Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ናይ ነሹ ተካታተልቲ ደምሩኒ ክምልስ እየ😊
N Wufu hizna adina 💙💙💙
💙💙💙
ነሹ እዛ ናይ ካንሰር ዝበላ ሓውና ብመግቢ ኣይኮነን ዝሓልፈና ዘሎ በቲ ኣብ ፈቐድኡ ዝጎሓፍ ዘሎ ናይ መሪኩርን ኒኩለርን ካልእ ባእታታትን ዩ ህዝብና ክፈልጥ ኣለዎ እዚ ናይ ወርቅን ካልእ ማዕድንን ዝወጽእ ባእታታት ተጻርዩ ምስ ቶጋሕፈ ብዝናብ ውሕጅ ብግራት ዘርኢ ብዝስተ ማይ ኮይኑ ናብ ህዝብና ይበጽሕ ኣሎ በተን ገንዘበን ከፊለን ንክለራዊ ባእታ ኣብ ቀይሕ ባሕርን ኣብ መሬት ኤርትራን ዝጉሕፋ ውን ዩ ዝመጻና ዘሎ እዚ ሰብ ክፈልጦ ይግባእ ንትንቃቄኡ በዚ ዩ ዝመጻና ዘሎ ካንሰር ልዕሊ ማንም ሃገር #ሚልዮናት ዶላራት ከፊሎም ዝጉሕፍዎ ዘለዉ ንክለራዊ ባእታ ዩ ጠንቂ ሕማም ካንሰር ህዝቢ ኤርትራ እቲ ናይ ዕደና ክኣ ከም ካልኣይ ጠንቂ እንተ ቲ ኤክስፓየር መግቢ ግን ካብ ቀደም ዝነበረ ዩ ኣይሓመምናን ክኣ ንምንታይ ሕጂ ንሓምም @@neshnesh_show
አዚ ዉፉይ ዝብሃል ህዝቢ ይሓምቆ ኣሎ አምበር ሓያል ሰብ አዩ
እዚ ሐወይ ዝቦሎ ዐሶ ንምጥፋእ ዝዐቆረ ማይ ምድፋን ካብኮነ ካንሰር ንምጥፋእ ብሄረ ራሻይዳን ባዶ ትሽዐተ ምድፋን የድልየና ኣሎ
ካብ ራሻይዳ ንላዕሊ እዞም ን ጀበርቲ ንውክሎ ኢና እንዳበሉ ቱርኪ ዝቅመጡ ንኤርትራ ዘይፈልጥዋ ኦዬም ካንሰር ኤርትራ ኮይኖም ዘለው እዚኦም ፍሉይ ኣቃልቦ ክወሃቦም ኣለዎ።
እዋይ 🇪🇷🇪🇷 ብዘይታሐዝ ተታሒዝና ኢሱ ጓሐፍ
✔️✔️✔️
ሓግዝዎ ንመሮን
ህግደፍ ኣብቂዑ እዩ ብሓቂ
✅✅✅
Men elka njisi 😅😅@@neshnesh_show
ህዝብ ኤረትራ አብ ዘመነ እምኒ ይነብር አሎ❤❤
እዋይ ብርክቲ ምሸት ነሹ ሓወይ እዚ ኩሉ ዓመታት 👍 ጌረካ ሎሚ live ረኪበካ ኩቡር ጋዜጠኛ ነሹ እልልልል
ሜሮን ❤️❤️❤️👍👍
ነሹ ሽኮር እረ ይመችኻ ፊሉይ ሰብ❤❤❤❤❤❤🎉🎉
Wufay 👎👎
Cancer ክጠፍእ ተኾይኑ ህዝቢ ሰላም እዩ ዘድልዮ ነጋዶ ከኣ ጥዑይ ኣስቤዛ ከትዉሉ ነዚ ህዝቢ cancer ኣብዚ ሰዓት ከም ስደትናዩ ገዛ ከፈተ ኮይኑ ኣሎ ዘድልየና cancer ዝኾነ ኣመራርሓ ክርሕቀልናዩ 🙏🇪🇷
🙏🙏🙏
ነጋዚጠኛ ነሹ ረብዕ ዘያአተካሰ አነ ካዓ ገዲፈወ ዶየ ኢለ ሓምሰ ሓሊፈትኒ ዘያተካተተልክክ ሓሊፈኒ❤❤❤
Selam neshu hawey kabzen gfti zlegeskalen ahwat nsaron ente tgftta des mbeleni ykreta newish ametat asesekaya ele eye ykrta arrive eye akoy❤❤❤❤❤❤
ህዝቢና ታሓኒቁ ዩ እንበር ሕማቅ ኣይኮነን 👌
ነሽነሽ ብጣዓሚ እየ ዝድንቕካ ቀጽሎ
welcom nesu 💙💙💙
❤️❤️❤️
ኣነ ብነብሰይ ንደገፍቲ ሕጊ ክፈረዶም እዩ ኢለ፡ ዘጸቢ ዓቅሚ የብለይን ንብዱላት ወይ ንበደለይ ብገዛእ ፍቃደይ ምኽሓድ ማለት እዩ ንደገፍቲ ቀቲለ በደል እንተ ገረ ንሶም መቶም ኣነ ኣብ እስርበት ምእታው ሓላል እዩ
