቕ ኔሩ ። የቀነለይ!!!
Kale hiwet yasemalna abotat kahnat ahwat diyakonat egziabhier xegu yebzehalkum. memhrna mergieta mehari kea nay agelglot zemenkm ybark
Nay bahki kal hiwet yesmalna burkat abotat kahnat & dikonat yehawat
ቃለ ሂወት የስመኣልና ብታሚ ጽቡቅ ግን ኣብ ሕቶ ክትጅምሩ ከለኩምሲ በቶም ኣቦታትት አንተትጅምሩ ዶ ምሓሸ ይብል። ምስ ናይ ይቅረታ
ክብራት ኣቦታትናን ኣሕዋትናን ክፋላት ገይርኩም ብኣኣ ተትቅፅልላስ ክንደይ ኮን ምፈለጥና ነይርና
👌👌👌
Egzabhier xega bdibe xega yxegukum abtia nay weld ab ruba yordanes gn amahayshiwa hadnetun selestnetun nmglax tray zeykones hatyat alem kerhiq eda adam kdmssn timqet kemzedli kmhrn mukanu aytresiuwa abqexali bzterefe Xbuq tmhrti ab xelotkum zekuruni kburat sdray
selam amlak msaka ykun kbur hawey efrem bmejemerta nzhabkana rieyto yemesgneka yegdas mstire slasie gena kaliay kfal sle zelata abu kgelxulnayom abzi qereba mealtat ktzrgahya.
ናይዞም ንስጥሮሳውያን መናፍቃን ኣብ ልዕሊ ቅድስት ድንግል ማሪያም ጥንተአብሶን ድኽምትን እያ ዝብሉ ቪድዮ ተጠንቐቁ ua-cam.com/video/QuMD7EkW0UQ/v-deo.html&feature=share... ሊቃውንቲ ቤተ ክርስቲያን ዓገብ በልዎም
እዚ ድያቆን ዳኒኤል ዝብሃል ሲ ክነፍዕ እግዚኣብሔር ኣምላኽ፡ጸግኡ የብዝሓሉ ናይ ብሓቂ ንፉ ናይ መጻኢ እቲ ዝበለጸ መምህር ክኮነልና ተስፋ ኣለኒ
amen amen amen kal hiwet yesmalna agaezte alem kidste slasiye nfxmna hiwet yebkuekum kubrat sdra kristos
Amen amen kal hiwet yesmalna nay agelgilot zebenkum Zetebareke ykun
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዕልና 💒📚🕊🕊🕊🍀🍀🍀🍃🍃🍃🕊🕊🕊🍀🍀🍀
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ጸጋ የብዛሓልኩም ንድኩማት የዋትኩም ከኣ ኣብ ልብና የሕድረና መድሃኔ ዓለም
Amen Nayhiwet kal yemalna abotat kahnat yhwat diyakonat
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና እግዝኣብሔር ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜኹም ይባርኻ ጸጋ ዲበ ጸጋ ይዓድልኩ።
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና
ኣሰይይይይይይ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ደስ ዘብል ትምህርቲ ዩ ኣቦታትናን የሕዋትናን ቃለ ሂወት የስማልና ክብርን ምስጋናን ንኣምላኽናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ 🙏🙏🙏
ግን መርጋታ መሓሪ ሓውና ትጠፋና ኣለካ ሞ ኣይትጥፋና ሓደራ ብጣዕሚ ኢና ንፀበየካ🙏❤
ቃለ ሂወት የስምዓልና
ዝዓበኹም ኣቦታትን ዝንኣስኩም የሕዋትን
እቲ ኣባኹም ሓዲሩ ብምስጢሩ ከምንድነቕ
ዝገብረና ዘሎ መንፈስ እግዚኣብሄር ይኽበር ይመስገን። ብርክኹም ይጽናዕ።
ልብና ይኽፈተልና እምበር እዝንስ ትሰምዕ ኣላ።
Amenb kale hiwet yesmalna liqawnt zehagere kampala
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ይቀድሰልኩም ብጣዕሚ ደስ ዘብል ኣብ ልብና የሕድሮ እግዚኣብሄር፡ ጸጋ ዲበ ጸጋ ይጸግኩም ኣቦታት ካህናት የሕዋት ዲያቆናት።
Amen Amen Amen kal hiwet yasmalna
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና
ኣሰይ ደስ ክትብሉ እመብርሃን ኣብ ጽላላ ተንብርኩም።መምህር መሓሪ ከኣ እንቃዕ ፍረኻ ረአኻ።
አሜን፡ቃለ ሰናይ የስማዓልና ኣጎልኩለትኩም ይባርኽ መሪጌታ ጸግኡ የብዛሓልኩም እንኳዕ ፍርያትኩም ኣርኣየና
እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርኸልኩም ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኩም እግዚኣቢሔር
ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎትኩም ዘመን ይባርኽ
Kale hiwet yesmalna agolgulotkum ybark Amlak
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣቦታትናን ኣሕዋትናን ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልኩ እግዚአብሔር ኣምላክ ክብራተይ
Kal hiwet yesmealna
amen amen amen kal hiwet yesmalna kuburat kahnat diyakonat
ኣቦታት ካህናት ኣሕዋት ድያቆናት ቃለ ሂወት የስምኣልና
Qale hiwet yesmeoalna
እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ዘመናት ዕድመኩም ይባርከልኩም
ሰላምኩም የብዝሓዮ ኣቦታት ድያቆናት🙏
ኣሜን (3)ቃልሂወት የስምዓልና 🙏
ሙሉእ ዘበንኩም ጎይታ ይባርክ 🙏
Amen Kal hiwet yesmaalna kuburat abotatna and dyaconat hawatina egzaabiher xeguau yebzahalkum naana kea aeinti lbonana ykftelna nezi tmrti astewieinla semieina knmeharelu egzaabiher baalu yhagzena
Amen amen amen
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!