Thank you neshnesh I love the program ❤️ ❤❤
ነሹ ዓርከይ መጽሓፍ ምንሽላም ምኽትታል ጀሚረ'ለኩ።
😂❤️❤️
@@neshnesh_showነዞም ናይ ኣፍሪቃ መጽሓፍቲ ሰልመና ነሹ ሓወይ።
ነሹየ ሓቢቢ 🎉❤🎉❤⭐️🤴
ጋዜጠኛ ነሹ እዚ ኩሉ ዓመታት 👍 ጌረካ ሎሚ Live ረኺበካ እልልልል
እዚ ግዜ ከፍረሐካ እቲ ወሎዶ ግን ይላገፅ
ነሽነሽ ሽኾሪ❤❤❤❤❤❤
Welcome ነሹዬ❤❤❤❤❤❤❤
❤️
ኣቢ ገዲፍዎስ እዙይ ውን ዋይ ረኪብዎ ኒሀ ኢሱ😂😂
Ethiopian people always call Eritrea. People wenbedi since mengstu hailmariam but Eritrean 🇪🇷 never give up❤🇪🇷✌️🙏
😅😅😅 መን ዲዩ 30 ዓመት ብዛዕባ ኤርትራ ገዲፉ ብዛዕባ ኢትዬጵያ ክዛረብ ዘሕለፎ???
Tgiraway brged nhamedu hji gizia kntkemela alona hwhat shaebya ktefu alewom😢😢😢
Eway hizibeyyy 😮🇪🇷😭😭🇪🇷🇪🇷😭😭😭😭😭
Ajoka selm kewrdelna ayu mtehzbi❤❤❤❤❤
Well done explaining on the topic cancer 😢😢😢
Kab nay KHALID ABDU mealtawi online class aytewhdelna NESHuway
Ezi hizbi ente dea zirideo alo koynu higdef ab degen ab wushti hagerin ketsnitena eyu hakinu zelo ninkah please kab higdef nilaeli cancer yelen
Nesu tesfa key qorexka hizbna bitami timhro bimhlawka bitami eye zemesgneka ab tihti amlaki 🙏
Nay bhki tewrdu awredna hezbi Eritrea klal alwo ab weshti znber 😢😢😢😢
Kab hamimeka hekmna tekalakilka tena eyu💙💙💙
Selam selam neshu ney moday❤❤
Neshu wedi
አይ ወድ መድህን በራድ🧐
እስከ ናይ ነሹ ኣድነቅቲ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ጋይስ ጀማሪት እየ
ነሽዋይ እንኳዕ ዳሓን መጻኻ❤❤❤❤❤🎉🎉
ነሽ ነሸ ሸኻሪ❤❤❤
❤❤❤🎉🎉🎉
Hasawi haseti👈👈
Neshu bro❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
Tebabhom heji kea bemanta kexawetu foo😢
First comment neshu arkey 💙✅️
💙❤️💙❤️
ወለከ ይብሉ ቆሓይን ኢሱ ሰብ ስኢኑ
ናይ ነሹ ቤተ ሰብ ደምሩኒ ❤
Willkommen Neshu 🎉🎉
Neshu b insta xhifelka aleku eba melseley pls❤🙏
Fiori ftwi tbl pls
Ato Belay , yabede wisha . Tel him to mind his business.
Neshu nice
Nesh yekreta link share kevel
Wellcome nesh❤
ካባና ርሕቖም ናይድላዮም ባሕሪ ይውሰዱ ሱሳዓት
Anta ezi maron dikum wela gele tblwos loqumax medenageri eu
🎉🎉🎉🎉❤
💖💖💕
ተኮሊፍና
Meron as always great❤
አዞም ቆማላት ኣትፋዮም
Goma!!!!
iseyas Kelo Kunat Alo Bizey kunat kinebr Ayklin eu Hiji girm Barayu Higdef No More 2025 kem Nay Syira Hizbna Selam Kirekb 💙💙💙💙💙💙💙💙💪💪😎😎😎
❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ነሹ ሰላም ሰላም 🙏💐
Fact : MERON👌🏽
🎉
ነሹዋ❤
💙💙💙💙💙
💙💙💙❤️❤️❤️😊
ነሽነሽ መን ኢዮም እቶም ብዓሌት ዝሓስቡ ዝብሎም ዘሎ።
ነሹ አነ አብ ገዛይ 3 ታብሊት 2 ሞባይል 1 ላብቶፑ ሳብስክራት እየ ጊረካ ስለዚ ልሳን እታ ህጻን ስደደለይ ከይ ትርስዓ
Thank you 🙏
ሰላም ነሹ
ነሽነሽ ነዞም ሃገር ሓማሴን ዝብሉ ተኻሉ ኣይትእመኖም እቶም ቐንዲ የማናይ ኢድ ናይ ኢሰያስ እዮም በዚ ካልእ ይብሉ በቲ ካልእ ይብሉ
❤❤
ነሸነሸ❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
Neshu Arkey
Kemey hadirka Neshu haweyYekenyelna sle ti xfuf akerarbaka
10Q Neshu.
ነሹ ህግደፍ ሞቱ ዘይተርፍ ዩ እቶም ደገፍቱ ግን ሃንደበት ዩ ክኾኖም ክገርመካ ምኽንያቱ ጨጓር ከልቢ ኣሎ እንዳተባህለ ሞተ ዩ ጉዳይ ህግደፍ።
Iseyas dea seb meqzaf endealu zekonelu😂
Merry bravo❤❤❤❤❤
❤️❤️
ንሹ አምሐሩ አፎም ያፅድፈካ ብዙኽ አይትፍራሕ።
አዚይ ወድይ ብዛአባ ህማም ካንሰር ማሺን ምግዛአ ምቅዋም ግን ጽቡቅ አይብሎን ምኽንያቱስ ህዝብና ናብ ሱዳን አትኦጵያ ብምኻድ ተንቀራትትቱ አዩ ትሐሳብ ምግዛአ ድማ ካብ ብደገ ዘለዉ አዩ ትሐሳብ መጽኡን ተተግብሩን ሕጅውን ካለአ ተተወሰክ ጽቡቅ አዩ አቲ ናይ ምግብይ ዝበልካዮ ጽቡቅ ኤድዩ ንካንሰር ግን ካብ አበድና አብ አሜርካ ይበዝህ ብጣኤሚ አዩ ሰብ ብካንሰር ዝሐምምን ዝመውትን ፍሉጣት አበይት ሰባት አኻ አይገደፈን ስለዝይ ደግምካ መጽናአትይ ግበር አሞ ጥቅሚ ናይተን ዝግዘአ ማሺናት ክራኤየካ አዩ 🙏
🎉🎉
Neshi zey shelemkan tefia keneye 😂😂
Esaias ayamtan eya lebzben wela eten men kemaka zebla zenbra win zelhathat yebla alewa bikdmus mis shytan do seb yemahazo??