27 ጥቅምቲ ወርሓዊ ባዓል መድሃኔኣለም እዩ ።
ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና እንቋዕ ናብዚ ክቡር ዕለት ብሰላም ኣብጽሓና!" ጽናዕ ትባዕ ኢለ ዶ ኣይኣዘዝኩካን ኣነ እግዚኣብሔር ኣምላኽካ ኣብ እትኸዶ ኩሉ ምሳኻ እየ እሞ ኣይትፍራሕ ኣይትሸበር።( ኢያሱ1፡9)። ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ዝተባረኸ መዓልቲ ይግበረልና!ኣሜን!!“ ብሓቂ ንሱ ንሕማምና ጸሮ፡ንስቓይና ከኣ ኣብ ነፍሱ ጸዓኖ፡ንሕና ግና ብእግዚኣብሔር ከም ዝተወቕዐን ከምዝተቐዘፈን ከምዝተዋረደን ጌርና ቆጸርናዮ።ንሱ ግና ብሰሪ ገበና ቆሰለ፡ ብሰሪ ኣበሳና ተከትከተ ንሕና ሰላም ምእንቲ ክንረኪብ መቅጻዕቲ ናባኡ ወረደ። ንሕና’ውን ብስንብራቱ ሓዌና” (ኢሳ 53:5)።ስለቲ ኩሉ ውዕለታቱ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ይኽበር ይመስገን።ሰላማዊ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ሰላሙ ይሃበና ሰላም መዓልቲ።
ua-cam.com/video/FdAPzeRckSg/v-deo.html
ብጣዕሚ ደስ ዘብል የፈጽምኩም
ዝስዕብ ክፋላት ብሃንቀውታ ንጽበ
ቃለ ሂወት የስመዓልና ።
እግዚኣብሔር የፈጽምኩም ኩቡራት ካህናት ፡ ዲያቆናት ፡ መርጌታ መሓሪ ,,,,,,
ከሙ ውን ኩሉኩም ብ ካሜራ ፡ ዝርአን ዘይረአን ኣበርክቶ ዝገበርኩም ኣምላክ ጻማኩም ይክፈልኩም ።
ኣዳለውቲ እዚ መደብ ድማ ዝከኣል ተኮይኑ ፡ መደባት ትምህርቲ ኣይትዶንጉዩና የቀኒየለይ ።
ቃለ ህይወት የስመዐልና
ሰላም እግዚኣብሔር ምሳኹም ይኹን ካህናት ዲያቆና።
ቃል ሕይወት የስመዓልና።
ኣብ ልዕሌኹም ሓዲሩ ዝመሃረና እግዚኣብሔር ዝኸበረን ዝተመስገንን ይኹን።
ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ከኣ ይባርኸልኩም።
ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦታተይ ኣሕዋተይ ሕቶ ኔራትኒ ከም ፍቃድ ኣምላኽ ፡ ዮዲት ውዲት ኣብ ታሪኽ ቤተ ክርስትያን ብዙሕ ዕንዋ ከም ዝገበረት ብዘረባ ይሰምዕ እየ ከሙኡ ውን ግራይ መሓመድ ከም ፍቃድ ኣምላኽ ኣበየናይ ዘመን ኔርም እንታይ። እንታይ ጊሮም ሓሊፎም ከ ግለጹልና።
2 ኣብ ውዳሴ ማርያም ዘሎ መልክዓ ኤድም መን ደሪስዎ፡ ብኸመይ ምኽንያት ደሪስዎ፡ ታሪኽ ናይደራሲኡ ከኣ እንተ ትነግሩና ጽቡቕ ኔሩ ። የቀነለይ!!!
Kale hiwet yasemalna abotat kahnat ahwat diyakonat egziabhier xegu yebzehalkum. memhrna mergieta mehari kea nay agelglot zemenkm ybark
Nay bahki kal hiwet yesmalna burkat abotat kahnat & dikonat yehawat
ቃለ ሂወት የስመኣልና ብታሚ ጽቡቅ ግን
ኣብ ሕቶ ክትጅምሩ ከለኩምሲ በቶም ኣቦታትት አንተትጅምሩ ዶ ምሓሸ ይብል። ምስ ናይ ይቅረታ