❤🎉💥👮💪
ነሹ ግን ከምቶም ስግኣት ዘለዎም እኻ ንቶም ላንጋ ላንጋ ዋላ ሓደ ደፍርካ ኣይትዛረብ ዋላ ነቶም ባራዩ ደፍርካ ኣይትግስፆምን ምድጋፍ ኖርማል ከምዝኾነ እኻ ተመሓላልፍ ብፍላይ ብዓል ኣረጋይስ ፉሉይ ፍቅር እዩ ዘለካ ግን ንምንታይ ዘለኻዮ ቦታ ኣስጋእ ድዩ ኾይኑ ወይስ ብኹሉ ክትፉቶ እኻትደል ንባራዩ እሰያስ ከም ኖርማል ትወስዶም ?? ንምሳሌ ብዓል ሜሮን ዝኣምሰሉ ላንጋላንጋ ንቃልስ ንድሕርት እዮም ዝጎሱ መርገፅ የብሉን።
So what
ብመሰረቱ ኣነ ጸርፊ ገለ ስለ ዘይጥቐም የ ። ንህግደፍ ኮነ ንካልእ ዘይጻረፍ ። ስለዚ ፍርሒ ኣይኮነን ። ናይ በዓል ኣረጋይ ግን ንዋዛ ዝዛረቦ ዩ
Meron aziyu bluts eyu wela langa langa ykun eti agedasi entay eyu demahalalf eyu zedlyeka gdin aykonen kulu hasabka hade kkewn delewo kubur haw
Ya buzuh gize yiro eye nnshnesh nhgdef buzuh aynqfomen eyu meron ka nezi dembe fthi fah eyu zblo zelo welhde mergexi yblun seb kem ykalo kkewn alewo haqena seb Neshu bkulu kefto eyu zdelo sry gin Neshu ztsemani eye gelixelka
@@rahwagerye3780 እሞ እቶም ላንጋላንጋ እዮም ኣሸግሮምና ዘለዉ ኮ ክቡርሓዉ ዘሎሽግር ኩሉ ይገልፅዎሞ ልዕል ማንም ናይዘረባ ክእለት ኣለዎም ተመልሶም ድማ ንእሳያስን ስዓብቱን ዘሎን ዘይለን እናምፅአ ይዉድሶም
😂😂😂😂😂😂😂 MERONNEY SHEKORR YAKHE
😂
ኣታ ወዲ ከም ቀደምካ መሃሪ ድኮነ
Abyi gin mare kindey hayal mukanu germini n Hiwhatn n Higdefn may abliwon bunet 🤦🤔
Nesheneshe shekorr ❤❤
❤❤❤❤
Meron zerebaka kulu haki eyu menmo ysmayo!
🩵🩵🩵🩵🩵
Abi Ahmed Bahri Rkhibu Naakhom Abu Kasakkom you are Bario Tigray 🤣🤣🤣🤣
Emo haqi endyu hade seb mera kegbr qoxera hizka 5 000 naqfa entayu ezi😂
ሓደ መንግስቲ ንህዝቡ ሕክምና፡ ቤትምርቲ፡ ኤለትሪክ፡ ማይ፡ ሞጋዓዝያ ይቅርብ ህዝቢ ካኣ ወፊሩን ኣውፊሩን ንመንግስቲ ግብሪ ይከፍል ሃገር ካኣ ብወፍሪ ዜጋታታ ትዓቢ ንፈልጥ ። ንህዝቡ ክሰርሕን ከውፍርን ክወፍር ዝክእል መንእሰይ ስራሕ ከልኪልካ እንተተዛረበ እንዳሕቀቅካ ዓዱን ኣዲኡን ራሕሪሑ ከምዝወጻእ ጌርካ ተሰዲዱ ሰሪሑ ዘምጾኦ ገንዘብ ሓግዝና ክብሉ ኣይሓፍሩን እቶምዝህቡ ካኣ መንግስቲ እንታይ ይገብር ኣሎ እዚ ዘይገብር ኣይብሉን እዚ ኮ መንግስቲ ንህዝቡ ክቅርቦ ክገብሮ ግዴቱኡ ኢዩ ። ዝኮነ መንግስቲ ንህዝቡ ክገብሮ ዝግቦኦ መሳርሒ ሆስቢታል ኮነ ካልእ መሳለጥያ ንተሰዲዱ ዝወጸ መንእሰይ ክሕግዘካ ምሕታይ ማዕረ ክንደይ ድንቁሩኖኦም ይነግርዎም ኣለው ። ደቂ ዓድና ብኩሉ እንዲና ደንቂርና ዘለና ደጋፊ እንታይ ይድገፍ ኣይፈልጥ ተቃዋሚ እንታይ ይቃወም ኣይፈልጥ ኣምላክ ይስተረና ዓድና ከይኣተና ኣብስደት ከይንዋሓጥ
ብራቮ ጽቡቅ ሓሳባት ፌሩዛ❤️
Ezom da seb keymote eka gudgad zfhuru
ናይ ነሹ ተካታተልቲ ደምሩኒ ክምልስ እየ😊
N Wufu hizna adina 💙💙💙
💙💙💙
ነሹ እዛ ናይ ካንሰር ዝበላ ሓውና ብመግቢ ኣይኮነን ዝሓልፈና ዘሎ በቲ ኣብ ፈቐድኡ ዝጎሓፍ ዘሎ ናይ መሪኩርን ኒኩለርን ካልእ ባእታታትን ዩ ህዝብና ክፈልጥ ኣለዎ እዚ ናይ ወርቅን ካልእ ማዕድንን ዝወጽእ ባእታታት ተጻርዩ ምስ ቶጋሕፈ ብዝናብ ውሕጅ ብግራት ዘርኢ ብዝስተ ማይ ኮይኑ ናብ ህዝብና ይበጽሕ ኣሎ በተን ገንዘበን ከፊለን ንክለራዊ ባእታ ኣብ ቀይሕ ባሕርን ኣብ መሬት ኤርትራን ዝጉሕፋ ውን ዩ ዝመጻና ዘሎ እዚ ሰብ ክፈልጦ ይግባእ ንትንቃቄኡ በዚ ዩ ዝመጻና ዘሎ ካንሰር ልዕሊ ማንም ሃገር #ሚልዮናት ዶላራት ከፊሎም ዝጉሕፍዎ ዘለዉ ንክለራዊ ባእታ ዩ ጠንቂ ሕማም ካንሰር ህዝቢ ኤርትራ እቲ ናይ ዕደና ክኣ ከም ካልኣይ ጠንቂ እንተ ቲ ኤክስፓየር መግቢ ግን ካብ ቀደም ዝነበረ ዩ ኣይሓመምናን ክኣ ንምንታይ ሕጂ ንሓምም @@neshnesh_show
አዚ ዉፉይ ዝብሃል ህዝቢ ይሓምቆ ኣሎ አምበር ሓያል ሰብ አዩ
እዚ ሐወይ ዝቦሎ ዐሶ ንምጥፋእ ዝዐቆረ ማይ ምድፋን ካብኮነ ካንሰር ንምጥፋእ ብሄረ ራሻይዳን ባዶ ትሽዐተ ምድፋን የድልየና ኣሎ
ካብ ራሻይዳ ንላዕሊ እዞም ን ጀበርቲ ንውክሎ ኢና እንዳበሉ ቱርኪ ዝቅመጡ ንኤርትራ ዘይፈልጥዋ ኦዬም ካንሰር ኤርትራ ኮይኖም ዘለው እዚኦም ፍሉይ ኣቃልቦ ክወሃቦም ኣለዎ።
እዋይ 🇪🇷🇪🇷 ብዘይታሐዝ ተታሒዝና ኢሱ ጓሐፍ
✔️✔️✔️
ሓግዝዎ ንመሮን
ህግደፍ ኣብቂዑ እዩ ብሓቂ
✅✅✅
Men elka njisi 😅😅@@neshnesh_show
ህዝብ ኤረትራ አብ ዘመነ እምኒ ይነብር አሎ❤❤
እዋይ ብርክቲ ምሸት ነሹ ሓወይ እዚ ኩሉ ዓመታት 👍 ጌረካ ሎሚ live ረኪበካ ኩቡር ጋዜጠኛ ነሹ እልልልል
ሜሮን ❤️❤️❤️👍👍
ነሹ ሽኮር እረ ይመችኻ ፊሉይ ሰብ❤❤❤❤❤❤🎉🎉
Wufay 👎👎
Cancer ክጠፍእ ተኾይኑ ህዝቢ ሰላም እዩ ዘድልዮ ነጋዶ ከኣ ጥዑይ ኣስቤዛ ከትዉሉ ነዚ ህዝቢ cancer ኣብዚ ሰዓት ከም ስደትናዩ ገዛ ከፈተ ኮይኑ ኣሎ ዘድልየና cancer ዝኾነ ኣመራርሓ ክርሕቀልናዩ 🙏🇪🇷
🙏🙏🙏
ነጋዚጠኛ ነሹ ረብዕ ዘያአተካሰ አነ ካዓ ገዲፈወ ዶየ ኢለ ሓምሰ ሓሊፈትኒ ዘያተካተተልክክ ሓሊፈኒ❤❤❤
🙏🙏🙏
Selam neshu hawey kabzen gfti zlegeskalen ahwat nsaron ente tgftta des mbeleni ykreta newish ametat asesekaya ele eye ykrta arrive eye akoy❤❤❤❤❤❤
ህዝቢና ታሓኒቁ ዩ እንበር ሕማቅ ኣይኮነን 👌
ነሽነሽ ብጣዓሚ እየ ዝድንቕካ ቀጽሎ
welcom nesu 💙💙💙
❤️❤️❤️
ኣነ ብነብሰይ ንደገፍቲ ሕጊ ክፈረዶም እዩ ኢለ፡ ዘጸቢ ዓቅሚ የብለይን
ንብዱላት ወይ ንበደለይ ብገዛእ ፍቃደይ ምኽሓድ ማለት እዩ ንደገፍቲ ቀቲለ በደል እንተ ገረ ንሶም መቶም ኣነ ኣብ እስርበት ምእታው ሓላል እዩ
Thank you neshnesh I love the program ❤️ ❤❤
❤️❤️❤️
ነሹ ዓርከይ መጽሓፍ ምንሽላም ምኽትታል ጀሚረ'ለኩ።
😂❤️❤️
@@neshnesh_showነዞም ናይ ኣፍሪቃ መጽሓፍቲ ሰልመና ነሹ ሓወይ።
ነሹየ ሓቢቢ 🎉❤🎉❤⭐️🤴
ጋዜጠኛ ነሹ እዚ ኩሉ ዓመታት 👍 ጌረካ ሎሚ Live ረኺበካ እልልልል
❤️❤️❤️
እዚ ግዜ ከፍረሐካ እቲ ወሎዶ ግን ይላገፅ
ነሽነሽ ሽኾሪ❤❤❤❤❤❤
Welcome ነሹዬ❤❤❤❤❤❤❤
❤️
ኣቢ ገዲፍዎስ እዙይ ውን ዋይ ረኪብዎ ኒሀ ኢሱ😂😂
Ethiopian people always call Eritrea. People wenbedi since mengstu hailmariam but Eritrean 🇪🇷 never give up❤🇪🇷✌️🙏
😅😅😅 መን ዲዩ 30 ዓመት ብዛዕባ ኤርትራ ገዲፉ ብዛዕባ ኢትዬጵያ ክዛረብ ዘሕለፎ???
Tgiraway brged nhamedu hji gizia kntkemela alona hwhat shaebya ktefu alewom😢😢😢
Eway hizibeyyy 😮🇪🇷😭😭🇪🇷🇪🇷😭😭😭😭😭
Ajoka selm kewrdelna ayu mtehzbi❤❤❤❤❤
Well done explaining on the topic cancer 😢😢😢
Kab nay KHALID ABDU mealtawi online class aytewhdelna NESHuway
❤️❤️❤️
Ezi hizbi ente dea zirideo alo koynu higdef ab degen ab wushti hagerin ketsnitena eyu hakinu zelo ninkah please kab higdef nilaeli cancer yelen
Nesu tesfa key qorexka hizbna bitami timhro bimhlawka bitami eye zemesgneka ab tihti amlaki 🙏
Nay bhki tewrdu awredna hezbi Eritrea klal alwo ab weshti znber 😢😢😢😢
Kab hamimeka hekmna tekalakilka tena eyu💙💙💙
Selam selam neshu ney moday❤❤
Neshu wedi
አይ ወድ መድህን በራድ🧐
እስከ ናይ ነሹ ኣድነቅቲ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ጋይስ ጀማሪት እየ
ነሽዋይ እንኳዕ ዳሓን መጻኻ❤❤❤❤❤🎉🎉
ነሽ ነሸ ሸኻሪ❤❤❤
❤❤❤🎉🎉🎉
Hasawi haseti👈👈
Neshu bro❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
❤️❤️❤️
Tebabhom heji kea bemanta kexawetu foo😢
First comment neshu arkey 💙✅️
💙❤️💙❤️
ወለከ ይብሉ ቆሓይን ኢሱ ሰብ ስኢኑ
ናይ ነሹ ቤተ ሰብ ደምሩኒ ❤
Willkommen Neshu 🎉🎉
Neshu b insta xhifelka aleku eba melseley pls❤🙏
Fiori ftwi tbl pls
Ato Belay , yabede wisha . Tel him to mind his business.
Neshu nice
Nesh yekreta link share kevel
Wellcome nesh❤
❤️❤️❤️
ካባና ርሕቖም ናይድላዮም ባሕሪ ይውሰዱ ሱሳዓት
Anta ezi maron dikum wela gele tblwos loqumax medenageri eu
🎉🎉🎉🎉❤
💖💖💕
ተኮሊፍና
Meron as always great❤
አዞም ቆማላት ኣትፋዮም
Goma!!!!
iseyas Kelo Kunat Alo Bizey kunat kinebr Ayklin eu Hiji girm Barayu Higdef No More 2025 kem Nay Syira Hizbna Selam Kirekb 💙💙💙💙💙💙💙💙💪💪😎😎😎
❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ነሹ ሰላም ሰላም 🙏💐
❤️❤️❤️
Fact : MERON👌🏽
🎉
ነሹዋ❤
💙💙💙💙💙
💙💙💙❤️❤️❤️😊
ነሽነሽ መን ኢዮም እቶም ብዓሌት ዝሓስቡ ዝብሎም ዘሎ።
ነሹ አነ አብ ገዛይ 3 ታብሊት 2 ሞባይል 1 ላብቶፑ ሳብስክራት እየ ጊረካ ስለዚ ልሳን እታ ህጻን ስደደለይ ከይ ትርስዓ
Thank you 🙏
ሰላም ነሹ
ነሽነሽ ነዞም ሃገር ሓማሴን ዝብሉ ተኻሉ ኣይትእመኖም እቶም ቐንዲ የማናይ ኢድ ናይ ኢሰያስ እዮም በዚ ካልእ ይብሉ በቲ ካልእ ይብሉ
❤❤
ነሸነሸ❤❤❤❤❤❤
❤❤❤
Neshu Arkey
Kemey hadirka Neshu hawey
Yekenyelna sle ti xfuf akerarbaka